20 April 2024
25:11
2 ай бұрын
19 April 2024
15:00
2 ай бұрын
Пікірлер
@HabtemariamG
@HabtemariamG 9 сағат бұрын
He is reptilian underground hgdef we have full information 👈
@meharisolomon9225
@meharisolomon9225 2 күн бұрын
Eska kofkaf esu kondaf eskum hifret zeysmiukum sebat ekum
@NebuTesgay
@NebuTesgay 5 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@NebuTesgay
@NebuTesgay 5 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@banaokubamariyam3853
@banaokubamariyam3853 10 күн бұрын
Says ❤❤❤❤❤😢 FD is instructions
@diafricshow4901
@diafricshow4901 21 күн бұрын
Natka adnaki kueyne alku Biadi bi haymanot ay nirakeben ena. Kisab agabab zelka ane gizey kibeka eye
@henoshadshmedia
@henoshadshmedia 21 күн бұрын
Thanks deer ,@diafricshow4901 we are child of God,,,
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 25 күн бұрын
ወዲ ወርቁ ብጣዕሚ እዩ ከብድኻ ዝበልዕ ጅግና ኣቦ ሓቂ ኣቦ ሰላም ጸሓይ ገጹ ኣነስ ብደዉ ዘይረኣኽዎ ኣብ መስዋቱ ጥራይ እየ ሪአዮ ግን ክንደየናይ ሰላም ፍቅርስ ክልተ ህዝብታት ዝዝምር ዝነበረ ክቡር ሓወይ 💔😭 ብየማኑ ይቀበሎ ክቡር መስዋቲ ስለ ዝኸፈለ 💔🙏
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 25 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ጀጋኑ ኣሕዋትና ስለ ሓቂን ፍትሕን ዝሓለፉ ሰማእታት ብየማኑ ይቀበሎም ንዓኻቱም ስድረኦምን ኣጆኹም ፅንዓት ይሃብኹም🙏
@diafricshow4901
@diafricshow4901 26 күн бұрын
Ferst time ykatatelka alku nayay bhaki werzuy wedi agabab azararba kalat awadadika👑👍
@weldaysuyummaley4447
@weldaysuyummaley4447 27 күн бұрын
Haswe bzob 24gonb they Tam wadhgar aykonkan
@lugasakrya2612
@lugasakrya2612 Ай бұрын
❤❤❤❤❤ ብጣሚ ሃናጺ ሓሳብ ኣጆካ ቀጽለሉ hienos media
@kihalifueualemey8239
@kihalifueualemey8239 Ай бұрын
Awxayo ety mentserika tigrway misay alweu buzhat deky adika kingrelika eye ayoka nayna kibluka khaderu eyom😂😂😂😂
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t Ай бұрын
ጀግና ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ ንኡሰይ 😭😭😭😭😭#
@xmxmxm108
@xmxmxm108 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@ghhggfgh827
@ghhggfgh827 Ай бұрын
😭😭😭😭
@rttr3992
@rttr3992 Ай бұрын
💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫
@DfeBdg
@DfeBdg Ай бұрын
😢😢
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 Ай бұрын
Ajikum xneat yihabkum ab Israel zelekum fetari zlalu yenbrelkum. Izi keyduna zolo imo feximu iti fshktaus kab gexka zeykwel. Dequ sebeytu dma bezi jegna kikoreu tray iyu zelewom. 😢
@hailuweld
@hailuweld Ай бұрын
ሕልሚን ባህጉን ብሩህ መጻኢ ዝነበሮ ሰብ ከምታ ስሙ ብሩህ ሓንቲ ካብተን ደርፉ ኣነ ዝምነ ንሓዋሩ መንእሰይ ኣብዛ ሃገሩ ኢሉ ነዚ ሕልሚ ዘለዎ መንእሰይ ብጭካነ ሕይወቱ ተሕጽር እዚኦም ሰብ መሰል ሰይጣውንቲ ሰብ መሰል እንስሳ ኣሕዋት ቃኤል ሕልና ኣልቦ ኢዮም
@burnlies
@burnlies Ай бұрын
ኣብ ሕጊ ዘይምርኮሱ ውልቀ ሰባትን ዓብለልትን ዓፈንትን ስርዓታትን መንግስታትን ብቑዕ ኣዎንታዊ ምኽንያት ስለዘይብሎም ብሕግን ብፍትሓውን መንገዲ መሰለይ ይከበር ኢሉ ንዝሓቶምን ንዝነቕፎምን ዝኾነ ውልቀ ሰብን ህዝብን እታ ቀዳመይቲ መልሶም ብዓመጽ ምዕፋንን ወንጀል ምፍጻምን ኮይኑ እዚ ዝገብርሉ ምኽንያት ከኣ እቲ ፍትሒ ዝሓትት ኣካል በቲ ኣብ ካልእ መሰለይ ይከበረለይ ንዝበለ ሰብ ወንጀል ብምፍጻም ራዕዲ ንምእታውን ነቲ ምንቅስቓስ ንፍትሒ ደው ንምባልን ብምትእምማን 'ዩ. ይኹን 'ምበር ወንጀለኛ ዝቃወምዎ ሰባት ንምርዓድ ወንጀል ምቕጻል ከም ዝሓሸ ኣማራጺ ገይሩ ይውሰዶ እምበር እቲ ክውንነት ግን ካብቲ ኣብ ልዕሊ ተቓለስቲ ንፍትሒ ራዕዲ ንምፍጣር ኢሉ ዝሓሰቦ ንላዕሊ ንባዕሉ ኣብ ዝኸፍአ ድቃስ ዘይብሉ ራዕዲ 'ዩ ዝነብር. ከመይሲ ወንጀለኛ ናይ ነፍስን ናይ ሕልናን ዕረፍቲ ክህልዎ ማለት ዘበት 'ዩ.
@BizenAbrha
@BizenAbrha Ай бұрын
Yes ❤
@welesharegay6326
@welesharegay6326 Ай бұрын
Agekum zom ahwatey geganu ab Israel zeloku igzabher misakum ykun 🦁🦁🦁🦁anabis 🩵🌿💚☘️💚🌿🩵💚🩵💚🌿🌿🩵🌿💚
@tsegahaylemichael1399
@tsegahaylemichael1399 Ай бұрын
ኣጆኻ ብልጽ መንእሰይ ጅግነ ሓወይ
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 Ай бұрын
Bejakum nebskum halwu
@ruthalazar4044
@ruthalazar4044 Ай бұрын
ዘሕዝን እዩ ኮኮብ ኣጥፊእና 💙🌿
@user-ny3nj2fc6r
@user-ny3nj2fc6r Ай бұрын
🙏🙏
@senaittewelde9018
@senaittewelde9018 Ай бұрын
Xelaeikum tfeltu eikum kab fetewty zmeslu atman tetenkeku
@senaittewelde9018
@senaittewelde9018 Ай бұрын
Amlak yhalkum kaboom mendalay zkonu gujle nsom bkemu zmexu eyom enda ketelu enda haredu enda sememu zmexu endalom
@dlhkmg
@dlhkmg Ай бұрын
Well come back ❤❤❤❤❤
@mossiemossie8584
@mossiemossie8584 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 2 ай бұрын
ትቃለስ አሎካ ዲካ ህግደፍ ምሳካ ትቆጽሮ አሎካ ለካት ፋራ
@henoshadshmedia
@henoshadshmedia 2 ай бұрын
Samsonhaile5072 mekan yeemro
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 2 ай бұрын
ክክክክክክ ዕሩባት ሕልና ቃልሲ ክአ ይብሃለለይ ርሙሳት ምድረ ፋራ
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 2 ай бұрын
ክክክክክክ ኮርታፍ
@henoshadshmedia
@henoshadshmedia 2 ай бұрын
ክክክ samsonhaile ነብሰምትሓት በድልካ
@motherland1510
@motherland1510 2 ай бұрын
ቅድሚ... ኣብ ሚድያ.. ምቅራብካ... እንታይ ዓይነት... መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ከምተሕልፍ... ሕሰብ. ሰልጠነ... ግርማይ... እንታይ... ዝንኣድ... ጽቡቅ እዩ ጌሩ??? ሃገርን... ህዝብን ብዓሌት!... ሃይማኖት! ወገን! ኣውራጃነት! ... ኣርእስቲ... ኣምጺኡ.... መንእሰያት... ናብ ዘይምኣዝኖም... ክጉዓዙ ንሱ እዩ. ሕፈር.... ሕፈር... በጃኻ. ካልእ ስራሕ... ኣናዲ
@user-mt7bl1iw9e
@user-mt7bl1iw9e 2 ай бұрын
😷😷😷😷😷😷😷😷😷😷😷😷😷😷😷😷
@birneshhagos1954
@birneshhagos1954 2 ай бұрын
ይግደፍ ይግደፍ አይትበል ወታእ ሰልጠነ ሰልጠነ አይትበል አይትታሐለቀሉ ሰራዊት ሻዕቢያ ይደሞሰሱ ትግራይ ትዕወት ክብል እንዳዉዕለ ክትሕለቀሉ እዚአ ዝበለዕት ከብዲ እያ ትዛረብ ዘሉ እሞበር እዚ ዶቆሮ ሰልጠነስ እንታይ ሽሞ ክረክብ ጎፋዉንድሚ እንዳበለ መስ ሜድያ ክብል እንዳዋዕል ብልመና.ዝተፈልጠ ሰብ እዩ ሕጂ ብዙሕ እንተተዘረብኩሞ ዋጋ.የብልኩም ዕዘፍዘፍ አይትበል
@henoshadshmedia
@henoshadshmedia 2 ай бұрын
መካን የእምሮ ዲካ ወይ ግሱስ የእምሮ፡ቃላተይ ናብ ቆስሊ ከም ዝተደፌኤ ጨው ዶ ገሮማ ሓንጎልካ ፡ገጽካ ቅላዕ ካብ ነብሰ ምትሓት ውጻእ ።@birneshhagos1954
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
ተዛራረዩ ድኣ ኣቱም ኣውርስጃውያን ጸበብቲ ቃልሲ ቀደም ብሰክኹም ተረሚሱ ሕጂ ድማ ከምኣ ኣመል ዘይተርፍ ወዲ ዱሙ ነይገደፍ ግብረ እሙ ኮይንኩምዩ ኣይትሰርሑ ኣይተስርሑ ጀጀሚርኩም ተፍርሱ ድኹማት ፈርሓት ዓጎግቲ፡ ዓዲ እንተኾነት ብሰንኪ ብዓል ኣብርሃ ካሳ ፈሪሳ እያ ድሁላት ስቕ በል ጸቢብ።
@henoshadshmedia
@henoshadshmedia 2 ай бұрын
ቪዶታተይ ስማዓዮ ክትዓቢ ኢካ፡ነብሰ ምትሓት ውን ኪገድፈካዩ ዩ ስእልካ ክትቐልዕ ኢካ፡ምናልባት ትንፈር ዋላ ጤል ያ ተልካኒ ግን dna ግበር እንስሳዊዓልየት ከይህልወካ።@stegay gebru9534 ngziu gn nay seltene nasemaeka maychelot tehaseb
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
@@henoshadshmedia ኣነ ሕቡንየ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ብኣኻ ብሓደ ስኑፍ ጸቢብ ብወገንን ጸግዒን እምበር ብነብሱ ዘይኣምን ፈራሕ መንቀጥቀጢ ገብኢ ዝሓዞ ኣይኮንኩን ዝምሃርን ዝተብዕን ጥሙይ ለማኒ ብምውቓዕ ዝኣከብካየን ገንዘብ ኣብ ግራጭ የእትዋኻ ኣሎዋ ተኣደብ ንኸባቢኻ ክትልክም እምበር ን7 ኣውራጃ ኣይትኽእለናን ኢኻ ኣይትፈላሊ ኣይትንጸግ ኣይትነጽል ሕቖፍ ግደፍ ኢልና ለሚንናካ ኢና ። ኣይፋለይ እንተበልካስ ብኸምዚ ትዋረድ ተምሃራይ ኣብርሃ ካሳ ኣባል ሕብእቲ ሰልፊ ምዃንካ ምስ ተቓላዕካ ተተረድኣካ ቃልሲ ድኣ ተጓትት እምበር እንታይ ከይትገብር ርጉም ፍጥረት ዘይወዲ ቪድዮታታ ዝርእዮ ዝነበርኩ ሰብ መሲሉኒ እኳ የጉህኒ ኣሎ። ሓሓሊፍካ ትታኾብ ከም ደርሆ ኣዴታትካን ኣሓዋትካን ደቀንስትዮ ከይተረፈ ትጸርፍ ተጽርፍ ጉዳመኛ ፍጥረት። ምዓልትኻ ኣይናዕሎ ካባኻ የድሕነና መስጣዚ ዝጸንት ዘሎ ህዝብና የውርደልካ ንበይንኻ ድአቃኻኳ እንታይ ገይሮም፡ ሚድያ ክትብሕት ተተቐልቀለ ተስፋ ቆሪጹ ክሃድም ትገብር ።
@grmbrk8652
@grmbrk8652 2 ай бұрын
Wawww smart man ክዓቢ ዘለዎ ሚድያ ክዓቢ ኣለዎ ቀጽል ዝዓርከይ thank you
@henoshadshmedia
@henoshadshmedia 2 ай бұрын
Thanks wegeney
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
ናይ ሚድያን ገንዘብን እምበር ናይ ሃገር ድኣ እንታይ እዝኒ ኣልዩኩም ገንዘብ ተዂቡዶ ዝረየለይ ኢሉካ ኩዓቲ።
@grmbrk8652
@grmbrk8652 2 ай бұрын
@@tsegaygebru9534 ተዛሪበ ኢልካ ዲካ ንምኳኑ ክትነቅሑ ኢልኩምስ ሓሲብኩም ትፈልጡ ዶ ካልኣይ ከኣ ጸርፊ ናይ ሓሳብ ዘይብሉ ሰብ ዩ ትጻረፍ እንተ ኮንካ ንክትምዘን ኣብ ቀረባ ኢካ
@henoshadshmedia
@henoshadshmedia 2 ай бұрын
@@tsegaygebru9534 ፡መካን ሓሳቡ፡ቪድዮይ ራኣዮ ካብ ነብሰምትሓትን ተከዊልካ ምንባርን ክትድሕን ዝሩዕ
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 2 ай бұрын
ስማርት እንታይ ምኳኑ ስለ ዘይትፈልጦ እኳ ኢካ ሕልና
@shishaykesete
@shishaykesete 2 ай бұрын
👍👍👍 kexlo
@almazmehari4160
@almazmehari4160 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉 ambesa
@henoshadshmedia
@henoshadshmedia 2 ай бұрын
Thank you too.
@tirhasmedhanye8668
@tirhasmedhanye8668 2 ай бұрын
💙💙💙💯💯💯
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@wediere2238
@wediere2238 2 ай бұрын
እቲ ቕድሚ ሕጂ ዘደናገትኪምናን ሃገርና ክንክሕድ ዝገበርኩምናን ያኣክል እንተሊኺኢልካ ኤርትራዊ እንተኾንካ ንኣዴኻ ናፊቓትካ ኣላ ኬድካ ረኣያ ንዴና ርኢና መጺእና ኣሎና ሃገርን መንግስትናን ክምቲ ትብልዎ ኣይክኦነን፡ ሽስኻ ገና ኣይበስልካን ደላዪ ዕግርግር 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷ስልጣንያ ቀኒኻ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክትበጽሖ ኢካ ሚስተት ኤኒምፕር።ነዛ መደብ ክትሰርሓ ስልጣንያ 20 ዶላር ሂቡካ።
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ksanettekle1805
@ksanettekle1805 2 ай бұрын
ናይ ባሓቂ❤❤❤
@menikazi1
@menikazi1 2 ай бұрын
ኣብበይ ዓለም ኢካ ትነበር ዘለካ ክርዳኣኒ ኣይካለን ንስካ ኣብ 1980 -2000 ዘሎ ግዜ እዩ ጥጠው ኢሉ ዘሎ ሓንጎልካ ጆርጆ ከምዝ ኢሉ ገለመለ ዘይኮነስ ንሪኦ ዘለና ስለዝኮነ ኣበራብሮ ሓንጎልካ ዝዓርከይ
@henoshadshmedia
@henoshadshmedia 2 ай бұрын
Amenikazi1:Azni meseta qedamot ,msla weledi zeykem jerjo .nay tarik memahran alewu,endegena edme yhabom mehazti nzkone ab google teregagxo eka.nabnet zerebana semieka bgoogle juge gber.enberke kab jbue yzareb kemzelo tefieka,
@kibromtesfaybrhane7670
@kibromtesfaybrhane7670 2 ай бұрын
Good job
@YONASGEBREMESKEL-cp8zn
@YONASGEBREMESKEL-cp8zn 2 ай бұрын
💙💙
@almazberhane4968
@almazberhane4968 3 ай бұрын
👍👍👍👍👍❤️❤️❤️✌️✌️✌️💙💙💙
@kidistabraham8059
@kidistabraham8059 8 ай бұрын
Hi how are you doing? I am your fun I love your songs and it is nice to see you to preach for peace on yours songs because that’s what our world needs now and keep it up don’t let other distract you thank you ❤️💕
@user-pl5xi7do8b
@user-pl5xi7do8b 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤