KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Жазылу
christ love Media
Gospel Worships and Teachings (ቃል ኣምላኽ ትምህርትታት)
Old Tigrinya Mezmur!
Lyrics to Worship songs. (መዝሙር ምስ ግጥምታት)
BIBLICAL questions and answers (መጽሓፍ ቅዱሳዊ ሕቶን መልስን)
Audio Bible readings (ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ)
Praising God Almighty.
"እቲ ብመንፈሳዊ በረኸት ዘበለ ብክርስቶስ ገይሩ ኣብ ሰማያት ዝባረኸና ኣምላኽን ኣቦ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ብሩኽ ይኹን። ከምቲ ብፍቕሪ ኣብ ቅድሚኡ ቅዱሳንን መንቕብ ዜብሎምን ምእንቲ ኽንከውን፡ ቅድሚ ምስራት ዓለም ብእኡ ዝሐረየና፡ በቲ ፍቁር ብእኡ ዝጸገወና፡ ንውዳሴ ኽብሪ ጸጋኡ ብፍታው ፍቓዱ ብየሱስ ክርስቶስ ንርእሱ ውሉድ ክንኰኖ ቐደም መደበና። ብእኡ ብደሙ ምድሓን፡ ማለት፡ ከምቲ ሃብቲ ጻጋኡ ሕድገት ሓጢኣት አሎና።" ኤፌሶን :1,3-7
1:02:07
New ንዘመርቲ ዝተዋህበ መንፈሳዊ ምኽርን ማዕዳን #Mezmur #Tigrinja Video
Жыл бұрын
40:09
ንዘመርቲ ዝተዋህበ መንፈሳዊ ምኽርን ማዕዳን New #mezmur
Жыл бұрын
47:11
#new #videos #tigrigna መልእኽቲ ናብ እብራዉያን I ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ @christloveMedia
Жыл бұрын
3:46
መልእኽቲ ጳዉሎስ ናብ ፊልሞን I New #videos #tigrigna ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ @christloveMedia
Жыл бұрын
5:50
ደስ ይብለኒ ኣሎ New #worship OLD #tigrigna #mezmur -ብ ዘማሪ ቢንያም በርሀ @christloveMedia
Жыл бұрын
16:31
መጽሓፍ ቅዱሳዊ ሕቶን መልስን I Amazing #New☝️#Biblical 📖 #questions 🥇Video @christloveMedia
2 жыл бұрын
12:02
2ይ መልእኽቲ ጳዉሎስ ናብ ጢሞቴዎስ New #videos #tigrigna ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ III 1 Timothy @christloveMedia
2 жыл бұрын
17:05
1ይ መልእኽቲ ጳዉሎስ ናብ ጢሞቴዎስ New #videos #tigrigna -ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ-1 Timothy @christloveMedia
2 жыл бұрын
3:42
የመስግነካ I New #worship OLD #tigrigna #mezmur - @christloveMedia
2 жыл бұрын
7:31
2ይ መልእኽቲ ጳዉሎስ ናብ ሰብ ተሰሎንቄ@christloveMedia New #videos ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ I 1 theselonians
2 жыл бұрын
3:53
ደንጊጽካለይ New #worship OLD #tigrigna #mezmur -ብ ሕብረት ዘመርቲ @christloveMedia
2 жыл бұрын
5:15
ክንደይ ተዓዲለ Worship OLD #tigrigna #mezmur -ብ ግደይ ጎይትኦም @christloveMedia
2 жыл бұрын
6:08
ተመስገን New #worship OLD #tigrigna #mezmur- ብ ሕብረት ዘመርቲ @christloveMedia
2 жыл бұрын
5:02
ሰላም ኣሎኒ New #worship OLD #tigrigna #mezmur -ብ ግደይ ጎይትኦም @christloveMedia
2 жыл бұрын
4:30
ተዓዲለ- New #worship OLD #tigrigna #mezmur III III ብ ሳምሶን ዮውሃነስ @christloveMedia
2 жыл бұрын
57:41
ካብ ኣእምሮይ ንላዕሊ- @christloveMedia New #video Full ALBUM #mezmur #tigrigna by ሰናይት ስጦታ።
2 жыл бұрын
5:34
ናትካ ሰናይ- @christloveMedia New #worship OLD #tigrigna #mezmur -ብ ሕብረት ዘመርቲ
2 жыл бұрын
4:57
ሓሳብካ ኣብ ልዕለይ I @christloveMedia New #lyrics clip OLD #tigrigna #mezmur- ብ ሕብረት ዘመርቲ ኤርትራ
2 жыл бұрын
5:58
ተመስገን ኣምላኸይ - @christloveMedia New #clip OLD #tigrigna #mezmur -ብ ሕብረት ዘመርቲ ኤርትራ
2 жыл бұрын
13:27
1ይ መልእኽቲ ጳዉሎስ ናብ ሰብ ተሰሎንቄ - @christloveMedia New #videos ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ 1 theselonians
2 жыл бұрын
6:42
የሱስ ሰላመይ ኢኻ I @christloveMedia new #mezmur #Lyrics Video I by Awet Kebedom
2 жыл бұрын
39:47
2ይ መልእኽቲ ጳዉሎስ ናብ ሰብ ቆረንጦስ- @christloveMedia #bible_audio Video ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ 1 Corinthians
2 жыл бұрын
5:09
ሃሌሉያ III ብ ሳምሶን ዮውሃንስ-@christloveMedia New clip #old Mezmur
2 жыл бұрын
1:00:41
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ III1ይ መልእኽቲ ጳዉሎስ ናብ ሰብ ቆረንጦስ I@christloveMedia #bible_audio Video 1 Corinthians
2 жыл бұрын
6:07
ንምንታይ ንጭነቅ III ብ ዮውሃንስ ምስግና @christloveMedia #clip OLD #tigrigna Mezmur III#mezmur
2 жыл бұрын
6:35
New #clip OLD #tigrigna Mezmur III ንጉሰይ ሸይመካ III ብ ዮውሃንስ ምስግና #mezmur @christloveMedia
2 жыл бұрын
6:14
New Clip OLD #tigrigna Mezmur III ካብ ኣእምሮይ ንላዕሊ III ብ ሰናይት ስጦታ #mezmur @christloveMedia
2 жыл бұрын
1:00:41
New #amazing #bible_audio Video ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ IIIመልእኽቲ ጳዉሎስ ናብ ሰብ ሮሜ III Romans@christloveMedia
2 жыл бұрын
21:47
New #amazing #bible_audio Video ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ IIIመልእኽቲ ጳዉሎስ ናብ ሰብ ኤፌሶን III @christloveMedia
2 жыл бұрын
Пікірлер
@ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ
3 күн бұрын
መዛሙርካ ብልቢ ኣብ ኣንጉዕና ኣትዩ'ዩ ዘጥልለናን ዝባርኸናን፡ ተባረኸልና ናይ በረኸት ኣቦ
@salemtekle5171
14 күн бұрын
ኣሰይ እልልልልልል ዘዕበየና መዛሙር
@letebrhanselomun3981
23 күн бұрын
OOO GOD incredible grace all of them I must be proud of you guys and continue your amazing work together piece of GOD I love you thank amen,
@trhaskafel6109
25 күн бұрын
HALELUJAHHHH AMENNNN
@senaittesfai180
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amenrahel962
Ай бұрын
ፍትወይ ናተይ'ዩ ኣነ ድማ'የ ናቱ እፈትዎ ይፈትወኒ ስለዚ'ዩ ሓርዩኒ የሱሰይ ናተይ'ዩ ኣነ ድማ'የ ናቱ ይፈትዎ ይፈትወኒ፣ ሰለዚ'ዩ ሓርዩኒ ሃሌሉያ /4/ ፍትወይ ኢየሱስ'ዩ፡ ኣነ ይፈትዎ ንእኡ ዝፈልየኒ የለን ካብኡ፡ ይፈትዎ'የ ሓለፍኡ ይፈትዎ ይፈትወኒ ንሱ፡ ኣይነብርን ብዘይብእኡ ፍትወይ ናተይ'ዩ . . . ድምጺ ፈታውየይ ፡ ይመጽእዩ ናባይ ልዕሊ ኣኽራናት እናዘለለ፣ ይፈትወኪ'የ እናበለ ናብ ቤቱ ውን የእትዩኒ፣ እለኹ ደስ ኢሉኒ ፍትወይ ናተይ'ዩ . . . ትጽውዕ ነብሰይ፣ ነብሰይ ንዓኻ ነብሰይ ንስምካ ትፈስስ እሞ ትጸግብ ብፍቕርኻ ብቕብእኻ ኣታ ነፍሰይ ትፈትወካ ትፈትወካ ትፈትወካ ካብ ወይኒ ጥዒምዋሎ'ቲ ፍቕርኻ ቲ ፍቕርኻ ኣታ ነፍሰይ ትጸምኣካ ትጸምኣካ ትጸምኣካ ካብ ወይኒ ጥዒምዋሎ ቲ ፍቕርኻ ቲ ፍቕርኻ እወ ነፍሰይ፡ ንዓኻ ፈሊጣ ክብሪ ትህብ ኣላ፡ ስለቲ ዕቤትካ ዝገበርካለይ መዓስ ረሲዓ ኣበሳ ሕማማ ባዕልኻ ፈዊስካ ኣታ ነፈሰይ ትፈትወካ . . . እሞ ነፍሰይ ንዓኻ ፈሊጣ ክብሪ ትህብ ኣላ ስለቲ ዕቤትካ ዝገበርካላ ሰናይ መዓስ ረሲዓ ኣበሳ ሕማማ ባዕልኻ ፈዊስካ ኣታ ነፈሰይ ትፈትወካ . . . ድሌታ ብጽቡቕ ነገር ተጽግብ ንእስነታ ከም ንስሪ ባዕልኻ ተሕድስ ሳህልን ምሕረትን ብኣኻ ተኸሊላ ብዙሕዩ ንነፍሰይ ብኣኻ ዝተገብረላ ኣታ ነፈሰይ ትፈትወካ . . . ነፍሰይ ትፈስስ ኣብ ቅድሜኻ ንዓኻ በይንኻ ትሰግድ ተምልኸካ ክብሪ ንዓኻ ነፍሰይ ትህበካ ትግረም ውን ኣላወ ነፍሰይ ብኣኻ ትጽውዕ ነፍሰይ ነፍሰይ ንዓኻ ነፍሰይ ንስምካ ትፈስስ እሞ ትዓግብ፣ ብፍቕርኻ ብቕብእኻ ኣታ ነፈሰይ ትፈትወካ . . .❤❤❤
@jesusislordrishan6595
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dawithabteab1653
2 ай бұрын
ከማኻ ጌሩ ዝድግፍ የልቦን ከማኻ ጌሩ ዝሓሊ የልቦን [ንጉስ ኢኻ ንጉስ ክብሪ ኣብ ማእከል ህዝብኻ ቀጽሪ ኢኻ ቀጽሪ ሓዊ ኣብ ዙርያ መጓሴኻ] /2 ንኽብርኻ ርእሶም ዝወፈዩ ናይዛ ዓለም ክብረት ዘይደለዩ ኣብ ማእከል ሓዊ ርእስኻ ገሊጽካ ኣናጊፍካዮም ኢኻ ንባሮትካ ኣምላኽ ሲድራቅ ሚሳቕ ዓብደኔጎን ሕያወይቲ ኢድካ ዘጽለለቶም ሎሚ ውን ምሳይ ኣላ ትድግፈኒ ኣብቲ ልሙዕ ሸኻ ተውዕለኒ ከማኻ ጌሩ ዝድግፍ የልቦን ከማኻ ጌሩ ዝሓሊ የልቦን [ንጉስ ኢኻ ንጉስ ክብሪ ኣብ ማእከል ህዝብኻ ቀጽሪ ኢኻ ቀጽሪ ሓዊ ኣብ ዙርያ መጓሴኻ] /2 እቲ ካብ ግብጺ ዘወጸኻዬ ህዝቢ ከንኣን ንኽወርስ ንኸዓቢ መጊብካዬ ማና እና ዝናብካ አርዊኻዬ አኻወሕ ሰንጢቕካ መሪሕካዬ በጻምእ በረኻ ዘድልዬ ምሰተረፋ እንዳሃብካ ሐይልኻን ስልጣን ተገሊጹ አኽቢርዎም ርእሲ ገበል ረጊጹ ከማኻ ጌሩ ዝድግፍ የልቦን ከማኻ ጌሩ ዝሓሊ የልቦን [ንጉስ ኢኻ ንጉስ ክብሪ ኣብ ማእከል ህዝብኻ ቀጽሪ ኢኻ ቀጽሪ ሓዊ ኣብ ዙርያ መጓሴኻ] /2 ብቕድሚት ብድሕሪት ከቢብካኒ ጥፉአት ዙርያ እንታይ ከይገብረኒ ምርኮይዩ አብ ቕድመይ ዘሎ ሰራዊት ሳዓሪ ድማ የ ብጐይታ ጐይቶት መልአኽትኻ ብየማን ጸጋመይ ከይወድቕ ከይዕንቀፍ ይጥቀቐለይ አብ ጸግዒ ጽላልካ ምህላወይ በዚሑ አሎ ሰላመይ ዕረፍተይ ከማኻ ጌሩ ዝድግፍ የልቦን ከማኻ ጌሩ ዝሓሊ የልቦን [ንጉስ ኢኻ ንጉስ ክብሪ ኣብ ማእከል ህዝብኻ ቀጽሪ ኢኻ ቀጽሪ ሓዊ ኣብ ዙርያ መጓሴኻ] /2
@lesa2194
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤Amen amen amen
@danaitnetserab6491
2 ай бұрын
Temesgen Amlakey kemziom zemerti slezhabkana❤
@danaitnetserab6491
2 ай бұрын
🥰🥰🥰
@AaAa-lm1ui
2 ай бұрын
❤❤❤አሜኀ❤❤❤❤❤
@temnitsamra4372
2 ай бұрын
Amennnnnnnnnn Amennnnnnnnnn Amennnnnnnnnn Amennnnnnnnnn Amennnnnnnnnn Amennnnnnnnnn Amennnnnnnnnn
@fkaduhaile7272
2 ай бұрын
Amennnn🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹
@AaAa-lm1ui
3 ай бұрын
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@AaAa-lm1ui
3 ай бұрын
❤❤❤❤
@ElimTesfe-p6q
3 ай бұрын
Amen..goyta yesus ybarek
@godislove.8385
3 ай бұрын
My favourite mezmur ❤
@AaAa-lm1ui
3 ай бұрын
🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉❤❤
@erminyesustray7306
4 ай бұрын
Amazing song joniye buruk ❤❤❤❤❤ Amen Amen Amen
@erminyesustray7306
4 ай бұрын
❤❤❤❤ Amen yesus hyaway guasa ❤❤❤ xega ybzhalka joni buruk , bimezamurka bzuh ye zibarek ❤❤❤
@LuwamMana
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢
@angosomtewelde6069
4 ай бұрын
Yesus Goyta U
@nazarethteklezgi4245
4 ай бұрын
Xhuf yeblun
@atietuumay
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@atietuumay
4 ай бұрын
Amennnn❤❤❤❤❤❤❤❤❤GBU
@kiroswelday4912
4 ай бұрын
ኣምልላክ ይባርካ ክብሪ ን ኣምላክ
@tihtnafikri3590
5 ай бұрын
ሰብ ይማባጻዕ'ዩ ገለ ክገብረልካ ዝኽእሎ መሲሉ ተስፋ ይህበካ ግዜ ግን መምህር እዩ ንኹሉ የግህዶ ክጠዓስ ይጅምር ዘረባውን ይኸብዶ የሱስ ግን ኣይከሙን ኣይትጠዓስን ኢኻ ኣይቀያየርን'ዩ ጽኑዕ እዩ ተስፋኻ ክገብረልካ እየ ኢልካ ተስፋ ዝሃብካዮ እቲ ሰብ ይጽናዕ እምበር ከቶ ኣይትቅይሮን [ኣሜን'ዩ ዝተርፎ ጎይታ ዘረባኻ ኣሜን እዩ ዝተርፎ ጎይታ ንቃል ኣፍካ] /2 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝበልካዮ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከም ፍቃድካ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝበልካዮ ይኹን ኣሜን ኣሜን እሺ ኣሜን ከም ፍቃድካ ይኹን ንኹሉ ጼርካዮ ብስልጣን ናይ ቃልካ ሰማያት ተቑሞም ብዘይ ዓንዲ ጌርካ ሃጽፍታት ናይ ባሕሪ ድማ ማዕበላቱ ሰጊሩ ይፈልጥን ካብ ዝፈቐድካሉ ይኹን እንተበልካስ ዝበልካዮ ኸውን ዝተዛረብካዮ እዋን ሓልዩ ይፍጸም ይኹን በል እሞ ጎይታይ ከምኡ ክኾነለይ ሓንሳእ ተዛረቦም ክግዕዙ ኣኽራነይ ኣሜን እዩ ዝተርፎ... መገድኻ ንጹር ንዝርዱኡኻ ግናኸ ከቢድ እዩ ነቶም ዘይፈልጡኻ ሓደ ሓደ ጊዜ ነቲ ዘረባኻ ምራዩ ይስእን ነቲ ቃላት ኣፍካ ዝተጣሕሰ ምስለኒ ዝተሰግረ ቃልካ ገፋዒ ክጭድር ሰሚዐ ኣንጻር ዘረባኻ ግናኸ ኣይሰልጦን'ዩ ወኻዕታኡ ሃድእ ካብቲ ዝበልካሉ ደረት ኣይሰግርን ኣሜን እዩ ዝተርፎ...
@tihtnafikri3590
5 ай бұрын
ሰብ
@Weldatbrhane
5 ай бұрын
Good የሱስ ይባርኽኩም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😊😊😊😊😊😊
@yosanangosom5264
5 ай бұрын
Amen Eleleta
@AaAa-lm1ui
5 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤😂
@fretachannel
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@AaAa-lm1ui
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nazarethteklezgi4245
6 ай бұрын
Wawe btami tenkifatni ❤ menfeskudus kibri niaka yekun
@christloveMedia
6 ай бұрын
Amen 🙏 Plz do Keep sharing the Gospel. U r blessed!
@senugaljeganu
6 ай бұрын
ኣሜን ተዓዊተ ናይ የሱስ ምርካበይ
@christloveMedia
6 ай бұрын
Amen yes
@AaAa-lm1ui
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AaAa-lm1ui
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senugaljeganu
6 ай бұрын
ኣሜን ናይ የሱስ ፍቕሪ ፍሉይ እዩ
@christloveMedia
6 ай бұрын
Amen! ኢሳይያስ 45:18፤ እቲ ንሰማያት ዝፈጠረ እግዚኣብሄር ንሱ ኣምላኽ እዩ፡ ንምድሪ ዝደኰናን ዝገበራን ዘጽንዓን፡ ማሕደር ሰብ ክትከውን ዝደኰና እምበር፡ ጥራያ ኽትከውን ዘይፈጠራ ኸምዚ ይብል፡ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ብጀካይውን ካልእ የልቦን።
@christloveMedia
6 ай бұрын
Amen 🙏 ኢሳይያስ 45:18፤ እቲ ንሰማያት ዝፈጠረ እግዚኣብሄር ንሱ ኣምላኽ እዩ፡ ንምድሪ ዝደኰናን ዝገበራን ዘጽንዓን፡ ማሕደር ሰብ ክትከውን ዝደኰና እምበር፡ ጥራያ ኽትከውን ዘይፈጠራ ኸምዚ ይብል፡ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ብጀካይውን ካልእ የልቦን።
@AaAa-lm1ui
6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@helendesale8420
6 ай бұрын
❤😭❤😭❤😭
@Beawareitsunbenifitial
6 ай бұрын
አታ ናይ አምላክ ሰብ ፓሰተር ተመስገን መመሊስካ ተገለፅ
@Beawareitsunbenifitial
6 ай бұрын
ጎይታ የሱስ ብርክ የብለካ አዚዩ ጠቃሚ ትምህርቲ እዩ!!! ፓስተረይ በረከትና ኢካ መመሊሱ ብፀጋ ተገለፅ።
@christloveMedia
6 ай бұрын
Amen 🙏
@helenTeshale-nq6vn
6 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ🎉🎉
@christloveMedia
6 ай бұрын
Amen 🙏 ኢሳይያስ 45:2፤ ኣነ ቐቅድሜኻ ክኸይድ፡ ንድንጉር ከኣ ሰጥ ከብሎ፡ ንመዓጹ ኣስራዚ ሓሸምሸም ከብሎ፡ ንመሸጐሪ ሓጺን ድማ ክሰባብሮ እየ።
@HabtomGerezgiher-eg2jt
7 ай бұрын
ኣብ ዝጭነቐሉ ይኹን ኣብ ማዓልቲ ሂወተይ መዝሙር ዮውሃንስ ምስግናን ዮናተን ስማዕ ይብለኒ ሞ ሓደ ዓርከይ ክሰምዐ ተበጊሰ ንውሽጠይ ድማ ሰላም ፈጢሩሉ ይርከብ ተባረኹልና ኩቡራተይ ❤❤❤❤❤
@christloveMedia
6 ай бұрын
Amen 🙏 Halefa Tebarek
@AaAa-lm1ui
7 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@christloveMedia
6 ай бұрын
🥰
@ZaidGhebremedhin
7 ай бұрын
Goyta ybarka tsibuk Sirah ,bikali video dma nixibeyeka ,Egziabher hailka eyu .
@christloveMedia
6 ай бұрын
Amen 🙏 Goyita Halefa Yibariki Eshi
@AaAa-lm1ui
7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@semharestifanos-vg6us
7 ай бұрын
Amen EL EL EL
@KibreabGebrehiwet-dl3lj
7 ай бұрын
Pls tell us what's is that "gelgela" ? Can you mention the Bible verse? I know gilgal, gilad, but not that one.