Пікірлер
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc Минут бұрын
If you have a sanity of mind you will never stand on the way to save Debretsion group TPLF . TPLF is a curse for our people and as long as this group is in Tigray, our people will continue to bleed! Living in Europe, America or Australia not understanding this fact is not only lies but also crimes!
@Mikisadfer
@Mikisadfer 12 минут бұрын
ህወሓት ክልተ ኣይኮነትን እታ ንረብሓ ትግራይን ህዝባን መስዋእቲ ትኸፍል እምበር ንህዝቢ ትግራይ ኣሕሊፋ ትሕሽከር ህወሓት ትባሃል ውድብ ህዝብና ኣይፈልጥን።
@Mikisadfer
@Mikisadfer 16 минут бұрын
ትግራይ ነኽትህሉን ክትጠፍእን እዩ እቲ ሕንንቅ ህዝብና ዝኽሕዱኻ ዘለው ግምት መራሕቲ ሎሚ እንታይ ከምዝወሰኑ ተረዲእኻ ወስን ህዝቢ ዘይመረፆ ጉጅለ ጥፍኣት ይፈርደልካ ይውስነልካ ኣሎ እንቢ በሎም።
@nigestteka6439
@nigestteka6439 28 минут бұрын
Great job my people, keep it up the good work so proud of your team,Thank you for your dedication.
@KaregayMezgebo
@KaregayMezgebo 39 минут бұрын
❤❤❤❤
@MichaelAbMr
@MichaelAbMr 47 минут бұрын
ሕፍር ዘይብሉ አፎሞ መሊኦም ዝዛረቡ ክንደይ ህፃውንቲ ቆልዑ አወዲኦምስ እሞ ኸዓ ከረሜላ ከም ዝረአየ ወዲ 3 ዓመት ቆልዓ ህዝቦም ራሕሪሖም ንስልጣን ክብሉ ናብ ቀታሊኦም ከይዶም ዝሰግዱ ንስኹም ንደቅኹምን ንደቂ ደቅኹምን ሃፍቲ ከተውርሱስ ናይ ህዝብና ሓድነት አብ ገደል ተእትውዎ አለኹም
@SaintGeorgeVA
@SaintGeorgeVA 51 минут бұрын
ፅቡቅን ወሳኒን መልእኽቲ ለገሰ ሓዉና 👌
@almazadamu9175
@almazadamu9175 Сағат бұрын
የቀንየልና ደደቤት መራኻቤ ሐፍሽ ምስ ኹቡር ሐውና ዝነበረኹም ልዝብ እዜየ እየ ዛመስግን እቶም ስብ እዝ ግምት ንህዝብ ትግራይ ካብ ፕፕ ንላዕል እዩ እብ ውሽጥና ዛአተዉ መርዝ ተጋሩ እዜና ክንቃለሳ እለና እንዳ ህዋሕት ደማ ንህዝብኹም እብዘረኽብኽማ መራኽቤ ሐፍሽ እዳወፃእኹም እት ዘላ ምዕበለታታ ክታረዱኡ ፍትኖ ህዝብ ይደናገር እላ ተስፍ ይቆርፅ እሉ ንወደስብ ተስፍ እዩ ስንቅም ምስ እግዚአብሔር ተስፍ ኹንው እግዚአብሔር እምላክ ንህዝብ ትግራይ መዋፃኣ ያሃባ ኹቡራት እሕዋት በርትዑ ንህዝብኹም ኽሜዜ እናዳወፃእኹም እኩል መራዳእታ ክትህቡ ንላዋባ እግዚአብሔር ምስ ባዐል ሐቅ ይኹን ሐቅ ይስዕር ህዝብ ትግራይ ይስዕር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie Сағат бұрын
ሓቅታ ኣብ ጽንዓታዊ መደረ ኮ/ል ተወልደ ኣፋላላይ መሬሕነት ትግራይ ናይ ስልጣንን ናይ ሃብቲ ምግባትን እምበር ናይ ዕላማን ስትራተጅን ሙኻኑ ቁኑዕ ፓሎቲካዊ መብጣሕቲ ዝደሊ ጸገም ነጺሩ ካብ ካሎኦት ዝሓሽ ጸገም ናይ ምልላይ ብቅዓትን ተበግሶ ሬኣሉ
@esayastewodros8152
@esayastewodros8152 Сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤ ❤❤❤ ❤ ❤
@esayastewodros8152
@esayastewodros8152 Сағат бұрын
I love Tegaru jeganu, what ever we have political differences we should stand united
@workehagos4663
@workehagos4663 Сағат бұрын
My advice for the members HWHTs is not to go to Addis Abeba again. If it is a must, they have to find another way, perhaps through audio or other way.
@weghta3315
@weghta3315 Сағат бұрын
Bitkekl is right ✅👌❤
@SaintGeorgeVA
@SaintGeorgeVA Сағат бұрын
ለገሰ ሓውና ድሕሪ ብዙሓት ኣዋርሕ ሎሚ ሪአካን ሰሚዐካን ተሓጉሰ 👌✅👍✅ ቃልስኻ ቀፅለሉ እቱ ዝበዝሕ ህዝቢ ትግራይ ንህዝቡን ንትግራይን ሎሚውን ኣብቦትኡ እዩ ዘሎሞ ቃልሱ ከሐይልን ክውደብን ሚድያኹም እጃሙ ዓቢ'ዩ. የቀንየላ ጅግና ተጋዳሊት ደደቢት ሚድያ ❤❤❤
@RonaldMessi561
@RonaldMessi561 Сағат бұрын
በየነ ዝባሀል ካህዴ እየ ጀጋኑ TDF ዘየአመነ ናይ ፒፒ ሰራዊት አሚኖ ንአክሶም ክትከይድ አታ ባንዳ
@gualtigray6579
@gualtigray6579 Сағат бұрын
Omg long time Welcome back my dear brother Legese nice to see you again 🥰🥰🥰🥰
@embayegebremedhin8170
@embayegebremedhin8170 Сағат бұрын
ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም! ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን ሃለዋቶም ምጥፍኡ ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።
@RonaldMessi561
@RonaldMessi561 Сағат бұрын
ጀግና ይሀ
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 Сағат бұрын
ሰላም ሰላም ለገሰ እንኳዕ ደሃን መፃአካ ካብቱ ዝሃለፈ ዝገደደ ፅንተት ይካየደ አሎ አለኹላ ንትግራይ ዝብሉ ዝነበሩ ጀነራላት ህዚ ካአ እቱ ዘፅነተና ካብ ምድሪገፅ ክጠፍኡ አለዎም ዝበለና ተላአኽቲ ኮይኖም ህሉፍ ሃልፉዎምስ ሽምግለና እሎም ከይዶም አብዙይ በፅህና ዝገርም
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl Сағат бұрын
ኮራዅር ህወሓት ንጎይተትኩም እምበር ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ሓሲብኩም ተቓሊስኩም ኣይትፈልጡን ::
@ggfg5809
@ggfg5809 Сағат бұрын
ምስለኔ ሓሽከር ኣብይ
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl Сағат бұрын
@ggfg5809 ንሱ ንቱ 4 ኪሎ መገዲ ማይ ገይርዎ ዘሎ ጎይታኻ ደብረፅንተት በሎ ።
@arcominnab2871
@arcominnab2871 Сағат бұрын
ኢቲ ብጣኢሚ ካብ ዘህዝን ብጀነራል ጻድቃንን ጌታቸውን ኣብይ ኣህመድ ብዘወርዶሎም ተረኽ ሚዕራብ ትግራይን ደቡብ ትግራይን ወሪሩ ተቆጻጺሩ ዘሎ ኣብይ ኣህመድ ክንሱ ምስ ኣምሃራ ህዝቢ ንምትፍፋን ኣድላይ ስለዝኾነ ኣምሃራ ወሪሮም ዝብል ትርኽ ንህዝብና የስርጹሉ ኣለው።
@TsehayehagosTsehayehagos-nm2sl
@TsehayehagosTsehayehagos-nm2sl 2 сағат бұрын
ዶክተር ሃይለ ጠፊኡ ብሰላም ድዩ
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 2 сағат бұрын
Hwehat Nkidmit 👍👍👍💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@mengistuabasgedom9330
@mengistuabasgedom9330 2 сағат бұрын
Kkkkkk
@G.Ge-m8v
@G.Ge-m8v 2 сағат бұрын
ከምቲ ዝውረ ዘሎ ምስ ሻዕብያ እንገብሮ ምንቅስቓ ንተጋሩ ጥፍኣት ንሻዕብያ ዳግማይ ትንሳኤ እዩ ክኸውን ሻዕብያ ካብ መቓብር ብኣብይ ድሒኑ ሐጂ ድማ ብተጋሩ ክድሕን እዩ ማለት እዩ impossible! ኣብ መሬት ትግራይ ዳግማይ ህልቂት ከይፍፅሙልና ድምፅና ናብ ዓለም ነስምዕ
@TigestLemlem
@TigestLemlem 2 сағат бұрын
#OnlyOneTPLF.
@embayegebremedhin8170
@embayegebremedhin8170 2 сағат бұрын
ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም! ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን ሃለዋቶም ምጥፍኡ ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሀ‍ኣለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኦሮሞ ብሓይሊ ጨፍሊቑ ዝገዝኣ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።
@embayegebremedhin8170
@embayegebremedhin8170 2 сағат бұрын
ከዳዓት ጌታቸው ረዳን ፃድቃንን ሰዓብቶምን ከምኡውን ፈላሻ/ካይላ በየነ ምክሩ ተጋሩ እዮም እንብሎም ተጋሩ ኢና ስለዝብሉ ወይድማ ትግርኛ ስለዝዛረቡ እዩ። ብመሰረቱ ዝኾነ ሰብ ብስነ ልቦናዊ እምነቱ ዕላምኡን እምበር ብዝዛረቦ ቋንቋ ወይድማ ዓፅሙ ደሙ ወይ ስግኡ መርሚርካ ኣይኮንን መንነቱ ዝፍለጥ። ብመንፅር እዚን ሕዚ ብንሪኦ ዘለና ግብረ ክፍኣተ‍ኦምን ጥልመትን ግና እኒ በዓል ጌታቸው ረዳ ፃድቃንን በየነ ምክሩን ሰዓብቶምን ንኸብዶም ዝሓድሩ ዓዋናት ዔዋሉ እምበር ተጋሩ ኣይኮኑን። ወጊድ ቅልውላው መንነትን ባህሬት ነፋሒቶን!
@mizanarefane9818
@mizanarefane9818 2 сағат бұрын
Thanks 👍 dear brothers. God bless you dear
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 2 сағат бұрын
እኖቋዕ ዳሓን መጻእኻልና ለገሰ ሓውና!!!!!!!!!!❤
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 2 сағат бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@maray-vv2th
@maray-vv2th 2 сағат бұрын
ደጒተር ሐይለ ናበይ ጠፊኡ ?
@YaredGebremaryam-x6n
@YaredGebremaryam-x6n 2 сағат бұрын
ጅግና
@yirgalemnayzgi9111
@yirgalemnayzgi9111 2 сағат бұрын
Bravo Legese ❤
@zufangebresilassie3828
@zufangebresilassie3828 3 сағат бұрын
አብ መአትከአሉአ ዝፀነዐአ ህዝቢ ይስዕር እንበአር አይሰዓርአን ክብርእን መአጎስን ነዞም ንእትግራይ ኢሎም ሂወቶምን አዕፅምቶምን ደአሞምን ዝከፈአሉ ጀጋኑ ሰማእታትናአ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ትግራይ ትስዕር❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 3 сағат бұрын
ኣንታ ክንደይ ይሕሱ ኢዩ። 50+1 እናበለ ስልጣን ካብ እኒ ጌታቸው መንጢልኩም ንዓና ሃቡና ኢሎም ይመላለሱ ነይሮምስ ንስልጣን ኢልና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣይተመላለስናን ይብል። ስልጣን ኣይወሃበኩምን እንተተባሂልኩም ይርዳእኩም ማለትዶ ኣይኮነን።
@TetemkeAregawi
@TetemkeAregawi 3 сағат бұрын
❤❤❤❤
@rosahaile445
@rosahaile445 3 сағат бұрын
Thanks ❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 3 сағат бұрын
ለገስ እንኳዕ ብዳሐን መፃእካ ደደቢት ሜድያ ለገስ ስለ ዘአደምክምዎ የቀንየልና ። ሃይለ አረፍይ ብከመይ ክንረክቦ ንክእል መአልታዊ መደብ ካባኹም ይከታተሎ ነይረ እና ዝሐለፈ ጊዜ ካብ ሁቱብ ጠፊኑ ስለዚህ ብከመይ ንረክቦ ንክእል ቢዛኹም ሐብሩና ❤❤❤❤❤
@wsgd3301
@wsgd3301 3 сағат бұрын
ሰላም ምዝራብ የኮነይ ኣብዩኩም ቁም ነገር ኢኩም ስኢንኩም ግዕዝይና ዝሰርሕ ዘይተቃልዕዎ ወይስ ኩሎም ስልጣን ዝሓዙ እዮም ሰረቅቲ ካብ ኩሉ ዘሕምም ግዕዝይና ዝብል ቃል እኳ ዘይገልፆ ሰራዊትኩም (tdf)❤❤😢ምክሓድኩም እዩ ሂወቱ ከፊሉ ንዓኩም ሂወት ዘቀፀለ ሐዚ ግን ተፍርስዎ ኤለኩም ናብ ddr ንምፃእ ንደላሎ ስረቅቲ ይበልዕዎ ኣለው ህዝብና ኣሕሊፍኩም ንጥምየትን መከራን ሂብኩም በቃ ንህዝቢ ኣይጠቅምን ትብልዎ መራሒ ኣቃልዕዎ ኩል ጊዜ ግዕዝይና ይስራሕሎ ኣይትበሉና😢😢
@tigray447
@tigray447 3 сағат бұрын
Well, come back, my dear brother, it's nice to see you again 🙏
@Azeb1782
@Azeb1782 3 сағат бұрын
ቀዳማይ አርዳአኩም ዝብል ከም ቓል ዓገብ ዓገብ ዝይውርፁይ ዘረባ! ኽሕደት ዝበሃል 400 አጽነቲ ምፍናው፥ ምሕሳው ድማ ባዕሉ ገታቸው ምስ ኤርትራ ተራኺቡ ከሎ ገልቢጡ ዝአሞንዎ አለዎም ኢሉ ክኸስስ ሓሶት ሓሶት ነዚ አይመለሰሉን፥፣ ንመአሰያት ምልዕዓል😢😢😢😢😢
@AIMAZ-i3y
@AIMAZ-i3y 3 сағат бұрын
ኣጆኺ ዓደይ ግዜ የነዉሕ እበር ግድን እዩ..ሃገረ ትግራይ ሃገረ ትግራይ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙌🙌🙌🙌🙌✊✊✊✊✊✊💪💪💪💪💪💪💪💖💖💖💞💞💞💞💖💖💖💞💞💞💞💞
@RahelTikue
@RahelTikue 4 сағат бұрын
ሓሲኻ
@RahelTikue
@RahelTikue 4 сағат бұрын
እዚ ወዲከርድእ ይሙግርአሎ ሕጂማይዓቡይ ወይናይተከዘጉባኤ የለን ምርጫቦርድዘየብሉ አብመቀለሕገወጥ ምርጫእዩንስኻስልጣንደሊኻእኻትልፍልፍዘለኻ መጀመርታ ተፈናቃሊይመለስ አይታሓሱ አይትዕፈርሕገወጥጉባኤእዩ ታዓዘብ ብዘአረገውድብአይንምራሓን ጎዝጋዜጠኛእንታይዝብልኢሉካግልፅኮለልአይትበል መለስ
@mikielweledmariam2884
@mikielweledmariam2884 4 сағат бұрын
Komalat Haswte
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl 4 сағат бұрын
እቱ ኣኼባ ልምዓት ጉጅለ ዲኹም ጉባኤ ትብልዎ ዘለኹም ? 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 2 сағат бұрын
እዚኦም ኣይሓፍሩን ኢዮም። ጉባኤ ኣይትግበሩ እናተባህሉ ገይሮም ከብቅዑ ኣይኮንን እንተኢሎምና ንደግሞ ኢሎም ዝገበርዎ ጉባኤ ከም ሕጋው ጉባኤ ገይሮም ዓጀውጀው ይብሉ ኣለዉ።
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl 2 сағат бұрын
@habenhabtu6214 ናይ ህልኽ ፖለቲካ 🤣🤣
@tesfakirosmirach3948
@tesfakirosmirach3948 4 сағат бұрын
ግምት ብፀላእቲ ትግራይ ተደሊኹም ኢኹም ስልጣን ሒዝኩም ! ብፀላእቲ ህዝብን መሬትን ትግራይ ዝድለ ምምሕዳር ድማ መጋበርያ ፀላኢ እንበር ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ከተግብር ኣይካኣለን !!!
@SamuelHaile-n1q
@SamuelHaile-n1q 5 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤