Пікірлер
@muluadhana
@muluadhana 8 минут бұрын
ኣርእስተ ዜናኹምን ሓተታኹምን ኣይራኸብን። unsubscribe ክገብረኩም እየ።
@GhiwetGmichael
@GhiwetGmichael 2 сағат бұрын
ተጋሩ ሾሮት ሜሞሪ ደሞ ኮይንናይ እምበር ኢቶጵያ እማ ገና ገና ንውንበር ይባልዑ
@berihun-iz2yl
@berihun-iz2yl 5 сағат бұрын
ኣዚዩ ዝገርም 'ዩ ሓቂ እንድሕር ኮይኑ ናአየር መንገድ ወሰኽ ዋጋ ካብአ/አ ናብ አኸሱም ! ?
@gebreabzgiweldehawariat5378
@gebreabzgiweldehawariat5378 5 сағат бұрын
ሰብዓ ካሬ ናይ መብራህትን ማይን ጉዳይ ንምዝራብ አፀጋሚ እዩ
@DawitWm
@DawitWm 6 сағат бұрын
ሥርዓት ግበር አኽሱም ዘሐፍር ነገር አይተፈፀመን ባንዳ ጌታቸው ተቃውሞ ገጢሞ ከይትብል ጥራሕ ሕፈሩ
@YaredTesfay-t2t
@YaredTesfay-t2t 6 сағат бұрын
ኣቱም ሰባት ዛዓዲ ኣይናትናን እንዳበልና ክንጽሕፍ ከለና ብዘይ ምኽንያትት ከምዘይኮና ባ ተረድኡና ሕጅውን ኣይናትናን ፎ ንበላ
@KokobStudio1
@KokobStudio1 6 сағат бұрын
ከመይ ዓይነት ቀጠፍቲ ሚድያ ኢኹም ኣርእስቲ ዜናኹም ካሊእ ትሕዝቶ ዜናኹም ካሊእ ኩሉ በበይኑ መደናገርቲ
@BikiMan-v9c
@BikiMan-v9c 6 сағат бұрын
በሃረ ቦልቦል
@FitsumAberha
@FitsumAberha 6 сағат бұрын
ሎሚ ድዩ ኢትዮጵያ ንትግራይ ትፀቅጣ ካብ ቀደም ኢዩ
@adeyalways1750
@adeyalways1750 7 сағат бұрын
Entay aetwuwoooo bizaba ethiopia
@HadushHadgu-c4i
@HadushHadgu-c4i 7 сағат бұрын
መንገዲ አየር ኢ/ያ ኮነ መሰሉ አብ ልዕሊ ትግራይ ንዝፍፅ ምዎም ፅዕንቶታት ተጠየቅቲ ጉዳይ ህዝቦም ዝረስዑ መራሕቲ ትግራይ ዮም።
@seni41
@seni41 8 сағат бұрын
ሎሚ ድዩ ተራዲኡካ ኢትዮጵያ አንፃር ትግራይ ምኻና ኪድ አይትበሎ ከምትከይድ ግበሮ ስቅ ኢልካ አይትለፍልፍ
@bezahigus6043
@bezahigus6043 8 сағат бұрын
ተቃውሞ አብልዕሊ አየር መንገድ ኢትዮጵያ ዝበሀል ነሐይል ካብዙይ ዝበለ ፅልአት ትግራይ መረጋገፂ የለን ክንድዝተኻእለ አየር መንገድ ዘይምጥቃም
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 8 сағат бұрын
Abyi midyi
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 8 сағат бұрын
666
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 8 сағат бұрын
Shbyi midy
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 8 сағат бұрын
Luteraywi weshtam
@endadago
@endadago 9 сағат бұрын
ቀጣፊ ሚድያ
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 9 сағат бұрын
እወ ሕጂ ውን ብብልጽግና ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘሎ ጽቕጢ ብሰላሕታ ድኣ ይካየድ ኣሎምበር ሎሚ ደው ኣየበለን
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 9 сағат бұрын
Hamed bilieu mayin fesasin mekele .Rip
@MekonenGebremedhin-n1j
@MekonenGebremedhin-n1j 9 сағат бұрын
Hashawi media
@toyotaw2500
@toyotaw2500 17 сағат бұрын
ካብ ክሎም ሚድያታት ዘምጾ አርእሲቲ ዘምጾ ዜና ካልእ ፉጹም መአረምታ የድልዩካ.
@BirhaneAsemare
@BirhaneAsemare 22 сағат бұрын
አቲፅሑፉን ተንብብዎ ዘይራኸብ
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 22 сағат бұрын
ብጣዕሚ ብሩሕ ተስፋ እዩ ይበል።
@1birryoutube
@1birryoutube 23 сағат бұрын
ናይ ብዙሓት ሚዲያ ፀገም ዕለት አቅዲምኩም ክትጠቅሱ አለኩም ። ቀፂሉ ናብ ካሊእ ሓበሬታ ምሽግጋር እዩ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 23 сағат бұрын
ኣንታ ጋህታፍ ! ቐላፅምካ ይሰበር ዋ ንኹሉ ተራ ዜና ዲኻ ሰበር እናበልካ ተዋዓውዕ ዕንዝር
@DaniDani-r5u
@DaniDani-r5u Күн бұрын
ሰበር ዜና ተርኣኹስ ዘኾነ ይኹን ሰበር ዜና ዳበልካ ተምፅእ
@Assefa-jb4fq
@Assefa-jb4fq Күн бұрын
Hasawe nisika tigedid
@fisshadesta
@fisshadesta Күн бұрын
አረ በዛኹም ሚድያታት ንዞም ጉጅለታት ኮንንዎም ህዝቢ ትግራይ ብህልኽ ናብ ዝኸፍአ ሓደጋ የእትዎ ኣለው።
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 Күн бұрын
Layer
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 2 күн бұрын
ለኽባጥ ሓሳዊ
@johnmekonen9020
@johnmekonen9020 2 күн бұрын
ዘሕጉሰ ዘሕዝን ዝብል አርእስቲ እንታይ እዩ አድላይነቱ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 2 күн бұрын
Ethiopia wi zeble
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 2 күн бұрын
Koro koroko
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 2 күн бұрын
Orormo zeble
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 2 күн бұрын
Ethiopia wi no tigray weshtame
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 2 күн бұрын
ሃብቱ ኪሮስ ባንዳ እዩ
@teweldehabte2691
@teweldehabte2691 2 күн бұрын
ኣጆኹም ህዝቢ ትግራይ ምስዝኾነ ህዝቢ ከንብርን ከስርሕን ዘብቀዓኩም ሙዕቡል ስነምግባርን ልቦናን ስለዘለኩም!!!!
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 2 күн бұрын
ሓሳዊ ፈስፋስ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 2 күн бұрын
ገፅካ ትርሓቕ ሰካራም ሰብ ተድንግፅ ናይምንታይ መጥቃዕቲ እዩ?ንኸብድኻ ዘይኮነ አርእስቲ ትፅሕፍ ፈስፋስ
@Wellaitay
@Wellaitay 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 best Agame media. Ayzoka libi Tigrai
@KelaliAlemu
@KelaliAlemu 3 күн бұрын
ሓድሽ ኘረዝዳንት ተመዝዙ ትብል ካልእ ተዉግዕ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 3 күн бұрын
ክክክክ አረጋዊ በርሀ ድራማ ድዩ ትግራይ አይረግፃን።
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 3 күн бұрын
ናይትግራይ ኩለመዳያዊ ፀገም ብሓደ ፕሪዝዳንት ምምራፅ-ምምዛዝ ዝፍታሕ ገይርኩም ምርዳኩም ዓብይ ናይ አረዳድኣ ፀገም ካም ዘለኩም የረድእ። እቲ ፀገም ልዕሊዑ እዩ-መፍትሂ ድማ ምልኣተ ህዝቢ ናብ ሓቀኛ ባህሉን ኃይማኔቱን ክምለስ ከሎ ጥራይ እዩ። አሽዑ ብስርኣትን ህግን ክንከይድ ዘክእል መንግስትን-ፕሪዚዳንትን የድልየና። ኽዚ ካም ህዝቢ ኢና ወዲቅና ዘለና ካምህዝቢ ምድሓን የድሊ ናይ ሓደ መራሒ ጉዳይ አይኮነን።
@MuhammedAbdelkadir
@MuhammedAbdelkadir 3 күн бұрын
ተስፋ ትግራይ ዘይኮኑ መራህቲይ ብህዝቢ ናዕቢ ክዉጎዱ ዩም
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 3 күн бұрын
ዘሕዝን ካብ መቐለ? ዛጊድ ዘይተፃረየ? ረሳሕ ኢኻ
@fisshadesta
@fisshadesta 3 күн бұрын
ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ናብ ትግራይ ርዳእታ ከይኣቱ ዝበለ፣ ኣብ ትግራይ ስቪል የለን ኩሎም ተጋድልቲ እዮም ዝበለ፣ ፌዴራል መንግስቲ ኣብ ትግራይ ብፋኖን ብሽዓብያን በደል ኣብፂሖም እዮም ክብል እንተሎ ኣረጋዊ ኣይተቐበሎን ንመን ክመርሕ እዩ? ምናልባሽ ናይ ሙውታን ፕሬዝዴንት ክኸውን እተኾይኑ እበይ ንህልዋት ተጋሩ ክመርሕ ብልፅግና ፓርቲ ኣይመዞን ምኽንቱ ዓቕሚ ዘይብሉ ምኳኑ፣ ካብ ድጋፍ ህዝቢ ስለ ዝተነፀለ ኣባላት ከምዘይብሉ ጠንቂቖም ይፈልጡ እዮም። ካብታ ዘለዋ ቦታ ንምልዓል ከም ምኽንያት ክጠቀምሉ ይኽእሉ እዮም።
@TeklemichaelKidane
@TeklemichaelKidane 3 күн бұрын
ሓሰውቲ እኹም!!!
@hevenhailu6987
@hevenhailu6987 3 күн бұрын
hasawi media