ዛንታ ናይ ሱዳን መሓዙተይ፣
13:21
Пікірлер
@HhBn-d4b
@HhBn-d4b 5 сағат бұрын
💪💪💪💪💪💪
@WintaYohannes-iq8en
@WintaYohannes-iq8en 7 сағат бұрын
Wawwww ❤❤❤
@selamtekleenbet9482
@selamtekleenbet9482 8 сағат бұрын
😢😢😢😢
@hiwat9981
@hiwat9981 8 сағат бұрын
ገና እናሃለካ ኣፋንዋ ከምዚ ከማይ እንተይ ኮንካ ሓወይ ናተይ ካብ ሓፍትካ ዘጋጠመኒ ከም ናትካ እዩ ፈቀድኡ ጊፍትን ወዲ ጊፍቲ ክህብ ግዜ ዝመሸዮ ግዜይ ዘፀልመተለይ 😢
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 12 сағат бұрын
ሰሚዒት እዩ ፍቅሪ የኮነን ፍቅሪ ዘፍቀረ አይፀልእን ክርስትያን ተኮይንካ ምስ ኣባት ነብስካ ተናጋጊርካ ሰባኤ ኣቲኣ ኣቦታት አብ ፆሎትኩም ዘክርኒ ኢልካ እቲ አብ ዝባንካ ዘሎ መናው መንፈስ ክለቀልካ እዩ አጀካ ተመሰገን እትብለሉ ቀረባ እዩ ተተግቢርካዮ
@AbcXyz-cu2wg
@AbcXyz-cu2wg 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@TeklesenbetMehari
@TeklesenbetMehari 15 сағат бұрын
ሓደጋ እዩ ዝብሃል ግን መፍትሒ ምንዳይ እዩ እቲ ፍታሕ ፡ ቀዳማይ ካብ ውሰነ ተቆጠቢ ምስ ክልቲኦም ይትረፍኪ ንግዚኡ ምስ ነብስኺ በይንኺ ነዚ ጉዳይ ምጽራይ ከድሊየኪ እዩ ፡ ናይ ሕክምና ጌጋ ክኸውን ይኽእል ምስቲ ሓደ ተወሲንኪ ክትጥዓሲ ክትነብሪ ኢኺ ምስቲ ብዓል ቤትኪ ተቀጺልጂ አዚ ሕቶ ምልዓሉ ኣይተርፍን እዩ ኣብ ዝኮነ ኣጋታሚ ስለዚ ንግዚኡ በይንኪ ኩኒ ፡ ሓደ ግዜ ዝትኣማመኑ ሰብ ሓዳር ውላድካ ኣይኮነን ተባሂሉ ሓደ ኣቦ ኣብ ብመርመራ ፡ ድሓር ማንታ ውላድ ውን ነሮሞ እዚኦም ንምርጊጋጽ ውን መርመራ ገሮም ሓደ ናትካ እቲ ሓደ ኽኣ ኣይናትካን እዩ ተባሂሉ ማንታ ምካኖም ሓኪም ኣይፈልጥን እዩ ዝርኣዮ ውጽኢት ጥራሕ እዩ ነጊሩ ስለዚ ከጋትም ዝክእል ነገር እዩ፡ በይናኪ ጽዓሪ ኣምላክ ክሳብ ፍታሕ ዘምጽኣልኪ ካብ ውሳነ ተቆጠቢ
@GgGg-r3y1y
@GgGg-r3y1y 15 сағат бұрын
ጉሊና ሓቀኛ ፍቅሪ የለንኢልና ካብ ኩሉ ርሕቅና በይንና ገልናሓቀኛ ፍቅሪ ምስረኸብናዮ ብዝተፈላለየ ምክንያትካብኢድና ይጠፍእ ህይወት ፈተና ኢያ እሙን ዓርኪ❤😢💔
@fnanfitsum2799
@fnanfitsum2799 16 сағат бұрын
Gdefena bejaka ezi natka fetera eyu kab dhri hji neaka mkttal gedifeyo aleku.
@ምፍጣረይትርጉምኣለዎ
@ምፍጣረይትርጉምኣለዎ 16 сағат бұрын
ምኽሪ ንዓኻ ክቡር ሓወይ ህድሞና እንተ ፈሪሱ ወይ ማይ እንተ ኣንጢቡ ኣቦይ ፈሪሱ ወይ ማይ ኣንጢቡ ኢሉ ገዝኡ ገዲፉ ኣይከይድን እዩ ። ንስኻ ካኣ ሓዳር ማለት ገዛ ማለት እዩ ሰበይትኻ ኮምኡ ስለ ዝገበረት ክትፈትሓ ጽቡቅ ኣይኮነን ኪዳን ከቢድ እዩ ንባዓልቲ ቤትካ ዉን ልቦና ይዓድላ ፈጣሪ ኣፍቲ መንፈሳዊ ሂወት ዝነበረቶ ንኽትምለስ ጻዕሪ ከድልየካ እዩ ሽዑ ኢካ ሰላም ክትነብር ፈቲሐ ሰላም ክነብር እየ እንተ ትብል ኣለኻ ግን ተጋጊኻ ኣለኻ ምስ ምሉእ ኣክብሮት ሰሰናዩ ንክልቴኩም
@shamgergis-cn2vr
@shamgergis-cn2vr 19 сағат бұрын
😭😭😭
@سميرةالفيفي-خ4ح
@سميرةالفيفي-خ4ح 21 сағат бұрын
😢😢😢😢😢
@MmMajo-o7b
@MmMajo-o7b 22 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Zahra-nl1ot
@Zahra-nl1ot Күн бұрын
💔😭
@Sl-ws1cg
@Sl-ws1cg Күн бұрын
Social media aexweyo Bela bflaye tiktok
@temarwelday4645
@temarwelday4645 Күн бұрын
😢
@yr7396
@yr7396 Күн бұрын
ሰነፍ ነቲ ወዲ እግሩ ዘይትሰብሮ 😅
@ሕቢእየዘተዋህዶ
@ሕቢእየዘተዋህዶ Күн бұрын
ዝሓፍተይ ኣጆኪ ግን እንድሕር ዘይ ደቅስኪ ናይ ዝኮነ ወዲ ባንቲ ቆምጣ ስሮኦም መልስኪ ከትኮኒ ዘክሪ ማለተይ ስምዕቶም ዘፍስስሉ ብኡ ብራሃፅ ኣብሉ ይፍጠር እዩ ።
@ditakibrom6005
@ditakibrom6005 Күн бұрын
Ms wedi adki des zbeleki
@Kidanenegasi
@Kidanenegasi Күн бұрын
🙏🙏🙏
@AlemYirga-ge6so
@AlemYirga-ge6so Күн бұрын
መንፈስ ቅዱስ ዝሃደሞ ገዛ ዶ ኮይንካ ንኡሰይ😢ብዝኾነ እቲ ምፍልላይ ኣይሕሰቦ ግን ኣምላኽ ናብ ልባ ክመልሳ ካብዚ ማእሰርቲ ናይ ሶሻል ሚድያ ክትወጸልካስ "" ጸሊ "" ጸሊ ብሩኸይ! ናይ ኩሉ መፍትሒ ዩ!
@freedomnow1210
@freedomnow1210 Күн бұрын
ቀልጢፍካ ግደፋ ሐወይ አብ ቲክቶክ ትውዕልን ትሐድርን ክትገድፎ እሞ ጽቡቅ ሐዳር ክትገብረለይ ትኽእል እያ ኢልካ አይትጸበ ንፋስ አትዋ እዩ ካልእካ ግበር ካብቲ ዘጥፋእካዬ ገንዘብን ግዜን ንላዕሊ ሂወትካ ምሉእ ክትዘርጐ እያ ወደሐንካ
@ruftalibey9343
@ruftalibey9343 Күн бұрын
ኩላትና ፀሎት ንግበረላ ሸይጣን ኢዩ አቲዋ ዘሎ 🙏🙏🙏🙏
@MDMEDIA647
@MDMEDIA647 Күн бұрын
ገለን ደፋእ ትብል ስድራኣን የሕዎታን ክትሕግዝ ገለ ከኣ ብሽግር ሓሊፋስ ዘይግድሳ ካብ tiktok ወላሓንቲ ትርከብ የብላን ክትመሪ ዝኮነ courses ወሲድካ ሰብኣይክን ስድራክን ክትሕግዚ እዩ ዝግበኣኪ
@gjcg6332
@gjcg6332 Күн бұрын
ንስክውን ተመርመሪ ማዓረይ እቶም ሓኪማት ተጋግዮም ሂቦምኪ ኮይኮኑ
@Amorawedigash
@Amorawedigash Күн бұрын
Ajoka bro qes elika alamda telofona wun yhdiga eka bzaba kalot baenki TikTok ab hadarom ztbasu wun amxika ngera emo ketferhi iya embr Kndey iyen zegatmna mlda nzeom Single bgele iyen zrekbana ezen seb hadarn Single mamn ente miedkayen kea yexliaka so trah nska qelitifika nab negerat keythasb eka kulu mes gezie ktgedfo iya
@ከምልበይ-ቐ4ወ
@ከምልበይ-ቐ4ወ Күн бұрын
ነብሳ ምስ ገጀፈ ሰኪራ ኣየ ነዚ ፍልሖ ዝበልዖ ነብሲ ናብ ኣባት ነብስኩም ውሰዳ ጸሎት ካ ግበር ኣምላክ ናብ ልባ ክመልሳ
@solihabtat7864
@solihabtat7864 Күн бұрын
❤❤❤❤
@syumnelo4525
@syumnelo4525 Күн бұрын
Kibur hawey bteami himaqe rekibka azi tik tok zbhali kindey hadarat felaliyu kndey qolieu bzey abo kiabu ferdu kindey win mis sebat zey mridida fteru kndey ka hiwet abalashun sienunn eyu xarka kexali eyu fetena ab hiwet gdein eyu keythalelika xari haftey ka libi gberi beali btki kindey meswati keflu aknde nberiley zbeleki kemzi aytfdeyo wedi tebatay bsebytu kikorea sile zdeli nxbuki eyu zmekireki zelo mo kemti mexhaf kedus zbelo sebytu thit ela tekedet eyu germa azi zelo nay alemi nger keyshteki mamuqe gezaki keytbalashieu kab shger awxu seb gerki alo mo nezi tredki hadarki msmuki nay xbahi higusti kitkoni
@idrisadem4076
@idrisadem4076 Күн бұрын
❤❤❤
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ Күн бұрын
ኣብ ሂወት ፍተና ዘሎ ዩ ሰለዚ ዝኮነ ነገር ቅድሚ ምውሳንካ ጸሎት ግበር በጃካ ብዝተረፈ ኣጀካ😢❤❤❤😊
@hagerdan8279
@hagerdan8279 Күн бұрын
Anjal elatki beleley
@BerhaneTsegay-m6s
@BerhaneTsegay-m6s 2 күн бұрын
ምከራ ተሰምዐት ጽቡቅ ከምኡ ተኮይኑ ግን መከራ ክምህራ አዩ ንስካ ግን ተጠንቀቅ ኣብዘይሰይጣንካ ከይተአትወካ ዘይከዉን ተኮይኑ መመንገድካ ምሓዝ አዩ ዝሓይሽ ሓወይ
@nebyatkeshiberaki9175
@nebyatkeshiberaki9175 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@asmaithaile7432
@asmaithaile7432 2 күн бұрын
Ajoka hawey Amlke miska yikun kabe kulu galka eber TikTok sebe xeyku eyu zelo!! Ni sebytka ka amrxa niay do wala ni Tik Tok bela 😢😢Amlke mhrtu yewrdlna
@arontemesgen4178
@arontemesgen4178 2 күн бұрын
Bro kemzi elka heteta neay wey n tiktok merexi bela mesti zemrxeto ketkwen kea gedefa
@Banakibrom20
@Banakibrom20 2 күн бұрын
ኣየ ናይ ሂወት ነገር ገለ ብማይ ገለ ስኣን ማይ ቲክቶክ እንታይ ትመስል ሪአዮ ኣይፈልጥን በንጻሩ እቲ ካልኣየይ ድማ ኣብ ቲክቶክ ይውዕል ግን ንበይነይ ውላደይ የዕቢ ኣለኩ ሓዳር ዕድል እዩ 😢
@EbrahimMahammed-v7n
@EbrahimMahammed-v7n 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mhretgebru8657
@mhretgebru8657 2 күн бұрын
Maryam Ayrefeda ns weda msaki tkun Mhret yewrdelka zhawey maeray Amen.
@EbrahimMahammed-v7n
@EbrahimMahammed-v7n 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@YobelfisshayeYobelyobel
@YobelfisshayeYobelyobel 2 күн бұрын
እዚኣ ወልሓንቲ ምኽሪ ኣየተደልየካን እያ ፍትሓያ
@BahramGrmay
@BahramGrmay 2 күн бұрын
ሰላም ኩቡር ሓወይ ኣብ ቃልኪዳንካ ጹኑዕ ኩን ነዓ ከኣ ብዝኸአለካ ኣረዳኣያ ካሊ ኣባ ነብሲ ከ ኣለካ ዶ ኢንተ ኣለካ ንጎሮ ኢንተ ዘይ ብልካ ኣባ ነብዚ ግበር ኩሉ ሽጊርካ ንጎሮ ኩሉ ግዜ መተኪርስያን ዊሰዳ።ኣምላኪ ሓዳርካ ይባርኮ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 2 күн бұрын
ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ጥዑይ ግዜ ዮዋህ ሰብ ሃምና ቃደም ግዜና መልሰልና ቶዓይነት ግዜ ዎኡ በፅሕናዮ ድንኣና እነታትናለ ቆላሕ ውለን ደይርእዩኦም ዳሽኡነን ናለም ግን በስመአብ ስደት ስዲ ሶድዎ ሰብ ድእድኻያ ድንአታ ቡሩር ኡኩ ሓወንታይ መስላ ትስምዐካ
@avg4628
@avg4628 2 күн бұрын
መጀመረያ ዝሓወይ እግዚአብሔር የክእልካ ግን ኣብ ሓዳር ቀልዲ የለን ተዛርብካያ ዘይትሰምዕ ሰበይቲ ከዓ ሓደገኛ እያ ሰለዚ ክብርቲ ሓፍተይ አነ ክብለኪ ዝደሊ መፀሓፍ ምሳሌ ኣንብብኪ ትፈልጢ ዶ ሰለ ሰበይቲ ከመይ እላ ሓዳራ ከም እትመሪሕ ገሊፅዎ ኣሎ ሞ ክርስትያን ተኮይንኪ ኣንብቢ ንክሉ መፉትሒ ካብ ኣምላክ እዩ ሞ ሰበይትካ ክሳዕ ናብ ልባ ትምለስ ተሰፉ ገይርካ ተፀበያ ምከራ ንጎሆ ዘይኮነ ምሸት ኣብ ከፉ እትብልሉ ደቂ ኣንስትዮ አሕዎተይ በጃክን ንስብኣይክን ተኣዘዘኦም
@SobhSobh-tj2kj
@SobhSobh-tj2kj 2 күн бұрын
ግዜ ሃባ እንበር ትቅየር እያ ምንም አይትበላ ግዜ ክፍትሖ እዩ
@MkMh-c7qጋልፃባት
@MkMh-c7qጋልፃባት 2 күн бұрын
❤❤😢😢😢❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@tmnit-tv360
@tmnit-tv360 2 күн бұрын
ዓርከይ ማዓረይ ፥ርካብካ ንጸላእየይ ይርከቦ 🙏። እንበር ካብ ምስ ከምዚኣ ዓይነት ሰበይቲ ምንባርን ተወሰኽቲ ቖልዑ ምላድን ፡ ዝተረፈ ዕድመይ ብዘይ ምግናን ዋላ ሲንግል ጥራይ ኮይነ ከሕልፎ ምመረጽኩ ፣ብወገነይ። ምኽንያቱ ካብ ኣብ ቲክቶክ ላይፍ ወጽያ ክትጻረፍን ሓጸርቲ ክዳዉንቲ መሊሳ ክትስዕስዕን፡ ኣእሙሮኣ ድማ ቫይረስ ክትእክበሉ ትዉዕል ጓለ-ንስተይቲ ዘፈንፍነኒ ፍጥረት የላን ። ነታ ወሊድካያ ዘለኻ ቆልዓ ርሕቐትካ ሓሊኻ ብሰላምን ጥዑይን ሰብ ኮይንካ ከተዕብያ ክትክእል ትደሊ እንተኾይንካ ፡ ቲክቶክ ዝብሃል ኣፕሊከሽን ጠቕሊላ ክትገድፎ ከም ዘለዋ ሓብራ፣ እንተ ኣብያትካ ንዓኻ ዘይትኸዉን ብዓልቲ ቤት ምዃና ኣጥዒኻ ፈሊጥካ ፥ ቀልጢፍካ ተቐበሎ። ብድሕሪኡ ብሰላም ተፈልያ። ተሪፉ ዘሎ መደባ ከተጸልለካ ጥራይ እዩ። ድሕሪ ምፍላይኩም ተረዲእዋ ቲክቶክ ክገድፎ'የ ሓዳርና ንግበር እንትይላ ተቐበላ ። ተዘይ ኮይኑ ዋላ ዉን ቅድሚ ውላድካ ጥዕናኻን ክብርኻን ከም ዝመጽእ ፈጺምካ ከይትርስዕ።
@meryemmohamedshek777
@meryemmohamedshek777 2 күн бұрын
Habtey himaq aleki wueletu zekiri nzi wedi lbigberi bwuladki atsaweti
@AksumHabesha2024
@AksumHabesha2024 2 күн бұрын
እውይይይይ ናይ ረቢ ስራሕ 😭😭😭😭😭
@ተ.H.T.ሃ.2
@ተ.H.T.ሃ.2 2 күн бұрын
ኣንቱም ሰባት ኣብዚ ዘለክዎ ሲ ብዛዕባ መርዓ ወይ ሓዳር ለተዕልል ዘይትክእል ባእ ነው በለን ጥራይ ይብሉካ ዝኮነ ሰብ ኩሉ ፈሪሑ በቃ ንምሸቱ ከመይ ኢዩ ክከውን ግን