Пікірлер
@HiwetTeklu
@HiwetTeklu 12 минут бұрын
Ama ፁብቅ ትንተና እዩ በርትዕ
@TTG-t3k
@TTG-t3k 35 минут бұрын
Proud of you our dear father the Tigray people love 💕
@RshanKahsay-oo1sb
@RshanKahsay-oo1sb Сағат бұрын
ጠዓመ ንስኻስ ንሕውሕት ክት ወቅዱስ መለስ ዝፃሓፎ ቁንጥጥ ስልጣን ክትብል ነገሩ ሓቅኻ ባዓል ውዕለታ ገዲፎም ንዓ እንተምፅኡ ማዓልቲ😮
@user-rj4lr5bu6u
@user-rj4lr5bu6u 3 сағат бұрын
❤❤❤❤
@t.b4065
@t.b4065 4 сағат бұрын
እዚ ሰብኣይ ቀሽ በሃሊ ኣብ ባቲካን ክክሰስ ኣለዎ ፡ተንኮል ክፍኣት ፅልኢ እዩ ዝሰብክ ኩናት እዩ ዝፅሕር።
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 4 сағат бұрын
I am not comfort with the English translation of the association?!
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 5 сағат бұрын
AGAME. Komalat😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 5 сағат бұрын
እዛጎለይ ብዛአባ ርፈረዶም ዚዘረቦ ስዕት ዲዩ ኮይኑ አይትሀዋዉሱ
@user-dl7dw2gh9q
@user-dl7dw2gh9q 5 сағат бұрын
ሓደ ሐደ ርኢቶ ውሃብቲ ዘግርሙለይስ ጌታቸው ናብ ኣብዪ ዝአተወ ደ/ፅዮን ዘይአተወ ገይርኹም አተቕርቡሲ በየናይ መዐቀኒ? ጌቲቸው ጊዚያዊ መንግስቲ ኮይኑ ምስ ጠቕላሊ ሚኒስተራት ተረኺቡ፤ ደ/ፅዮን ድማ ህወሓት ወኪሉ ምስ ኣቦ ወምበር ብልፅግና ተራኺቡ ሕጋውነት ህወሓት ንምምላስ። ክልቲኦም ንኣብዪ ተጠሊዖም ህወሓትን ህዝብን ንመድሓን።
@negahaile5391
@negahaile5391 5 сағат бұрын
እወ ብዙሕ ውሬዛ ሰራዊት ትግራይ ረፈረንደም ኣብ ውሽጡ ገይሩ ሓሊፉ እብል። ርግበ፡ ከም መእተዊት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ምድላዋትኪ፣ ጉዳይ ረፈረንደም ኣልዕሊ ክብለኪ እደሊ። ሕዝቢ ትግራይ ኣብዘን ኣብ ታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ፡ ዝውሰኽ እንተሎ እውን ተወሲኹ፡ ረፈረንደም ክገብር ኣለዎ እብል። 1-ምርጫይ ሉዑላዊት ሃገረ ትግራይ። 2- ምርጫይ መንግስቲ/state ትግራይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሓድሽ ውዕል። 3- ምርጫይ ክልል ትግራይ በቲ ዘላቶን በቲ ዘሎ ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ። 4- ምርጫይ ትግራይ ኣብ ኣሃዳዊት ኢትዮጵያ ብሓድሽ ውዕል። ሰላም ንኹሉ
@negahaile5391
@negahaile5391 6 сағат бұрын
" ቃልሲ ተጨውዩ ድይዩ ተሓንሺሹ" " ተሓንሺሹ ንምዃኑ ክርድኣና " ርግበ፡ ጥበብ ቃልሶም፡ ምድኻም፣ ተስፋ ክትቈርጽ ምግባር፣ ግዜኻ ምብላዕ፣ ንዖዖም ንሱ ክገብሩ ከለዉ ነቲ ዕላምኦም መተግበሪ እይዩ። ርግበ፡ እናሻዕ ፍለጥይዮም፣ ገና ገና ኣይፈለጥክይዮምን፣ ናይ ባዕሎም ግዜ የብሎምን፣ ዝሓልፍ ግዜ ኣይየሕምሞምን እይዩ። ፍስሕ ኢልኪ ተቃለስይዮም። ናትኪ ወለዶ ሓብሕቢ። ትግርንያ ብዑምቈት ዓጽንዒ። ሰላም ንኹሉ
@firawuadhana2213
@firawuadhana2213 6 сағат бұрын
😂😂😂😂 ዋይ..... ዓጀዉጀዉ... አረ አምብባ/ቡ?
@gebreyesus8431
@gebreyesus8431 6 сағат бұрын
ሓርበኛታት ትግራይ ናይ ትግራይ ህልዉና ንክኽበር ዝኸፈልዎ መስዋእቲ መለክዒ ወይ ድማ መዐቀኒ የብሉን:: ሎሚ ድማ ብኽብሪ ንክፍለጥን መሰል ሓርበኛታት ንክኽበርን ዝመስርትኩሙዎ ማሕበር ልቢ ተጋሩ ዘሕጉስ ይኸዉን ኣሎ:: ሕብረተስሰብና ክረኽቦ ዝግባእ ሓልዮት ክተርእዩና ተበጊስኩም ኣለኹም:: ሓልዮትኩም ይስመር! ሕብረትናዉን ኣደልድሉ! ደኺሙና: እንከይበልኩም ናብ ብራኸ ትግራይ ኣሰጋግሩዎ:: ነቲ ዝጀመርኩሙዎ ስራሕ ብዕሊ ንህዝብና ብዝሕግዝ መልክዕ ኣዕብዩዎ! ካብ ፅንተት መሊእና ክንናገፍ ግበሩ:: ሕብረተሰብ ብዝበለፀ ዘቀራርብን መሰል ሓርበኛታትና እንከይተሸራረፈ ዝሕሉን ኣብ ሕብረትና ዘዬዕንቅፍን ግበሩልና:: ብስጡም ሕገ ደንቢ ስርዑዎ:: ሓበን ህዝብና እዩ:- ከምኡዉን ዓብዪ ዕማም ዝፍፅም ማሕበር ስለዘጣዬሽኩም ተመስገኑ:: በርቱዑ! ብፅቡቅ ስራሕኩም ህዝቢ ኣብ ጎንኹም ክስለፍ ከምዝኾነ ይኣምን!!! እግዚአብሔር ምስ ህዝብና ይኹን!
@haileseged1124
@haileseged1124 6 сағат бұрын
ናይ ደብረ ዕንክሊል ልዕሊ 3ተ ሰዓት ትርጉም ዘይብሉ መግለጺ ከም መግለጺ ሪኢኪ ናይ ገታቸው ብውሕዱ እኳ ይቅርታ ዝሐተተ ዘሎ ጸገማት አፍረጥሪጡ ዝገለጾ ህዝቢ ታይ ክገብር ከምዝግበኦ ዘፍለጠ ብጭቡጥ ናይ ህዝቢ ሐዘነይታን ናብ መረበቱ ክምልስ ጸዓርዓር ናበለ ናረአኪ ትርጉም ዘይብሉ ምባልኪ ተዓዚብናኪ ርግበበበበበ ድማስ ብዛዕባ ሪፈረንደም ክዛረብ ነይርዎ ያ ? ናግዜዊ መራሒ ኮይኑ እዚ ኩላ አድልዎ ናወሐጀ መሊስኪ ካሊእ በትሪ ካሊእ አጀንዳ ብሐጺሩሲ እቲ ዝበጽሐና ጸገማት ንገምግቦ ዝብል ገታቸው ድሕሪ ፕሪቶሪያ ዝብል ደብጨን ከመይ ገይርኪ ማዕረየ ገለየ ትብሊ ??? እዚ ኩሉ ጽንተት ?? ልምንታይ ከመይን ንቀጻሊከ ? ዝብል ከም ቀሊል ትሐልፍዮ ??????
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 6 сағат бұрын
ይቅረታ ዛ ጎለይ ስራህ ቀይሪ እቲ ጌታቸው ዝበሎ ንንህድህዱ ዝጋጮ ኣብ ሓንቲ ቃለ መህተት ምኾኑ ዳርጋ ኣብይ ኣህመድ ኣብ ትግራይ እዩ ዝመስል እሞ ኸዓ ናይ ህጊ ኪዒላ ኮይኑ ኸሎ ንዓይ ብዝርዳዓኒ ጌታቸው ናብ ፒ ፒ ካብ ዝዓቱ ጸኒሁ እዩ።
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 6 сағат бұрын
Viva keep it up and you looking gorgeous.
@AsmelashTesfuArgawi
@AsmelashTesfuArgawi 6 сағат бұрын
ናይ ፃድቃን ቤተሰብ ድኺ?
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 6 сағат бұрын
እላምዑ ዘይተረደዓኩም ኮይኑ እምበር ዕላማ ኣለዎ እቲ ዕላማ 5ሽተ ማዕከላዊ ኮሚቴ ተዓኪቦም 4ቲዕም ኣይፋሉን ምስ በሉ ኣይቅበሎን ዝበለ ሓደ ሰብ ክግዛዕ ወይ ካብታ ዉድብ ነብሱ ከልግስ ይግባዕ ።
@BrhaneHilesase
@BrhaneHilesase 6 сағат бұрын
እዚ ምሕሳቡ ሓደ ነገር እዩ። አብ ትግራይ እቲ ዝሓሰረ ሰብ ተጋዳለይ(ሓርበኛ ትግራይ) እዩ ነይሩ ምክንያቱ ንምዝርዛር ይከኣል። ግን ተጋዳልይ ሓርበኛ ትግራይ ዝተፈላለየ አረኣእያ ይሃልዎ ንምእንተ ትግራይን ትግራዋይነትን ዝተቃለሰ ብቃላት ጥራሕ ዘይኮነስ ዝጭበጥን ዝረአን ኢኮነሚያዊ ለዉጢ ምተገበኦ። ሑሱም ናብራ ትግራይ ንምቅያር ኢሉ ተዓዊቱ ሕሱም ናብራ እንትነብር ካብ ምራይ ዘሕዝን እንታይ ኣሎ?
@user-ce3nk4dd3r
@user-ce3nk4dd3r 7 сағат бұрын
You should get fired
@user-ce3nk4dd3r
@user-ce3nk4dd3r 7 сағат бұрын
No respect for you
@anisaany6039
@anisaany6039 7 сағат бұрын
❤❤❤💊💊
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 7 сағат бұрын
Thank you our sister !!
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 7 сағат бұрын
Tell me ጌታቸው ይቕርታ ዘይበለሉ መግለፂ? ስለምንታይ ጌታቸው ሕጊ አብትግራይ ዘየኽብር? ጌታቸው ሓፋሽ እንታይ ክሰምዕ ከምዘለዎ ዝፈልጥ ኮይኑ ግን ቡዙሕ ሸፈጥ ዘለዎ እዩ እቲ መግለፂ ጥቁው ጋዜጠኛ እንተዝረክብ ከምኡ ኢሉ አይምተላገፀን
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 7 сағат бұрын
ፀረ ሕወሓት ንምንታይ ትኮኒ😮
@girmay483
@girmay483 8 сағат бұрын
ናብ ተግባር
@meharihagos5126
@meharihagos5126 9 сағат бұрын
ዋዕሮ፡ ልገርም ብቕዓትን ጥንካረን🎉 Perfect professional, engineer, manager and company owner
@meharihagos5126
@meharihagos5126 9 сағат бұрын
ትግራይ ከም ፋና ዝበላ ዝተምሃራ ፈጠርቲ ስራሕ መናእሰይ እያ ትደሊ።
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 9 сағат бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂Tarik enwet.... LMANO... KITFET...TILMET... KADAMA... SRKI... HANG... HAXINEMEXIN...
@alemashbelay6177
@alemashbelay6177 10 сағат бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌷💕💙🙏🙏🐆🐆🐆
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 10 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 10 сағат бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 10 сағат бұрын
ፅቡቀ እዩ ተፈፃምነቱ የርእየና ካብ ኣብ ሚድያ ጥራሕ ለፍሊፍካ ምትራፍ ይምሓረና ክብሪ ተጋዳላይና ብኸምዚ እንተተታሒዙ ቅሬታን ቂምን ናይቲ ዝተበደለ ጉቡኡ ዝፈፀመ ዝተቃለሰ መንእሰይ ዝምልስ ዘኽብር እዩ እቲ ደስ ዝብል ካዓ ኣብ17ዓመት ዕጥቃዊ ቃልሲ ኣብ ኢትዮ ኤርትራ ዝተቃለሰ ኣብዚ ናይ ሀዚ ውን ሰለስቲኡ ዘካተተ ብምዃኑ ደስ ዝብል እዩ።
@nebiyugebremedhin7118
@nebiyugebremedhin7118 11 сағат бұрын
እንተፈፂምክሙዎ ግርም! ,እንተዘየለ ግን .. ሎሚ ናትኩም መደረ ተደሪሩ ዘሓድር ሰብ የለን። እቲ ሕጊ ቶሎ ናብ ተግባር።
@user-oy8nh7gv3i
@user-oy8nh7gv3i 12 сағат бұрын
አታ ናይ ባዓልዚ ርአሲ ማለት አብይ ይርከብ ዋይ ምርጥ ፖለቲካኛ ንትግራይ ዝጠቅም ሰብ ሙሁራት የድልዩ ❤
@user-sp9cw8mu8h
@user-sp9cw8mu8h 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Wellaitay
@Wellaitay 13 сағат бұрын
ኣቱም ቖንዳፋት ዓጋመ ኣክሱም ናይ ኣምሃራ አዩ። ዓጋመ ኣገልጋሊ አዩ ነይሩ አምበር ዝሰርሖ ዋላሓደ የለን።😂😂
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 13 сағат бұрын
ውድብ ህውሓት ልኢትዮጵያ እበይ ልትግራይ ሕማም መቅርሳ እዩ ልኢትዮጵያ ግን ትምህርቲ ዘይነበሮም አምሂሩ እስካብ ስልጣን ዝሕዙ ገይርዎም አብዑር ዘይነበሮም አብዑር ካብኡ ተራክተር ዳርጋ ሕድሕድ ገባር ህዝቢ ትግራይ ግን ማሕረሻ ዘይቀየረ እስካብ ሐዚ አድጊ ይሓርስ አሎ ስለዚ ውድብ ውድብ አይትበል ፈካሪ ዕክሊል እናበለ ካብ ሸግር ከይወፅእ ህዝብና መንገፍ
@YemaneHalefom-ez2tf
@YemaneHalefom-ez2tf 14 сағат бұрын
ቅድሚ ኹሉ 80 ሚኢታዊ ህዝቢ ካብ ድኽነት ክናገፍ አለዎ።ምኽንያቱ ብግብሪ ከምንሪኦ አብ ድኽነትንልመና ዘሎ ህዝቢ ንታሪኽ ቦታ የብሉን።ሃብታም ዝበሃሉ ውልቀሰባትውን ንታሪኽ ቦታ ከኽቡ አይራዩን።ስሚዒቱ ዝወርድ ዝድይብ ህዝቢ ኢዩ ዘለና።ማእኸላይ እቶት ዘለዎ ተረጋጊዑ ዝነብር ክነብር አንተሎ ኢዩ።ንታሪኽ ንባህሊ ንሥ ጽሑፍ ቦታ ዝህቦ።አኽሱም ተጋሩ አይሰርሑዎን ዝብሉሉ እቲ ሀዚ ዘለና ስሚዒታዊ ፀባይ ድኽነት ዝነበረ ድንቁርና ብምርአይ እቶም ውሱናት ሙሁራት ኮነ ኢሎም ኢዮም።እቲ ካብ ሚኢቲ ዓመታት ናብዚ ዘሎ ትግራዋይ ብጦርነትን ብሽግርን ምኽንያት ስሚዒታዊ ዝኾነ አግፊሑ ዘይርኢ ዝኾነሉ ኮይኑ።ንዚውን ናቶም አኽሱም ናትና ኢዩ ዝብሉ አቦታቶም ንትግራይ ኮነ ኢሎም አሰካሕካሒ ናብራ ከነብር ከምዝገበርዎ (አቦታቶም)እናረስዑ ኢዮም ።
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 15 сағат бұрын
ወ/ሮ ማሉጨርቅ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 14 сағат бұрын
ደደብ 👎👎
@gideonasress7484
@gideonasress7484 15 сағат бұрын
FAKE MULLAH, HE HAVE AN ANSWER FOR EVERYTHING WHICH IS NOTHING.
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 15 сағат бұрын
Wonderful analysis. Thank you
@tekletedros4764
@tekletedros4764 21 сағат бұрын
ደንቆሮ አየናይ ሰላም አሎ
@tekletedros4764
@tekletedros4764 21 сағат бұрын
ስንዴ ክናዳ ጥራሕ ተፀበዩ ኦሮማይ ትግራይ
@tekletedros4764
@tekletedros4764 21 сағат бұрын
ወዲ መረሳ ኦሮማይ ትግራይ Game Over ተባሂልካ አይርድአካን እዩ 50 አመተረ ከንቱ ጠፊኢኩም 100 አመት የቤት ስራ ተዋሂባ ትግራይ
@ghebhaile
@ghebhaile 22 сағат бұрын
ክልቴኩም ሕቡኣት ህግደፍ ወይ ፈታዊኩምን ጸላኢኩምን ብግቡእ ከተለልዩ ዘይትክእሉ ባሃማት ኢኩም ወይ ሕቡኣት ተጋሩ " ህግደፍ " ኢኩም ። ኣብትግራይ ተወሊድኩ ዝዓበኩ ክትኮኑ ትክእሉ ኢኩም ኤርትራውያን ኮና ህዝቢ ትግራይ ሕማቅ ክረክብ እንከሎ፡ ዘሕመና ፣ ዘሕዝነናን ኤርትራውያን እኮ ኣለና ። ኣማኒኤል ህዝቢ ትግራይ ሕማቅ ክረክብ ዘሕሞን ዘሕዝኖን ከምዝኮነ ብግብሪ ዘመሰከረ እዩ ። እንተኮ " ካብ እግሪስ መልሓስ ይዕንቀፍ " ይባይል ክትእረምሉ ተስፋ ይገብር ። እተዘይኮይኑ በዚ ናውራም ዘረባኩም ክትኩነኑ ይግባእ።
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 22 сағат бұрын
አዚጭሕሚ ኣጎዛኮ ዛስቢከር ጠቢሱምብላዕ ተሪፉዎ
@gebresilassiegidey6579
@gebresilassiegidey6579 Күн бұрын
እቲ ሓቂ ብዙይ ጥራሕ ምእማን እኳ እንተተፀገምኩ ናይ ደ/ር ሹሻይ ናይ ሓሳቦም ኣገላልፃ ብስለት ግን ከየድነቕኩ ኣይሓልፍን። እከለ ኣብ መኸተ ሀዲሙ እከለ ስልጣን ይድሊ እዩ ኣነ ገለ ተባሂለ ዝብል ትንተና ወይ መበርሂ ኢልካ ምግላፅ ግን ንህዝቢ ትግራይ ኣይምጥንን። እቲ ካልኣይ ስብ ግን ኣየናይ ውድብ ከምዝክል ክፈልጦ ኣይከኣልኩን። ምኽንያቱ ህዝቢ ትግራይ ምስ ሕወሓት ዘለዎ ኣታችመንት ህወሓት ካሊእ ውድብ ከይፍጠር ስለ ዝገበረት እውን እዩ ይብል ካበይ ረኺብዎ።
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 Күн бұрын
Ab gzie tornet mot ferihkn ab gezakn tehabiekn tsenihkn hji sltan delikn tgayeya alekn ....mass media kefitkn nhwehat ktxerfa twelalekn eyu elu Debrits!! Haquyu....bdron nskla kab mot wexiom hji sltan ktmntleom aykewnn!!
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 Күн бұрын
ብዛዕባ እቲ ኣብ ጦብያ ከስዕቦ ዝኽእል ዝቅባበ ብር import substitution ምጥቃም ከድልይ'ዩ ዝበልካዮ ኣብ ባይታ ከምጽኦ ዝኽእል ለውጢ ኣዝዩ ውሑድ'ዩ ምኽንያቱ ጦብያ ካብ ንዓዲ ተእትዎም ( import ) ልዕሊ 80% ነዳዲ ፡ ናውቲ ህንጻታት ፡ መጉዓዝያ ፡ ማሽናት ፡ መድሃኒታትን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ክፈርዩ ዘይክእሉ ስለዝኾኑ ። ስለዚ ጦብያ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ከተፍርዮም እትኽእል ሃለቅቲ ናውቲ ከም ዘይቲ ፡ ሹኮር ፡ እኽሊ ፡ ዝኣመሰሉ ጥራይ'ዮም ።