Пікірлер
@abdayuabaygm2394
@abdayuabaygm2394 6 күн бұрын
Think of Tigray people first. Then on TPLF please !!!
@kalkiflom
@kalkiflom 26 күн бұрын
ገብረ ወዲ ዑጡቅ ሰንበት ሐደ ከለኻ ክንድሽሕ ትግመት ህወሐትስ አይትሰዓርን ዘበት።
@AsefaTafere
@AsefaTafere 29 күн бұрын
ህዝቢ አይቅድምን አብ ዳስ ዘሎ ህዝቢ ነቀድም
@user-fh8xi3by9h
@user-fh8xi3by9h Ай бұрын
ሕማም ደሓር ከይትገድፉ አፅሪኹም ኪዱ በጃኹም ባንዳን ሌባን አጥፍኡልና ሰላም ክንነብር።
@abebeh.8145
@abebeh.8145 Ай бұрын
ህዝስ pp መሲልኩም ናይ ስትራተጂ ናይ መሪሕነት ውድቀት በፂሕና እናተብሃለ ብኔት ወርኪ ተኣሳሲርኩም ብልገበርክምዎ ኔት ወርክ ጂሞክራስያዊ ለይኮነ ጉባእኤ ምኽያድኩም ብጣዕሚ የሕዝን እንድሕር ናይ ስትራተጂ መራሕቲ ለይብሎም መራሕቲ ካም ፖለቲከኛ እንተይኮነስ ካም መልኣክ እትኣምንዎም ብኣመራራሓ ልወደቁ መራሕቲ ሰብሰብቲ ገይሩኩም እትመርፁ ወጮ እንትቀየርካዮ ወጮ ምንም ለውጢ ኣይመፅእን ህዝቢ ትግራይ ካምቁርዲድ ኣይትማፅይዎ ውረዱ ካብ ርእሱ ሰላም ቅሳነትን ልቱ ሓላል ህዝቢ ትግራይ. ክብርን ሞገስን ልስውኣትና.
@hsabu9046
@hsabu9046 Ай бұрын
ሕጊ ግን ክኽበር ኣለዎ፡ ዳግማይ ናብ መከራ ህዝቢ ከይተእትው።
@SelemunFseha
@SelemunFseha Ай бұрын
ዓወት ንውድባዊ ጉባኤና ህወሓት
@geregere-gx8wc
@geregere-gx8wc Ай бұрын
ረዚን መልእኽቲ እዩ ንቀበሎ።
@geregere-gx8wc
@geregere-gx8wc Ай бұрын
ረዚን መልእኽቲ
@Haylushi
@Haylushi Ай бұрын
አሕ ሕሕሕሕጣጣጣጣ
@Haylushi
@Haylushi Ай бұрын
እልፈ ደርማም አይርእን አይሰምዕን
@መንኮድ
@መንኮድ Ай бұрын
አሕዋትና ኣጥፊእኹም ጨፍሩ ኣንቱም ለያቡ ሓሳዳት