አይተ ጌታቸዉ ረዳ
0:59
እናት ወይሰ ጠላት?
5:52
August 14, 2023
0:15
Жыл бұрын
Пікірлер
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 6 сағат бұрын
Your excuses are none sense. All responsibles are on the hand of top TPLF Ieades & they are guilty.
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 6 сағат бұрын
U R not challenge him enough
@girmayabraha9462
@girmayabraha9462 7 сағат бұрын
ደይለይተ ለወጢ ዘይኮንኩምስ ናይ ደለይቲ ነውጺ ኢኩም። 400 Genociders ፈቲሕካ መሰዳድ ድዩ
@SoloAle-tw6yr
@SoloAle-tw6yr 8 сағат бұрын
ኣየኹም በርትዑ
@rona7755
@rona7755 10 сағат бұрын
ሚድያ ዕሱባት።
@rona7755
@rona7755 10 сағат бұрын
ፃድቃን ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዝተገብረ ጉዕዞ ቃልሲ ዘጣዕሰኒ ይብል እዚ ድማ ዘጣዕስ እዩ ይብል። ግን እዚ ወዲ ብ ፃድቃን ዝምራሕ ለውጢ እዪ ዝሰርሕ። ጉዕዞ ድንግርግር።
@rona7755
@rona7755 10 сағат бұрын
ዘይርካ ምስ ኣብይ ምስራሕኹም ዘይተርፍ እንተነይሩ፡ ንምንታይ ዳኣ እዝኹሉ መንእሰይ ረጊፉ? ዜርካ ኢድካ ሂብካ ንኣብይ ንምኽዳም እንታይ ኣምፀኦ ህዝብን ዓድን ምውዳእ ንምንታይ? ምስ ኣብዩ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም።
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 10 сағат бұрын
እአንታ ቁሩብ እባ ሕፈር እቲ ጄኖሳይድ ዝአወጀልኩም ሓይል ይተሓተት ኢልኩም ዘይትፈልጡ???
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 10 сағат бұрын
እሞ ብህውሓት ብክልት እግራ ከይትቀውምሲምቶም ፍሽን ምሳርን ሒዞም ዝወፈሩንዶ ወጊንካ?? ህውሓት ዝብል ሽም ስለዝጸልእካዮ ድዲኻ ከምት መምህርኩም አብይ ቲፒእል ኤፍ ትብል ዘለኻ?? እሞ አብ ሽረ ምስ ጌትቸው መጺኻ ንአደ ትግራይ ካብ ዘዋረዱ ድኻ?? 😢😢😢
@NomarBegala
@NomarBegala 10 сағат бұрын
ኣታ ከምዚ ዝበለ ጅግና ትግራዋይ ኣሻሓት ተዝውለዱ ንበረልና ምእተይ ትግራይ ማእገራ ክትኩርንዕ ክትምዕብልን
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 10 сағат бұрын
❤❤❤አብ ጌታቸው ተፍ እትገብርሲ ግበር ዝተብሃሎሞ ገበሮሎ ድዩ?? ሕሉፍ ሓሊፍስይ ናይ ተኩሲ ድው ምባል ውዕል ፍሪምካ ንዓ ተባሂሉስ ብህዝቢ ዝተምረጸ መንግቲ 'ምምምአፍሪሱ ጥራይ ዘይክነሲ ጸለምትን ምዕራብ ትግራን ደቡብ ትግራይን ናህና ይኹን ናይ አምሓራ ርግጸኛ አይኮንኩንሞ ሪፈረንደም ይገበር ኢሉ ዝተመልሰ!!❤❤❤
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 11 сағат бұрын
❤❤❤ረዳኢ ሓለፎምዩ ነዚ ኩሉ ናይ ሽግር በሪ ዝኸፈተ ትግራዋ ኢኻ አይኮንካ እናበለ❤❤❤
@menemoyfelto1510
@menemoyfelto1510 11 сағат бұрын
Banda eka
@tsab826
@tsab826 12 сағат бұрын
ተዋሳኣይ እየ😜😂😂መሰከፍ እዩ ጉግማንጉ ፖለቲካ ክትንትን 😜😂ሰላምን ናፅነትን ካብቶም ሓሻካር ባንዳታት ሻዕቢያ ኮነ ብፍላይ ካብእቲ መንግስቲ እየ ባሃላይ ብሓሳዊ ጌታቸው ጉጅለ ባንዳታትን ሓሸከር ብልፅግና ክረክብ እዩ ማለት ዘበት እዩ!?
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 13 сағат бұрын
ዋይይይ አሕዋተይ ጀጋኑ እክም እንዳ ህውሓት ጉጅለ ደብረ ፅንተት ከም ኮንደም ተጠቂሞም ደርቢዮሞ መናእሰይ ይሕዝን እዩ ስብሓታውያን ዓለታውያን ፀረ መናእይን ሰላምን ናብ ሕጊ ክቃርብ አለወም ገዲም ብኦኦም አይኒምራሕን 50 አመት ደም ህዝቢ ዝመጠጥወ ይአክል 😢😢ጌችና ጀረናል ፃድቃን ጀጋኑ እዮም ፀላእቶም እነፀለምወም ትዋዓሉ ዘምፅእወ ነገር የለን ንወበር ኢለም ናሓሰዮ ይውዕሉ ስብሓታውን ከብኦም ዘተማሃረ ተሪኦም ወይም ብሓሳት ይሰጉወም ወይም ይስምምወም እዚ እዩ ስርሖም 😢😢😢😢
@abebaviard60
@abebaviard60 14 сағат бұрын
👋👋👍👍አጆኹም አድኹም ተቀቢልኩም ናብ ልምአት እትዉ❤
@abebaviard60
@abebaviard60 15 сағат бұрын
አጆኹም ቃልሰኹም ቀፅሉ❤❤❤👍👍👍🎉🎉🎉🎉
@AlemHagos-co5gk
@AlemHagos-co5gk 15 сағат бұрын
ጀግና ብስፍሕ ዝበለ ትንተና እዩ ከምዙይ ዝበለ ሓሳብ ክንስብስብ ኣለና
@حافظ-ه9ط
@حافظ-ه9ط 16 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 17 сағат бұрын
tayeyu kenfer wedel Abueu Amharay kikewn Alewo
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 17 сағат бұрын
ዋው ኣብራሃም ትኽክል ኣለኻ ንፉዕ ቀፅል ብኸምዙይ::
@DawotTa
@DawotTa 18 сағат бұрын
ኣታ ጅግና
@yirgalemdesta7869
@yirgalemdesta7869 19 сағат бұрын
Thanks to Abraham the young Tegaru Deserve the TPLF Leadership. This old guard and dangerous chain of cadres has to go now. The young Generation has to takeover the TPLF Leadership.
@ghidaydesta5870
@ghidaydesta5870 15 сағат бұрын
Donkoro
@yirgalemdesta7869
@yirgalemdesta7869 14 сағат бұрын
@@ghidaydesta5870 Donky-korkoro ማሃይም ካድረ
@yirgalemdesta7869
@yirgalemdesta7869 12 сағат бұрын
@@ghidaydesta5870 ሳሕሳሕ Donkey korkoro ማህይም ካድረ
@meazafesseha8132
@meazafesseha8132 19 сағат бұрын
Serfi nay dekama meleley eyu. Tgraway kmzuy gesret aytsarefn. Km Tgraway b mzrrab/hasab hab/ habiy. Tgraway b hasab yimahot ayitsarefn.
@gebrehiwothailu5925
@gebrehiwothailu5925 19 сағат бұрын
ተጋዳላይ አብርሃ! እት ዝ ትብሎ ፅቡቕ እንዃ ተኾነ ህግድፍ መንደፍ ጌም ኦቨር እንትብል ከምእዉን ብልፅግናን ናይ ደርጊን ናይ ኢሕአፓ ቂመኛታት ትግራይ ህዝቢ ብሽም ህወሓት ንምጥፋእ ሕብረት እንትፈጥሩ መራሕቲ ትግራይ እንታይ እዮም ክገብሩ ዝነበሮም?ጀ/ል ፃድቃን ምስ አብይ ቅድሚ ኹናት እንታይ ከምዝበሎ ብገንዘብን ብጉልበትን ዘይንብርኸኽ የለን ኢሉኒ ኢሉ አይመስከረን እንድዩ?ንምንታይ እዩ መራሕቲ ንምዉንጃል ምጉያይ?መን ኸ እዩ ሰላም ዘይደሊ ዶ/ር ደብረጽዪንን ጉጅሉ ድዮም ወስ ጊታቸዉ ረዳ እዩ? እሞ ጊታቸዉ ረዳ ህዝቢ ምዕራብ ናቦቱኡ ሰላም ስለዝደለዪ ድዩ ክመልሶ ዝይኸኣለ?ህዝቢ ትግራይ ብቐደሙ ኹናት መማረፂ ገሩ አይፈልጥን ግዳስ ክንጎብጠካ ክንገዝአካ ኢና ኢሎም ስለዝመፅዎ ጥራሕ ከይፈተዎ ዝኣትዎ ኺናት እምበር።ህዝብኻን መርዪትኻን አሕሊፍኻ ንፀላኢ ህብኻስ ሰላም እዩ ሕርያና?ናይ ጌታቸዉ ኣካይዳ ኣካይዳ አብይ አህመድ እዪ፡ንምንታይ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ንከይምረፅ ብሰበብ አስባብ ጊዜ ዝወስድ ዘሎ?ጊዝያዊ ምምሕድዳር ዕድሚኡ ንክንደይ ጊዜ እዩ ዝብል?ዝፈፀሞም ስራሕቲኸ እንታይ ኢዮም?ንምንታይኸ ህዝቢ ትግራይ ዝጨፍጨፊ ልዕሊ 400 ገበነኛታት ንአብይ አህመድ አረኪብዎም?ንምንታይ ኸ መፃረይ ኮሚሽን ዕድሚኡ ንከይናዋሕ ተገይሩ?ናይ ጊታቸዉ እጃሙኸ ንምንታይ ዘይተፃወተ?አይ ትግራዋይ ብመራሕቲ አይተዓደልኻይን!!!
@kingalola2006
@kingalola2006 19 сағат бұрын
Ata hasawi trewaei hwahat mbal keman aykealkan TPLF tbl zelka, Ata esub banda, Mereitt Tigray tewriru kelo selalam eye zdeli tbl zeleka, Ata wedi Adgi,,Ezi kal mehteti tgebrelka zela keman hanti Adgi eya, Kulukum dekalu keytefekum Tigray selam yeblan, Amlak ywedekum Amen, 💛❤️
@kingjo7100
@kingjo7100 17 сағат бұрын
ጭቃ ነመነዴኩም ከተወድኡ እንደገና ነጋዶ ደም ክትነግዱ ኣረጣ ክትጅምሩ ድዩ ኣቱም ከሓድቲ ንትግራይ ልዕሊ ሙርከኛ ርስሓት ነጋን ኣዝማዱን ፀላኢ የብላን!!!
@yirgalemdesta7869
@yirgalemdesta7869 13 сағат бұрын
@@kingalola2006 ካካ ኢኻ በቃ ካካ!!
@kingalola2006
@kingalola2006 13 сағат бұрын
@@yirgalemdesta7869 Ati shermuta gwal za gahba entadeiki aetik, Ati denkoro hasak, 🤢🤢🤢
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 6 сағат бұрын
ስድነት ይታኣረም መንእሰይ ሕርያኡ ናምግላፅ መሰሉ ይታሐለው ደሙ ልኸፈለላ ትግራይ ሓሳቡ ፍልጠቱ ክህበላ ግድን እዩ ።
@meazafesseha8132
@meazafesseha8132 20 сағат бұрын
Nfue. Ayizoqa tegadalyn artists Abreham. Ketsilelu!
@tigray460
@tigray460 20 сағат бұрын
ባዶ ይሄ ባርያ አዋቂ ሆኖ ነው የሚጠየቅ ያለው?
@محمدمحمد-ح8ث9ظ
@محمدمحمد-ح8ث9ظ 20 сағат бұрын
ብትኽክል ገልፅዎሎ
@MeetingforPeace
@MeetingforPeace Күн бұрын
ዘይሕጋዊ ጉባኤ እናተብሃለ፣ ንኣብነት እቲ ጉባኤ፡- 1. ምርጫ ቦርድ ኣይተቐበሎን 2. ናይ ፌዴራል መንግስቲ ኣይተቐበሎን 3. ናይ ሕወሓት ቁፅፅር ኮሚሽን ኣይተቐበሎን 4. ጊዜያዊ ምምሕዳር ኣይተቐበሎን:: እዚ ከምዚ እናሃለወ ንምንታይ ኢኹም እቲ ብኒ ደብረፅዮን ዝምራሕ ናይ ህወሓት ጉጅለ ዝተኻየደ ጉባኤ ከም ሕጋዊ እናቆፀርኩም ወግሐ ፀብሐ እናሃተፍኩም ተሰልችዩና? ለባም ተኾንኩምን ዝሓሳብኩምዎ ዕላማ ንምስኻዕ ናይቲ ውድብ ናብ ዝነበሮ ክምለስ ወሳኒን መማረፂ ዘይብሉን ቅድሚት ሰሪዕኹም ምስ መረፃ ቦርድ ብሰላማዊ መንገዲ ለይቲን ቀትሪን ዘይትሓለለ ፃዕሪ ገይርኹም ዘቲኹምን ኣእሚንኹምን ዕላማኹም ዘይተዐውቱ። ኣብ ሓሸዌን ፀለመን ተዋፊርኩም ምስራሕ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ፀገምን ኩናትን ምፍጣር ሓሊፉ ዘምፅኦ ለውጢ ኣይህሉን። ንTDF ዝግበር ፀለመ ዕብዳን እምበር ጥዕና ዘለዎ ሓሳብ ኣይኮነን። ተፈተወ ተፀልአ ናይ TDF ሠራዊት ተፀዋዕነት ንጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ እምበር ንዝኾነ ውድብ ክኸውን ኣይኽእልን።
@MeetingforPeace
@MeetingforPeace Күн бұрын
ዘይሕጋዊ ጉባኤ እናተብሃለ፣ ንኣብነት እቲ ጉባኤ፡- 1. ምርጫ ቦርድ ኣይተቐበሎን 2. ናይ ፌዴራል መንግስቲ ኣይተቐበሎን 3. ናይ ሕወሓት ቁፅፅር ኮሚሽን ኣይተቐበሎን 4. ጊዜያዊ ምምሕዳር ኣይተቐበሎን:: እዚ ከምዚ እናሃለወ ንምንታይ ኢኹም እቲ ብኒ ደብረፅዮን ዝምራሕ ናይ ህወሓት ጉጅለ ዝተኻየደ ጉባኤ ከም ሕጋዊ እናቆፀርኩም ወግሐ ፀብሐ እናሃተፍኩም ተሰልችዩና? ለባም ተኾንኩምን ዝሓሳብኩምዎ ዕላማ ንምስኻዕ ናይቲ ውድብ ናብ ዝነበሮ ክምለስ ወሳኒን መማረፂ ዘይብሉን ቅድሚት ሰሪዕኹም ምስ መረፃ ቦርድ ብሰላማዊ መንገዲ ለይቲን ቀትሪን ዘይትሓለለ ፃዕሪ ገይርኹም ዘቲኹምን ኣእሚንኹምን ዕላማኹም ዘይተዐውቱ። ኣብ ሓሸዌን ፀለመን ተዋፊርኩም ምስራሕ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ፀገምን ኩናትን ምፍጣር ሓሊፉ ዘምፅኦ ለውጢ ኣይህሉን። ንTDF ዝግበር ፀለመ ዕብዳን እምበር ጥዕና ዘለዎ ሓሳብ ኣይኮነን። ተፈተወ ተፀልአ ናይ TDF ሠራዊት ተፀዋዕነት ንጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ እምበር ንዝኾነ ውድብ ክኸውን ኣይኽእልን።
@AtakltAbebeKalkay
@AtakltAbebeKalkay Күн бұрын
ግምት አብ ትግራይ ጀኖሳይድ ዝተሳተፉ ልዕሊ400 ወታሃደራት ብነጻ ለቒቑ ከመይ መኸተ ገምጊምና ይበሃል?
@FreweyniFikrea
@FreweyniFikrea Күн бұрын
እዚ ኣብ መኸተ ዘይኾነ ኣብ ኘሪቶርያ እያ ትግምገም
@asefaw4345
@asefaw4345 Күн бұрын
ቴዱ ርዕዮት ንደብርጼን ኣውሒድሉ ጉጅለ ደብረጼን ይኹን ጌታቸው ናብ ፍርዲ ክቀርቡ ኣለዎም
@GidayNayzgi
@GidayNayzgi Күн бұрын
እንተገምጊሙ ንመን ተሓታቲ ገይሩ
@asefaw4345
@asefaw4345 Күн бұрын
ክብር ሓወይ ሕወሓት ክትፈርስ ካብ ባዕለይ ጀሚረ ኣይደልን ኢየ ትብል ኣለካ ህዝቢ ትግራይ እንዳብረሰት ክትነብር ዲካ ትደልያ ዘለካ? ብክልቲኡ ወገን ዘለዉ ሕወሓት ኢዮም ተፈቲኖም ስለዝወደቁ ከልግሱ ጥራይ ኢዩ ዘለዎም
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu Күн бұрын
ናይ ጠላ ቤት ውድባት
@saliem88
@saliem88 Күн бұрын
እዚሚድያካ ዋላ ኣፍቲ ጆኖሳይዳዊ ወራር ዘቅርቦም ነገራት ደስ ኣይብለካን ፈገር። እዞም ለጢፍካዮም ዘለካ ከማካ ከም ካናቴራ ኣይቃያየሩን መትከሎምን መርገፂኦምን ዝፈልጡ ግልፂ እዩ ።ንነብስካ ፈትሽ ሽም ሚድያካ ግዙፍ ስራሕካ ግን ተንከሲሲ ፋራ
@MulualemTadese-h7p
@MulualemTadese-h7p Күн бұрын
ልስልጣኑ ያጣናክር ኣሎስአባአይ ሰብ ናሞተ
@AronYohanis
@AronYohanis Күн бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝን ብሱልን ተስፋ ዘለዎ ማእኸላይ ኮሚቴ እዩ።
@Merir4077
@Merir4077 Күн бұрын
ባህዛዝ ገልዒ
@AbboWennbber
@AbboWennbber Күн бұрын
ዝናቡ ብዚ ኩናት ዝበለሐ ዘይኮነስ ዝጎተመ ሓይሊ ዒና ሪዒና ንሱውን ዕቲ ከማኻ ዝበለ ማዕኸላይ ኮሚቴ ምዃን ብቻ ዝዕምት ካድረ ኣኺቡ ጉባኤ ዝገበረ ህወሓት ጎቲሙ ሪዒናዮ ናትካ ሓወትወት ግን መሕፈሪ ዕዩ
@AbboWennbber
@AbboWennbber Күн бұрын
ዶር ሰለሞን ንትግራይ ታይ ዕዩ ሰሪሑ?ንትግራይ ንክማረኽ ዕዩ መፂዑ ኣ.ኣ. መስተዳድር ዕናሓለወ ዘሪፉ ዘጥረዮ ፋብሪካ፣ ገዛውቲን ዝተፈላለየ ሓፍቲ ዕዩ ሓዚ ዘጨንቆ? እንተስ ንትግራይ ግን ስብሓትን እዚ ዶር ዘይንፈልጦ ምርኮ ዕዩ ኣላሊዮምና ብጣዕሚ ዝገረመኒ ግን ብዛእባ ግእዝና እናተዛረበ ሰሚዐ ብጣዕሚ ዕየ ሓፊረ ዐረ ዶር ሰለሞን ንዕሽተን ንሰከፍ ብኸመይ ዕዩ ንሕዝቢ ትግራይ ትሓስብዎ?
@MiyeBiyadgo
@MiyeBiyadgo 2 күн бұрын
ኣብ ትንተና ተይኣተኻ ዝኾነ ሰብ ክብሩ ክንካእ የብሉን ብዝብል ሕለፎ
@1birryoutube
@1birryoutube 2 күн бұрын
ቴዲኮ ተናዶና በህዝቡ አዝኖ ነው። በተለይ አሁን ስለ 1 ሚ/ን አየልተረጋገጠም ካለ በኋላ በጣም ስለተናደደ ነው እንጂ ቴዲ SMART እዩ።
@1birryoutube
@1birryoutube 2 күн бұрын
እዙ ሚዲያ እዙይ ግን ሞንጎኛ እዩሞ ቀፅለሉ። ከማኻ የብዝሐልና ጎበዝ ። ማሪያማዊት እትበሃል ናይ ዳንኤል ክስረት ቁራፅ ኢኺሞ ኪዲ ናብኡ በላ።
@1birryoutube
@1birryoutube 2 күн бұрын
አንቺ ደግሞ ስንት ተከፍሎሽ ይሆን ምስኪን ቱልቱላ ነሽ ግን መስሎሽ ነው እንጂ ትግራዋይ ከዚህ በኋላ ሰልጥነዋል የሚሰማሽ የለም ቀለጥሽኮ በቃ።
@1birryoutube
@1birryoutube 2 күн бұрын
ናይ ደፂ አልሞት ባይ ተጋዳይ ይበሃል ። ትግራይ ካብ ዘለዋ ውድቀትን ውርዴትን ክትወፅእ ዝደሊ ትግራዋይ ኩሉ ንፃድቃን ክነመርፅ አለዎ ዋላ ሕዚ ዋላ ቀፃሊ ንትግራይ ክመርሕ ዘለዎ ፃድቃን እዩ በቃ ።
@gebreselassiesimon37
@gebreselassiesimon37 2 күн бұрын
ጀነራል ፃድቃን ብጥንካሬኡ ምሉእ አፍሪካ ክመርህ ይክእል እዮ ዘይስልችዮ ሃንጎል ዘሎዎ እዮ በሃቂ እገዚአብር ፍርደ እዮ በሃቂ እገዚአብር
@1birryoutube
@1birryoutube 2 күн бұрын
ዕለት 16,012017 ንኹልኹም አሕዋተይ አሓተይ ትግራዎት ከምኡውን ሙሉእ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ተኸተልቲ ዝኾንኩም ህዝቢ ዓለም እንኳን ንብርሃነ መሰቀል በዓል አብፀሐና አብፀሐኩም < መስቀል ሃይልነ መስቀል ቤዛነ አይሁድ ክህዱ ንህነሰ አመነ በከመያድህነነ እ/ሄር አምላክን > ። ኩቡራት አሕዋተይ ብሽም ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን እናመሓልኩም እናጠሓልኩምን ን21 ክ/ዘ ዘይምጥን ገለገሊኡ ልክዕ አብደደቢት ውልቀሰባት ዝተዛረብዎ ዘረባ ከም አውነ ዘበሰማያት እናደገምኩም እትውሉ እተሓድሩ ዘለኹም ሕደጉ ዓይንኹም ግለፁ ሕደጉ ልቢ ግዝኡ ሕደጉ ሰልጥኑ ሕደጉ ከም አባጋውየ/ኤሊ/ አይትጓዓዙ ክንዲዝኸአልክምዎ ተዓፃፀፉ ቀልጥፋ ነዓኹምን ንህዝብኹምን አድሕኑ። ካብ ምንታይ በሉኒ ቀደምውን ህወሓት ንምጥፋእ እዩ እዙኹሉ ህዝቢ ዘለሃቀ ብህወሓት ዘይተጠቑመ ጥራሕ ዘይኮነስ ዝተጎድአ ጭራሽ ዘይድግፍ ወዲ ድኻ እዩ ዝሞተ ዝተበሳበሰ ህፃናትን ወለድን እዮም ። ሕዚ ዝመፀኩም ዘሎ በላዒ ሓደገኛን በሊዑ ዘይፀግብን ከምታናይ ቀደም ናብ ባዓልቲ ተምቤን አቲኹም ዘይተምልጡላ ሕማቕ ጊዜ ትመፀኩም አላ አሞ አሕዋተይ አቦታተይ ሕደጉ ሕደጉ ልቢ ግበሩ : ክትገብርዎ ዘለኩም ምርጫ 1 : ክልተኹም ዝተፈላለኹም ሕዚ ክትገብርዎ ዘለኹም ናይ ቆልዑ ፀወታ ህዝብኹም አብ ብራንዳ እናረገፅኩም ናይ ረኧዩኒ ደግፋኒ ፍተውኒ ጎስጓስን ጉራን ገዲፍኩም አዳራሽ ዓፂኹም ተመያየጡ ዘረባ ድማ አሕፅሩ እንታይ በሉ? 1.1 ኩለኹም ማለት 9 ፈፃሚ ስራሕ ኢልኩም ባዕልኹም ዝቖልክምዎ ስልጣን ባዓልኹም ውረዱ ከምኡውን ዕድመኹም 60 ዓመትን ካብኡ ንላዕልን ዝኾንኩም ቀጠታ ንደቅኹም ሙሁራት ትኩስ ሓይሊ አረክቡ ንሰኹም ድምፅኹም አጥፊእኹም እትኽእሉ ካብ ዓዲ ውፁ ዘይትኽእሉ ድማ አብዓድኹም ድምፅኹምን ስልክኹምን ዓፂኹም ሰላማዊ ናብራ ጀምሩ ህወሓት ንምርሳዕ ፀዓሩ ካብ ወንበር ወሪድኩም ገምጋም ዝበሃል ሕማም ዲሒንኩም ካሊእ ስራሕውን ልመዱ። 1.2 ህወሓት በሓቂ ክትቅፅል እንተደሊኹም ካብ ልቢ ታሓድሱ ብወገነይ እንተቑፀለት ቅሬታ የብለይን። እቱ ህዝቢ ባዕሉ ተቑቢሉ ከቕፅላ እታበትሪ ግደፉሉ/ ሃብዎ ። 1.3 እቱዝቅበል ሐይሊ ድማ ቀጠታ ምስ ማ/መንግስቲ ምስ ተነሓናሕቲ ውድባት ክስማዕማዕ አለዎ ምርጫ 2 አብላዕሊ ዝገለፅክዎ እንተዘይተሳኺዑ ዘለኩም ካሊእ ዕድል ሞያ በልብ ዝብል ብሂል ተጠቑሙ እሞ ከምቱ መረፃ ተጋጊና ኢልኩም ዘአረምክዋ እታ ሽምኩም እውን ቀደም እውን ተጋጊና ኢና ኢልኩም ጎራሓት ኩኑሞ ንህዝብኹምን አባላትኩምን ብልብኻ ህወሓት ኢኻ ብአደባባይ ግን ብልፅግና ኢና ታሓዊስና ኢና ዕረ ዋላ ይጣዓምኩም በልፂግና ኢና በሉ ። እዙይ ብምግባርኩም ዝርከብ ጥቕሚ 2.1 መጀመሪያ ናይ ፀላእትኹም መልሓስ ይደርቕ ሓጓፍኩም ይድፈን ንሶም ድማ ቀጠታ አሸኒፍናዮም ቀደሙውን ዝበልናዮም እዙይ እዩ አሁን ተቀብሏል ኢሎም ጉረኦም እንትነፍሑ ንስኹም በሓባር ሓደ ትግራዋይ እንተይቀረየ ህዝብኹም ትምልሱ መሬትኩም ትምንጥሉ ብዓለም ወንጀለኛታት ትኸሱ ተፍርዱ በቃ አለቀ ደቀቀ ። በሓቂ እየ ዝብለኩም አነ ካባኹም ርሑቅየ ሰለዙይ ሕዚ ዝተስሓለልኩም ካራ ከብ ኩሉ ንላዕሊ ዝበልሐን ዝገደደን እዩ ከመይ በሉ በሓባር ጨፍሊቆም ከጥፍኡና ብሓደኾይንና መኪትናዮም ዘሓሰብዎ ከሺፍዎም እዩ ሕዚ እቱኻረኦም ብብልሕን ብበዝሕን አንፈቱ አስተኻኺሎም : እሾህን በእሾህ ዝብል ጭርሖ ሒዞም ንሶም ብሩሑቕ ወይም አብ ስቺወሺን ሩም ኮይኖም ማክያቶኦም እናጠዓዓሙ ክሳዕ ኩሩምቶም እናሰሓቑ ከወድኡና እታጀማሪት ካረኦም ህወሓት እተበሃል ቃርሳ አብማእኸልና ደርቢዮም መንቀዲሙ ሓዙ አብ ምውጣጥ ንርከብ ሕዚ ጠጠው ኢልና እታ ቃርሳ ንኹልና ክትኮን ምግባር ወይድማ ከለና ገዲፍናያ ኢና ሕደጉና ኢልና እታ ዝረሰነት ካረኦም ናብ ማይ ክነእትዋ ይግባእ ። ካብዙይ ወፃእ አይኮነንዶ ዝተወሰደ መሬት ከንምለስ ካሊእ እውን ከይውሰድ ክንሕሰበሉ ክንለብምአለና ። ሕደጉ ከምታ አብዓዲግራት አቦስውእ ታዳለይ ዝበላ አብዘይዓቅምና እናፈከርና ተዋሪድና ሕዚ የአኽለና ዝበለ ሕዝውን ካብአ ዝገደደት እያ እትፃረፋዋ እተፍኩርዋ ዘለኹም ከምታ ናይ 2012/13 ዓይነት/ኮፒ እያ እትፀየና ውርደት ግን ከምታ ናይ 2013 ኮፒ ዘይኮነትስ ማንም ዘይግምታ ሐደገኛን ዝበአሰ ህልቂትን ውርደትን እያሞ እታ ቃታ ናብ ሕድሕድና እንተይተስሓበት ሕደጉ ። መስዋእቲ እንተኾይኑ አንትን ናይመወዳእታን መሬትና ንመምላስ ክኾን አለዎ ። ምኽንያቱ አብሕሞራ ዝእከብ ዘሎ ጉድ ቡዙሓት አይትፈልጡን አነ ግን ,,,, ከማይን እንታሞ ልቢ የሃብኩም ። ዝደለየ ይደውለለይ
@1birryoutube
@1birryoutube 2 күн бұрын
ደደቢት ዝበሃል ዘረአኛ ሚዲያ ንክዕፆ ኩሉ ትግራዋይ ናይ ፊርማ ክነሰባስብ አለና። ቀፂልና ሃይለ ዝተበሃለ ሰብ ድማ ክንፋረዶ አለና ። ምኽንያቱ ተማሂረ ኢሉ ግን ዘይተለወጠ ርእሲ ዘሓዘ ጭቃ ፃድቃን እንታጋደል ንሱ ይመሃርን ተሰዲቱ ከሓልፈሉ ከምዝገበረ ጅግና ከምዝኾነ ክፈልጥ አለዎ።