ሰላም ሰላም ኩልኩም ተዛረብትን ሰማዕትን ትግርኛ
ናብ ገዛይ እንቋዕ ብደሃን መጻኩም ፥እዚ ድማ ገዛኩም እዩ፥
አነ አሚቼ ሃፍትኩም ስርህይ መግቢ ምስራህ አይኮነን፥ ግና ንደቀይ በዓለይ ምስራህ ደስ ስለዝብለኒ አብ ገዛይ ዝሰርሆ ድማ ነቶም ከፈልጡ ዝደልዩ ከካፍል ,ከምኡውን ዝኮነ ጠቃሚ ሃበረታታት ከቅርበልኩም እየ
ንስካትኩም ድማ ዘለኩም ርዒቶ ወይ ድማ ሞራል ነዓይ ዓቢ ነገር እዩ፣፣ስለዝኮነ ነታ ቀያህ SUBSCRIBE ትብል ብምጽቃጥ
ዝጽዕኖ ቪዲዮታት ብቀሊሉ ክትርዕይዎ ትክዕሉ፣፣
እዚ ገዛይ፣ ገዛኩም እዩ ፣፣
email
[email protected]