ነቲ ሓቂ ንፍለጦ/EPISODE 06
1:10:23
ነቲ ሓቂ ንፍለጦ/ EPISODE#4
34:42
ነቲ ሓቂ ንፍለጦ/EPISODE#3
1:16:35
Пікірлер
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ 2 күн бұрын
ኣምላኽ መመሊሱ ምግላጹ የብዝሓልኩም ብሩኻት ኣሕዋት ፡ ኣነ ግን ቁሩብ ኣብታ ናይ ፓስተር ተወልደ ዝሃባ ሓሳብ ምናልባሽ ካብ ምርዳአይ ክኸውን ይኽእል እዩ ፡ ግን ኣቦ ካብ ወዲ ክሳብ ዝመውት ውን እንተ ኾነ ምስኡ ኔሩ እዩ ፡ ኣብቲ ጽንኩር ግዜ ክርስቶስ ዝጸለዮ ጸሎት ማለት ኣምላኸይ ንምንታይ ሓደግካኒ ዝብሎ ፡ ክብደት እቲ ጼርዎ ዘሎ ሓጢኣትና ክገልጽ ዝተጠቀመሉ ድኣ እምበር ፡ ኣቦ ከም ዝሓደጎ ንምንጋር ኣይኮነን ። ወላ ውን እቶም ሃዋርያት ኣብቲ ብመከራ ዝሓልፍሉ ግዜ ኣምላኽ ምስኦም ስለ ዘየለ ዘይኮነስ ፡ ጉዕዞ ክርስትና ምስ መከራ ስለ ዝኾነ እዩ ፡ ናይዚ ኣርኣያና ካኣ ክርስቶስ እዩ ።
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ 3 күн бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ሳሚ፡ ኣማን ከምኡ ውን ሓፍትና ትርሕሽ ።
@asmerettekle5351
@asmerettekle5351 3 күн бұрын
አምላክ ይባርኩም
@TEDROSBERAKIASGODOM-ej4ok
@TEDROSBERAKIASGODOM-ej4ok 3 күн бұрын
God is bless you all
@asmerettekle5351
@asmerettekle5351 9 күн бұрын
አምላክ ይባርኩም ኣሕዋት ተባረኩ
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ 9 күн бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ብሩኻት ስድራቤት ኣምላኽ ። ኣነ ውን ቁሩብ ቁርጽ ኢላ ኢለ ጸኒሐ ፡ ሳሚ ሓወይ ግን ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካያ ኣለኻ ።
@melatyohans2052
@melatyohans2052 11 күн бұрын
Amen Amlak ybarkum
@TirhasTesfai
@TirhasTesfai 13 күн бұрын
ኣምላኽ ይባርኽካ ናቱ ሓውና ብዛዕባ ሕጊ ኣብዛ ቀጻሊት ሰሙን ክንፍንዋ ኢና ተኸታተሎ ብዛዕባ ቋንቋታትውን ከነቕርቦ ምዃንና ቃል ንኣትወልኩም
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ 14 күн бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ። ብዛዕባ ቋንቋታት ፡ ብዛዕባ ሕጊ ኣምላኽ ክኣ ብዓቢኡ ፡ ኣዕሙቕ ኣቢልኩም እንተ ተምጽኡልና ኽኣ ጽቡቕ ኔሩ።
@TEDROSBERAKIASGODOM-ej4ok
@TEDROSBERAKIASGODOM-ej4ok 15 күн бұрын
God bless you all
@TirhasTesfai
@TirhasTesfai 17 күн бұрын
ተባረኹ ኣሕዋት ❤❤❤
@samsonsolomongebremariam6449
@samsonsolomongebremariam6449 18 күн бұрын
እንቓዕ ብድሐን መጻእኩም ኩቡራት የሕዋት
@nardosyacob5963
@nardosyacob5963 24 күн бұрын
Tebareku
@TEDROSBERAKIASGODOM-ej4ok
@TEDROSBERAKIASGODOM-ej4ok 25 күн бұрын
God bless you all
@asmerettekle5351
@asmerettekle5351 25 күн бұрын
አምላክ ይባርኩም
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ Ай бұрын
ኣምላኽ ኣገልግሎትኩም እባርዝኽ ብሩኻት ኣሕዋት ።
@SMOOVExNOOB
@SMOOVExNOOB Ай бұрын
Thank S
@TirhasTesfai
@TirhasTesfai Ай бұрын
እንቋዕ ብድሓን መጻኹም ኣሕዋት
@samuelfesshaye158
@samuelfesshaye158 Ай бұрын
Wel done!
@TEDROSBERAKIASGODOM-ej4ok
@TEDROSBERAKIASGODOM-ej4ok Ай бұрын
God bless you pastor Robi and sister trhas
@edenhailegebremariam4272
@edenhailegebremariam4272 Ай бұрын
Amne
@TirhasTesfai
@TirhasTesfai Ай бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ዝኾነ ክምለሰልኩም እትደልይዎ ሕትቶ ታት መጽሓፍ ቅዱስ መሰረት ብምግባር ክንምልሰልኩም ፍቓደኛታት ኢና ተባረኹ
@SMOOVExNOOB
@SMOOVExNOOB Ай бұрын
God bless you brother and sister is very good 🙏
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ Ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ብሩኻት ኣሕዋት ፡ ብሓቂ ኣገዳሲ መንፈሳዊ ትምህርቲ እዩ እሞ መመሊሱ ኣገልግሎት እባርኽ ።
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ Ай бұрын
ኣምላኽ ኣገልግሎትኩም እባርኽ ፡ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሩኻት ኣገልገልቲ ኣምላኽ ።
@nardosyacob5963
@nardosyacob5963 3 ай бұрын
ብሉጽን ግሉጽን ትምህርቲ ኣምላኽ መመሊሱ ምግላጹ ይሃብኩም ተባረኹ ::
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ 3 ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልኩም።
@SelamAlem-v7t
@SelamAlem-v7t 5 ай бұрын
ኣምላክ ይባርክኩም
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ 5 ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ስድራቤት ኤፊ ፡ ኣገልግሎትኩምን ቤትኩምን እባርኻ ።
@samsonsolomongebremariam6449
@samsonsolomongebremariam6449 5 ай бұрын
ኣንቃዕ ብድሐን መጻኩም ኩቡራር የሕዋት
@samsonsolomongebremariam6449
@samsonsolomongebremariam6449 5 ай бұрын
እሰይ ብሩኻት የሕውስት እንቓዕ ብድሐን መጻእኩም ሕጉስ ሰንበት ንኹልኹም
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ 5 ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ኣገልግሎትኩም እባርኽ ብሩኻት ስድራ ቤት ኣምላኽ
@melatyohans2052
@melatyohans2052 5 ай бұрын
Ni Bereket kuni
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ 6 ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ኣገልግሎትኩም እባርኽ ፡ ሎሚ ኣብታ ስዓታ ሰዲድኩምልና
@SelamAlem-v7t
@SelamAlem-v7t 6 ай бұрын
ኣምላክ ይባረክ
@samsonsolomongebremariam6449
@samsonsolomongebremariam6449 6 ай бұрын
እንቓዕ ብድሐን መጻእኩም ኩቡራት የሕዋት
@TEDROSBERAKIASGODOM-ej4ok
@TEDROSBERAKIASGODOM-ej4ok 6 ай бұрын
God bless you all
@SelamAlem-v7t
@SelamAlem-v7t 7 ай бұрын
ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርክኩም
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ 7 ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ብሩኻት ኣሕዋት
@ናትናአልዘካሪያስ
@ናትናአልዘካሪያስ 7 ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ብሩኻት ኣገልገልቲ ኣምላኽ ።