Пікірлер
@filimonghebrekrstos2248
@filimonghebrekrstos2248 2 сағат бұрын
Kale hiwet yesmealna memhr tbebu egziabhier bxega yeakbka
@እናቴማርያምጠብቅኝ
@እናቴማርያምጠብቅኝ 5 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@azmarayemane1801
@azmarayemane1801 5 сағат бұрын
ኣቦይ ቀሺ ኣብዚኣ ኣይትሓዋውሱ ሓደ ዳስ ንዓኻ ሓደ ዳስ ንሙሴ ሓደ ዳስ ንልያስ ምስ በለ ብኡ ብኡ ድማ ከምዚ ዝብል ድምጺ መጺኡ ሙሴ ናይ ሕጊ ምሳሌ እዩ ኤልያስ ናይ ነብያት ምሳሌ እዩ ግን ድሓር ከምዚ ዝብል ድምጺ መጽዩ ብኡኡ ዝሰመርኩ ፍትው ወደይ ንሱ እዩ የሱስ እዩ ንዕኡኡኡኡ ስምዕዎ ንመን ንክርስቶስ ኣሜን ካብ ዕለት ሓደ ስጋብ ዕለት 30 ዝምለኹ ኣለዉ ብዙሓት ዳሳት ቤተክርስትያናት ናይ ዝሞቱ ናይ ብሂወት ዘየለዉ እግዚኣብሄር ኣቦ ግን ብኡኡ ዝሰመርኩ ፍትው ወደይ ንሱ ኣዩ ንዕኡ ስምዕዎ ኣዴና ማርያም ካኣ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ ንሱ ዝብለኩም ግበሩ እታ ሎሚ ንኣዴና ማርያም ከም ኣምላኽ ከም ገባሪት ሓዳጊት ትምለኸሉ ዘላ ዘመን ከምዚ እያ ኢላ ውርደት ናይ ባሪኡ ዝዘከረ ብኣምላኽ በቲ መድሕነይ ኢላ ህዝበይ መራሕትኻ ኣጋገዩኻ ዝብል ጽሑፍ ኣሎ እሞ ኣቦይ ቀሺ ነዚ ኹሉ ህዝቢ ተጋጊዎ ዘለኹም ትሓታቲ ናይዚ ህዝቢ ንስኹም ኢኹም ተመለሱ ወንጌል ነዚ ኢኹም ተጸዊዕኩም ወንጌል መንግስቲ ኣምላኽ ክተበስሩ ንክርስቶስ ክትሰብኩ Matthew 28 ትግ - ማቴዎስ 19-20: ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም፡ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ እናመሀርኩም፡ ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መወዳእታ ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ። ነዚ ኢኹም ተጸዊዕኩ ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ ክትገብርዎም እምበር ደቀ መዛሙርቲ ጻድቃናት ደቀ መዛሙቲ ኣዴና ማርያም ክትገብሩ ኣይተጸዋዕኩምን ነዚ ሓውናሲ ከምቶም ሃዋርያት ወርቅን ብሩርን የብልናን እቲ ዘሎና ግን ክርስቶስ እዩ ክርስቶስ ንህበካ እሞ ብስም የሱስ ትንስእ ኢሎሞ ነዚ ሓውና ክኣ ስእልን ምስልን ንዓኻ ኣይትግበር ኣይትስገደሎም ውን ተባሂሉ ተጻሒፉ ኣሎ የሱሲ ነታ ሳምራዊት ህያብ ኣምላኽ መን ምዃኑ እተትፈልጢ ንስኺ ምለመንክዮ ኢልዋ እና ነቲ ብሞቱ ሂወት ዝሃበና ካብ እግዚኣብሄር ኣቦ ንምድሓና ዝተዋህበና ክርስቶስ እንተትህብዎ በል ፍሽ ወደይ ህያበይ ንዓኻ እቲ መንገድን ሓቅን ሂወትን ዝኾነ ክርስቶስ ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ ብኣኡ ክንድሕን ዝግባእ ካልእ ስም የለን እሞ ንክርስቶስ የሱስ ክትቅበሎ እሞ ናይ ዝልኣለም ሂወት ክትረክብ ዘሎኒ ብስራት ንዓኻ እዚ እዩ ክትብልዎ ይግብኣኩም ኣቦይ ቀሺ እሞ ተመለሱ Acts 4 ትግ - ግብሪ ሃዋ 12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
@GalEreyhalal
@GalEreyhalal 7 сағат бұрын
Amen amen amen fish hawey🙏🙏🙏
@abrhamGebrehiwet-nr8cp
@abrhamGebrehiwet-nr8cp 11 сағат бұрын
ቃለ ሂወት የስማዕልና ኣቦና።ግን ኣብ ናይ ኣዲና ማርያም ከም ናይ ወዳ ኣብ 3 ማዕልቲ ተንሲኣ ዝብል መ/ፍ ኣሎ።ካልኣይ ክኣ ኣጥባተይ ክቆርጽ እየ እንተ በለት ፍቅራ እዩ ዝገልጽ ብዙሕ ሰብ ደስ ይብሎ ተስፋ ትገብር ፍቅራ ይሓድረካ።ኣብ መጽ/ቲ ኻኣ መጽ/ፍ ቅዱስ ጥራይ ከጥፋኣና ይኽእል እዩ ትርጉሙ የድሊ ኣንደምታ ድርሳናት የድሊ።
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 17 сағат бұрын
ናይ ስሕተት ትምህርቲ፡ ካብ ሓተትቲ ፡ጀምሪካ፡ሓውና ፍሰሃ፡ናብዕሎም እዞም በዓል መጠምጠምያ ኣቦ ነዓና ን ኦርቶዶክስ ዘይውክሉ ኢዮም። መጽሓፍ ቅዱስ ገንጺልና ዘይንፈልጥ ፡ኣብዚ መጺእና ዝኽውውን ዘይከውን ክንልፍልፍ ጽቡቕ ኣይኮነን። 78 ዝበለዐ ኣይኮነን 10000 ሰብ ዝቐተለ ውን እንተኾነ ፡ ንድንግል ማርያም እንተተማሕጺንካ ወዳ ምሕረት ዘይገብረሉ የለን።
@MikiGerie-yh4xe
@MikiGerie-yh4xe 18 сағат бұрын
ተኣምረ ማርያም ኣይቅበሎን ፡ቃል ናይ ጎይታ'ከ ቃል ኪዳን ዝኣተወላ ንድንግል ማርያም ስምኪ ዝጸውዐ ክምሕረልኪ ኢየ ኢላ ኢያ በቲክርስቲያና ትሰብክ ስለምንታይ ደኣ ዘይትቅበሎ
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 19 сағат бұрын
ትሕትናኹም ዝማርኽ እዩ ኣቦይ ቀሺ... ብኡነት ንስኹም ቡሩኽ ኢኹም 🤗🤗🤗 ጸጋ እግዚኣብሄር መመሊሱ ይብዛሓልኩም 🙏🙏🙏 ፍሽ ሓወይ ድማ እግዚኣብሄር ይባርኽካ... ከምዚኦም ቡሱላትን ትሑታትን... ኣርኣያ ዝኾኑ ኣቦታት ድኣ እምበር ተዳረፍቲ.. ዘይቡሱላት... ንህዝቢ ዘናቁቱ ኣይተምጽእ ዝሓወይ 🙏🙏🙏
@teklehabte9409
@teklehabte9409 21 сағат бұрын
ይበል ኣማላልሳ ሪዲእት ዝተመልኦ ይበል ትሕትና ፍቅሪ ዘለዎ መምህር እዞም ከምዚኦም ግን ኣይፍተውን እዮም ሎሚ ዝፍቶ ዝሕሱን ዝፀርፍን እዩ ዝፍቶ ናይ ሰይጣን ስራሕ ከምኡ ስለ ዝኮነ ዘመኑ
@efremashebir5446
@efremashebir5446 22 сағат бұрын
Qale Hiwet yesmealna memhr
@DawitMsgna-f7l
@DawitMsgna-f7l 23 сағат бұрын
Qale hiwet yesmalna abona ❤❤❤❤❤❤
@BarnabasDawit-qv3ip
@BarnabasDawit-qv3ip Күн бұрын
ፍሽ ሓወይ ኣነ ተውህዶ እየ።ይቅሬታ...ነዞም ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መምሃራን..ካህናት ናብ ሚድያ ከተቅርቦም ከለኻ..።ብኸመይ መለኽዒ ብኸመይ መምዘኒ ኢካ እተቅርቦም ተገዲስካ መልሰለይ
@danieltesfahiwet-qi4et
@danieltesfahiwet-qi4et Күн бұрын
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ Күн бұрын
Amennn kale hiwet yesmalna abona des zbel medeb fish hawna kexelo❤❤
@simontekle9313
@simontekle9313 Күн бұрын
ፍሽ ሓውና ብሓቂ ነመስግነካ ከምዚኦም ትሑታትት መማህራን ብምምጻእካ ዝኮነ ጸርፊ ከይተጻረፉ መናፍቃን ከይ በሉ የሕዋትና ኢና በሉ ዝዛረቡ ቀሺ ኣብ ኦርቶዶስ ነዚኣ ም ሪኤ ተባረኩ እቶም ካሎት ካባኩም ተማሂሮም ንዝጠፉ ህዝብና ይምለሱዎ ብፍቅሪ
@DebesayFrewengel
@DebesayFrewengel Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@simontemesgen1429
@simontemesgen1429 Күн бұрын
Naybhaqi qnue qeshi ab fltet ztemorkose melsi msthtna.....goyta ybarka ab keshi
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc Күн бұрын
ኣባ ቐሺ እታ ናይ ኣብርሃምን ኣልኣዛርን ኣብ ሲኦል ከምዝነበሩ ኣይዛረብን እዮ ደጊምኩም ኣንብብዋ
@Zemenwerqiyu1020
@Zemenwerqiyu1020 Күн бұрын
ኣንቱም ረሳሓት ሓታቲ መናፍቕ፡ ሕቶ ኣቕራቢ መናፍቕ ፡ ሕቶ መላሲ መናፍዕ እንታይ ዓይነት ድሁላት ሰባት ኢኹም 66 ኢዩ ትብልሲ እዞም ኩሎም መጻሕፍቲ ቤተክርስትያናኸ ክንደጸጋን በረኸትን ፡ ዕቤትን ጽድቅን ንጽሕናን እንረኽበሎም መጽሓፍትናኸ ናበይ ምስከዱ 66 ትብሉ ብጣዕሚ ኢየ ዝጸልኣኩም ኣንቱም ረሳሓት ብሃይማኖት ኣይትጻወቱ ።
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc Күн бұрын
ኣንቱም ረሳሓት ኢልካ ጀምርቃስ እቶም ካልኦት መጻሕፍቲ ዘንጽሁና ትብልሲ ኣበይ ኣሎ ኣፍካ ዝነጽሄ?😂
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc Күн бұрын
ነቲ "ረሳሓት" ኢሉ ዝጸረፈኩም እየ መልሰሉ
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc Күн бұрын
ኣባ ቐሺ መብዛሕቶም ኣመንቲ ኦርትዶክስ ኣሕዋትና ኮ ግእዝ ኣይፈልጡን እዮም መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ መጀመርታ እኮ ብግሪኽን ሂብርውን እምበር መዓስ ብግእዝ ተጻሒፉ
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc Күн бұрын
ሰብ ዝድሕን ዳግም ምስ ዝውለድ ጥራሕ እዩ የውሃንስ 3 ኣንብቡ
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc Күн бұрын
ነዞም ኣባ ቐሺ ከመስግኖም ምክንያቱ ኣብ ምዝርራብ slezAmnu❤
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc Күн бұрын
ኣባ ቐሺ እሞ እቲ ሽግር ኣብቶም መጻሕፍቲ ከብ ኮነ እታ እንኮ መጽሓፍ ቅዱስ ንምድሓንን ንምንባርን ኣይማኣከለትን ዲ?
@GetyAexmy
@GetyAexmy Күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MeakeleMengesha
@MeakeleMengesha Күн бұрын
ተባዓታይ ፊልም እዩ ኢዛኣ ናይ ባሓቂ
@MichaleAmanuel
@MichaleAmanuel Күн бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ብጸግኡ ይሓልኩም መምህረይ ❤❤❤❤❤❤❤
@tedrosweldegebriel150
@tedrosweldegebriel150 Күн бұрын
Qale hiwot yesmalna abona 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@Abelgerea
@Abelgerea Күн бұрын
❤❤❤❤❤
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc Күн бұрын
ሰላም ፊሽ. እዛ ነጸላ ምኽዳን ትርጉማ እንተትንገረና?
@AdhanetBerhe
@AdhanetBerhe Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@TesfayBeyene-st8pe
@TesfayBeyene-st8pe Күн бұрын
ኣንታ ጥበቡ ኣንታይ ወሪድካ ገድላትን ድርሳናትን መሰረቶም መጽሃፍ ቅዱስ ኣዩ ኣንተዝይተማሂርካ ሊቃውንት ሕተት ካብ ዘይኮነ ትዛረብ 14 ቅዳሴ ውን ኮ ካብ መጻሕፍ ቅዱስ ኢዩ መሰረቶም ካብ ኣንዳባራትን ቢላርዶን ካብ ትዋኣል ሊቃውንት ምሕታት ምሓሸካ ነቶም መናፍቃንን ኣሕዋትና ትብሎም ዘልካ ብስጋ ድዮም የሕዋትካ ዋላ ብ ኢምነት ኢዮም የሕዋትካ መርገጽካ ኣነጽር ወይ ግብረ ኣበር ከይትክውን
@YafitMasho
@YafitMasho Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ስለዚየ
@ስለዚየ 2 күн бұрын
መጀመርያ ቃለ ሂወት የስመዓልና እንተኮነ ግን እዚ መልሲ ኣኻሊ ኣይኮነን ንኣብነት ንሕና ኦርቶዶክሳውያን ንቅዱሳን ናይ እግዚኣብሄር ናይ ጸጋ ስግደት ንሰግድ ኢና ፡ካልኣይ ምስ ካቶሊክ ኮነ ፕሮቲስታን ሕብረት የብላን ኣይንቀራረብን ውን ኣቱም ሰባት ነስተውዕል ኣምቢብና ተማሂርና ክንምልሰሉ ዝግበኣና ሰዓት እናሃልወ ብዘዘምጽኡልና ሕቶታት ምስኦም ሰሚዕና ምስኦም መልሲ ንሰምዕ ስለ ዘለና ከነመዛዝን ኮነ ስለ ሃይማኖትና ክንምስክር ዝከብደና ዘሎ ይመስለኒ ፡መምህር ናይ ቤተክርስትያን ከይብሉኒ ኢሉ ኣይፈልጥን ሓደራኹም ነስተውዕል
@WeyniYemane-xt9wf
@WeyniYemane-xt9wf 2 күн бұрын
Galatians 1 ትግ - ገላትያ 6: ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ። 7: እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን። 8: ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።
@esromasmie1682
@esromasmie1682 2 күн бұрын
Dongikana kenika fish
@ILoveyouEru
@ILoveyouEru 2 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሔር ይባርኸልኩም መሪጌታ ጥበቡ።ፍሽ ሓውና ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ።ሳላ መናፍቃን ድኣ ብዙሕ እኮ ፈሊጥና ኢና ንሶም ንምንቃፍ ንጸርፊ የልዕልዎ ንሕና ክኣ ሳላ መምህራን ኦርቶዶክስ ፈሊጥና ሂወት ንረኽበሉ ኣምላክ ዘስተውዕል ኣዒንተ ልቦና ይሃበና ኣሜን።
@linapita2123
@linapita2123 2 күн бұрын
❤❤❤❤god bless you
@SeghidGhebru
@SeghidGhebru 2 күн бұрын
Orthodox xere kristos eyu elna zisemaana siena
@bisratdebesay4802
@bisratdebesay4802 2 күн бұрын
እሞ ገላትያ ምዕራፍ 1ካብ ቁጽሪ 6 ካሳብ 10 ካልእ ወንጌል እንተሰቢኮምልኩም ውጉስ ኢሎም ወጊዞሞ ንምንታይ ንዚ ቃል ዘይእዘዝዎ ?
@AliOsmanOmar
@AliOsmanOmar 2 күн бұрын
Betame thazen zanta 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 belbi hazenla nta hawh faqar 😢😢😢
@KidaneHaileab
@KidaneHaileab 2 күн бұрын
ልሳንየ ያነብብ ጽድቀከ ወኲሎ አሚሪ ስብሐቲከ ይነብብ ኃጥእ በዘያስሕት ርእሶ ወአልቦ ፍርሃተ እግዚአብሔር ቅድመ አዕይ ንቲሁ
@AduNegasi
@AduNegasi 2 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@AliOsmanOmar
@AliOsmanOmar 2 күн бұрын
Welcom deqe remay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪💐♥️♥️♥️
@abiblessed3201
@abiblessed3201 2 күн бұрын
መስሓቲ
@g776yy3
@g776yy3 2 күн бұрын
ኣሜንንን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️🤲🤲🤲
@FreweiniMebrahtom
@FreweiniMebrahtom 2 күн бұрын
ንሓጥያት ዝጸባጸብ ኣምላክ ኣለና ድዩ ን72 ነብሳት እንተ ተማሕረ ብስም ኪዳነ ምሕረት ኣበይ እዩ ዘሎ እቲ ጌጋ ምክንያቱ ሀዋርያ ጳውሎስ ካብ ኣሳዳዲ እዩ ናብ ቅድስና መጽዩ
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 2 күн бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዝበዝሕ ተመሊሱ ኢዩ ክውስኸሉ & ሓንቲ ብፍቅሪ ክእርሞ ነቦና 1) ንቅዱሳን ስግደት ኣሎ ይብል ንቅዱሳን ኣይንሰግድን ይብል ኔሩ ሓዋዊስወን ኢዩ ዘሎ 2) እታ ናይ 78 ነፍሳት ዝበልዐ ኣጆኹም ሓጢኣት ግበሩ ብጸሎት እመ ብርሃን ክትድሕኑ ኢኹም ማለት ኣይኮነን ሰይጣን ሓዲርዎ ስለ ዝነበረ ኢዩ ደኣ ንብል እንበር ሰብ ቀቲልካ ብጸሎት ቅዱሳን ክትድሕን ኢኻ ኣይንብልን ኢና ንጥዑይ ሰብ ኣብ ርእሲ ገድሉ ኢዩ ጸሎት ቅዱሳን ዝሕግዞ ❤❤❤ፍሽ ሓውና ቀጽሎ ንፉዕ ብጣዕሚ
@sesendawit3126
@sesendawit3126 2 күн бұрын
2ይ ክፋል ምስኡ የድልየና ኣሎ !!! በጃኹም እቲ ካልእ ቀሺ ኣይተምጽኡዎ። እዚ ቡሩክ ቀሺ ጥራይ ንሕቶታት ክምልስ ኣለዎ። 🤎
@SamiSami-r2d
@SamiSami-r2d 2 күн бұрын
Jesus is lord.every part of the 66 books in the bible declare about him..... please let focus in jesus He is the way , truth and life
@Zebib8.
@Zebib8. 2 күн бұрын
ልብሲ እሞ ጽቡቅ እንተ ገለ ገለ መልስኹም ግና ኣይግድን ፍሽ ሓውና ከምታ ብቀሲስ ተወልደ ዝጀመርካያ ብኦም ክትውድኣ ኔርካ እምበር እዚስ ንመናፍቃን ዘሐጉስ መልሲ እዩ ኣነ ብወገነይ ምንም ዘዕግብ መልሲ ኣይሰማዕኩን ቅድሚ ምዝርጋሕካ ምስ ዓበይቲ ናይ ቤተክርስትያን መምሃራን ክትዛራረበሉ ዝነበረካ ኮይኑ ይስምዓኒ
@user-bj8ix9zl7m
@user-bj8ix9zl7m 2 күн бұрын
ድኻ ኩሉ ግዜ ድኻ እዩ፣፣ ሃብታም ክትከውን ጸዓር
@RuthaZeweldi
@RuthaZeweldi 2 күн бұрын
Ane qenai amlak eye ybl amlak kemey elna Margam nsegd
@RuthaZeweldi
@RuthaZeweldi 2 күн бұрын
Amen amen amen
@HdSd-dd2yn
@HdSd-dd2yn 2 күн бұрын
ኣቦይ ቀሺ ብዙሕ ጌጋታት ዝኾነ መልሲ ትምልሱ ፀኒሕኩም ኣብነት ድንግል ማርያመይ ናብ ሰማይ ምስ ስግኣ ኣይዓረገትን ያ እልኩም ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ንዘልኣለም ህያዉ ያ ንሳ ምስ ስግኣ ያ ዓሪጋ ንመስክር ከኣ ሓወርያ ቅዱስ ቶማስ ክትዓርግ ከላ ርኢዋ ዩ መግነዛዉን ሂባቶ ብምቅፃል ኸኣ 78ነፍሳት ዘበለዐሞ ብኣማላድነት ድንግል ማርያም ዝድሓነ ብጌጋ ዩ ተፃሒፉ ኢልኩም እወ ብኣማላድነት ድንግል ማርያም ድሒኑ ገነት መንግስተ ሰማያትዉን ወሪሱ ኣባ ግዮርጊስ ዘጋስጫዉን ካብ ጥዋ ኣይጠበዉን ኢልኩም ገድሊ ቅድስቲ ክርስቶስ ሳምራዉን ኣጥባት ድንግል ማርያም ሒዛ ፀባ ጠበወት ይብል ዩ ብዙሑሑ ኣሎ ጌጋ መልሲ ዝሃብክሞ ክተስተኻኽልወን ተስፋ ንገብር ወገናተይ ንኹሉ ፈሊና ንመርምር ብቻ ፅብቅ ኣለኹም ናበልና ኣይነመጉስ ንሓቂ ሓቂ ንጌጋ ጌጋ ምባል ክርስቲያናዊ ዩ❤❤❤❤
@Ftweynateyanewnnatu
@Ftweynateyanewnnatu Күн бұрын
ሓፍተይ ንስኺ ኢኪ ተጋጊኺ ዘለኪ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ብዘይኻ እቲ ካብ ሰማይ ዝወረደ ወዲ ሰብ ናብ ሰማይ ዝዓረገ የለን ዝበለ። 44።