Пікірлер
@gerbremesekelgiotom8793
@gerbremesekelgiotom8793 Күн бұрын
God Bless u
@abinezerrobel9193
@abinezerrobel9193 14 күн бұрын
Bless you ❤❤❤❤❤❤❤
@favfor4455
@favfor4455 15 күн бұрын
Rori Brkti wonderful song! Tebareki
@helentesfay2463
@helentesfay2463 16 күн бұрын
God bless u more ♥️
@teklino1919
@teklino1919 16 күн бұрын
ፍትወይሲ ካብ ዓሰርተ ሽሕ ጻዕዳን ቀይሕን ትምረጽ ኢኻ ናተይ የሱስ መፍቀርየይ ክንደይ ትፍቶ ክንደይ ጽቡቅ ኢኻ ክቡር ህያበይ ሒዘ መጸካ ዝፈስስ ቅብኢ ምኡዝ ሽቶለካ ኣንታ ፍትወይ ክንደይ ፍትው ኢኻ ጥዒሙኒ ኣሎ ኣብ ሕቅፎኻ መኣዛኻ ጥዑም ሽቶ እዩ ስምካውን ዝፈስስ ቅብኢX2 ፍትው የሱሰይ ፍትው የሱሰይ መመሊሳ ትጠብቅ ነብሰይ ፍትው የሱሰይ ፍትው የሱሰይ ብፍቅርኻ ትማረኽ ነብሰይ ኣነ ግና ብፍቅርኻ ተማሪኸ እዝምረልካ ኣነ ግና ብፍቅርኻ ተመሲጠ እዝምረልካ ናይ ነብሰይ ዜማ ድርሰት ናይ ልበይ ምትንካፍካ'ዩ ዘኒንዎ ቁስለይ ፍትው የሱስ ኣውራ ሂወተይ ዋና ፍቅሪ ኮንካ እምበር ናተይ ይፈስስ ልበይ ኣብ እግርኻ ቅዱ ሽቶ ይኹን ንኽብርኻ ኣይቅጥቦን ፍቅረይ ኣይበቆን ንዓኻ ሓቀኛ ፍቅሪ ኣርኢኻኒ ንዲኻ መኣዛኻ ጥዑም ሽቶዩ ስምካውን ዝፈስስ ቅብኢX2 ደድሕሪኻ ትጠብቅ ነብሰይ X4 ኣነ ግና ብፍቅርኻ ተማሪኸ እዝምረልካ ኣነ ግና ብፍቅርኻ ተመሲጠ እዝምረልካ ፍትው የሱሰይ ፍትው የሱሰይ መመሊሳ ትጠብቅ ነብሰይ ፍትው የሱሰይ ፍትው የሱሰይ ብፍቅርኻ ትማረኽ ነብሰይ ኣነ ግና ብፍቅርኻ ተማሪኸ እዝምረልካ ኣነ ግና ብፍቅርኻ ተመሲጠ እዝምረልካ
@SirakTilahun
@SirakTilahun 17 күн бұрын
Amennnn❤❤❤ seyyyyy
@nahomkibrom3858
@nahomkibrom3858 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@RoraEfrem
@RoraEfrem 18 күн бұрын
ፍቱወይ ሲ ካብ ዓሰርተ ሽሕ ጻዕዳን ቀይሕን ትምረጽ ኢኻ ናተይ የሱስ መፍቀርየይ ክንደይ ትፍቶ ክንደይ ጽቡቕ ኢኻ ክቡር ህያበይ ሒዘ መጸካ ዝፈስስ ቅብኢ ሙኡዝ ሽቶ ኣሎካ ኣታ ፍትወይ ክንደይ ፍቱው ኢኻ ጥዒሙኒ ኣሎ ኣብ ሕቑፎኻ መኣዛኻ ጥዑም ሽቶ እዩ ስምካ እውን ዝፈስስ ቅብኢ ፍቱው የሱሰይ x 2 ብፍቕርኻ ትማረኽ ነብሰይ ፍቱው የሱሰይ x 2 መመሊሳ ትጠብቕ ነፍሰይ ኣነ ግና ብፍቕርኻ ተማሪኸ (ተመሲጠ)እዝምረልካ x 2 ናይ ነፍሰይ ዜማ ድርሰት ናይ ልበይ ምትንካፍካ እዩ ዘኒንዎ ቑስለይ ፍቱው የሱስ ኣውራ ሂወተይ ዋና ፍቕሪ ኮንካ እምበር ናተይ ይፈስስ ልበይ ኣብ እግርኻ ቅዱይ ሽቶ ይኹን ንኽብርኻ ኣይቁጥቦን ፍቕረይ ኣይበቆን ንዓኻ ሓቀኛ ፍቕሪ ኣርኢኻኒ እንዲኻ ደድሕሬኻ ትጠብቕ ነፍሰይ x 4 ኣነ ግና ብፍቕርኻ ተማሪኸ እዝምረልካ x 2 ፍቱው የሱሰይ x 2 መመሊሳ ትጠብቕ ነፍሰይ ፍቱው የሱሰይ x 2 ብፍቕርኻ ትማረኽ ነብሰይ ኣነ ግና ብፍቕርኻ ተማሪኸ እዝምረልካ x 2
@merrycover9175
@merrycover9175 18 күн бұрын
Asssey amazing music and mezmur 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️more blessings
@WinaHaile-y5m
@WinaHaile-y5m 19 күн бұрын
tebarki roriye mara temti mezmur aziya barikatni mezmuratki medri yekdnu mearey
@ariegab
@ariegab 19 күн бұрын
Asseyyyy Amennnn Ewe meazaka teum shito eyu elelele kiber yesus, tebareki Rori haftey❤❤❤❤❤💥💥💥💥🌴🌴🌴☘🍁
@robelabraha5887
@robelabraha5887 20 күн бұрын
ሮራ ሓፍተይ ግሩም መዝሙር። ንኣምላኽ ንምግልጋል ሓይልኺ ይዕበን ይሰልጥንን።
@Jesus-saves-4
@Jesus-saves-4 20 күн бұрын
asey tiemti mez,ur BLESS YIU xbqti haftey🥰🥰🥰
@EsseyNega
@EsseyNega 20 күн бұрын
🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@solomonberhe1192
@solomonberhe1192 20 күн бұрын
Amen l love you jesus. GBU
@media5161
@media5161 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@singermewaelghirmay2309
@singermewaelghirmay2309 20 күн бұрын
Amenn Rori blessed God Bless u music arr Poulos yemane Amazing Job.
@belovedabrahampastormelake1799
@belovedabrahampastormelake1799 20 күн бұрын
ሮራ ሓብተይ ጥዑም መዝሙር ጽቡቕ ስራሕ ኣምላኽ ይባርኽኪ እሞ ኻኣ ኣብታ ንፈትዋ ምድርና ምዃኑ ኣዝዩ ደስ ዘብል ዘመንኪ ይባረኽ እቲ ኣብ ጎንኺ ኮይኑ ብኹሉ ዝሕግዘኪ ዘሎ ብሩኽ ሓወይ ኣርኣያ ውን ኣምላኽ የዕዚዙ ይባርኮ ወስኹልና ብሩዃት ኢኹም
@kibretbereketanchorchannel7364
@kibretbereketanchorchannel7364 20 күн бұрын
The song, the music and the video clip are all amazing! Such a blessing song. Nbzuh bereket kuni Rori haftey.
@akitekeste1137
@akitekeste1137 20 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️🥰
@marthaberhane9665
@marthaberhane9665 20 күн бұрын
Amen amen blessed.❤❤❤❤
@soniatesfamariam5942
@soniatesfamariam5942 20 күн бұрын
Tebareki nebrekt kuni
@fioriasmerom7996
@fioriasmerom7996 20 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tirhasgebremichael4724
@tirhasgebremichael4724 20 күн бұрын
Aseyi Jesus bless you and your family more and more
@HaileKentiba
@HaileKentiba 20 күн бұрын
እወ ንፍትውና ንቕነየሉ በብዝኸበረ ህያብና፡ ጎይታ የሱስ መሊሱ ይባርኽክን ንፍቕሩ ክትዝምሪ መዝሙር የብዝሓልኪን።
@armmai8154
@armmai8154 20 күн бұрын
God Bless you Rora hafetey
@sarahaile6506
@sarahaile6506 20 күн бұрын
Roritey bless you yiwskilki yibzhlki ❤❤❤❤
@nalawitAbraham
@nalawitAbraham 20 күн бұрын
Tebareki blessed ybzehalki ❤❤❤❤😮😮😮
@danielwoldu7333
@danielwoldu7333 20 күн бұрын
Amen amen Rori haftey memeliski wesiki
@Savedgraced
@Savedgraced 20 күн бұрын
God bless you za haftey teum mezmur.
@hedathedat2542
@hedathedat2542 20 күн бұрын
Remain blessed Rora
@senayitzeray
@senayitzeray 20 күн бұрын
Tebareki ❤❤❤❤❤
@merrygt1956
@merrygt1956 20 күн бұрын
Bless u Rora Hrftey
@AzmaraYemane
@AzmaraYemane 20 күн бұрын
Roir haftey brekhte 🙌🙌🙌🙌🙌 egziabhier amlakh yebareke memelesu nay mezmur kibeateke yegelex.
@Jossy.mp4
@Jossy.mp4 20 күн бұрын
🙌🏽🙌🏽
@filimonsolomon1019
@filimonsolomon1019 21 күн бұрын
ማራ ደስ በሃሊት መዝሙር ሮሪቲ ❤
@mulugetabrhanu5111
@mulugetabrhanu5111 21 күн бұрын
ሮራ ሓፍተይ ጐይታ የሱስ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልኪ ተባረኺ።
@Rose-lavender14
@Rose-lavender14 21 күн бұрын
Welcome Rori. God bless...🙏🙏🙏
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 21 күн бұрын
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልልል 🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌መመሊስኪ ተባረኺ ሮሪ ብርኽቲ ❤️💕❤️💕❤️💕❤️💕❤️💕❤️💕❤️
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 21 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን 🙏🏻🙌🏻❤️
@henokdaniel6358
@henokdaniel6358 21 күн бұрын
❤❤
@mekeretnegasie7382
@mekeretnegasie7382 21 күн бұрын
ሮሪ ቆንጆ ተባረኪ
@mekeretnegasie7382
@mekeretnegasie7382 21 күн бұрын
ተባረኪ አኦሪ ቆንጆ
@FevenAregay-tu2up
@FevenAregay-tu2up 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shofar7980
@shofar7980 21 күн бұрын
ምሉእ ዘመንና ፍርሃት ሞት ተኣስርና ዘበርና ካብተስፋ ሩሑቃት ካብ ኪዳንካ ፍሉያት እ/ር ካብ ሰማይ- ርኢካና ብ ድንጋጸ ፍትሒ ኻባካ መጸ ካብ ገጽካ ወጸልና መዓልትታት ዕረፍቲ አእትካና ናብ ክብሪ ክንደይ ክንደይ ክንደይ ክብሃል ንዓና ትሓስቦ ሓሳብ ክንነግረሉ ተደእና ምቑጻሩ ዘይካኣል ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሰናይ-ኩሉ ትሓስቦ - ሰናይ- ስሌና ትዛረቦ ሰናይ- መደብካ ከብ ጥንቲ ንዓና ምሉእ ዕረፍቲ ዓስቢ ሓጥያትሲ ሞት ውህበት ጸጋካ ግን ብየሱስ ክርስቶስ ናይ ዘልኣለም ህይወትዩ ብሰሪ ኣበሳና ዝነበረና ዕዳ ዋጋ ደም ከፊልካ ተበጂካና ተመስገን እ/ር እንሆ ሎሚ ፍረና ኮይኑ ሎ ንቅድስና ምውጻእና ብሩክ ምእታውና ብሩክ እንሓስቦ ብሩክ እንገብሮ ብሩክ ኣየ ክንደይ ኻ(2) ጎይታየ ምሳካስ ጥዒሙና ኣሎ ንሕና ኣብዘይ ነበርናሉ ቅድሚ ዘበናት ንህይወት መዲብካና ምድሓንና ኣለዎ ውሕስነት ኢድና ብዘየተሓወሶ ዘፍቀርካና ፍቅሪ ብከምኡ ውሉድ ጌርካና ንህበካ ክብሪ ተመስገን እ/ር እንሆ ሎሚ ፍረና ኮይኑ ሎ ንቅድስና ምውጻእና ብሩክ ምእታውና ብሩክ እንሓስቦ ብሩክ እንገብሮ ብሩክ ኣየ ክንደይ ኻ(2) ጎይታየ ምሳካስ ጥዒሙና ኣሎ ምድሓንካ ግሩም ናይ መስቀል ታሪክ ሓጢኣተኛ ሰብ ኮይኑ ዓርኪ ኣምላክ ኮይኑ ዓርኪ ኣምላክ ሰናይ-ኩሉ ትሓስቦ - ሰናይ- ስሌና ትዛረቦ ሰናይ- መደብካ ከብ ጥንቲ ንዓና ምሉእ ዕረፍቲ
@MeronSisay-h3p
@MeronSisay-h3p 23 күн бұрын
Amennnnnnnnnnnnnnn❤
@MillionTekeste-uo5tn
@MillionTekeste-uo5tn 23 күн бұрын
Blessed 😇
@MillionTekeste-uo5tn
@MillionTekeste-uo5tn 23 күн бұрын
Hallelujah hallelujah hallelujah hallelujah hallelujah amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤
@temesgenhagos8401
@temesgenhagos8401 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@henokasmorom8435
@henokasmorom8435 Ай бұрын
tebarek bruk nay amlak seb zebenka ybarek