ንዑ ንመለስ
13:26
21 күн бұрын
Hosaina.
10:47
6 ай бұрын
Mikurab   ምኩራብ
8:18
7 ай бұрын
zewerede
5:43
7 ай бұрын
FinalPart
1:55:26
3 жыл бұрын
Пікірлер
@adhanomfrezghi8659
@adhanomfrezghi8659 3 күн бұрын
ዝማረ መላእክት የስማዓልና። እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዛሓልኩም።
@Amonmideaአሞንሚዲያ
@Amonmideaአሞንሚዲያ 8 күн бұрын
❤❤🎉🎉🎉
@esromabraham8841
@esromabraham8841 12 күн бұрын
Fire hymn🔥🔥🔥. Glory to the Father, Son, and Holy Spirit!
@genetunquay1273
@genetunquay1273 12 күн бұрын
ተመስገን ኣምላኸይ 🙏🙏🙏
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 13 күн бұрын
❤ዝማሬ ❤መላእክት የስመዓልና ፍቁራተይ❤
@shambeley9902
@shambeley9902 13 күн бұрын
Aseyyyyyy Ellllllllll Ellllllllll Ellllllllll ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና : ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ::
@yungchulhwang9596
@yungchulhwang9596 13 күн бұрын
ሃሌሉያ ኣዝያ ሕያወይቲ ሜዝሙ ር። ንኣምላኽ እሕጐስ
@Welete.Maryam.21Zafu
@Welete.Maryam.21Zafu 20 күн бұрын
ኣሜን፫ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ ፡ ብሓቂ ኣዝያ ደስስ ትብል ውሽጥካ ትነክእ መንፈሳዊ ስነ ፅሑፍ😢😢❤ ኦ ጎይታይ ይቅረ ኢልካ ናብ ቤትካ ምለሰኒ ብልበይ ክፅሊ ምስትውዓል ዓድለኒ ኣሜን፫😢❤
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 20 күн бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸግኡ የብዛሐልኩም❤❤❤
@mimzidk
@mimzidk 21 күн бұрын
Beautifully Read🤩
@kahsay-sr6mx
@kahsay-sr6mx 21 күн бұрын
ኣሜን አሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@henokzienasellassie811
@henokzienasellassie811 26 күн бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@Ye_mariyam.
@Ye_mariyam. Ай бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና።
@kahsay-sr6mx
@kahsay-sr6mx Ай бұрын
እልልልልልልልሌልል እልልልልልልል እልልልልልልልሌልል ዝማሬየ መላእክት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሐልኪ መዘምራን ደብረ ሰላም መድኃኔ ዓለም ኦክላንድ califoruna
@adhanomfrezghi8659
@adhanomfrezghi8659 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ዝማረ መላእክት የስማዓልና። እግዚኣቢሄር ጸጋኡ የብዛሓልኩም።
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@shambeley9902
@shambeley9902 Ай бұрын
Aseyyyyyyy Ellllllllll Ellllllllll Ellllllllll zimare meliakiti yesmialina ❤❤❤❤❤
@Sesuralsyhdnx
@Sesuralsyhdnx Ай бұрын
Amen zmare melakt yesmalna ❤❤❤❤
@AzmerGoitom
@AzmerGoitom 2 ай бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏
@divoratsegay6947
@divoratsegay6947 2 ай бұрын
Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna ❤❤❤
@Zemru
@Zemru 2 ай бұрын
“ኣቱም ቤት ያዕቆብ፥ ንዑ ኮታ ብብርሃን እግዚኣብሄር ንመላለስ።” (ኢሳ 2:5) ብርሃን ሕይወት ብርሃን ሕይወት እምብዛ ኣድሚቑ ጉዕዞና ከቕንዕ ጸልማትና ኣርሒቑ ጎይታና ይጽውዕ ምምላስና ናፊቑ ኣቱም ደቂ ያዕቆብ ንልበሶ ንጽድቁ ========================== ብርሃን እዛ ዓለም ብርሃን መሲልዎ ሰብ እንተጐየየ ክሳብ ዝምነዎ ገሊኡ ተገምዩ ገለን ተሰቢሩ ቤቱ ካብ ተመልሰ ሓንኪሱ ቆሲሉ ብርሃን እዛ ዓለም ኣቤሎ ረብሕኡ ንዝተወከሎ እንተ ዘየቕኒዑ (2x) ========================== ብርሃን ሕይወት እምብዛ ኣድሚቑ ጉዕዞና ከቕንዕ ጸልማትና ኣርሒቑ ጎይታና ይጽውዕ ምምላስና ናፊቑ ኣቱም ደቂ ያዕቆብ ንልበሶ ንጽድቁ ========================== ብባርነት ሓጢኣት ዝደንዘዘ ልቢ ሓርነት ነፊጉ እናበለ እምቢ ኣምላኹ ሓዲጉ ድሙቕ ጸሓይ ቀትሪ ብብርሃን ፋኑሱ ከብርህ ዝሓሪ ክርስቶስ ምዃኑ ብርሃን ናይ ብሓቂ ሎሚ እንዶ ይፍለጦ ጌና ከሎ ፍርዲ (2x) ========================== ብርሃን ሕይወት እምብዛ ኣድሚቑ ጉዕዞና ከቕንዕ ጸልማትና ኣርሒቑ ጎይታና ይጽውዕ ምምላስና ናፊቑ ኣቱም ደቂ ያዕቆብ ንልበሶ ንጽድቁ ========================== ባና ተሰሎንቄ ከይሰልብ ልብና ካብ ዴማስ ንመሃር ንግናሕ ኣዒንትና ዓይንኻ ዝደጕሕ ክምስታ እዛ ዓለም ብርሃን ተመሲሉ ዘእቱ ናብ ጸላም ደጊኡ ዘብለጭልጭ ውሽጡ ዝጸልመተ ፍረ ኣይርከቦን እንትርፎ ዘመተ (2x) ========================== ብርሃን ሕይወት እምብዛ ኣድሚቑ ጉዕዞና ከቕንዕ ጸልማትና ኣርሒቑ ጎይታና ይጽውዕ ምምላስና ናፊቑ ኣቱም ደቂ ያዕቆብ ንልበሶ ንጽድቁ ========================== ንለብም ኣሕዋተይ ሕይወት ነስተውዕሎ ደቂ ብርሃን ንኹን ኪደትና ነጥልሎ መንገድና ነቕንዕ ብጽድቂ ንመራሕ ደጊም'ሲ የብቅዕ ናይ ዕሽነት ስራሕ ሎሚ ተነሲሕና ልብና ኣጻዕዲና ንኺድ ብብርሃኑ ናይ ጽድቂ ጎደና (2x) ========================== ብርሃን ሕይወት እምብዛ ኣድሚቑ ጉዕዞና ከቕንዕ ጸልማትና ኣርሒቑ ጎይታና ይጽውዕ ምምላስና ናፊቑ ኣቱም ደቂ ያዕቆብ ንልበሶ ንጽድቁ ========================== ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ፤ እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም!!!!
@million2784
@million2784 2 ай бұрын
Zmarie melaekt ❤
@sayanfamily9882
@sayanfamily9882 2 ай бұрын
Kbri ngoyta.tebareku brukat ahwat zeben agelglotkum ybarek.bereketn redeietn nay adena,nay qdusan melaektn,abotatn msakum ykun. HALLELUJAH 🙏🙏🙏
@akberetafom7234
@akberetafom7234 2 ай бұрын
Zmare melaekt yesmealna xegu yebzhalkum
@filiposhaile7738
@filiposhaile7738 2 ай бұрын
✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
@tekleageba9071
@tekleageba9071 2 ай бұрын
Amen Amen Amen Zemari Melakite yesamalna Egezabeher xegeu yebizhalkum deki tewahedo 💒 💒 💒❤❤❤
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰✝️🌅❤️
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመአልና 🥰🥰✝️🌅💙
@mengismihreteab9265
@mengismihreteab9265 2 ай бұрын
God bless you my family members every one I miss you guys ❤
@Gual_Elohim
@Gual_Elohim 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም, ከምቲ ኣብዚ ምድሪ ክተመስግንዎ ዝሰብሰበኩም , ከምኡ ውን ኣብ ሰማያዊት ኢየሩሳሌም ክተመስግንዎ ይሰብስብኩም:: ተባረኹ ኣሕዋትና::
@edenmeasho
@edenmeasho 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና የሕዋት ጥዑም መዝሙር ከምቲ አፍና ዝዝምሮ ዘሎ ድማ ብልብናን ብአነባብራናን ዕለታዊ ተግባራትናን ንክርስቶስ አምላኽና ክንስዕቦን ክንመስሎን ባዕሉ ይደግፈና 🙏🙏🙏
@lidiaamanuel124
@lidiaamanuel124 2 ай бұрын
Zimarie melaikt yesmialna yihwat!!! 🙏🏽❤️
@tsegagebremariam5797
@tsegagebremariam5797 4 ай бұрын
Zmare melaekti yesmealna ❤❤❤
@Tw.8719
@Tw.8719 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና🙏🏼
@ተክለእስቲፋኖስ
@ተክለእስቲፋኖስ 6 ай бұрын
You should orthodox picture. It doesn’t go with the history
@meharitewelde3538
@meharitewelde3538 6 ай бұрын
መን ኮን እየ ኣነ በጃ ዝኾንካኒ በደለይ ሓጥያተይ እንከሎ ከልካሊ መጺኻኒ ናባይ ድሕነት ክትህበኒ ኣቦ ምሕረት ጎይታይ ንኹሉ ከኣሊ ከምቲ ኒቆዲሞስ ፈሪሳዊ መምህር ልቡ ዝፈተወ ምሳኻ ክሓድር ብጽሞና ኮይነ ቃላትካ ክሰምዕ ናብቲ ቦታ ፍቕሪ ብለይቲ ክመጽእ ገባርን ሓዳግን ሙኻንካ ዘንጊዐ ጎቦጎቦ ከይብል ብዓለም ሰዲዐ ነቲ ማንታ ልበይ ፍቕሪ ዝጎደሎ መድሕነይ እምነትካ ኣብዚሕካ ዓድሎ ኣይ ውዑይ ኣይዝሑል ላንጋ ላንጋ ዝብል እዚ ድኹም ልበይ ዝበዝሖ ግድል ብገመድ ጥርጣረ ተኣሲሩ ድሕሪት ከይጎድል ካብ ጽድቂ ሃቦ እንዶ ምልክት ክዳነይ ኣጻዕድየ ተመጻኩ ቤትካ ዝጸልመ ውሽጠይ ሞ መዓስ ይይጠፍኣካ ምሃረኒ ጎይታይ ክንሳሕ ክምሓር ክውደስ ከይበልኩ ብጽድቂ ክነብር
@edenmeasho
@edenmeasho 6 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ብሩኻት የሕዋት::ብሐቂ ልብኻ ትትንክፍ ከም ኒቆዲሞስ አብ እግሪ ጎይታ ኮፍ ኢሉ ዝተማህረ አብ እግሪ ቤተክርስትያንና የምብረና ዝምለስ ዝጠዓስ ዘስተውዕል ልቢ ይዓድለና :አምላከ ቅዱሳን አሜን🙏🙏🙏
@meharitewelde3538
@meharitewelde3538 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@wavyuael
@wavyuael 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@DanielMenkerios
@DanielMenkerios 6 ай бұрын
እግዛቢሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም❤❤❤
@natna645
@natna645 7 ай бұрын
Egziabher xgeu ybzhalum ❤❤❤
@henostesfaldet6948
@henostesfaldet6948 7 ай бұрын
Kal hiwet yesmalna❤
@yordi1683
@yordi1683 7 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@kahsay-sr6mx
@kahsay-sr6mx 7 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤❤❤
@merhawitesfamariam6555
@merhawitesfamariam6555 7 ай бұрын
May we hear a word of life!
@TruthWillSetYouFree23
@TruthWillSetYouFree23 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@zaidmebrahtom4728
@zaidmebrahtom4728 7 ай бұрын
👏👏👏👏👏
@ElsaWeldab-e3q
@ElsaWeldab-e3q 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤ amen amen amen qelhewet yesmalna
@kahsay-sr6mx
@kahsay-sr6mx 7 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤❤❤
@tsegagebremariam5797
@tsegagebremariam5797 7 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna