Пікірлер
@Millienmahari
@Millienmahari 8 минут бұрын
ኣብ ኣዲስ ኣለና ሞ ዛ ሰለማዊ ሰልፊ ኣይሰማዕናያ ኣይረኣናያን
@mashogher
@mashogher 34 минут бұрын
ጌታቸውን ኮራኹሩን ብህዝቢ ትግራይ ኣብ ትግራይ ምሰተ ዋረደ ናይ ዓፀረ ሞት ኣብ ፊንፊነ ተሰፋሕፋሕቲ ኣሰሊፉ ተጋሩ ኢና በሉ እንዳበለ ስኽራኑ ቀፂሉሉ ኣሎ ። ጅግና ሰራዊትና ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ኣፅንዕ ካንሰር አወግድ ። ዓወት ንጀግና ሰራዊትና !! ሰላምን ምዕባለን ንህዝብና!! ሞትን ውርደትን ንካሕዳማት ተጋሩ !
@seifulema6700
@seifulema6700 42 минут бұрын
1000% ትኽኽለኛ እዩ። ግን ተሎ ይተግበር ካሊእ ዕማማት ከይጀመሩ እቶም ከሓድቲ መግለፂ ሰራዊት ብቅልጡፍ ይመዓራረ
@Maharitewe
@Maharitewe 50 минут бұрын
Ane bwegeney hzbey zbelo ykbelo eye mknyatu ane nay hzbi TDF sle zkonku
@TsfayGoshu
@TsfayGoshu Сағат бұрын
ትግራይ ጀግና አለዉ ናይ ባሓቂ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mezgebealex
@Mezgebealex Сағат бұрын
Azezti serawit ndebretion tplf ena digef malet nhade wudib kikon ayehlin hige mengesti mifras eyu
@YkaaloGmichael
@YkaaloGmichael 39 секунд бұрын
ሕዉሓት ተወከልታ ተመዓራሪ እዮም ኢሎም እምበር መንግስቲ ይፍረስ ኣይበሉን ሓደ ክልተ መራሕቲ ተቀይሮም መንግስቲ ይፈርስ እቲ መግለፂ ይመዓራረ እዩ ዝብል ደጊምካ ረኣዮ ይፍረስ ዝብል የለን
@frered3116
@frered3116 Сағат бұрын
Good 👍 👍 👍 👍 👍 ❤❤❤❤
@Gubae-q8w
@Gubae-q8w Сағат бұрын
ጅግና ወዲ ህዝብ🎉🎉🎉🎉🎉
@Rahwa-k7f
@Rahwa-k7f 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@HagosMahari-j6j
@HagosMahari-j6j 2 сағат бұрын
ሃገረ ጅግና ምሰ ህዝብ ንቅድሚት እንካ ን11 ለካቲታ አበፅሕከ❤❤❤❤
@CshggsgsGhshhshw
@CshggsgsGhshhshw 3 сағат бұрын
ሚዛንህ ለምነው አልገባኛም ?
@DarchaDarcha
@DarchaDarcha 3 сағат бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ዝሃቦ መብርሂ ትኽክለኛን ሓቀኛን ጅግናወዲህዝቢዝሃቦመብርሂትኽክለኛንሓቀኛንእዩ ❤
@GideyMulat
@GideyMulat 3 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Ue7ryr
@Ue7ryr 3 сағат бұрын
ኩሉ ያው እዩ ሓድሽ ነገር ኣይብሉን።መንእሰይ እውን ኣይቅበሎን። ክዕሪ እንተኾይኑ ካልእ መንገዲ ይተኣለሽ
@hubblemehari8962
@hubblemehari8962 3 сағат бұрын
Good
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 4 сағат бұрын
Nanta............Forum...........Media..........CITEY..........COUNTRY
@abrehetnaizghi9949
@abrehetnaizghi9949 4 сағат бұрын
Absolutely thanks ❤️😄😁❤️❤️❤️❤️❤️👌😁
@ytm6798
@ytm6798 6 сағат бұрын
Not Really !!!! With Too many empty words in it. He tries to be overly sensational.
@ወዲረጋሒት-ጰ3ኘ
@ወዲረጋሒት-ጰ3ኘ 6 сағат бұрын
ሀለው ለው ለው ቦሮቅሮቅ
@YemaneAbrha-k9b
@YemaneAbrha-k9b 8 сағат бұрын
ማሾ ካድረ ሀወሓት እምበር ታይ ሞያ ኣለዎ ናትዓጀበ ክነብር ዝደሊ ሌባ ነጋዴ ወርቂ ኮአዩ
@DestaAsbeha
@DestaAsbeha 8 сағат бұрын
Brother I did not now we’re you stand we stand with TPLf TDF and people on Tigray you like or not
@DestaAsbeha
@DestaAsbeha 8 сағат бұрын
Getachew and Sadican they invited federal To Tigray and they have to make this demonstration
@AmdeHaileslasea
@AmdeHaileslasea 9 сағат бұрын
መህከይ ኢኻ።ካድረ ሃገር ተ/ብርሃን።
@tamutafu528
@tamutafu528 10 сағат бұрын
Thanku. Hagere❤❤❤❤❤
@tamutafu528
@tamutafu528 10 сағат бұрын
VICTORY OF TIGERAY, VICTORY OF TDF❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@tamutafu528
@tamutafu528 10 сағат бұрын
TIGERAY. FIRST. TIGERAY. TESEAERE 👍 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 10 сағат бұрын
ሃለውለው የትበል በሎ ትግራይ ናኹሉ ሓሳብ ልእክብ ቤት ምኽር እምበ ናህወሓት ቤትምኽሪ ይኹን ልሙሳት መራሕቲ ህወሓት ብደም ዕሸላት ልሃፍተምኹም ጀነራላትን ኣበይ ሃምላብፃሕኹምና ሪኢናኩም ኢና ወጊድ ትኣለዩ ኾኖኩም ።
@SamiSami-jg3wi
@SamiSami-jg3wi 10 сағат бұрын
አነ ዝገረመኒ ኩናት ዝእውጅ ዘሎ ጉጅለ ደብረፅንተት ዩ ምስ መን ኮይኑ ምስ ሻዓብያ ሲሊዝህ ሻዓብያ ኣንዲዩ ጅኖ ሳይድ ዝገበረልና ዓሌታውያን ቻው ይኣክለኩሙ😅😅😅😅😅
@gdsf3612
@gdsf3612 10 сағат бұрын
ደ/ር ቴድሮስ ናብ ኢ/ያ ክአትዉ እንተኳይናም ጥንቀቀ ክገብሩ አለዎም❤❤
@Helenhayle-f3c
@Helenhayle-f3c 11 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Helenhayle-f3c
@Helenhayle-f3c 11 сағат бұрын
ጌታቸዉንዉዉዉዉዉዉ
@habtomhaile7964
@habtomhaile7964 11 сағат бұрын
Great information brother
@RealBerhe
@RealBerhe 11 сағат бұрын
@Hager ትግራይ ሰብ አለዋ አይትዘባርቅ ዝተፈናቀለን ጆኖሳይድ ዝበፅሆ አይርሳእን ሾርት ሜሞሪ አይኮነን ባንዳታት ውፁ ፤ ታሪክ አይርስኧኩምን አይትንኩኡና ሃገር አብመስመርኪ መፂእካ
@Agashsggsh-n1z
@Agashsggsh-n1z 11 сағат бұрын
❤❤❤❤
@AlulaEngda-rc2rn
@AlulaEngda-rc2rn 12 сағат бұрын
ማሾ በየነ ዘሃቦ መብርሂ ዝነኣድ ዩ። ናይ ባሓቂ ጀግና እዩ። እቶም ውሳነታት ሰራዊትና ዝድርበይ የብሎምን። ብህፁፅ እዮም ክትግበሩ ዘለዎም።
@hadgumesfen3485
@hadgumesfen3485 12 сағат бұрын
It’s a great message I really like it. Viva TDF
@FisahaFish
@FisahaFish 12 сағат бұрын
ኩሉ ሓሳብ ሓቂ እዩ።።።
@abrahamdesta2211
@abrahamdesta2211 12 сағат бұрын
ሃሳዊ ደቂ ሃንቲ ቁሸት ኩሉ ምቁፅፃር ተለሚዱ ሃደ ብሓደ ናወፃኹም ተደናግሩ ዘለኹም !! ሻእቢያ ሃዉና ዶ አይበልኩምን? ደቅና አወዲኢኹም ወዲ ኢኹም ጁንታ ገርኹም ስልጣን ናብ ቁሸትኹሙን አዝማድኹሙን ወሲንኹም 😊😊😊😊ባህላዊያን ጀነራላት አደመ 😊😊😊 ብብጫ ሄሊኮፍተር ትልቀሙ አለኩም 😊 ሠራዊት ትግራይ ብባንዳታት ሻእቢያ አይምራህን 😊😊😊
@HaftomHailu-l2W
@HaftomHailu-l2W 13 сағат бұрын
መስሐቅን መሕዘንን ሃገር ተክለብርሃነይ ግምት ብግልፂ በልፂጉ እዩ ብስሩ ክፍለጥ ዘለዎ ሕዋሓት ጥፍኣት የብላን ኣብዙ ኸዚ ሰዓት ሰላም እየ ዝደሊ ብኣፍ ብተግባር ደላይ ኩናት እዩ ግምት። ኣብ ማእኸል ኣደባባይ እኮ ዝኽፈል መስዋእቲ ክንኸፍል ኢና እሉ እዩ።ሓንቲ ክትርደአለይ ተጋዳላይ ልግምት ዝሕግዝ የለን ከዲዖም ዝመፁ ኣካሎም ዘይጎደሉ እዮም።
@berhehagos6149
@berhehagos6149 13 сағат бұрын
ንህዝቢ ትግራይ: እቲ ዘጋጠመና ምጽናት ዓሌት ዘክርዎ-ፈጺምኩም ኣይትረስዕዎ። ቃልስና ንህላወ እምበር ንህርፋን ውሑዳት ኣይነበረን። ዋላ እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ድኹም እንተኾነ ግዝያዊ እዩ። ንፕረዚደንት ንምጽራይ ኲናት ይኹን ሰውራ ኣየድልን። እዚ ፈጺሙ ኣጀንዳ ክኸውን የብሉን፣ ከምቲ ኣብ ሞንጆሪኖን መሪሕነት ህግደፍን ዝተራእየ። ንውዕል ፕሪቶርያ ምብስባስ ደው ከብሉ ኣለዎም። ህዝብና ሰላም እምበር ምትላል ወይ ተወሳኺ ጎንፂ ኣይግበኦን። ንቕሑ- መጻኢና ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ኣሎ።
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam 13 сағат бұрын
ሀገር አጆካ በርትዕ
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 13 сағат бұрын
ሃለውሎው ሚድያ ኢለዮ ኣነ ጉጅለ ኢና ንፈልጠልኻ በቃ ላግፂ በቃ
@Gere-tt7dx
@Gere-tt7dx 13 сағат бұрын
ድራማ ሰልፊ አዲስ አበባ
@tamutafu528
@tamutafu528 10 сағат бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@FhFy-t7w
@FhFy-t7w 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Lemishe
@Lemishe 14 сағат бұрын
ለጤነኛ ለትግራይ ወንድሞቻችን ደጋግመን የምንመክረው ለትግራይ ህዝብ ስትሉ ራሳችሁን ከአድዋ ከሺሬ ኪስ አውላቂዎች ከወሮ በላ ቀማኛ ሺፍታ ሊቅ ኢሊት ፓለቲከኛ ራሳችሁን አርቁ አርቁ ይህ ቡድን የኢትዮዽያውያን ጥላት ብቻ አይደለም የትግራይ ወንድም ህዝብ ጭምር አረመኔ የጥላት ስብስብ ነው !! ይህ ቡድን ከትግራይ ህዝብ ጀርባ ተደብቆ በትግራይ እናት ህፃናት ጀርባ ተደብቁ መሺጎ ህፃን ወጣት እየገበረ ህልውናውን ለማስቀጠል ይደፋደፋል !! ወንድሞቼ ዛሬ ላይ 1967 ላይ ወይም 1983 ላይ አይደለምን ዛሬ ሌላ ዘመን ላይ ነን ህዝብ አንድ ግዜ ሊሸወድ ይችላል ሁለት ግዜ የሚሸወድ እራሱን ለባርነት አሳልፎ የሚሰጥበት ግዜ ዘመን ላይ አይደለንም የሸዋ ይፋት የመንዝ የጎጃም የራያ ወሎ ጎጃም የጎንደር አማራ ህዝብ ለታሪክ ለእምነት ለባህል ለአብሮነት ለኢትዮጵያ ሲል የማይከፈል ዋጋ ከፍሏል የትግራይን ወንድም ህዝብ ለዘመናት አቅፎ ደግፎ ወንድሙ አርጎ ለዘመናት ኖሯል ታግሷል ትግስት ፍራቻ የመሰለው የአድዋ የሺሬ ኪስ አውላቂ ሊቅ ኢሊት ግን ዛሬም አይማርም! የሚመስለው
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 14 сағат бұрын
100%100 ቅኑዕ ዘረባ TDF ተጠናኺሩ ተዳልዩ ኣብ ተጠንቀቕ ክህሉ ኣለዎ።ብፍላይ ምስ ዚ ኣቢ ዘገርግሮ ዝስሎ ግዜ መዓስ ይብገስ ንዂናት ፍሉጥ ኣይኮነን።
@WjemalAhimmed
@WjemalAhimmed 14 сағат бұрын
ማዕርነት ፍትሒ ድሞክራሲ ን 50 ዓመት ዝኸለአ ሓይል ብዓሌትን መውስቦን ተአሳስሮም ንህዝብ ትግራይ ሰንሰን ኣብሎም ዳግም ሐዚውን ቸቸ ክንብለኩም ዝብል ጠጦው እንዘይሉ ትግራይ ክትብተን ትኽእልድያ ንርኢ ?
@GenetfshaTedla
@GenetfshaTedla 14 сағат бұрын
ካብ ግምት ደገፍቲብልፅግና ተላኣኣኽቲ ኣይኮነን ተተፊኡ።ካብቲ መሪር ሓሞት TDF መደንገፂ ፀላእቱ ኣንደበት እዩ ተዘሪቡ እዝኒ ዘለካ ስማዕ።
@YibrahGebreMedhin-ll8sy
@YibrahGebreMedhin-ll8sy 14 сағат бұрын
እተልዕሎም ሓሰብ ሙሉእ ንሙሉእ ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ ንሓቂ ህይወት ምኽፋል ናይ ግዲን ብሰለማዊ መንገዲ ቃልሲ ኩሉ ግዜ በረትዕኻ ቀፅል ንብል
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 14 сағат бұрын
ንባዕልኹም አይትሸውዱ ንሐደ ውድብ ዝደገፈ መግለጺ ክወጽእ ግበርዎ ህዝቢ ክቅበለኩም