KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Жазылу
ኦሜጋ ቲኦሎጂ፡ Omega Theology
ኦሜጋ ቲኦሎጂ ብዋናነት "መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓደ ዓመት" ብዝብል ርእሲ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ዘቐርብ እንትኾን፤ ንሐዚ "መፅናዕቲ ብሉይ ኪዳን" ብዝብል ኣርእስቲ ን6 ወርሒ ሒዝልኹም መፂኡ ኣሎ። ብተወሳኺ ሽልማት ዘውህብ ሕቶን መልስንውን ተዳልዩ ኣሎ። ኣብ ታሕቲ ዘሎ ቴሌግራም ጆይን ይግበሩ::
ኣብ ምድላዋትና ግድፈትን ጉድለትን ተሃልዩ ድማ ብኮሜንትን ብውሽጢ መስመርን ሃናፂ ዝኾነ ሓሳብኩም ክትህቡና፣ክትእርሙና ብፍቕሪ ንሓትት።
Omega Theology is excited to introduce something new.
Our primary program, “The Bible in One Year,” presents the Old Testaments using advanced technology. We also provide Quizzes with special gifts in “Omega Theology” Telegram.
Subscribe and share with others.
If you notice any errors in our content, please provide constructive feedback in the comments or reach out via inbox. God Bless You All.
ቴልግራም t.me/omegathelogy
20:33
ናብራ አዳምን ሄዋንን ኣብ ገነት። መፅናዕቲ መፅሓፍ ቅዱስ። መፅናዕቲ ብሉይ ኪዳን። ብመጋቤ ሓዲስ ቡሩክ ተስፋይ
4 сағат бұрын
20:02
ፍሉይ መፅናዕቲ ብሉይ ኪዳን፤ ክፍሊ 5። መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓደ ዓመት። ብመ/ሐ/ቡሩክ ተስፋይ
16 сағат бұрын
13:29
ፍሉይ መፅናዕቲ ብሉይ ኪዳን ክፍሊ 4። ብመጋቤ ሐዲስ ቡሩክ ተስፋይ
21 сағат бұрын
16:26
ጥቕሚ መፅሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ? መፅናዕቲ ብሉይ ኪዳን ክፋል 3። መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓደ ዓመት። መፅናዕቲ መፅሓፍ ቅዱስ። ብመጋቤ ሓዲስ ቡሩክ ተስፋይ
14 күн бұрын
11:25
ፍሉይ መፅናዕቲ ብሉይ ኪዳን 2ይ ክፋል
14 күн бұрын
12:52
መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓደ ዓመት፣ ፍሉይ መፅናዕቲ ብሉይ ኪዳን፣ ክፍሊ 1። ብመጋቤ ሓዲስ ቡሩክ ተስፋይ
21 күн бұрын
30:18
ፍሉጣት ሳይንቲስታት ብዛዕባ ህላዌ እግዚኣብሄር እንታይ በሉ? ምርምር ሳይንስ ሃልዎተ እግዚኣብሄር ኣረጋጊፁ። ብመጋቤ ሓዲስ ቡሩክ ተስፋይ
Ай бұрын
20:48
መፅሓፍ ቅዱስ ትኽክል ንምዃኑ ብምንታይ ክነረጋግፆ ንኽእል? መፅሓፍ ቅዱስ ሓቀኛ ንምዃኑ ኣርኪዮሎጂካዊ መርትዖ እነሆ። ብመጋቤ ሓዲስ ቡሩክ ተስፋይ
Ай бұрын
20:14
ኩሉ ሰብ ከርእዮ ዝግባእ ትምህርቲ፣ ምርምር ኣስትሮኖሚ ብዛዕባ ህላዌ ፈጣሪ እንታይ ይብል? መርትዖ ሥነ ህዋ ብዛዕባ ህላዌ እግዚኣብሄር፣
Ай бұрын
28:50
ንምዃኑ እግዚኣብሄር ኣሎዶ? ብመጋቤ ሓዲስ ቡሩክ ተስፋይ
Ай бұрын
Пікірлер
@marthakidane8329
4 сағат бұрын
Kal hiwet yesmialna kubur memhrna 🎉🎉🎉
@GebreHiwet-gu5jg
5 сағат бұрын
እዚ ትምህርቲዚ ኩሉ ክርስቲያን ክመሃሮ ስለ ዝግባእ ንኹሉ ሼር ንበሎ ወገናት
@kflezionzerazion3369
10 сағат бұрын
ሕቶ? ኣብ ምእተዊኻ ከምዝሓብረካዮ,መጽሓፈ ኦሪት,90% ስዑር እዩ ኢልካዮ. ግን ስለምንታይ ስዑር እንተኾይኑ,ስለምንታይ ትጥቀመሉን ኣብኡ ኣቲኻ ትምህርን ኣለኻ? 2) ሕቶ ስለምንታይ, ካብ መጽሓፈ ዳዊት ወይ መጽሓፈ ኦሪት, ብሉይ ኪዳን ተባሂሉ ይጽዋዕ??? ብሉይ ኪዳን,ክንብል ከለና,ዝበለየ ኪዳን ማለት እዩ. እዚ ግን,እቲ ኣብ ሞንጎናን ኣምላኽናን ድነበረ ኪዳን ስለዝበለን ዝተረፈን ድዩ?
@hailayfisehaye-w5y
12 сағат бұрын
ቃለህወት የስመዐልና
@HayluBerihu
Күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህር❤❤❤
@መባእጽዮንብራሃነ
Күн бұрын
መምህርና ቃል ህይወት ያስመዐልና አቦና
@መባእጽዮንብራሃነ
Күн бұрын
መምህርና ቃል ህይወት ያስመዐልና አቦና
@መባእጽዮንብራሃነ
Күн бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና አቦና
@መባእጽዮንብራሃነ
Күн бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና አቦና
@jamioj7497
Күн бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና❤❤❤❤
@Mehari-jv9et
Күн бұрын
ክቡር መ/ር ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣገልግሎት ዘመኖም እግዚኣብሄር ይባርኸሎም
@EfremTasfum
Күн бұрын
Amen 🙌 🙏🙏🙏
@MK-rg1og
Күн бұрын
ቃለ ሂወት
@BrzafGebre
Күн бұрын
ተጋሩ እሕዋተይ ኣበይ ኣለና ሽሕ ሳብ ብስክራይብ ውን ዘይአተናያ ነዚ ጡዑም ዝኮነ ቃለ እግዚአብሔር ሸርር ንበሎ ኩላትና❤
@BrzafGebre
Күн бұрын
ቃለ ሕይወት የሥመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤🎉🎉🎉
@nechey1125
Күн бұрын
አሜን ቃለህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና
@LeulHayelom
Күн бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና
@ghebrezgiabherghebruaregaw5087
2 күн бұрын
Kale Hiwet yesmealna 💒💒💒
@KasuGermay
2 күн бұрын
ንሓውናን መምህርናን ቃለህይወት የስምዓልና x 3
@aaronmichael4330
2 күн бұрын
ኣብ ልብና የሕድሮ ኣጆኻ ቡርትዕ ❤
@harigaltigray5765
2 күн бұрын
❤❤❤
@megedibrhan8849
2 күн бұрын
ክቡር መምህርና! ስለቲ ተገዲስካ ቃል ኣምላኽ ተካፍለና ዘለኻ ብዙሕ አመስግን። ቀጽልሉ።
@jamioj7497
2 күн бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና❤❤❤
@brktitekle801
2 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና❤
@rigbeefrem2064
2 күн бұрын
Kalehiwet yesmalna
@Abrahadesta-r4o
2 күн бұрын
❤❤❤
@WediMemhr-p7b
2 күн бұрын
ቃለ -ህይወት የስምዐልና መምህር ዕድመ ምስ ጥዕና ይዓድለልና
@WediMemhr-p7b
2 күн бұрын
ቃለ -ህይወት የስምዐልና መምህር 💠💠💠
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
2 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብትእዛዝ እግዚአብሔር ክርምራሕ ኣዕንተ ልቦናና ይኽፈተልና ኩሉ ኣብ ሕብረተ ሰብና ዘሎ ጸገም ካብ ሕገ እግዚአብሔር እቲ ብልምዲን ብባህላዊ ሒዙዎ ዝጸነሐ እዩ ከይገድፎ እናፈርሐ ዝነብር ኣምላክ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልቦና ኩሉ ህዝብና ይኽፈተልና ዓስበ መማህራን ይክፈለልና ክቡር መምህረይ🙏🙏🙏
@hailayfisehaye-w5y
2 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህር
@tesfayfanta1004
3 күн бұрын
Kale hiwet yasemealna memhr
@WediMemhr-p7b
5 күн бұрын
ቃለ -ህይወት የስምዐልና መምህር ዕድሜ ፣ጤና ፣ ፀጋኡን ሞገሱን የዓድልኹም!!!!!
@mizaanberhane4002
5 күн бұрын
አሜን አሜን ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዓልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@AtsedeGebremedhin
6 күн бұрын
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻
@ghebrezgiabherghebruaregaw5087
6 күн бұрын
Gurum zkone u kale Hiwet yesmealna💒💒💒✅
@mihretabberhe8295
6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@TitiNguse
6 күн бұрын
❤🙏
@TitiNguse
6 күн бұрын
ቃል ህወይት የሰመዐልና እግዚኣብሄር ይመሰገን🙏
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
6 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ዝሰማዕናዮ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ኣብ ጽላት ልቦናና የሕድሮ ዓስበ መማህራን ይክፈለልና መምህርና🙏🙏🙏
@TitiNguse
6 күн бұрын
አሜን አሜን ቃል ህወይት የሰመዐለልና ብጣዕሚ ደሰ ይብል መምህርና እግዚኣብሄር ይመሰገን የቀንየልና🙏
@zafuzafu6588
6 күн бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኽቡር መምህርና በለ ሂይወት የስመዐልና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና
@HawelitGoytom
6 күн бұрын
ሕቶ ፩.ሂዋን ካብ ጎድኒ አዳም ተፍጥራ ማዓዝ እያትፈጥራ? ፪.ሂዋን ካብ ፀጋም ድያ ውይስ የማን ተፈጥራ?
@saraxxx5046
6 күн бұрын
ኣብታናይኣዳምስ ኣብ6ይክሉድዩ ኣብ7ይ እሎሞ ዘለው
@HawelitGoytom
6 күн бұрын
አሜን አሜን ንአምን ቃለ ህይወት የስምዐልና መምህርና ❤ ብተምለግራም ውን ሕፅር ብዝበለ ፃሓፍሉና ምስይቅረተ ናይተለግራም account ውን ተሃልዩ ላእኹለይ ክብር መምህረይ ምስ ይቅርታ
@OmegaTheology
4 күн бұрын
ኣብዚ ኣለካ ቴሌግራም t.me/omegathelogy
@Genet120
6 күн бұрын
ቃል ህይወት ይስምዓልና ክቡር መምህረይ
@HenokEbuy
6 күн бұрын
ንአዳምን ሄዋንን ብሓንቲ መዓልቲ ድዩ ፈጢርዎም እግዚአብሔር? አብኣ ስለ ዘይተረድኤትኒ እየ
@LeulHayelom
6 күн бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ተመልከቲ አሕዋት ደወሞ ለይክ ኮሜንት አይናውሕድ ኮሜንት አብዝ ፀሓፍናሉ ናብ ብዙሕ እዩ ዝባፃሕ ከባቢ አርበዓ ሰብ ሪኦሞ ግን ኮሜንት ሽዱሽተ ሰብ እዮም ከይሮም ላይክ ንባዕሉ ዓሰርተ እዩ ዘሎ ንምንታይ ኢና
@hayelomtafere1490
6 күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
@saraxxx5046
7 күн бұрын
ቃለህዎትየስመዐልና ኩቡርኣቦናመምህርናብጣዕሚ ደስዝብል ትምህርቲ ሕፅርምጥን ዝበለትምህርቲ
@brktitekle801
7 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤
@gene6075
7 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልኹም