Пікірлер
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Күн бұрын
❤❤❤❤ብሓቂ ክብርቲ ሓፈትና ብተለግራም ደዊለልኪ ነይረስ አይሰርሕን ድየ ማዓረይ❤❤❤❤
@mabelhiskias1152
@mabelhiskias1152 Күн бұрын
በስመ ስላሴ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን(3)። ቃል ህይወት የስምዓልና: ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልኪ: መፈጸምታኺ የጸብቀልኪ: ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኪ ይባረኽ: ሳምሪ ሓብተ። ልዑል እግዚኣብሔር ኣባኺ ሓዲሩ ዝምህረና ዘሎ ክብርን ምስጋን ንዘልኣለም ኣለም ይኹኖ ኣሜን(3)።ንዓና ክኣ ዓይኒ ልቦናና ከፊቱ ኩሉ ዝተምሃርናዮ ተረዲእና ኣብ ተግባር ንክነውዕሎ ልዑል እግዚኣብሔር ይሓግዘና ኣሜን። ሳምሪ ሓብተይ ቀጽልዮ እግዚኣብሔር ምሳኺ ይኹን። ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዚኣብሔርን ንወላዲቱ ድንግልን ንክቡር መስቀሉን ይኹን ኣሜን(3) 🌿🍇🕊🌿🍇🕊🌿🍇🕊
@Kablomixbah
@Kablomixbah 2 күн бұрын
Thanks good bless you 🙏
@esuwedikeshi
@esuwedikeshi 5 күн бұрын
ዕድል የገጥመን ኢሞ ኣብ ማባረዊ ሂወትይ ፡ድሕረይ ፡ኢቲ ጉዳይ ዕድለ ይበርሃለይ።🎉🎉🎉
@esuwedikeshi
@esuwedikeshi 5 күн бұрын
❤❤❤ኦክየ፡ጽብቅ መረዳእታ ኢዩ፡ዓይነ ሉቦና ይብረሃልና። ኢሽይ ኣነ ሲ ክዛሮቦ ደልየ ዘልኩ ኩሉ ተገሊጹ ኢዩ። ኣነ ደጊመ ክዛረቦ፡ኣነ ምክሪ ንደቁ ሰባት ተገድሲ ይህቦም፡ኣብ ህወቶም ብግብቲ ይርኦ ኣነ ግን ዓመት ምሉእ ዓመት ይሰርሕ ኢሞ ፍረ ይስእነሉ፡ኢንታይ ተግበሪኩ ይሓይሽ፡ክሪኪ ኣካፍልኒ።
@merhawitguesh5884
@merhawitguesh5884 6 күн бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤
@FwdfDwefs
@FwdfDwefs 11 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kr2qz8cw8d
@user-kr2qz8cw8d 13 күн бұрын
Habety entayyy amlki yehagezkiy ❤❤❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-er8vb9el5v
@user-er8vb9el5v 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 29 күн бұрын
እግዚአብሔር ናይ አጎልግሎት ዘመንኪ ይባርክ ነዛ ሓፍትና ድማ እንቓዕ ብሰላም ሂወታ መረሔት እግዚአብሔር ይመስገን ።
@DessNugus-c8f
@DessNugus-c8f 29 күн бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና 🙏
@user-vo7jt6us9k
@user-vo7jt6us9k Ай бұрын
Kal hwet yesmalna samri haftna❤❤
@LookeLooke-w7o
@LookeLooke-w7o Ай бұрын
btaemi nemesgn
@user-kr2qz8cw8d
@user-kr2qz8cw8d Ай бұрын
Selam habety ezgabeher xegeu yebezehlki Labadena mess korben ke enty tebeley samereu habety
@Mussie5
@Mussie5 Ай бұрын
Abet amlak yemharena 😢😢
@SyemeTesfaldet
@SyemeTesfaldet Ай бұрын
haftey natey kbretey xibuq hasab edimen tienan yihabk fetar ver ver Good Good thanks
@sarasahay1
@sarasahay1 Ай бұрын
ሰላም እንኳን ደና መጣሽ ውድ እህቴ በጣም አሪፍ ቆይታ ነበር ብዙ ተምረንበታል ክበሪልን በሚቀጥለው አሪ ፍ ስራ እንጠብቃለን በጣም እናመሰግናለን
@zdwtube44
@zdwtube44 Ай бұрын
ሳምሪ ሰላምሺ ይብዛ ውድ የሀገሬ ልጆች በያላችሁበት ሰላማችሁ ይብዛ በስዴት ያለንውም በሰላም ለሀገሬችን ያብቃንንንንንን
@EthopiaEthopia-cc4er
@EthopiaEthopia-cc4er Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rawdatube8972
@rawdatube8972 Ай бұрын
ረላም ሠላም ሠላምሽ ብዝት ትርፍ ይበል ሀገራችንን ሠላም ፍቅር መተሣሠብ አንድነት መቻቻልን ይሥጥልን
@rawdatube8972
@rawdatube8972 Ай бұрын
ሠላም ሠላም የሣምሪ ቤተሠቦች እንኳን ደህና መጣሽ ሣምሪ በርች ውደ ሀገራችንን ሠላም ፍቅር አንድነት መተሣሠብ ይወፍቀን ሥለነበረን ቆይታ እአመሠግናለሁ
@Amen2youtube
@Amen2youtube Ай бұрын
selame selame yekeresetose selamena tega yebezaleshe wede ehetachen enekane beselame metashe berechelngw eredetu bereketu yedereben selamen ngere yametalen amen
@Army_queen721
@Army_queen721 Ай бұрын
👑✝️✝️✝️💯amen
@ruthTeddy
@ruthTeddy Ай бұрын
Samruu hafteey ❤❤ woow Zama sirahki egziabher amlak yihabki, betami kenemesgeneki yigebeana gizekin haylikin neana keteredi tetfie zeleki emo kea ade qolut keleki samru haftey Bejaki qeziliyooo ❤😊❤😊 Nisemie alena zin ilna ❤❤❤
@ruthTeddy
@ruthTeddy Ай бұрын
Samru haftey contact kigebreki delje hanti hito kihateki gin quzreki abjateni bekemej kirekbeki ykel? Yehwatey ab make up zelewa kedhinen delje
@user-fe9eg8ek7z
@user-fe9eg8ek7z Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ስለቲ ኩሉ ነገር እግዚአብሄር ይመስገን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገጠመኅ ሳምሪ ሓፍተይ ቀጽልዮ❤❤❤❤❤❤
@kisanetkahsay4333
@kisanetkahsay4333 Ай бұрын
samri dahan deki
@tesfittesfit2699
@tesfittesfit2699 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ሓብትና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኺ እዛ ናይ ምድንዛዝን ምፍዛዝን ዝበልክያ ኣብ ሂወተይ ኣሎ እንታይ ከም ዝገብር ኣይፈልጥን እየ ቀልጢፈ ይሓርቅ ብዘይ ጠቅም ጠባየይ ባህርያተይ ተቀይርኒ ክሳብ ኣነ ድየ ዝብል ኮይነ ምክንያቱ ከምዚ ኣይኮንኹን ኔረ ጠባየይ ክረኽበኪ ደልየ ኔረ ካብቲ ቶሞኩሮኪ ከተካፍልኒ በጃኪ ሓደራኪ ተገዲስኺ ኣንብብያ ሞ መልሲ ክጽበየኪ እየ
@RrRr-dq7uj
@RrRr-dq7uj 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@kisanetkahsay4333
@kisanetkahsay4333 2 ай бұрын
Samri haftey telefonki delye nere
@TadseSahle
@TadseSahle 2 ай бұрын
ቃለሂወት የስምዓልና ሓፍተይ
@user-vk1fb8zy4x
@user-vk1fb8zy4x 2 ай бұрын
እልልልልልልል❤❤❤❤❤❤
@user-fe9eg8ek7z
@user-fe9eg8ek7z 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤እግዚአብሄር ይባርኪ ጽብቅ አጋላልጻ ቀጽልዮ ሳምሪ ሓፍተይ ሊቅ ሰማእታት በረኸቱ ይሕደረና ድንቂ ተአምር❤❤❤❤❤❤
@RrRr-dq7uj
@RrRr-dq7uj 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@RrRr-dq7uj
@RrRr-dq7uj 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ZaidGebre
@ZaidGebre 2 ай бұрын
Amen amen zehaftey beyen krekbeki ykeil
@tesfittesfit2699
@tesfittesfit2699 2 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna
@Tekea
@Tekea 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉 hlmi dia nhalm en a. Ezia ke dia mo 1.ab thti abay xlal axlilka ktri kelka ke. 2 .ka mhnbas ke bziaba eezia ke ngerna haftey.
@DuvSyc
@DuvSyc 2 ай бұрын
እግዝአብሔር አምላክ ይመስገን👏👏👏
@DuvSyc
@DuvSyc 2 ай бұрын
❤👏
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና ክብርቲ ሐብትና በረከት ጸሎት ሊቀ መላእኽት ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን
@lidyaeyobe5464
@lidyaeyobe5464 2 ай бұрын
Xegu yebzahalki zhaftey❤❤❤❤❤❤
@helftiberhanu757
@helftiberhanu757 2 ай бұрын
አረ ብወሺጢ ሃይ በልኒ 🥺🥺😢🙏 ሳሚሪ ሓፍተይ
@RrRr-dq7uj
@RrRr-dq7uj 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kf6cm3cn4u
@user-kf6cm3cn4u 2 ай бұрын
በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ሰላም የሕዋት መኻርያን ምኽሪ ዝደልይሉ እዋን ዶ በጺሕና እዚ ድማ ብሰንኪ ብዝሒ መስሓቲትን ዝኾነት ዓለም ብጸላኢና እትምራሕ። ግና ንሕና ብክቡር ደም ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታናን ኣምላኽናን ብቅዱስ ሥጋኡን ክንምካሕን ክሕበንን ዘይኮነን ዝግብኣና ዝዝንግዑ ንሕና ከመቢልና ንኸወን ዝዝግዕ ድዩ ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታና ኣምላኽናን። እግዚአብሔር እግዚአብሔር እግዚአብሔር እንዳበልና መካርያን ክንመስል ኣይንፈትን ኣብ እግዚአብሔርሲ ደጊም ንዑኡ ንዝጥብር ከይርከብ "ዝንቱ ወልድየ ዘአፍቅር ወለቱ ስምዕዎ" ብትግርኛ "እቲ ዝፈትዎ ወደይ እዚ እዩ ንዑኡ ስምዕዎ" ኢሉ ኣዙዝና ካልእ ውን ከምዚ ኢሉ ቃል ኣቲሉ እዩ ንቅዱስ ወዱ "ሰአል እምነየ እሁበከ አሕዛብ ለርስትከ" ብትግርኛ "ሕተተኒ እሞ ሕዝብታት ክህበካ እየ"። በሉ ስምዑ ንስማዕ መግሕናሕቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ከምዚ እብለና "አብዚ ሓጥእን ዘማውን ውለዶ ብኣይ ብትምህርተይ ዝሓፈረ ውድ ሰብ ብግርማ ኣቡኡን ብግርማ መልአኽቱን ምስ መጸ ነቲ ሰብ ከሕፍሮ እዩ።"እምብአር የሕዋት እግዚአብሔር እግዚአብሔር እንዳበልና 10 ሳዕ ስም ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽናን መድሓኒናን ኣይንጓስዮ፡ ልክዕ ዓለም ንኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ኣይትፈትዎን እያ ዘላ ንሕና'ኸ ነብስና ንዕሹ ኣለና ዕውር ንዕውር ይመርሕ ድዩ ዝብል ቃል ንዘክር ስም ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽናን መድሓኒናን ሓደን ቦኽርን ወዳ ንቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣዴና እይንጸየፎ ከዳዓት ኣይንኹን ሕደጉ አቱም ሰብ አቱም መኸርቲ ብዘይ ስሙ ናበይ እና ክንበጽሕ እቲ ብኣይ ዝአመነ ወላኳ እንተሞተ ብሕይወት ክነብር እዩ ዝብል ቃል ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታናን ኣምላኽናን ንዘክሮ። እግዚአብሔር እግዚአብሔር እንዳበልና ምኸር መኻራይ ዘምር ዘማራይ ስበኽ ሰባኻይ፡፡ እንተ ኾነ እቲ ብዘይ ብኣይ ናብ ኣቦ ዝበጽሕ የልቦን ዝብል ንዘክር። እግዚአብሔር እግዚአብሔር እግዚአብሔር እንዳበልና እቲ ወደይ ናበይ ምስ ከደኩም ከይብለና ቅድም ነቲ ንዓና ኢሉ ዝለኣኾ ሓደ ወዱ ብኡኡ ንተኣምን። ንሱ እዩ ኩሉ ዝለመናዮ ዝህበና ዘሎ ንሕና ድኣ ካብ እቶም ዘይኣምንዎ እንታይ ፍሉይ ኣለና። ዓለም ኣንጻር እየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ትሰብኽ ንሕና ነዛ ስሙ ክንጽውዕ ንጽይፍ ንፈርሕ በሉ ንጠንቀቅ ጸጋ ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኣይንጓስዮ ንጸውዕ ንስሙ። ምዝንጋዕ'ሲ ናይ እቶም ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታናን ኣምላኽናን ምስ ዘየሎ እዩ። ከሎም ቅዱሳን ስሙ ጸዊዖም ሓሊፎም ንሕና ኸ ? ጸጋ እየሱስ ክርስቶስ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ምስ ኩልና ይኹን። አሜን
@user-fe9eg8ek7z
@user-fe9eg8ek7z 2 ай бұрын
❤❤❤
@user-fe9eg8ek7z
@user-fe9eg8ek7z 2 ай бұрын
Amen Amen Ame Eigzabheri yemsgn bhaki kal hewti yesmalna kexleyo samri hafteyyy
@Tekea
@Tekea 2 ай бұрын
bwshti do nrakeb
@HiwetGebreamlak
@HiwetGebreamlak 2 ай бұрын
Telfonki siddley timhrti yideli alku kabaki