ዳህሳስ ሚዲያትና!!
2:08:19
ኪኖ ክሲ ኤሪሳት
54:02
8 ай бұрын
Пікірлер
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 35 минут бұрын
Deki asmera emo aymetsun eyom coz ab asmera Geza tekaryom neyrom abzi ketematat alem keman tekaryom alowu kulu Kiray eyu gejeret tekaryom nayrom abzi tekaryom alowu zifkrwo ruba yele zinafkwo meret yelon
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun Сағат бұрын
ነዞም በራዩ - ከም ፓፓጋሎ ፕሮግራም ጌሮም ክሰርሕዎም ከለዉ እኮ ንጎይተኢም ብፍጹም ኣምልኮ ከምሉኩን፡ ስጋብ መስዋእቲ ቁሩባትን ኮይኖም ልክዕ ከም እንስሳ ብፍጹም ክሓስቡን የማን ጸጋም ክብሉን ዝክእሉ ኣይኮኑን። ስለዚ በዚ ዝልፍልፍ ዘሎ ሕሉስ ሰብኣይን እዞም ርእሲን ሓሞትን ኣልቦ ወሃብቲ ሪኢቶን ኣይንግረምን
@kibreabftaw1193
@kibreabftaw1193 4 сағат бұрын
ንትግራይ ዝጸልእ እዩ ኤሪትራዊ ዝበሃል ኢሎም ዝኣምኑ ኣለዉ
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 4 сағат бұрын
Thanks 🙏 guy’s ❤
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 5 сағат бұрын
❤❤❤❤
@hassufshiktay
@hassufshiktay 5 сағат бұрын
ዓበይቲ ዓዲ ንሱኩም ኡኩም ክትምርሑና ።
@teumzgikidane6445
@teumzgikidane6445 6 сағат бұрын
ርሑስ ርሑስ
@IsakMehari
@IsakMehari 6 сағат бұрын
Resahat
@IsakMehari
@IsakMehari 6 сағат бұрын
Kid teserhandya
@ghebrhiwetdebesay922
@ghebrhiwetdebesay922 7 сағат бұрын
ዮዲት ብኮመንቲ ናይዚኦም ኣይትጋገይ አቲ ጭቃ ርእሲ ከምቲ ናቶም እዩ ኣብዚ ሓሳብ እዚ ዝጽሕፍ እምበር ነዚ ድንቁርና ዚ ከጽሕፍ ኣይኮነን ክሰምዖ ዘኽእል ውን የለን
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 8 сағат бұрын
Welcome Yodita John hero 💙 💙💙 Merry Christmas 🎅 🎄 ❤️ ♥️ .
@AbrahamRezene-e4u
@AbrahamRezene-e4u 8 сағат бұрын
Yodit nbailu kurax video enda bel Nay maharishi kurax video eyu zesmaki zelo
@merhawithaile-x8o
@merhawithaile-x8o 8 сағат бұрын
❤❤❤❤
@GBU45
@GBU45 8 сағат бұрын
ይገርም ኢዩ እቶም ትግርኛ ዘይትሰምዑ ብጽኣን ኢኹም እዛ ሃገር ከምብሓድሽ ክትስራሕ ኣለዋ
@TecleAsghedom
@TecleAsghedom 9 сағат бұрын
መርሓባ ተስፈቶ አደ ወሊዳ ትምከን
@TecleAsghedom
@TecleAsghedom 9 сағат бұрын
@kiflethegreat9056
@kiflethegreat9056 9 сағат бұрын
ዮዲት ሓንቲ ኣትእስቲ ክህበኪ እሞ ምስ እዞም የሕዋትና ፕሮግራም ስርሕላ። እታ ኣርእስቲ ነዚ ኩሉ ሽግር ትፈትሕ እያ። እታ ሕቶ ድማ " ኣብ መንጎ መቦቆልን መንነትን ዘሎ ፍልልይ እንታይ እዩ"።
@kiflethegreat9056
@kiflethegreat9056 10 сағат бұрын
ኣብ ኤርትራ መበቆልን ዜግነትን ሓደ ትርጉም እዩ ዝውሃቦ ዘሎ። ብዝተኻእለ መጠን ሰብ መቦቆሉን ዜግነቱን ተረዲኡዎ ብግልጺ እንተዝዛረብ ኩሉ ነገር ምስተፈትሐ ኔሩ። ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም ዝኾነ ሰብ መቦቆሉን ዜግነቱን ክዛረብ ጸገም የብሉን። እዚ ድማ ኣብ እቲ ኣብ መቦቆልን ዜግነትን ዘለዎም ርድኢት ዝለዓለ ስለዝኾነ እዩ።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 10 сағат бұрын
ሚኒሊክን ገዛኣኢ ጣልያንን ምእንተ ከፋፊሎም ባሮት ገይሮም ነንባኣዕልኻ እንዳታሃነኾቱ ክገዝኡዃ ዝሰርሑልካ ወሰን መረብ ምላሽ/ዳስሓውያ ክሕልዉ ክብሉ ክገጥሙ ድዮም ክደርፉ ከይደቀሱ ዝሓድሩ ባራዩድዮም ዕቡዳት ንየው ይኣክል ዝበሃልሉ ጊዜ ዝኣኸለ ይመስል🎉🎉🎉
@kiflethegreat9056
@kiflethegreat9056 10 сағат бұрын
ንወዲ ሰብ መበቆል (origin) ኣለዎ ዜግነት ከኣ ኣለዎ.። ሃገር ይኹን ፖሎቲካ ግን ንኹሎም ዜጋታት እዩ ዝምልከት። ሃገር ፖሎቲካዊ ኣርእስቲ እዩ ስለዚ ሃገር ንኹሉ ዜጋ ብማዕረ እዩ ዝምልከት። ዝኾነ ዜጋ ክመርጽን ክምረጽን ይኽእል።
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 10 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤ ዋዕሮምስ ኣናብሳ
@عامرالشهري-م9ج
@عامرالشهري-م9ج 12 сағат бұрын
ዮዲይት ጅግና ባዓል መትከል
@Tibe-q8i
@Tibe-q8i 12 сағат бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@semerearaya7302
@semerearaya7302 12 сағат бұрын
መርሓባ ናይ ዘመና ሊቃውንቲ ብምንታይ እሞ ክንገልጸኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኩም ኣጆኩም በርትዑ ,,,,,,
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 8 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@عامرالشهري-م9ج
@عامرالشهري-م9ج 12 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yordanostesfagiorgis6357
@yordanostesfagiorgis6357 12 сағат бұрын
You are good speakers but I lack credibility in everything you say. Opinion is individual and personal but you sound like you share the speech script with each other, when you say "we mean so...., we think so.... , we want so..... we, we, ... "I'd like to hear more I than We, otherwise you sound like you've studied someone else's chronicle.
@Meeraf43769
@Meeraf43769 12 сағат бұрын
Eritrea=Reatire Tigray=gay Ethiopia= hi po (Hi po reatire gay ezis reekmo tfeltu do
@אחלילושיקוראה
@אחלילושיקוראה 12 сағат бұрын
😅ham hamasen king nana zaygalgil kitfi trayi u zalow
@alisaid9015
@alisaid9015 12 сағат бұрын
ደቂ ሻሓይ ተደፊሮም ማለት ዘበት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@alisaid9015
@alisaid9015 13 сағат бұрын
Deki Shai men kidefrena 😂😂😂😂
@WeldemicaelBerihu
@WeldemicaelBerihu 13 сағат бұрын
እታ ሓንቲ ዝዓጀበትኒ ምስበልኪ ዮድታ ተምጽእያ መሲሉኒ ነይሩ። እታ ቀንዲ ትዓጅብ ግን ኣይረኸብክያን ምኽንያቱ ንምንታይ ኢኺ ትቃለሲ ዘለኺ። ርግጸኛ ኢየ ንመሰለይ ፡ንኽብረይ፡ንግቡአይ ንምርካብ ከምትብሊ። ከምዚ እንተኾይኑ ድለየትኪ ቀዳመይቲ ክትሓትያ ዝነበረኪ። እስከ ሕራይ ጆን ኮነ ካልድ ኣቦታቶም ከምቲዝብልዎ ኤርትራውያን ኣይኮኑን እሞ ንበል ኣዴታቶም ኤርትራውያን እንተኾይነን እኹል ዶ ኣይኮነ መስል ናይደኸ ሃገራውያን ክገብሮም ኣይክእልን ድዩ። ረአዪ ኤርትራዊት ጋለንስተይቲ ማዕረያ ኢሎም ዝጭድሩሉ ሓሳት እምበር ኣብግብሪ ኤርትራዊት ጋለንስተይቲ ክንዮ ትግራዋይ ኢዮም ኣስፊሮማ ትግራዋይ ኢሎም ስለዝጻረፉየ። ጋለንስተይቲ ኣብ ኤርትራ ክጥቀሙላ ጥራይ ኢዮም ኣምበሳ ዋዕሮ ዝብልዋ መሰል ኣብትሓተሉ ግዜ ግን ትርገጽ።
@WeldemicaelBerihu
@WeldemicaelBerihu 14 сағат бұрын
ብርግጽ ከም ድልየትኩም ክትኮነልና ማለተይ ከም ሓሳብኩም ክንምራሕ ሰብ ዘማእከለት ሃገር ክትኮነልና ይምነ። ይግዳስ ንሕና ንብለኩም ይኣክለኩም ኣይትስውስዑ ንሕና ኢና ቅኑዓት እንተኢልኩም ግን ትዕቢት ከየድህበልኩም። እቶም ምሳኹም ዘይሰማምዑ ከኣ ቅኑዓት ኢና ኢሎም ስለዝሃስቡ ከተርድኡ ጥራይ ፈትኑ። እንተ ዘየለ ኤርትራውያን ንህልኽ ውዒልና ስለ ንሓድረሉ ንዓኹም ውን ባዕልኹም ስለ ዝቐደምኩሞም እንተዘይኮይኑ ከስግርኹም ጥራይ ዘይኮነስ ትግራይ ከይከልእኹም ፍርሑ።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 14 сағат бұрын
ተስፋይ; ንስኻትኩም ኣናእሽቶይ ክንስኹም; ንሕና ዓበይቲ ኣሕዋትኩም ይኹን ትግርኛ ተዛራቢ መንእሰይ ወለዶ ካባኹም ብዙሕ ሓቅታት ይመሃር ኣሎ:: ብዛዕባ ፀርፊ ይኹን ዜግነት ኣዋህባ ፕሮፓጋንዲስት ናይ ሻዕቢያ ብዙሕ ኣይትገደሽሉ: ምኽኒያቱ ሓቂ ብምዝራብ ብዙሕ ተሕርቕዎም ስለዘለኹም ውሽጦም ተኸኽ ይብል ብምህላው ምኽኒያት እዮም ኣድጊ ንሓመዱ; በለስ እናሽጡ ዝዓበዩ; ሊስትሮ ብዜግነት ኤርትራዊያን ዘይኮኑ ገለ ገለ ዝብል ፀያፍ ፀርፊ ዝፃረፉ ዘለው:: ተስፋይ ኣብ ትንታነኻ እንታይ ኢልካ ኔርካ? ህዝባዊ ግንባር ኣብ ሣሕል ቃልሲ ከካይድ እንከሎ: ፅሩይ ኤርትራዊ ጥራይ ዘይኮነስ ብዙሓት ተጋሩ; ናይ ዓረብ; ጣልያን; ኣፍሪካን ካልእን ዘርኢ ዘለዎም ተጋደልቲ ምስኦም ሓቢሮም ተጋዲሎም እዮም:: እሞ ነዚኦም ኤርትራዊያን ኣይኮንኩምን ክትብሎም ትኽክል ድዩ ኢልካ ኔርካ:: ስለዚ እቲ ሓቅነት ናታትኩም ኣብኡ እዩ ዘሎ:: ስለዚ ንመራሕቲ ህግደፍ እቲ ሓቂ ንሱ ይፍለጥ ስለዘሎ የበሳጭዎም ኣሎ እሞ ቀፅልሉ:: ካልእ ተስፋይ ኣብ መወዳእታ ሓወልቲ ክስረሓልና ይግባእ ዝበልካዮ; ካብ ሓወልቲ ንላዕሊ ዝኾነ ውዒሉ ሓዲሩ ርኡይ ለውጢ ከምፅእ ዝኽእል ስነ ልቦና ዶ ወኒንኩም ኣየለኹምን:: ጥራይ ተቓለስቲ ንፍትሕ ስኒት ንምምፃእ ኣብ ባዕልኹም ንባዕልኹም ቃልሲ ኣካይድኩም ፍትሕዎ ምበር ኣንፃር እቲ ዜግነት ዝኽልክለኩም ዘሎ ኣካል ተቓሊካ ምዕራይ ናይ ጊዜ ጉዳይ እዩ::
@bh8509
@bh8509 14 сағат бұрын
ሐይሊ ይሃብሁም አነ ዉን ሃገራዊ እየ ኔረ ሳላ ምህሮ የሴፍ ገብሪወት ዓቢ : ብዝዓበየ ከምኡን ካልኦትን ንስኻትኩም ዘርዚረኩም ትገልጽዎ አለኹም ብጣዕማ ዓቢ ስራሕዪ።
@yemanemelake4416
@yemanemelake4416 14 сағат бұрын
Bzia zela gul ka nay were gexki trah kelbi
@jambolala7945
@jambolala7945 14 сағат бұрын
🙏🙏👏👏👏❤❤❤❤🍺🍺🍺🍺🍺🍺
@berhaneburush7729
@berhaneburush7729 15 сағат бұрын
Bitaami zubuk aghelaliza
@woldemichaelgebremichael3126
@woldemichaelgebremichael3126 16 сағат бұрын
ዳስ ሓውያ ሓቂ እዩ ኣብ ከባቢ መራጉዝ ዓዲ ሓውያ እያ ሓደ ካብቲ ዕደመ ተሓቢኡ ተሪፉ ካብ ጋሉ ወሊዱ ዘርኢ ተኪኡ
@zeb2531
@zeb2531 13 сағат бұрын
ኣብ መራጉዝ ኣይኮነን፡ኣብ ዓዲ ጋውል መንገዲ ዓረዛ፡ከባቢ ሰዓት ካብ መንደፈራ ኢያ
@tikelary6959
@tikelary6959 16 сағат бұрын
Interesting topic❤
@gatogato2852
@gatogato2852 16 сағат бұрын
የቐንየና ለባት ጀጋኑ ዓበይቲ መማህራን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ለውጢ ጻዕርኹም የርእየና።
@tisiontsion777
@tisiontsion777 16 сағат бұрын
ኤርትራዊ ፋሺሽት እዩ ሃገር ሒዝዋ ክጠፍእ እዩ ወጊድ ንዓሌታውነት ::
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 17 сағат бұрын
ከምዚ እዩ ክሕደት መንነት ዝኸውን ዓርሰቕትለት። ትግሪኛ እንዳተዛረብካ ከማኻ ተዛራቢ ትግሪኛ እንድሕር ትጸሊ ኣለኻ፡ ባዕልኻ ንባዕልኻ ተጥፍእ ኣለኻ ማለት እዩ። ትግራዋይ ከይትበሃል/ከይትኸውን ከምቲ ጎራሓት ገዛእቲ ዘጻወዱልካ፡ዱፋዕ መረብ ኣዕንትኻ ዓሚትካ ትግራዋይነትካ ክሒድክ፡ ፍርቅኻ ብኢትዮጵያዊነት ፍርቅኻ ብኤርትራውነት ተሰሊፍካ እምትሁንኻት እንታይ ዝብልዎ ጽላለ ይበሃል። ካብውዕል ውጫለ/መረብምላሽ ጀሚሩ ክሳብእዚእዋን ዘሎ ታሪኽ ብዘየማትእ ዘምህረና/ዝነግረና እዚ መንገዲ ዓርሰቕትለት እዚ ውዩ። ሓዱሽ ወለዶ ካብዕሽነት ዝሓለፉ ወለዶታት ተማሂሩ መጻወድያ/ድፋዕ ጸላእቱ/ገዛእቱ እንተዘይኣፍሪሱ/ሰይሩ፡ ሹሻይ ናይርሑቕን ቀረባን ገዛእቲ ኮይንካ ምቕጽውል ጥራሕ እዩ ዝኸውን። ባዕሉ ዘቛሸሸ/ዝኸሓደ ሕብረተሰብ ባዕሉ ንባዕሉ ሓራ ከውጽእን ከወጽእን ኣይኽእልን። ይኽእል እዩ እትብሉ እንተለኹም ብኸመይ፡ በየናይ ሳይነስ? ? ?
@Ali-horreAburus4823
@Ali-horreAburus4823 17 сағат бұрын
Waay Waay I missed the Shock group. 😢😢😢
@AlaziziPhone8
@AlaziziPhone8 17 сағат бұрын
የዱታ መደባታኩም ብጣዕሚ እየዘካታተለኩምሃናፂ ሓሰባቱኩምንሰማርን ንተሰፋየን ካኣ ኣደንቅላይ❤❤❤
@peace-x9s
@peace-x9s 17 сағат бұрын
A person who is more nationalist is a resist,
@peace-x9s
@peace-x9s 17 сағат бұрын
እዚ ብዛዕባ ካልድ ዓብዱ ዝዛረብ ዘሎ ሰብ ርግአት የብሉን body language ዓገርገር እዩ አብዚሑ አሎ፣
@faligali6690
@faligali6690 17 сағат бұрын
ኣንቲ ዮዲታ ክንደይ ዓያሹ ሪኢናን ሰሚዕናን እሞ ከምዚ ዓሻ ሰብ እሞ ኣይርኣኹን።ዝገደደ ካብኡ ድማ እቲ ነዚ ሰብ ኢሉ ዘቕረቦ እዩ ።እዋይ አርትራ ጉሓፍ ተኻዒዋ።እፍረም ባሊቃ ድዩ ዝብሃል ባሊቃ ከማን በዚሕዎ ሓርኢ ዝተርፍእ ብኣፉ።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 18 сағат бұрын
Silemintay ekum bezom chekanat etesenbduna .
@GermenGermen
@GermenGermen 18 сағат бұрын
ሐራይ ስመይ ኤረረም ከምዝኾነ ይገልጽ ኣሎ እስኪ ክሳብ ሸውዓተ ወሎዶኻ ቁጸር በሎ ወይ መበቆልካ ካበይ ኢኻ በሉዎ ብጃኹም?
@KIWEYNI71
@KIWEYNI71 18 сағат бұрын
Yodita merry Christmas "Excellent work showcasing thought-provoking individuals! We need visionary thinkers like them to awaken us from complacency. I hope your platform expands to satellite reach, impacting a broader audience. Keep shining! Wishing you and yours a liberating New Year 2025, reminiscent of 1991's promise of freedom."