KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Жазылу
Hla Tube
This channel made for
Challenge
Trailer
Promot
Editing
Like & subscribe for more video
6:09
Eritrean music Lyrics 2025- Nehmia Zeray *ገለለካ* ድምጻዊት ንህሚያ ዘርኣይ
28 күн бұрын
3:37
Eritrean music Lyrics 2025- Akrem Jemal *ደሓን ዲኪ* ድምጻዊ ኣክረም ጀማል
Ай бұрын
3:05
Eritrean & Ethiopian music Lyrics 2025- Abraham Mulualem *ሰሚራ ሰሚራ* ድምጻዊ ኣብርሃም ሙሉኣለም (Mercy)
Ай бұрын
4:49
Eritrean old music Lyrics 2025- Tareqe Tesfahiwet ድግማ ብ Tomas Asefaw *ካብ ኮነ* ድምጻዊ ቶማስ ኣሰፋው
Ай бұрын
6:35
Eritrean old music Lyrics 2025- Alex Kahsay *ሓዘን ተሰምዓ* ድምጻዊ ኣሌክስ ካሕሳይ
2 ай бұрын
4:57
Eritrean music best Lyrics 2024- Brurey Akrem Jemal *መዓረይ* ብድምጻዊ ኣክረም ጀማል
2 ай бұрын
4:40
Eritrean music Lyrics 2024- Mahlaki Hagos w/gebriel (Suzinino) *ማሕላኪ* ድምጻዊ ሓጎስ ወ/ገብርኤል ሱዚኒኖ
3 ай бұрын
2:26
Eritrean music Lyrics 2024- Brurey Akrem Jemal *ብሩረይ* ድምጻዊ ኣክረም ጀማል
4 ай бұрын
Пікірлер
@HanaeAbdu-k7d
10 сағат бұрын
😢😢😢😢
@siraksiku8186
Күн бұрын
Gzea ayhagezkann Ezi kulu tmnitey Tesfay Hayley Adkimkani Fqrina enamote idey atamire kiezeb feridkani 😭😭
@Hlatube9
14 сағат бұрын
Don’t give up 🥰
@helugere9277
3 күн бұрын
🥰🥰🥰
@channelkudusmicheal5078
3 күн бұрын
Woww M bra jobbat 👍👏👏👏👏👏🙌👏🙌👏👏🙌👏👏👏👏
@Hlatube9
3 күн бұрын
CLICK ON CHANNEL FOR MORE VIDEOS 🥰 ንሳ ከተፍቅር ፍቅሪ ኣይነበረንን ፍቅራ ከወድዳ ኢለ ቀሪበያ ናይ ነገር ፍቅሪ ናባይ ተገልቢጡ ኣነ ከፍቅራ ንሳ ግን መንያ ዓቢደ ፍጹም ተጸሊለ ሕሱም ፍቅራ ምጻሩ ስኢነ ለብሊቡኒ ናይ ፍቅራ ሃልሃልታ መደባተይ ጌራቶ ሕዛእታ ንገሩለይ ፍቅርኪ ሒዝዎ በልዋ በሉለይ ዓለም ኮይናቶ ጽሙዋ ንገሩለይ ብዘይካኺ ምሒሉ በሉለይ ብዓብታ ስምኪ ጸዊዑ ኣርዒምኒ ናይ ገጻ ፍሽኽታ ፍልይቲ'ያ የብላን መሰታ ከቢዱኒ ከመይ ኢለ ክጸሮ ጭንቂ ሓሳብ ንመን እየ ከዕልሎ ክትምለስ ከቋምት ብማዕዶ በእዳዋ ጌራቶ ዝስንዶ ንገሩለይ ብእዋኑ ገዛ'ዩ ዝኣቱ በሉለይ ተነጺሉ ካብ መሓዙቱ ንገሩለይ እንታይ'ዩ ክከውን ንምሸቱ በሉለይ ሰብ ዘበለ ክዛረብ ብእኡ ንገሩለይ እስከ ኣረዱኡለይ ብዘይ በኣ ጸልሚቱኒ ዓይነይ ንገሩለይ ብእዋኑ ገዛ'ዩ ዝኣቱ በሉለይ ተነጺሉ ካብ መሓዙቱ ንገሩለይ ብዘይካኺ ምሒሉ በሉለይ ብዓብታ ስምኪ ጸዊዑ ኣርዒምኒ ናይ ገጻ ፍሽኽታ ፍልይቲ'ያ የብላን መሰታ ናይ ዓይና ሰለምታ ንልበይ ብሒታ ብብሩህ ፍሽኽታ የዒንተይ ዓሚታ ብምሩጽ ቃላታ ኣእምሮይ ኣስሒታ ሕልናይ ኣይቀበጸን ጌና ይጽበ ንዓኪ ርሑው'ዩ ናይ ልበይ ኣፍደገ
@Lifes_lessons7
3 күн бұрын
Lomi rekibkani derfi malet 🎉
@SinitAsefaw
12 күн бұрын
Ahh kab konea 😢😢😢😢😢😢😢😢😢 lbey ztenkefet derfi
@NatitiBanbie
18 күн бұрын
❤🎉🎉❤
@debasyohanes2979
18 күн бұрын
💔 gizye hsum 💝💖💕
@AbdelaSuleman-j9s
19 күн бұрын
One of my favorite songs Great job my boy🙏
@Hlatube9
Ай бұрын
CLICK ON CHANNEL FOR MORE VIDEO☺ መንፈሰይ ሃመይ ቀልበይ ሸውሃተይ ምሩጽ ልበይ በይንካ ኣይትኪድ ከይወስዳለይ የዒንተይ ምስልካ ይረኣዮ ሓሳበይ ንስካ ወሪስካዮ ኣብ መልሓሰይ ተወቂጡ ስምካ ኣይዓግብን'የ ዛነይ ትርፊ ቃልካ እታይ'ዩ ምስጢሩ ኮንካ ሰራውር ናይ ደመይ ምንባረይ ትርጉም ኣልባ ተኮይነ በይነይ ዘፍዝዝ ጸበል ፍቅሪ ሓላለይ ገለለካ ዝጠማምረኒ ንከይፍለየካ ተዘየለካ ይጽምወኒ ምስ ሰበይ ማዕረ ዘይተፈጠርኩ ይመስለኒ እንዳ የዕለልኩ ምሩጸይ ጽምዋ ይወርሰኒ ገለለካ ብሉጸይ ናይ ዘሕመመኒ ገለለካ ገለለካ ገለለካ የእሚኑ ዘስገደኒ ገለለካ ገለለካ ገለለካ ጏህሪ ፍቅሪ ዘንድደኒ ቀይድኒ እንድዩ ፍቅሪ ክከውን ናትካ ማሪኩኒ ኣስጊዱኒ ሓያል ፍቅርካ ናተይሲ ንበይኑ'ዩ ምሩጸይ ገለለካ ኣይትርሓቀኒ ኣንታ ዋና ልቢ ከይቆረኒ ኣይትኪድ ኩነኒ ጋቢ ኣይደልይኔ ካልእ ፍቅሪ'ዩ ናተይ ዓስቢ
@channelkudusmicheal5078
Ай бұрын
Duktigt M qexlo mearey ❤️🔥🥰🥰✅
@asmeromhailu
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@WehazitBerhe-i3t
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@eben_0309
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AnwarMohammad-h5z
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ErmasTesfay
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hlatube9
Ай бұрын
CLICK ON CHANNEL FOR MORE VIDEO☺ ፍቅረይ ደረብ ዘይነበረን ልብኪ ጨካን ዘይምለስ ደይኮነን ከብኪ ድሕሪ ምቅባጸይ ብፍቅርኪ ሓሚቃ ይዕለል ኣሎ ደሓን ዲኪ ዘይነብዕ ዝደረፈ ፍሩይ ዓይንኪ ከም ውሕጅ ይዛሪ'ሎ ኮይኑ ጽዋኪ ኣነሞ ኣነ ንዓይ ንዓይ ይግበረለይ ስዕረትኪ ምእማን ኣቢዎ ኣብዩ ልበይ እታትማሊ ሰብኣይ ዘንበዐይ ይዕለል ኣሎ ሎምስ ወደቀት ኣይጠዓመክን ሕማቅ ኣለኪ ሰሚዐ ብውድቀትኪ ንውሽጠየ ነቢዐ ኣይጠዓመክን ሕማቅ ኣለኪ ሰሚዐ ግዳ ሓቂ ንውሽጠየ ነቢዐ ሓቂ ድዩ ወለላይ ከመይ ኢለ ክኣምን እንታይ ተረክበ ሎሚ ንርእስኪ ዘድንን ኣይኮነን በልኒ ሕማቅ ኣሎ ውሽጠይ ገፊዕክኒ ኮለክስ ይቅንዘወልኪ ሰበይ ኣታ ሕምም ኢለ ፍቅሪ እዋይ ፍቅሪ ሓራም ገሪሙኒ ፍቅሪ እዋይ ፍቅሪ እዋይ ፍቅሪ ሓያል ፍቅሪ እዋይ ፍቅሪ ስሬካ ኣሪካኒ ፍቅሪ እዋይ ፍቅሪ ንትሑት ተትብዕ ፍቅሪ እዋይ ፍቅሪ ንሓያል ተንብዕ ፍቅሪ እዋይ ፍቅሪ ክከቦ እንቴልካ ፍቅሪ እዋይ ፍቅሪ ዕንይንይ ከም ዝራብዕ
@channelkudusmicheal5078
Ай бұрын
M bravooooo🎉🎉🎉🎉❤️🔥qexlo 😅
@NahomBelay
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BietilhemBieti
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢
@حياهسلمان-د9ه
Ай бұрын
❤❤🎉🎉
@aradomgide1472
Ай бұрын
Amazing job 👏 fili hawey korie eye baka qexlelna nska jgna ika❤❤❤
@SelamGodefa
Ай бұрын
Aliko tifle eka ❤good job
@Meron-k2n
Ай бұрын
Nice
@TdggsnfvzVdhhdevdjfz
Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@merinamilena-f1o
Ай бұрын
Teklay weldu telefon eske xehafeley kdmi 23 amat ena nfalt
@helugere9277
Ай бұрын
Waww tezekro 😊
@semereyhidego7031
Ай бұрын
ናይ ታረቀ ትስፋሂወት ብ ቶማስ ዝተደገመት አልካ ኣርሞ
@Hlatube9
Ай бұрын
CLICK ON CHANNEL FOR MORE VIDEO☺ ሰሚራ ሰሚራ ጏል ኣስመራ ገዛና ዓጽያቶ ናበይ ከይዳ ተበልኩ ተበልኩ ስኢነያ ኣብ ገምገም ባሕሪ ረኪበያ ሕለፊ ሕለፊ በቲ እንዳበርበረ ከርክበኪ እየ ብሽክለታ ጌረ ሰሚራ ሰሚራ ልጅ ኣስመራ ቤታችን ኣጣሃት ወዴት ሄዳ ተበልኩ ትበልኩ ምልች ይዛ ወዴት ሄዳ ቻው ቻው ሓዲገኪ ቻው ቻው ቻው ሓዲገኪ በዓል ዕድል'ዩ ዝወስደኪ ብጠግብም በልቼ ይርባል ናፍቆቷ ኣጌንቻት ቢቀለኝ ቢያረካኝ ዉበቷ እጠብቅሻለሁ ሆኜ ሺ80 እንዳታሳዝንኝ እንዳትቀሪ
@channelkudusmicheal5078
Ай бұрын
Bravo 🤩🤩 M qexlo good job ❤
@SOLOMONSELTENE
Ай бұрын
Eza derfi neay eya tederfa kab kone 🤦🏼♂️😴🥲
@Mikino98
Ай бұрын
Entay konka ata n Lily eyu derifula gedifato Ms kedet Addis
@NatnelKiros
Ай бұрын
😢😢😢😢
@SiemDaniel-u8n
Ай бұрын
Ma favourite music 🎶 thanks
@tekleweyniYemane
Ай бұрын
Wedi massawa
@Shadowdark96
Ай бұрын
Wawww 🔥🔥🔥
@channelkudusmicheal5078
Ай бұрын
Kem kulu gzie nice job M 🥰🥰🥰☝️
@helugere9277
Ай бұрын
Kem kulu gze xbuq srah🥰
@Hlatube9
Ай бұрын
CLICK ON CHANNEL FOR MORE VIDEO☺ ካብ ኮነ ካብ ኮነ ካብ ኮነስ ክነብዕ ደኒነ ካብ መዓሙቅ ልበይ ዝምነያ ቻው ቻው እንዳበልኩ ኣፋኔያ ካብ ዓይነይ ክትፍለ ርሑቅ ከይዳ ተገዲዳ ድያ ብወለዳ ወይስ ጨኪንለይ ባሕሪ ከብዳ ፍቅሪ ድዩ መሲልዋ ዋዛ ደርቢያትኒ ዝከደት ኣብ ቃንዛ ጏንነት ምሓሸ ዘይምልላይ ተፋቂርካ ካብ ምፍልላይ ልበይ ባኺ ሓዘን ኮይኑ ዳሕራይ ደሓን ኩኒ ኢለ ክፋነዋ ክለማመድ ምስ ሕሱም ጽምዋ ሓሳባተይ ከም ቆጽሊ ሓሪሩ ትፍቅርናስ ተበቲኹ ስሩ ካን ክንፈላለ ንሓዋሩ
@MaekleweldayHabtezghi
Ай бұрын
❤
@Hlatube9
2 ай бұрын
CLICK ON CHANNEL FOR MORE VIDEO☺ ብሩረይ’የ ብሩረይ እዛ ቡሩረየ ትዕድልቲ በይነየ ከይዳ ድያ ቡሩረይ ሓዚኣ ን’ፍቕረይ ንዓኪ ኣሚነ ፍቕሪይ ኣምሊከዮ ምፍልላይ ከምዘሎ ፍጹም ረሲዐዮ እንታይ የ በዲለ እንታይ ኮን ኣጉድለ ምዓር ኣኮልስክስ ኣልሕስክኒ ዕረ ቡሩርርርር ቡሩርርርር ዘይጋገ የለን ይቕረታ ክሓታ በደለይ ኣሚነ ክፍጽም ድሌታ ሓንሳብ ንሓዋሩ ሁ ሁ ሁ ሁ ናይ ኮኾበይ እታ ፊት ሕልና ነዊሕ ሓሳበይ ኮልፍኪ ንዓይ ፍቕሪ ላዛ ዝወነነት ልበይ ጥልመት ሒዛ ያ ፈሊጣ ዓቅዕለይ ነውርይ ፍቕረይ ክልተ ዘይ ትሓስቢ ተስፋ ባ ሃብኒ ትረክቡሉ ዓስቢ ትርፊ ደጊም ከምኡ ተኾይኑ ትርጉም ፍቕሪ አንታይ ድኣሉ ጻማ ድካመይ መልስኪ ክጽበ ንሎሚ ጽባሕ ስቓይ ከሲበ ነውርይ ፍቕረይ ክልተ ዘይ ትሓስቢ ተስፋ ባ ሃብኒ ትረክቡሉ ዓስቢ ኡ ሁሁሁ አዋይ
@Hlatube9
2 ай бұрын
CLICK ON CHANNEL FOR MORE VIDEO☺ ማሕላኪ ማሕላኪ ማሕላኪ ማሕላኪ ማሕላኪ ማሕላኪ ዋዲንክስ መን ኢለ ተክሊ'ዩ እምነት ዕበባይ ዕበባይ ብርሃንኪ ልሙዕ ጸዳል ልምዕቲ ወይኒ ዘለላይ ዘለላይ ዝማሪ የዕዋፍ ሞሮር ልግሲ ኩሉ እዛራይ ዛራይ ሓልዮይ ከም ኣደ ልዋም ፈውሲ ጭንቀት ልዋመይ ልዋመይ በርቂ መስጣ ሰማይ ደሚቅኪ ናበይ ናበይ ትስፉ ባና ኣርኢኪ ስቃይ ዘሪእክለይ ዘይወርድ ሰከም ዕዳ ኣረኪበኪ እንድየ ልበይ ዘይሃስስ ቀለም በደል ሕልናይ ኣደልዲለ ውጹዕ ቀደም ሎሚ ድውን ኢለ ማሲነ ህይወት ህይወት ህይወት መቀረታ ስኢነ ማሕላኪ ማሕላኪ ማሕላኪ ማሕላኪ ማሕላኪ ማሕላኪ ዋዲንክስ መን ኢለ ተክሊ'ዩ እምነት ዕበባይ ዕበባይ ብርሃንኪ ልሙዕ ጸዳል ልምዕቲ ወይኒ ዘለላይ ዘለላይ ዝማሪ የዕዋፍ ሞሮር ልግሲ ኩሉ እዛራይ ዛራይ ሓልዮይ ከም ኣደ ልዋም ፈውሲ ጭንቀት ልዋመይ ልዋመይ ሕሉም ተወሲዱ ትምቁር ቀደም ቀደም መሳርዕ ህይወት ፍቅሪ ብሱር ኮይኑ ድዩ ክድምደም ጸጋ ማሙቅ ህያብ ዝዶ ረኪቡ ጸገም ዕዉር መሪህ ጉዕዞ ጸላም ጸላም ጸላም ርውየት ዝተሳእኖ ኣቅቢጹ ሕሰም ምስጋር ወዲቀ ሎምስ ሎሚ መሪሩ ጥልመት ምንባር
@Hlatube9
2 ай бұрын
CLICK ON CHANNEL FOR MORE VIDEO☺ ፊቅሪ ክልሎ ግዜ ተመጢጡ ግዜ ተመጢጡ ውሽጠይ ንክህመስ ዕንባባ ምስልኪ ኣብ ዓይነይ ክመላለስ መዓስ ደኣ ኣነ ውሽጠይ ዝቀስነሉ ሩፍታ ዝነክበሉ መዓስ ደኣ ኣይይይ ፊቅሪ ክልሎ ግዜ ተመጢጡ ግዜ ተመጢጡ ውሽጠይ ንክህመስ ዕንባባ ስእልኪ ብ ዓይነይ ክመላለስ መዓስ ደኣ ኣነ ውሽጠይ ዝቀስነሉ ሩፍታ ዝነክበሉ መዓስ ዳኣ ኣይይይ መዓረየየ እቶም ወለድኪ መዓረየየ ሪኦም ቁንጁናኪ መዓረየየይ መዓረይ እንዳ በሉ መዓረየየይ ዝጽውዑ ስምኪ ስለምንታይ እዩም ቅሳነት ዘይህቡኒ መዓረይ እንዳ በሉ ካብ ዘሳቅዮኒ እቲ መዓር ምባል ነዓይ ዘይገድፉለይ ኩሉ ዝኾነልኪ ኣለኩ እንዶ ባዕለይ ዓስበይ ዳ እንታይ ዩ ልበይ ኣረኪበ ዓስብኪ ይጽበ ይጽበ መዓረየየ እንዳጸርኩ ፍቅርኪ መዓረየየ መኣስ እንታይ ሪኦም መዓረየየ እቶም ወለድኪ መዓረየየ ኣብ ሓሳቦም ጸኒኦም እንታይ ኣፍርሒዎም ሎሚ ጽባሕ ዝብሉኒ እታ ማይ ሓጺቦም ትብጻሕካ ዘይብሉኒ ንስኪ'ኮ ነዓይ ፍልይቲ ልዕሊ ኩሉ ገዝሚ ስልማቶም እንታይ ይረክብሉ ትርፊ ኣይኮንኩ ልበይ ኣረኪበ ዓስብኪ ይጽበ ይጽበ
@vz8zc
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢
@Shadowdark96
2 ай бұрын
🔥🔥👌
@melatbinyam3418
2 ай бұрын
Wawa🥰 I like it 10-10
@channelkudusmicheal5078
2 ай бұрын
D ayney I give you 1-10 😂😂men qexlo
@Hlatube9
2 ай бұрын
🙆♂️😔
@channelkudusmicheal5078
2 ай бұрын
Neqefeta kea xbuq ayu D ayney 😅feliteka aye
@helugere9277
2 ай бұрын
Waww🥰 i give you 9-10 qexlo🥰
@Hlatube9
2 ай бұрын
CLICK ON CHANNEL FOR MORE VIDEO☺
@channelkudusmicheal5078
2 ай бұрын
Wwwww bravo qexlo aythmeq D 😂😅❤
@Debre.sahl_qdus.michael
2 ай бұрын
Great work 🥰