Пікірлер
@tesfomabraham6865
@tesfomabraham6865 13 минут бұрын
Ezi bitam zegerum eyou sher beluwo memihariy kikewun alowo biztekaele ka nabihgi kikerubu ka hiberteseb kitahababer alowu
@almazmesghin6281
@almazmesghin6281 28 минут бұрын
Merhaba 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
@tekleab2013tafla
@tekleab2013tafla 51 минут бұрын
ጭራ ነብሪ ኣይትሓዝ እንተሒዝካ ድማ ኣይትልቀቕዩ ነገሩ።
@tekleab2013tafla
@tekleab2013tafla 56 минут бұрын
ብዓል ተስፋይ ቅድሚ ምእታዎም ውሻጢኡ ይፈልጡ እንተዘይነበሩኸ፡ ከምቲ ንዓኹም ዘእመንኹም የእሚኖሞም እንተኾኑኸ? ድሒሮም እንተፈለጡኸ ቀሊል ድዩ ንድሕሪት ክምለሱ? ከምቲ ዝበልኩሞ ምቕንጻል ስለ ዘለዎ። ኣንበሳ ክሓድን ከሎ ኣባሪሩ ኣይኮነን ዝሃድን ቅድም ጽላልን ማይን ዘለዎ ቦታዩ መሪጹ ዝዓርድ፡ ብድሕሪኡ እተን ዘድልይኦ ባዕለንየን ዝመጻ፡ ማይ ከይሰተያ ድማ ይብላዓ። 2:15:14
@tekleab2013tafla
@tekleab2013tafla 56 минут бұрын
ብዓል ተስፋይ ቅድሚ ምእታዎም ውሻጢኡ ይፈልጡ እንተዘይነበሩኸ፡ ከምቲ ንዓኹም ዘእመንኹም የእሚኖሞም እንተኾኑኸ? ድሒሮም እንተፈለጡኸ ቀሊል ድዩ ንድሕሪት ክምለሱ? ከምቲ ዝበልኩሞ ምቕንጻል ስለ ዘለዎ። ኣንበሳ ክሓድን ከሎ ኣባሪሩ ኣይኮነን ዝሃድን ቅድም ጽላልን ማይን ዘለዎ ቦታዩ መሪጹ ዝዓርድ፡ ብድሕሪኡ እተን ዘድልይኦ ባዕለንየን ዝመጻ፡ ማይ ከይሰተያ ድማ ይብላዓ። 2:15:14
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 Сағат бұрын
All you have to do is bring them to justice by organizing how to communicate.
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 Сағат бұрын
What about those who were doing deep convincing campaigns?
@biniamghebreselassie92
@biniamghebreselassie92 Сағат бұрын
Ata baregitka thsu
@semereghebreab2811
@semereghebreab2811 Сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 Сағат бұрын
I am from California I can join you, and I can organize people those I know a lot.
@RuftaTekleab
@RuftaTekleab Сағат бұрын
Kemey kemey eyu arest zelo kale zerb kea kale?
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 Сағат бұрын
I already submitted my file of complaint.
@Eritrea_2013
@Eritrea_2013 Сағат бұрын
ሰላም በሽር ከምኡ ዉን ኣጋይሽ ,ብምቅጻል እቲ ዝወረደኩም ሽግር ዘሕዝንን, ዘሕምምን እንተኾነ እዚ ከምዚ ዓይነት ተግባራት ካብ ነዊሕ ግዜ መልክዑ እንዳ ቀያየረ ክመጽእ ጸኒሑ ይቅጽል ዘሎን እዮ : ንኣብነት ,ዘሰጋግሩ ,ካብ ዉሽጢ ኤርትራ, ኣብ ሚድያ(media) ሓገዝ ንዝሓመሙ ,ንቤትምህርቲ,ሕጂ ዉን ,ንቤት -ተክርስትያን ተባሂሉ gofund ተኸፊቱ ታሓታትነት ዘይብሉ ዝግበር ዘሎ እቲ ህዝቢ ፈትዮ ዘህቦም ዘሎ እዮ ! ኣብ ስደት ዘለና ብፍላይ ኣብዚ ምዑብል ዓለም ዘለና ሓበሪታ ክንረክብ ቀሊል እዮ "ናትኩም ጉድለት እዮ ብእምነት ዝኸይድ ነገር የለን እዚ ዝኣተኹሞ ብሓጺር ገንዘብ ንኽትገብሩ እዮ ብኸመይ ግን ኣይመርመርኩሙን እሞ ምሰ ዘይትረኽብዎም ሰባት ብቃላቶም ተታሊልኩም ዘሕዝን ተዳጋጋሚ ዝምታ እንዳ ተዳጋገመ እቲ ኤረትራዊ ምቅጻሉ እዮ ዘገርም እቲ ሪሂጽካ ተምጽኦ እዮ ገንዘብካ እቲ ዝተረፈ ግን ኣይናትካን እዮ :: ወጺኹም ካባና ተማሃሩ ኢልኩም ወጺኹም ምዝራብኩም ብጣዕሚ ነመስግን: ,እግ/ሃር ነተን ሪሂጽኩም ዘምጸኹሞ ገንዘብኩም ድማ ብመገዱ ይመለሰልኩም ❤ " ለበዋ ንህዝቢ🇪🇷 ኣብ ስደት በላዕትና ኤርትራዉያን እዬም ብሚድያ ንምህር ኢና , ኣዘራርባ ክእለት ዘለዎም ወዲ ሃገረይ ወዲ ዓደይ .... ወዘተ ሕጋዉነት ,ዘይለበሰ ነገር ወላ ከሲስካዬም ዉን ከተድምዓሎም ኣይትኽእልን ኢኻ ንጠንቀቅ ካብዞም ደፋራት ጋሓላሉ ሰረቅቲ !!!
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 Сағат бұрын
I lost $ 50,000
@HabtomBayre-o7r
@HabtomBayre-o7r Сағат бұрын
ኣርእስቲ ጹሑፋት ኣምሓሾ
@flimontsegay9828
@flimontsegay9828 2 сағат бұрын
Fili ybhall kab hager Holland ,, bqedamnet selam selam ab zezelekumo ymneyelku.. bmqxall nay ball Tesfayy negerr sii btamiii eyu gerimna.. ahhhh ashatt genzebna abeyy alo aynfeltn ena... gen ms ab dubay zrkeb nay hgiii tkall ab mesrhh alena genzebna nkmles
@TsegaGarza
@TsegaGarza 2 сағат бұрын
መርሓባ በሽር እዚ ሰሚዕካዮ ዘሎካ ለላህመቱ እዩ: ናይ ተስፋይ ሰራቂ መወዳእታ የብሉን: ደቂ ሂስተን ቴክሳስ ኣለኩምዶ ቅድሚ መሶብ ፍዮሪ እውን ንኤርትራውያን ተቀመጥቲ ሂስተን ገለ ነገራት ይሸጠሎም ከምዝነበረ እሞ ህዝቢ ከዘይትሓጎሰ ሰሚዔ ኣለኩ: በሽር ሓወይ ኣብዛ ሚድያካ ኩሉ ኣቃልዓዮ: ተስፋይን ቶም ዝበልዑ ኮራኩሩን ኣብ ሕጊ እንተቀሪቦም ዳርጋ ፍርቂ ገንዘብና ከምዝተመለሰልና ምሓሰብናዩ: ስጋብ ሕጂ ኣብ ዕጹው ግሩባት ጌሩ ንደቂ ገርሂ ልባ ይጻወተሎም ኣሎ እዚ ክፋእ ካብ ናብ ሰብ ናብ ዝብኢ ዝቀርብ ምስሉ
@flimontsegay9828
@flimontsegay9828 2 сағат бұрын
11
@Zemen-w7i
@Zemen-w7i 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 2 сағат бұрын
❤❤❤
@GenetWeldense-dx9dr
@GenetWeldense-dx9dr 2 сағат бұрын
Wow.!! I’m so sorry I was confessed by a friend, but some how I didn’t like it and didn’t parts-pâté. Pleas be strong.
@benniebb6877
@benniebb6877 2 сағат бұрын
የሕዝን ዩ ግርህና ህዝብና ተጠቂሞም ከምዚ ምግባሮም. ኸም ሓሳብ እቶም ግዳያት ዝኾንኩም ኣብ ሓደ ተጠርንፍኩም petition እንተትገብሩ. ኻብዛ ዓለም ሕዝናዮ ንኸይድ ዋላሓንቲ የለን, ከምታ ጥራይ ነብስና ዝተወልድናያ ከምኣ ኢና ጥራይ ነብስና ንኸይድ. I could feel your emotions, but becareful the emotions dont consume you or cripple you. Your well being is very important for you and your loved ones and do your best those folks get what they deserve.
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 2 сағат бұрын
ብጢዕሚ ዘሕዝን እዚ ሰብ እዚ ካብ ሰብኣውነት ወጻኢ ሕልና ኣልቦ እዩ so if you guys have enough evidence ክኽሰሱ ኣለዎም they should be arrest
@asterhagos660
@asterhagos660 2 сағат бұрын
Thank you Beshir Hawey really appreciate the info. you are sharing to educate our community about HyperVerse and many other pyramid scam, I was one of those victims who lost money unfortunately. “HyperVerse crypto scheme targeted developing countries before collapse left some investors ‘suicidal’
@ermiasdebesay6202
@ermiasdebesay6202 2 сағат бұрын
I lost 10,000
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 сағат бұрын
ኡሱራት ሚዓሲ ይወጹ ።ኢንታይ ገበን አለዎም ከመይ ሓደ ወዲ ተንቤን ኢትዮጲያ ይመሪሓና 6ሺሒ ዶላር ኒዓመት ደሞዙ ጀሪጆ ዲራር ነጊሪና ።2።5ቢሎን ዶላር አለዎ ኢላቲና ዓለም መበላ 16(ላቢታም ናይ አፍሪቃጵኢላቱና ሒጂ ኢዚ ናቱካ ዘረባ ከመይ ይሲቆሮና አያ ሓዎቦይ ተኾላፍና።።።።
@ማዕተበይአይበትኽ
@ማዕተበይአይበትኽ Сағат бұрын
ትምርቲ ናይ ቛንቛ ትግርኛ ብግቡእ ቅድም ንመሃር ካብኡ ርእይቶ ንጽሕፍ 😂😂😂
@elsat792
@elsat792 3 сағат бұрын
👋🙏👏🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕✊
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 3 сағат бұрын
🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 3 сағат бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯💯👍🎉🎉🎉❤️
@GebruGebru-g2u
@GebruGebru-g2u 3 сағат бұрын
111
@berhaneasmelash5398
@berhaneasmelash5398 3 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@light8742
@light8742 3 сағат бұрын
Memharin Aygberka, Memhari Aykelaeka.
@abogida669
@abogida669 3 сағат бұрын
Sami camera dika tizareb zeleka ?
@abogida669
@abogida669 3 сағат бұрын
Omg zekariya niay win argitsini neru gin kaemin zikiel aykonen & Zeyrehatskilu kibelie that's why aytkebelkiwon
@prouderitrewit4923
@prouderitrewit4923 4 сағат бұрын
Men etewu elwuwom $100000-$500000 taykgebru yetyomo kbele zbeles gedel Afu
@prouderitrewit4923
@prouderitrewit4923 4 сағат бұрын
Mussie nska nbaelka abti zoom kabtom kemesgunn ktmhrn twelzneberkado ayneberkan edna tewu zetewena yelen hji ka abhge kerebu alo tebahilna nysbe alena ,kulu geze yngerena neru eu hji nay tesfay zblo znebere anyrekb aleku fetikum etewu weyka tgedfwo euzblneru,nska wnkabtahattnet aytmlten eka tguskusena nerka eka dyakon mussie
@light8742
@light8742 5 сағат бұрын
I'm sorry to hear many of you lost this much money. I heard about this scam some time back, but those I advised them to pull out didn't believe me. There is no such return in business. You made the money that you lost. You have to take care of yourself and work hard to look at your future. God bless you all.
@freweinetesfamariam1963
@freweinetesfamariam1963 5 сағат бұрын
She is a liar. She live in Toronto. I know her.
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 5 сағат бұрын
❤❤❤
@eregreat2038
@eregreat2038 5 сағат бұрын
❤❤❤🎉❤❤❤
@amalramadan748
@amalramadan748 5 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 5 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@abieteffrimekta2344
@abieteffrimekta2344 6 сағат бұрын
የሚገርም ገለፃ ነዉ ልክ ሰዋች ግሮሰሪ ዉስጥ ፋሽኮ ከጨረሱ በዃላ የሚያወጉት ወግ ይመስላል ወይም እቁብ ከጣሉ በዃላ ወይ ዘንድሮ ሼባዋች ሳይቀር እያበዱ ነዉ😂😂😂😂😂
@ERIMOMA2002
@ERIMOMA2002 6 сағат бұрын
ዝገርምዩ፡ ሓበሻ ኣሕዋትና ዝረብሑሉ ካብኮነ ሓቂ እዩ ኢልና እንዲና ኣሚንናዮም ኣቲና፡ ሎሚ ግን ዝእመን ሰብ ከምዘየለ ኣርእዮምና እዮም። ብሕጊ ግን ክሕተቱ ከምዘለዎም ምግባር ማለት ስቓይ ህዝብኻ ምክፋል ማለትዩ። ንሕና ብወገንና ንኽእሎ ንገብር ኣለና። ምኽንያቱ ኣነ ሓደ ካብ ግዳይት ስለዝኾንኩ ስቓዩ ኣስተማቂረዮ እየ። ካባይ ንላዕሊ ብዝኸፍአ ክሳራ ዘጋጠሞም ጻዕራማት ኤርትራዊያን ማእለያ የብሎምን። ይአሕዋትና ኢሎም ስለዝኣመኑዎምን ንዓና ድማ ብግርህነትን ጽቡቕ ድሌትን ስለ ዘእመኑናን ጥራይ። ዝገርመኩም ኣነ ንባዕለይ 2.500 ፖዉንድ ስካም ጌሮምኒ፡ እቶም ንዕኦም ርእየ ኣሚነ ኪኣቱ ዝገበሩኒ ስድራቤት ከኣሞ፡ 4ተ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት ነብሲወከፎም 15.000 ፓዉንድ እንግሊዝ ተቓሒሞም ተሪፎም። ካብዚ ብዝተዓጻጸፈ ዝኸሰሩ ድማ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዉያንን ካልኦት ሓበሻን ድማ ኣዲኦም ትቑጸሮም። በሽር ነዚ ነገር ብትብዓት ከተቃልዖ ምብጋስካ ክብሪ ይግባኣካ'ዩ። ቃንዛ ህዝብኻ ስለዘቐንዝወካ ድማ እዩ እሞ፡ ብሽም ኩሎም ግዳያት ቴንክ ዩ!🙏 ኩሉ ሰብ ነዞም ገበነኛታት ኣብ ምህዳን ክትሓባበር ድማ ዜግነታዊ ግዴታ ኣለዎ። ምኽንያቱ ኮነ ኢሎም ህዝቢ ታርጌት ጌሮም እንተኣጥቂዖሞ፡ ሃገር ተጠቒዑ ማለት ስለዝኾነ፡ ከም ህዝቢ ደቂዚ ሃገር ድማ ክንምክቶም ግዚኡ ዝጠልቦ ግዴታዩ።
@sebhatzere9999
@sebhatzere9999 6 сағат бұрын
ዲፕሎማሲ ኤርትራ ይዓቢ ኣሎ ከምኡውን እቲ ምዕራባውይስን ዝገብርዎ ዝነበር ፈሺሉ እንሆ ሃገርና ኤርትራ ናብ ልምዓት ትግስግስ ኣላ
@dawiteliffe9027
@dawiteliffe9027 7 сағат бұрын
እዋህዮ ጫጫሒት ፍልሖ ሓንሳብ ንሓዋሩ ከይጸነተት፡ ብቐጻልነት ምጭጫሕ ፍልሖ ስለዘይተቛርጽ፡ቀንዲ ስትራተጂ ንምጽናት ዞም ኣብረስቲ ገረብ ዝኾኑ ፍልሖ ዋህዮ ጫጫሒት ኣዲኦም ሓንሳብ ንሓዋሩ ምጽናትእዩ።ዛተጻባኢት ሃገርናን ህዝብናን ዝኾነት፡ ሓንሳብ ንሓዋሩ፡ ባዕላ ኣብ ትገማማዓሉ ዘላቶ እዋን ስትራተጂ መንግስቲ ሃገርና ኢዱ ከየእቱ ዳግም ክሓስበሉ እዋኑ ዝጠልቦ ሓቂዩ።
@ahmedmusa9821
@ahmedmusa9821 7 сағат бұрын
Thank you.
@mikaelmeconen7764
@mikaelmeconen7764 7 сағат бұрын
🖐🏾🇪🇷🇪🇷💪💪
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 7 сағат бұрын
❤❤❤
@marssemay69
@marssemay69 7 сағат бұрын
ከመይ ኣቢሉ ሰብ ስለ ዝበለካ ትውስን??? Search ኣይትገብሩን ዲኹም። ገንዘብካ ካብ ኢድካ እንተወጺኡ፡ ናትካ ኣይኮነን።