Пікірлер
@yoseftewelde4319
@yoseftewelde4319 2 күн бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk game over Hezbiy Eritrea 🇪🇷 ab meabalen hensxan yerekeb
@meharigebremicheal5569
@meharigebremicheal5569 3 күн бұрын
ጎጀልቲ እንድዮም።
@SamiSami-jg3wi
@SamiSami-jg3wi 3 күн бұрын
ጅግና ወዲ ረዳ ክንደይ ግዜ ብደመ ህዝቢ ክቅሉዱ❤❤❤❤❤
@TesfalemKiros
@TesfalemKiros 4 күн бұрын
You are right getachew Reda continue
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 6 күн бұрын
እቲ ተቐርብዎ ዘለኹም ሓቂ ተኾይኑ ንኣይተ ግረታቸው ረደ እናመስገንኩ ኣግንዕ ክብሎ ይደሊ ።
@FtsumbirhanBelay
@FtsumbirhanBelay 8 күн бұрын
እዚ ሓሳብ ህዝቢ ትግራይ ንምግምማዕ እምበር ሓቂ ኣይ መስለንን ከም ውልቀይ
@AduAdat
@AduAdat 8 күн бұрын
ናይ ሓሶት ዜና እዩ ኣይትሓስው
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 9 күн бұрын
ወዲ አፈወርቂ መቼም ሽንቲ እዩ ዘሽነኩም። ስእሉ ሰለተምጸኡልና ይበል። game over.
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 9 күн бұрын
ኣባላት ህ ወ ሓ ት ኹሎም ኣብ ናይ ጀኖሳይድ ትግራይ ተሓተቲ አዮም 👌👌👌
@MaebeleMusieGebreyesus
@MaebeleMusieGebreyesus 9 күн бұрын
አነ ዝብል ጌታቸው ረዳ ከም ዓቢይ አሕመድ ኮይኑ ትግራይ ካጥፋአ ዩ
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia 11 күн бұрын
ምሽጥር ሕዋሕት ብጌታቸዉ ወፂኡ?what does mean this? ጎሓፍ/ወራዳ ሚድያ.please be targted to their activities rather than individual personality.
@mearegfitsum
@mearegfitsum 11 күн бұрын
Gmt Esban temezabelti melis ms gizatna
@MebrahtenMebre
@MebrahtenMebre 11 күн бұрын
ወዲ ረዳ ጅግና
@meemjjo677
@meemjjo677 11 күн бұрын
Proud weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF no more excuse weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF brilliant tigray leaders only for tigray people no more tigray people to protect look after Ethiopian and Eritrean cancer disease for tigray people free independent tigray people soon God will God bless tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF TDF
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 11 күн бұрын
ናይ ደስዪ አሽናፊ ናይ በለካ ለኽዐካ ወረ ሰሚዕኻ ዜና ክቲዝግብ ካሊእ ጌታቸው ዝበሃል ሰብ መዐቆሚ ዘይብሉን ናይ መሪሒነት ፅሬት ዘይብሉ ኣብ ህዝብና አፈላላይ ክሰፊሕ ሓቂ ይኹን አይኹን ከምዘምፀኤሉ ዝድርጉሕ ዓጋም ጠሓስ ዝኾነ ሰብ።
@user-zv7yk2zu7j
@user-zv7yk2zu7j 11 күн бұрын
ገና እታ ሓቂ ምኽንያት መከራ ህዝብና ከወፅእ እዩ።ዞም ሰባት አለመን መንጀሪኖን ዝበሃሉ አዛብእ
@KsaJajaa
@KsaJajaa 12 күн бұрын
በሎም ዞም ሸፋቱ
@KsaJajaa
@KsaJajaa 12 күн бұрын
በለም ጀግና ወዲ ረዳ ዞም በላዕቲ ሰብ ጎጅለ ስብሓት ዞም ኣዶ ትግራይ ዘንብዑ ምንም ትምህረቲ ዘይብሎም ንከብዶም ስልጣን ዝሓዙ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 12 күн бұрын
ኩሉ ሓሶት 'ዩ ዘረባኻ ምሉእ ንመራሕቲ ትግራይ ንምክፍፋልን ንጻላእቲ ነቃዕ ክረኽቡ እትህቦ ሓገዝ ዩ ።
@AberaKebede-cl5mu
@AberaKebede-cl5mu 12 күн бұрын
ጌታቸው ተለኣኣኺ ብልፅግና ብምዃን ሓሳረ መከራ ተጋሩ ዘናውሕ ዘሎ ነቀዝ ጠላምን ሰብ እዩ
@TiblalaHager
@TiblalaHager 12 күн бұрын
ሕሶትን ፀለመን ናይ ስዕረት መግለፂ እዩ ጌታቸው ተሰፋ ዘይብሉ ዘይፖለቲከኛ ሰብ፡ከምዝኾነ ባዕሉ እውቅና ዝሃበ ምኻኑ ዘረጋግፅ ዜና እዩ ግን፡እዚ ኢንፎርሜሽን ሓቂ ኢልዎ እእቸኾይኑ እዩ
@user-bh1cq8ym2q
@user-bh1cq8ym2q 12 күн бұрын
"ኣብ ኲሪምቲ እማትካ ጭንጭሊሒት እውን እንተሓየካሉ ኣይሕመካን!" ደቆምን ቤተሰቦን ናብ ዝተፈላለዩ ዓድታት ኣሰዲዶም ብገንዘብ ትግራይ (ትእምት) ዘናብሩ መራሕቲን ኣባለትን ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ደቆምን ቤተሰቦምን ኣብ ውግእ ስለዘይስውኡ ሞት ዕሸላት ተጋሩ ኣይሕሞምን። ስለዙይ ከዓ ካብ "ተዋግኡ፤ ተዋግኡ" ሓሊፉ ካልእ ክብሉ ኣይንፅበዮምን። ዓፀቦን ፀበባን ፀገምን ሞትን ተጋሩ ምንም ከምዘይሕሞም እኒሆንዶ ብኣፎም ግልፂ ገይሮሙዋ፦ "ካብ ትግራይ ውድብ (ሥድራ ገጅለ ተሓሕት/ሕወሓት) ትዓቢ!"
@temporary995
@temporary995 12 күн бұрын
Boycott this channel በጃኹም ላይክን ሳብክራይበን ኣይትግበሩ ፣ንጥፍኣት ትግራይ ዝተፈጥረት ቻነል
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 12 күн бұрын
ኣብ ህውሓት ምክፍፋል ንምፍጣር ዝግበር ፈነወ ተቀባልነት የብሉን ህውሓት ትወርድን ትድይብን ዝድረኽ ኣብ ኣባላታን ህዝቢ ትግራይን ጥራይ እዩ ኣብ ውልቀሰብ ዝግበር ፀለመ ኣማራርሓ ህውሓት ስልጣን ካብምምንዛዕን ትግራይ ኣብዚ ፁቢብ እዋን መሪሕነት ንምስኣን ዝኣለመ እዩ። እትውግ ካልእ ተዝመርሖ ንዝተብሓለ ርኢቶ ኣበይ ድኣ ነይርኹም ምስ ህዝቦም ብሓባር ፅንቅቕ ኢሎም ተኳሽሖም ብዘምፅዕዎ ፀቢብ ሰላም ንኣኻትኩም መዐንደሪ ክኾንኳ አኽኡሎምኹም እሞ ናይ ውልቀሰብ ስም እናፀዋዕኻ ንገሊኡ ምኹሓል ንገሊዑ ዘይበቅዕ ገይርኻ ምስኣል ንህዝቢ ትግራይ ረብሓ ኣየምፅዕን ካብ በለካ ለኽዐካ ወፂዕና ኣብቲ ጭቡጥ ኩነታት ተደሪኽና ሓናፃይን መሃራይን ሓሳብ ንፈኑ!!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 күн бұрын
ጌታቸው ፀረ ህዝቢ
@user-wr4tv3lr1s
@user-wr4tv3lr1s 12 күн бұрын
@@zaebakulu8553 ላ ኣይትሳሓሐት ሓፍተይ ጌቹ ጀግና እዩ ህወሓት እዩ ህዝብና ዘጨፍጨፎ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 күн бұрын
@@user-wr4tv3lr1s ኣታ ደንቆሮ ልዕሊ ጌታቸው ሕውሓት ዝነበረ ዶ ኣሎ እዩ DW ተቖፃፂሩ መዓልታዊ ዝፍክር ዝነበረ ጌታቸው ዶ ኣይኮነን ን ኣብይ ክንድምሰኩም ዶስ ታይዶስ ናበለ ህዝቢ ዘወደእ ጌታቸው ዶ ኣይኮነን
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 10 күн бұрын
Cadre zore bel
@mehari1315
@mehari1315 9 күн бұрын
@@zaebakulu8553 ጨምላቅ
@user-mo3zw3lb3j
@user-mo3zw3lb3j 6 күн бұрын
ንጌታቸዉ ዝፀርፍ ኩሉ ፅግዕተኛን መሃይምን ደንቆሮን እዩ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 күн бұрын
ን ጌታቸው ትድግፉ ዘለኹም ተጋሩ ማርያምን እቲ መከራ ብኣኹም ክጅምር እዩ እመኑኒ
@user-wr4tv3lr1s
@user-wr4tv3lr1s 12 күн бұрын
ታይ ድዩ ኢትፀገምኪ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 күн бұрын
@@user-wr4tv3lr1s ወድራያ ስለዝኾነ ድኻ ትድግፎለኻ ተድሒንካ ሓራይ ንርኢ ቐፅሉ ጥራሕ ኣቱም ፀበብቲ ብዓሌት ትሓስቡ ትግራይ ግን ተሕዝነካ ኣብዚ ምውዳቓ
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 12 күн бұрын
@@zaebakulu8553 አሌትን ጉጅለን ቤታ አበይ ምዃኑ ግልፂ ካብዝኾነልና ፀኒሑ፤ አቦ ጉጅለ ስብሓት ነጋ እሱ ተማሪኹ ሓራ ዘውፅኦ TDF ዝመርሑ ፃድቃንን ታደሰ ወረደን CIA እዬም ኢሉ ክህትፍ ከሎ እላምኡ ንጥርጥሮም ዝነበሩ ሕመቕ መሪሕነት TPLF ብግልፂ ብወላዲኦም አቦ ጉጅለን ሕፍሽፍሽን ስብሐት ነጋ አፍ ሰሚእናዬም፤ ትግራዋይነት ከምቲ ምግበይ ዝበሎ ካብ ጫፍ ሑመራ እስካብ ጫፍ ራያ ሙኻኑ ኢና ንፈልጥ፤ ብዋኑ ድማ እቲ ህዝቢ ካብ መሬት ንላዕላ እዩ፤ ብኒ አቦ ጉጅለ ግን ካብ ህዝብን መሬትን ትግራይ ንላዕላ ጉጅላዊ ረብሓን ፓለቲካዊ ስልጣን ትግራይ ከም ርስቲ ናይ ውልቂ ውርሻ ምግባር ምዃኑ ግልፂ ካብዝኾን ፀኒሁ ። ሓፍትና ክትርድእዬ ዘለኪ ምብላዕ ንምብልዑ ወዲ አደይ ዝብኢ ይብለኣኒ ዝብል ዛንታ ዝቕበል ወለዶ የለን፤ ዝብኢ ዝብኢ እዩ፤ አዛብዕ ገዛውትና እዬም አዛብ ጎረቤት ዝኣደሙልና፤ ስለዚ ጫፍ ሓቂ ክወፅዕ እንተሎ አይትባጣልኢ።
@abebeh.8145
@abebeh.8145 11 күн бұрын
@@user-wr4tv3lr1s እዙይ ወዲ እዙይ ኤርትራዊ እዩ ትግራዋይ እየ ዝኽሱም እየ ቤተሰበይ እናበሉ ኣብኩሉ ሶሻል መድያ እናረበሸ ሓድነት ተጋሩ ልኸፍርስ ልፅዕር ሰብ እዩ!!!
@getachewtsegaye9511
@getachewtsegaye9511 11 күн бұрын
How many times are you appearing in this issue.I think you are well paid .You don't even have any sense of understanding .You better remain quite .
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 күн бұрын
ጌታቸውማ ብጣዕሚ ሓደገኛ ሰብ ሙኻኑ ሐዚ ተረዲእኑ እዩ እዚ ወዲ ዋላ ኣብቲ ኹይናት ምስ ፀላኢ ይሰርሕ ከምዝነበረ መረዳእታ ነይርኒ እዩ !!!!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 күн бұрын
ጌታቸው ዝበሃል ረሳሕ ትግራይ ከየፍረሰ ዘዕርፍ ኣይመስለንን 😢😢😢
@BrhanuHailekiros-bh66
@BrhanuHailekiros-bh66 11 күн бұрын
@@zaebakulu8553 ተጋጊኺ ግዕዙይ ይጋሓፉ
@Tewabech-on9pl
@Tewabech-on9pl 11 күн бұрын
@@zaebakulu8553 tplf should be retired
@SirakAregawi
@SirakAregawi 4 күн бұрын
Ati chenawit resah niski eki galtom chenawo gujile
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 күн бұрын
@@SirakAregawi ክላ ግዕዛይ
@user-re4hs8mw4r
@user-re4hs8mw4r 12 күн бұрын
በቃ! ሀሪፋ አቀራርባ ክትኧ። እዚአ ዶ ፋህቲሩ እትዋና ምይይጥ መን ክንደይ አወፊዩ ድዮ?ወይስ መን ምስ ፀላኢ ሓቢሩ ኢዩ ይመስለኒ ት አጀንዳ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 12 күн бұрын
Tigray eko ayitesoaretin rokrakat merahti terekibom ember bihaki guihina hiwehat bihaki silemintay eyom nisika nisika ziblu temayay8tomdo ayikonun zikedu neyrom entay eyom higi ho ho ziblu silemintay eyom higi ane nisika zibehalu. Wey tsegem Tegaru himakat gibo beliekumsi kihalfelkumn kithatrun tihasbu genzeb haram nigiziyeu emberewedaetas lekamika eyu.
@Zkassa
@Zkassa 12 күн бұрын
ሓሶት ጌች መጨረሻ የብሉን ውግእ ብኮማንድ ቦስት 'በር ብኣለም ወይ ብሞንጆሪኖ ኣይተመርሐን
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 күн бұрын
ተባረኽ ወደይ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 12 күн бұрын
Weshtam
@yirgahayelom6628
@yirgahayelom6628 15 күн бұрын
ግምት ህወሓት ድያ? ህወሓት ተወዲሳ?
@meharihaile9372
@meharihaile9372 15 күн бұрын
Nfue eka bhaqi ajoka
@sojoh9j904
@sojoh9j904 16 күн бұрын
Selam👋❤👋❤👋❤
@SamuelTsegay-jf8ol
@SamuelTsegay-jf8ol 16 күн бұрын
እህህ
@user-mo4on4wl9h
@user-mo4on4wl9h 22 күн бұрын
ሰራዊትና ብጥኒቄቀ ከይጉዱኡ ሐዝልና አብ ሐደጋ ከይበፁሑ
@bettybetty6542
@bettybetty6542 Ай бұрын
wawawaw
@user-zz1cb7ph4o
@user-zz1cb7ph4o Ай бұрын
Hjiun tegaru iyom guahafat
@motherland1510
@motherland1510 Ай бұрын
ኣታ.... ረሳሕ.... ኤርትራ... ኣቀዲማ... ትትዓደም... ዋላ... ድሒራ... ትትዓደም... ንዓኻ... ትግራዋይ... ኣይምልከተካን እዩ. ኩሉ ገዲፍካ... ብዛዕባ እቲ ብጥሜት ዝሳቀ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ.... ዘይትሓስብ. ወረኛ!
@SaymonWelay
@SaymonWelay Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv Ай бұрын
እዚ ሚድያ ናይ ethio forum version ናይ ትግርኛ ድዩ?
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Ай бұрын
ምሕሳው፡ምስራቕ ፡ምልማን፡ ምኽዳም እዩ ፎርሙኡ ካልእ ታሪኽ የብሉን። እንተ ንሕና ኤርትራውያን ግን እቶም ሑሱራት ተጋሩ ይነብሑ እቶም ❤🇪🇷 ኣግማል ይምርሹ።1/2 ጎኖም ሰባት 1/2 ጎኖም ድማ ዓጋመታት ንስክላ ካብ ራሃብ ሃዲሞም ኤርትራ የዕቊባ ሰብ ዝገበረትኩም ብዓል ዝበልዕሉ ጻሕሊ ዝሰብሩ ሎሚ ኤርትራውያን ተመሲልኩም ለለ እንተበልኩም ንእተደናግርዎ የለን
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Ай бұрын
እልፊ ጋዕጋዕ ወዲ ጋዕጋዕ ደቂ 10 ፍርንጭት ደቂ ደቓሉ ናይ ብናይ መንነት ቅልውላው ትሳቐዩ ናይ ሰብ ጻህያይ ብወረ ዝቕየር ነገር ብፉጹም ኣይተራኣየን። ንኤርትራ ኣሻሓት ኪሎሜተራት ርሒቑ ዝፍክረላ እምበር ኣብ ሜዳ ወሪዱ ጽንጽያ ዓይና ዘንፍረላ ብፍጹም ተራእዩ ኣይፈልጥን። ኣሰር ብዓል ስዩም መስፍን ዓጢነ ኣሰር ብዓል ኣባይ ጽሃዬ ቁጥሚ ከምነስዕበኩም ኣጸቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም ። ኣቱም ሕሱራት ካብ ናብ ሰብ ናብ እንስሳ እትቐርቡ ዓጋመታት ክንዮ ፈኸራ ክንዮ ሓሶት ክንዮ ወረ ዝኸይድ ዝኸይድ ታሪኽ የብልኩምን።
@motherland1510
@motherland1510 Ай бұрын
ረሳሕ.... ትግራዋይ! መለይ... ባንዴራ ኤርትራ.. ምኻና... ኩሉ... ኤርትራዊ... ይፈልጥ... እዩ. እቲ... ዝገርም... ግን ብጉልባ... ኤርትራውያን.... እልፊ... እኽብካብ... ተጋሩ.... ኣብ ክሳዶም... ሰቂሎም.... ተሓለቅቲ... መሰላት... ኤርትራ... ኢና.... ክብሉ... ክትርኢ... እዩ... ዘሐዝን 🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️
@AronAsefa-wn7sf
@AronAsefa-wn7sf Ай бұрын
ላክ ካደበ
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw Ай бұрын
Very good progress tigray f media 👏. Awlliay Bandera is voted by 68 ERITREA 🇪🇷parliament since 1950 tile 1962 . ERITREA flags is based on 37 country in the world has chosen and suggests for ERITREA 🇪🇷. Look in the middle of ERITREA 🇪🇷 flag. Still in their. Thanks
@sarajoh313
@sarajoh313 Ай бұрын
Haswi
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe Ай бұрын
What’s the importance of talking about Eritrean flag for Tegaru and who cares???
@T_forum
@T_forum Ай бұрын
youtube.com/@tigray-forum?si=NvLWbqeZSXycCmrb
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 Ай бұрын
👍👍👍✅✅