Пікірлер
@user-ey2eo6md4e
@user-ey2eo6md4e 54 минут бұрын
Amen Amen tebarek Yoni bruk
@AbedomBerhane-wk8qm
@AbedomBerhane-wk8qm 2 сағат бұрын
እዋይይይ ድምጺ ካናሪ❤ ዳዘመርኩሉ ንበሪ ጥዕምቲ ድምጺ ዋውውውው ትዕድልቲ ዩ ጎይታ ይባርኽኩም ኣዚኹም ኢኹም ትባርኹኒ❤❤❤❤❤❤❤
@senaitokubamickel9117
@senaitokubamickel9117 8 сағат бұрын
Niguho midir zitebarkula mezumur tebark ❤❤❤❤❤❤❤
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 8 сағат бұрын
❤🎉❤🎉እልልልልልልልልልልል🙌🙏
@FilmonErmias
@FilmonErmias 15 сағат бұрын
Blessings❤❤❤❤❤❤❤
@TesfalemTadesse-light
@TesfalemTadesse-light 22 сағат бұрын
ዮኒ ሓወይ ፡ጎይታ ይባርኽካ ልክዕ ፡ ትኽክል ትምህርቲ። መመሊስካ ወስኽ።
@taezazwoldu5302
@taezazwoldu5302 23 сағат бұрын
so great revival songs in Eritrea, that brings peace to the people.
@MakdaAsgodom
@MakdaAsgodom 23 сағат бұрын
Hallujah Amen kokiye memelisu hayliki yiwesik amlak yibarek bereketina eki.
@merhawitbrhane
@merhawitbrhane 23 сағат бұрын
Tebareku
@danielAraya-sw4zd
@danielAraya-sw4zd Күн бұрын
ሻሎም ሻሎም ጻድቓናት ኣሕዋት ስላም ክርስቶስ የሱስ ዕረፍትኩም እዪ ፡ ሓው ዮኒ ጻድቅ ፡ ርእይቶ ምጽሓፍ ክም ናይ ኤዛቤል መንፈስ ኢልካ ገሊጽካዮ ፡ ጽብቅ ኣይኾነን ፡ ርእይቶ ዝይምቅባል ክኣ ፡ ዝገደድ ስለዚ ክምቲ ቅብኣት ይውቃዕ እዩ ዝበልካ ፡ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ቅባኣት እኾ ፡ ኣካል እዩ ንሱ ክኣ የሱስ ክርስቶስ ናይ ኹሉ ቅብኣት እዩ ፡ እሞ ንኣብነት እቲ ጽልማት ንቲ ብርሃን ኣይሓዞን ፡ ማለት ፡ ጸልማት ንብርሃን ክዎቅዕ ኣይክእልን እዩ ፡ ስለዚ ብዛዕባ እቲ ኣካል ኢካ ትዛረብ ዘለካ ፡ ብእምነት ክርስቶስ ብምእማን ክኣ ንጎዓዝ ፡ ኣብ ግዕዞ ደካም ፡ ይርክብ እዩ ፡ ንባዕልካ ሓው ዮኒ ጻድቕ ፡ ብክንደይ ድካም ሓሊፍካ ኢካ ግን ፡ ቅብኣትካ ተውቂዑ ማለት ኣይኮነን ፡ እታይ ደኣ ክምቲ፡እቲ ቅብኣት ኣካልና ዝኮነ ንድካምና ብጠበቃ ይገልግለና ፡ ብተወሳኪ ናተይ ቅብኣት ጥራይ እዩ ፡ ዘይተወቀዕ ዝብልካዮ ፡ ደጊምካ ሕስበሉ ንስካ ብሩክ ኢካ ። ### “ንስኻትኩምሲ፡ ከምቲ ቕብኣት ብዛዕባ ዅሉ ዚምህረኩም ዘሎ፡ ሓቂውን እዩ፡ ሓሶት ኣይኰነን፡ እሞ ኸምቲ ንሱ ዝመሀረኩም ኴንኩም፡ ኣብኡ ኽትነብሩ ኢኹም። እምብኣርከ እቲ ኻብኡ እተቐበልኩምዎ ቕብኣት ኣባኻትኩም ይነብር አሎ እሞ፡ ሓደ እኳ ኺምህረኩም ኣየድልየኩምን እዩ።” - 1ይ ዮሃንስ 2፥27
@jesussaves8022
@jesussaves8022 Күн бұрын
Weskelena eske Yoni bruk , memeliska tegelex , dege xelatka wres.
@tesfomzegergish3030
@tesfomzegergish3030 Күн бұрын
Yoni hawey breketna aika
@Mogusha.
@Mogusha. Күн бұрын
Pastor Burk ane meseker eye kemey zeteqebu mengedi kem teriyiom abe zegebom bota kem teqemetom hiwoteka eka zeteamkayio etgberon eka zemhareka emo goyta memelisu dobateka yesfhayio
@bisratkassa8105
@bisratkassa8105 Күн бұрын
❤❤❤
@rahwakiedn531
@rahwakiedn531 Күн бұрын
‏איזה בנאדם יקר באמת
@semharzerai5479
@semharzerai5479 Күн бұрын
Yoni hawey buruk.....tebarek nbereket yigberka Amlak. Amen(3)
@Mur_Channel
@Mur_Channel Күн бұрын
🙏🙏🙏🙏Zemna eske yemxelna geta ebr teka Awet kinbexehi meferase bezhina Hadeshe hiwete kimexena eskea nexeli ❤❤❤❤
@helenmihretu6074
@helenmihretu6074 Күн бұрын
Wow wow 👌 paster yoni thanks for sharing ur idea ❤❤. You are so blessed keep going
@michaelkifle831
@michaelkifle831 Күн бұрын
Amen🙏🙏🙏
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 күн бұрын
ዪኒ ብሩክ ናትካ ትምህርትስ ክጥዕም ህድእ ኢሉ ውሽጥካ ዚኣቱ ዚጠቅም እዩ።ኣምላክ መመሊሱ ይምላእካ 🙏🏽🌷
@jesussaves8022
@jesussaves8022 Күн бұрын
Me too. Pastor Yonathan is anoited praise God❤
@edenaraya251
@edenaraya251 2 күн бұрын
Amem amen edu haftey tebarekiii❤❤
@user-qe6mm3to8x
@user-qe6mm3to8x 2 күн бұрын
የኒ ብሩክ ሰብ ብጥኣሚ ነፍቅረካ ጎይታ ሓይልካ እዩ ብማንም ኣይትሓዝ እዚይ ካብ ሰማይ ዙከነ እዩ ኣይንስቀጥን ኢና ክንወጽእ ኢና
@gueyyemane1810
@gueyyemane1810 2 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏💚🙏🙏🙏💚🙏💚🇪🇷🇪🇷💚🇪🇷🙏
@gueyyemane1810
@gueyyemane1810 2 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏💚
@hiritimehanisho5162
@hiritimehanisho5162 2 күн бұрын
Amenn❤🎉❤🎉❤🎉
@hailemeasho8092
@hailemeasho8092 2 күн бұрын
any plan open church in Edmonton
@AbedomBerhane-wk8qm
@AbedomBerhane-wk8qm 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜንንንንን ዕልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እዚስ ትዕድልቲ ዩ ካብ ጎይታ ዩ❤❤❤❤❤❤❤❤ተሰራሲረ ሎሚ ለይቲ❤❤❤❤❤❤❤ ዳዘመርኩሉ ንበሪ ኮኾባ ❤❤❤❤❤ተባረኺ❤❤❤❤❤❤❤❤
@asmaraasmara5769
@asmaraasmara5769 2 күн бұрын
Selam amlak ybzhalka Yoni. Nestewel !menfesawi abo kkewen zkel haden enqon Jesus tray eyu . Menfes amlak , and menfesawi yehwat ab kebabina wey ab church zelewu merahti ( shmagletat) kemu wen ab mengona zelewu yehwat eyom. Menfesawi wldnet tekebilna ena aba abo nblelu. Yohannes 1 meraf kem nfeltokulna. Gega zeyblu zeydekem kem seb zeykone abo Jesus. Seb gelatya mtmatom nab nabti etesekle krstos ktmtu tenegirwom, nhna wen kem seb gelatya nab etesekle krstos mtmat kemu wen hbret amlak ,ahwat. Yesus kea kem kalu debek 2wey 3 b sem yesus ms teakebna debek ybel. God bless you.❤
@SabaE-ow7me
@SabaE-ow7me 2 күн бұрын
Amazing message and worship pastor Yoni, may God bless you abundantly. Keep going by the grace of God.
@user-qe6mm3to8x
@user-qe6mm3to8x 2 күн бұрын
እግዚብሄር ጓሳይ እዩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጎይታ ይባርኪ ጸጋኺ ይገለጽ
@Algalove7
@Algalove7 2 күн бұрын
Paster Yoni burk memelska tebrk 🙏❤️❤️❤️
@ZemarEzra
@ZemarEzra 3 күн бұрын
እዚ ፍቅሪ ዋጋ ዝተኸፍሎ ልበይ ሰንጢቁ ኣምሮይ ቢሕትዎ ከመይ ኢለ ውዕለቱ ክርስዖ እፈልጥ እየ ኣበይ ከምዝነበርኩ ግን ተሓዲሰ ኣለኹ ብጸጋኡ ዘልኣለም ክነብር እየ ምስኡ እወ ሓሊፈዮ ብጸጋኻ ገለካ ኣይጓደለንን የሱስ ካብ ምሕረትካ 20:ነፍሰይ ከየባተኸት ትዝክሮ፡ ኣብ ውሽጠይ ከኣ ደኒና ኣላ።21: እዚ ኣብ ልበይ ኤንብር፡ ስለዚ ድማ ተስፋ እገብር።ደ.ኤር 3:20-21 ከመይ ኢለ ሰቅ ክብል ስቅ ክብል ፍቅርኻ በዚሑለይ ከሎ ከመይ ኢለ ስቅ ክብል ስቅ ክብል ምሕረትካ በዚሑለይ ከሎ ኣ.ይ.ክ.እልን እየ ከ.ጸ.ዋ.ዕ.ክ.ዎ ክውዕል /ህይወተይ ለዊጥዎ'ዩ ከመይ ኢለ እየ እሞ ስቅ ክብል ፍቅሪ'ሎ ውሽጠይ ዘቃጽል(2) ካልእ ምኽንያት እኮ የብለይን
@eyerusalemtesfaytesfamaria8928
@eyerusalemtesfaytesfamaria8928 3 күн бұрын
Amen Amenn tbark yone
@yohannesbelay3152
@yohannesbelay3152 3 күн бұрын
buruk eka
@issaiasagelgali
@issaiasagelgali 4 күн бұрын
GLORY TO my LORD JESUS OF NATHERIT FOR EVER OVER 10000000%%%%%%%.......
@ellenbahta7560
@ellenbahta7560 4 күн бұрын
Ameeeen Ameeeen Ameeeen
@aziebh660
@aziebh660 4 күн бұрын
አሜን ንስኻ ምሳይ ምህላውካ እዩ አሜን። አምላኽ አብዚሑ ይባርኽኪ❤❤❤
@selamtsegay3619
@selamtsegay3619 4 күн бұрын
Zemeka ybarek yoni hawey❤❤❤❤❤❤❤
@danielaraya8646
@danielaraya8646 4 күн бұрын
ሻሎም ሻሎም ጻድቓናት ኣሕዋት ኣብ ብልይ ኪዳን ትእዛዝ ተዘይ ፈጺምካ ፡ ባዕሉ እቲ ሕጊ ቀታሊካ እዩ ፡ ሕጊ ሙሴ ብምሕራም ወይ ብምሕረት ኣይሕግዘካን እዩ ፡ ብመቅጻዕቲ ይቀትለካ ፡ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ክኣ ተዘይ ተእዚዝካ ወይ ተዘይ ተረዲእካ ወይ ተዘይ ኪእልና ፡ መንፈስ ቅዱስ ፡ ብክርስቶስ የሱስ ጠበቃ ኣለና ፡ ተቀላጢፋ ኣይቀትለናን እዩ ፡ ብምሕዳስ ሓሳብ ብጽድቂ ፡ ብኣምልካ ይምህረና ወይ ብምሕረቱ ምብዛሕ ጠብቃና ይረደኣና ፡ እምበር ደሪፊ ስለ ዝስማዕና ፡ ወይ ብካል መንገዲ ብጊጋ ምካድና ኣይቀትለናን እዩ ፡፡ እሞ ሕጊ ሙሴ ቀታሊ ፡ ጸጋ የሱስ ክርስቶስ ብምሕረት ኣራሚ ፡ ሳኦል ክልእ እዩ ፡ ማሕበሩ ክኣ ክልእ እያ ፡ ፈሊና ምርኣይ የድልይ እዩ ። ❤ ቲቶስ 2 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ¹¹ ጸጋ ኣምላኽ ተገሊጹ እዩ እሞ፡ ንዅሉ ሰብውን ምድሓን ኣምጺኡ፡ ¹²-¹³ እቲ ብሩኽ ተስፋን ናይቲ ዕዙዝ ኣምላኽናን መድሓኒና የሱስ ክርስቶስን ምግላጽ ክብሪ እናተጸቤና፡ ግፍዕን ዓለማዊ ትምኒትን ክሒድና፡ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ብጥንቃቐን ብጽድቅን በምልኾን ክንነብር ይምህረና አሎ።😢
@fetihiyashukrala2350
@fetihiyashukrala2350 4 күн бұрын
@biniam9636
@biniam9636 4 күн бұрын
Powerful message… God bless you ..
@Shalom770
@Shalom770 4 күн бұрын
"The hand of God is with you. You have to open churches here we need pastors in USA who can guide us by the Spirit of God
@Semu-fn1io
@Semu-fn1io 4 күн бұрын
Egziabher ybarkka pasteur ❤❤❤🙏🙏🙏😍😍😍
@Semu-fn1io
@Semu-fn1io 4 күн бұрын
Egziabher ybarkka pasteur ❤❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍
@MajorprophetYonas
@MajorprophetYonas 4 күн бұрын
አይንትሓዝን ኢና ግን
@MajorprophetYonas
@MajorprophetYonas 4 күн бұрын
ሓቂ ሓቂ ሓቂ ሓቂ ሓቂ ሓቂ ሓቂ ዮኒ ሓወይ
@MilenBeyene
@MilenBeyene 5 күн бұрын
Amennnnnnnnn🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 5 күн бұрын
Kibiri niamlak Yoni hawey memlesu xegiue yebzehalika 🙏
@simanovsamsen2314
@simanovsamsen2314 5 күн бұрын
Tnx pator yoni hawey
@musiehabte6871
@musiehabte6871 5 күн бұрын
Amen