Пікірлер
@BelayAbby
@BelayAbby 3 сағат бұрын
Amazing! ❤
@GuwaTube
@GuwaTube 4 сағат бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 mirachey admiko esti
@danieldesta9712
@danieldesta9712 12 сағат бұрын
I like you Yang man
@TheCritic101
@TheCritic101 13 сағат бұрын
ሃፋትም ተጋሩ መሃይማት በዚ ሐዚ ሰዓት'ዶ ከምዚ ዓይነት መርዓ ይግበር ህዝቢ እናሞተ!
@gualbarka626
@gualbarka626 19 сағат бұрын
ርሑስ ይግበሮ
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 Күн бұрын
Denkurena tigaro mewdeta yebelon hezbi ab temeyet kelo aymhrelkmon hefero abey weray gero zetshelma yelen jahera tezey koyno
@EatMoya
@EatMoya Күн бұрын
Beautiful Gayla ❤❤❤❤❤geganu
@ltaagee-gj7bn
@ltaagee-gj7bn 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@GffNvv-xp5xe
@GffNvv-xp5xe 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Geeztube21
@Geeztube21 2 күн бұрын
ካለአይቲ ንግስቲ ሓየሎም ይኪ ጅጋና TDF ሰብለዋይ❤
@mulugetagebrearegay9112
@mulugetagebrearegay9112 2 күн бұрын
ስብለ ይላል
@brightfeature89
@brightfeature89 3 күн бұрын
ንዝጠመየት 100 ቅርሺ አዋፅኡ ተተባሂልኩም አይተዋፅኡን ትግራዋን ረአዩለይ ስምዑለይ ዝፈቱ ካብ ምትሕግጋዝ ወፂና አብ ዕንደራ ቀዳሞት ኢና
@brightfeature89
@brightfeature89 3 күн бұрын
እዚ አብ ትግራይ ድዩ? አንተኾይኑ በቃ ካብ ረአዩለይ ስምዑለይ እንታይ ረብሓ አለዎ። ነዚ ነፃነት እዚ ዋጋ ዝኸፈሉ መላምል ሕክምና አብ ዝሰዓንሉ ኮይንኹም ብፍሰስ ተፋሰስ ትምርዐው አለኹም ግን ታይ ይገበር ካሊዕ አደ ደቃ ወዲኣ አብ ገዛ ትዓፅያ ትነብዓሉ ግዜ ። እግዚአብሄር ኩሉ ይርኢ አሎ። ተጋሩ ብሓቂ ኩላትና ጨካናት ኢና ።
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 3 күн бұрын
ወይ ዕሽነት ድዩስ ልቢ አብ ትግራይ ዶ ይኮን እወ አብ ትግራይ ተኮይኑ መልስኩም ከ መአዘ? ብቻ ድሕሪ ጦርነት ከይትብሉኒ?
@HaimiGereziher
@HaimiGereziher 3 күн бұрын
Des behali ketslelu
@TelcoTrlcl
@TelcoTrlcl 3 күн бұрын
Wow❤❤❤🎉🎉🎉
@medicolove19
@medicolove19 3 күн бұрын
ዓደይ ዘይትምኖየ💜🥰
@GuwaTube
@GuwaTube 4 күн бұрын
🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺❤❤❤❤❤❤
@gebretekledesta8195
@gebretekledesta8195 4 күн бұрын
ኪጶርድ ልትወቅዕለኻ ሞያኻ የኾነይ ወይ ሕደጎ ወይ ትረኒግ ውሰድ መርዓ ረብሽኻዮ
@GuwaTube
@GuwaTube 4 күн бұрын
@TesfalemBirhane
@TesfalemBirhane 4 күн бұрын
ይበል ሃይሉሽይ በርቲዕ ቀፅለሉ ❤❤❤ባህሊ ዓድና ኣብ ምፍላጥ❤❤❤❤
@user-uh8tv7ve8r
@user-uh8tv7ve8r 5 күн бұрын
ሰብለ ሽኮሪ ጓል መይዳ ክኩፊቶ ምስ ሞኾኒ ትግራወይቲ TDF🌾🌾❤️💛
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 5 күн бұрын
Seb mealti ekum ...slezi Rhus gama ygberelkum!!
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 6 күн бұрын
10 ሽሕ ፡ ኣበይ እዩ? መርዓ ጽቡቕ እንድዩ፡ ግን ኩሉ ሰብ ክምርዖ ይኽእል እዩ። 3 ኣዋልድ ኣለዋኒ ዓበይቲ እየን፡ ኣዝየን ኣብላዕሊ ን እቲ ዝበለጸ ቤት ትምህርቲ ኣሎ ተማሂረን ኣን ኣሜሪካ፡ ብሕልፊ እተን ክልተ ፡ እታ ሓንቲ ናይ ጥዕና ሽግር ስለዘለዋ ካብ ፋርማሲ ቤት /ት ኣቋሪጻ ግን ድሓን ኣላ። ብዛዕባ መርዔኤን ግን እታ ዓባይ 75 ሰባት ዓዲማ፡ መግቢ በቶም ሰብ ሙያ ተሰሪሑ ተቐሪቡ ተጻራርዩ ሓሊፉ። እቲ ዋጋ ውራይ ንሕና ኣቦኣን ኣዲኣን ናይ ምግቢ $12,000 ናይ ፍዮሪ ፍረሽ ኣብ ኩሉ ተዋሉ $5000 ከፊልና፡ እቲ ዝተረፍ ባዕሎም ከፊሎሞ እቶም ሞርዑ። ከምህያብ ከኣ ንዓይ ወለደይ ካብ ዓዲ ናብ ኣሜሪካ ክመጹ ኸለው ዝሃቡኒ ሓደ ንዓኣ ሂበያ ዓቢ በናጅር ወይ ኣንበር እዩ ዝባሃል መስለኒ፡ ከምኡ ድማ ዓያኣ ንዓይ ኣደይ ናታ ዝነበረ ትልፊ ኽዳን ቡሩር ዑንቂ ዘለዎ ሰዲዳትላ። ከመይ ዝበለ መርዓ ንሳ ዝደለየቶ ሓሊፉ፡ እታ ንእሽቶ ሕጂ ናብ መርዓ ገጻ እያ ትሓስብ ዘላ፡ ንሳ ትደልዮ ኸኣ ፡ወለዱን ወልዳን ምስ ኣሕዋቶም ቓል ምእሳር እዩ፡ድራር ውን ኣብ ሓደ ዝበለጸ ሆቴል ፕራይቨት ሩም እዩ ክኸውን፡ ንዓኣ ኸኣ $100 k, ናይ ኣደይ ዝነበር ናይ ቀደም ዓይነት ኣስተርሊንን፡ ነቲ መዓልቲ ድራርን ክንከፍል ኢና፡ ነታ ጥዕና ዘብላ ጓልና ኸኣ ሕክምናኣ ምስወዳኤት ኣብ ትምርዓወሉ ጊዜ $100k ን እቲ ኩትሻ ናይ ኣደይን ድራር መዓልቲ መርዓን ክንከፍል ኢና። እዚ ናይ ኣሽሓት ሰብ ምዕዳም ግን ከቢድን ኣድካምን ኮይኑ ይስምዓኒ። እዞም ሽሕድዮም ገለ ኸ ነዚ ብርቕሪቐይ ርኣዩኒ ትብሎም ብዛዕኻ ዝዓጅቦም ዶ ይኸውን?
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 6 күн бұрын
💖💖💖💖👑👑👑
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 6 күн бұрын
ኣቤት ድምፂ ደስ ክብልልልልልል
@ftggtt1969
@ftggtt1969 7 күн бұрын
❤❤❤❤
@KokobStudio1
@KokobStudio1 7 күн бұрын
ንመጀመርያ ግዘ ንከየንቲ ኣሉታዊ ርኢቶ ክህብ ጭራ ምስ ከበሮ ብህሩስካ የሳዕስዕ ሕሙም የልዕል ብጣዕሚ ደስ ይብል ግጥሚ ግን 5/100
@SelamSelam-g8k
@SelamSelam-g8k 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-cc6rd5tk6q
@user-cc6rd5tk6q 8 күн бұрын
ሰይሰይ ሲስስስስ እዩምበይ ተጋሩዋይ 🥰🥰🥰
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 8 күн бұрын
ተጋሩ ንሰላሳ ዓመት ትግርኛ ካብ ኤሪቲቪ ተማሂሮም ጽቡቅ ኬይዶም በሓደ ኣመት ቆላ ተምቤን በጺሖም ምስተመልሱ ኹሉ ኣጥፊዖሞ 😂 ** ዓጋመ ተሓጺብካ ጭቃ * ውይ ውይ 😅😅😅
@user-qs8qz3zr3g
@user-qs8qz3zr3g 2 күн бұрын
Rip
@user-qs8qz3zr3g
@user-qs8qz3zr3g 2 күн бұрын
እናትክን ልብዳልክ
@Geeztube21
@Geeztube21 2 күн бұрын
ክላ ሕልኩስ ስጀመር ናትግራይ ቋንቋና ና ኤሬትራ ማዓረ የኮነይ ለይጋነ ኮ
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 2 күн бұрын
@@Geeztube21 ሲጀመር 😀😀😀😀
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 2 күн бұрын
@@user-qs8qz3zr3g ሰላሴ መቃብር ሄደህ ታገኛታለህ 😀
@Guassa
@Guassa 8 күн бұрын
ሼር እስኺ ኢልና ነዚ ሓውና ደርፉ ነፋልጠሉ ኩልና።
@Guassa
@Guassa 8 күн бұрын
ይበል ስራሕ ሃይላይ ቀፅለሉ
@HirutHalemariyam
@HirutHalemariyam 8 күн бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ ❤❤❤❤❤
@ፍሬዘር
@ፍሬዘር 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@ፍሬዘር
@ፍሬዘር 8 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamSelam-g8k
@SelamSelam-g8k 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@awetberaki5910
@awetberaki5910 10 күн бұрын
Bsemen bdebub nay msieasae tray koynu ezi hzbi
@malefyaentertainment4447
@malefyaentertainment4447 11 күн бұрын
ኤህደኣ ሽልን ይፍጠረልካ ወደይ ንስኻስ ሽልን ሽልን የብሎ ኣሎ 😂😂😂😂
@user-qx3zs4oy9z
@user-qx3zs4oy9z 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@RimMenasbo
@RimMenasbo 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@GedayGerzehar
@GedayGerzehar 14 күн бұрын
Wowwwwww❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-om9hj8tp7s
@user-om9hj8tp7s 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 16 күн бұрын
No Comment!😮
@mengegerami7124
@mengegerami7124 16 күн бұрын
ሰብሊ ናይና❤❤❤
@BzbIdnd
@BzbIdnd 17 күн бұрын
ፉሉይ ሁራ
@GuwaTube
@GuwaTube 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@abrishniguse
@abrishniguse 17 күн бұрын
ጉማየ ብግጥሚ ጥራሕ ናይ ምቕያር ዝንባሌ ንዕዘብ ኣለና'ሞ ተዝመሓየሽ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ። ናይ ጉማየ ዜማ ትኹረት ክወሃቦ ኣለዎ። ፈኸራ ዲዩ ወይ ግጥሚ ክበዝሖ የብሉይ።
@KiamedG.
@KiamedG. 17 күн бұрын
Ngsti Hayelom Ztekaeki bltsti dmtsawit eki bhaka nay dma kabeu nlaeli wowwwww