Пікірлер
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 4 сағат бұрын
ንስኻ ቡሩኽ ኢኻ መዝሙራትካ ሐይልና ዩ ክፍሉ ብሐቂ እየ ዝድንቐካ ድያብሎስ ካብዚ ብሉጽ ጉዕዞ ከሰናኽለካ ኢሉ ዩ ዘይረብሑ ጸላእቲ ዘደልወልካ ፈትዮም ጸሊኦም ሐይሊ እቲ ልዑል ምስኻ ዩ ድላብሎስ ውን ረጊጽካዮ ኢካ።
@semharemam9160
@semharemam9160 19 сағат бұрын
Tebareku xubukat ❤
@Mezamur
@Mezamur 2 күн бұрын
ይሓዋት ብጣም ኣምላኽ ይባርኩም ግን ዕክ ኣይባሕልን ድፍረት ኣይባሕልን ክንድ ዕክ ካልእ ኮንካ ክንድ ድፍረት ትብዓት ተትብሎው ምረዘነ ይሕዋት ቃላት ተጠንኮኩ ክድም ምዝርጋሕ
@hanimihreteab6858
@hanimihreteab6858 4 күн бұрын
❤❤❤❤
@Bereke-h2w
@Bereke-h2w 4 күн бұрын
Glory be to God.Thank you Lord Jesus Christ for everything you have done for us.
@enkutatashmebrahtu8947
@enkutatashmebrahtu8947 5 күн бұрын
Amen
@MeazaGebrihiwet
@MeazaGebrihiwet 5 күн бұрын
Yes🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 Haqi
@tsegeredakibreab9485
@tsegeredakibreab9485 6 күн бұрын
ኣቱም ብሩኻት ኣምላኽ ይባርኽኩም ጥዕምቱ መዝሙር ግን ኣብ ቃላት ግጥሚ እምነት ትጽንዕ (ተትርሮ ንልቢ ፈርኦን ካኣ ኣትረሮ ) ምስ ዘይ ምእዛዝ ዝኸይድ ቃል ኢዩ ድፍረት ካኣ ምስ ድርቅና ዝመሳሰል ኢዩ ኣብ ክንዲ ድፍረተይ ትብዓተይ እንተትብሉ ሰናይ ዒቅ ካኣ ሞ( ፍጊዕ) ክስዕ ዝብለኒ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም ኣምላኽ ጽግኡን ንዕኡን ዝብሃል ይብዛሓልኩም ትባረኹ
@abrahamtesfay3097
@abrahamtesfay3097 9 күн бұрын
መዘምራን ጎይታ የሱስ ይባርኽኩም ።ሰሚዕካ ዘይትምኖ መዝሙር።
@terrinegash4501
@terrinegash4501 11 күн бұрын
God bless you more
@rozitsegaye3802
@rozitsegaye3802 11 күн бұрын
💕💕💕💕
@ኢየሱስ-ጸ5ለ
@ኢየሱስ-ጸ5ለ 14 күн бұрын
በአማርኛ ይተርጎምልን
@tsiondemke2882
@tsiondemke2882 14 күн бұрын
❤❤❤❤🎉
@dg4147
@dg4147 14 күн бұрын
ምስ ኣዘዘ ምስ በለ ኩሉ ኮነ ምስ ኣዘዘ ምስ በለ ኩሉ ኮነ ብቓሉ ተፈጥረ ቅድሚ ኩሉ ምስ ሓሰበ ምስ መደበ ዉሉድ ኮይነ ኣነ ተረኺበ ንዕኡ ክመስል ልክዕ ብመልኽዑ ኣብቲ ናይ ዘለዓለም ሓሳቡ ሰሪዑ ገና ከይተመልሰ ደጊሙ ከይመጸ ፈሊጠ ኣለኹ ንዕኡ`የ ዝመስል የሱስ ምስ ተገልጸ እሞ ድኣ ካብ ምንታየ ዝፈርህ ካብ ምንታየ ዝስምብድ መንነተይ መን ከም ዝኾንኩ ፈሊጠ’የ ንምንታይ ክርዕድ ዋና ኲሉ ሓቂ ፍስስ ዚብል ፍቕሪ የሱሰ`ዩ ጓሳይ ሓላዊየይ ምልክት ኣሎኒ ማሕተም መንፈስ ቅዱስ ርግጽ`ዩ ምድሓነይ ኣብ የማን ኣምላኸይ ኮይነ ይዛረብ ኣብ የማኑ ኮይነ ይሰርሕ ኣብ የማን ኣምላኸይ ኮይነ ይቃለስ ብፍቕሩ ኣንጀርቢበ መሊአ ይፈስስ
@hannaberhane2904
@hannaberhane2904 16 күн бұрын
It's really a blessing song I almost listen in my work shift may God bless you more and more 🙏 🙌 ❤️ 💕
@rahel-h1q
@rahel-h1q 17 күн бұрын
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@noahasghede1903
@noahasghede1903 18 күн бұрын
😮❤
@senaitberhane797
@senaitberhane797 18 күн бұрын
Ellllll...... Goita ybarek! Asey bluxat yehwatey memelisu mezamur ywhazelkum. Keep shining in Jesus Christ name!❤
@itsellie5755
@itsellie5755 18 күн бұрын
I can't stop listening to this song God bless you all
@وليدالبلوشي-ي7ز
@وليدالبلوشي-ي7ز 19 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@roziroza3655
@roziroza3655 19 күн бұрын
እዋይ አቱም ሰባት እዛ መዝሙር እዚአስ ደጊመ ደጋጊሜ ይሰምኦለኩ ግን ምጽጋብ ሲኢነያ ተባረኩ በርክርክ በሉ ክፍሉ ሓወይ ኩሉ መዝሙርካ ሰማይ የእቱ ተባረኩልኝ ከዚ በላይ ፀጋውን ያብዛላቹ ❤🙏❤🙏❤🙏
@ElyasTsegai
@ElyasTsegai 20 күн бұрын
ንጉሳዊ ቤተ-ሰብ ከም ጻድቅ ዝጽዋዕ ምሕረት ዝበዝሓለይ ኣውያተይ ዝስማዕ ኣብ ባሕሪ ዝድርበ ሓጥያተይ ዝርሳዕ ጨው ምድሪ ኾይነ ዘረባይ ዝብላዕ ኣነ መንየ ? *2 ድምጸይ ብሕሹኽታ ስምካ ክጽዎዖ ካብ ቡዙሕ ጫውጫውታ ፈሊኻ ትሰምዖ ረዴኤትካ ይመጽእ ብቁልጡፍ ፈጢኑ ከገላግለኒ ብሙሉእ ስልጣኑ ኣነ መንየ?*4 ቤተይ'ከ እንታያ ዝበጻሕካያ ብለይትን መዓልትን ምእንቲ ክጉዓዝ እንከይሰናኸል ብኹፉእ ከይታሓዝ ብዓንዲ ደበና ቀቅድመይ ዝመርሕ ብዓንዲ ናይ ሓዊ መንገደይ ዘብርህ ዘልኣለም ብዝነብር ናይ ምሕረት ኣፍደገ መንገዲ ተርዛየኒ መታን ከይጋገ ኦ.ኦ.ኦ መንፈስ ፍቅሪ ኣብ ልበይ ተፍስስ ብጸጋኻ ኣቢልካ ክፍሳሕ ክሕጎስ ኣነ መንየ ?*3 ኣነ መንየ ጎይታይ ኣነ መንየ? ድምጸይ ብሕሹኽታ ስምካ ክጽዎዖ ካብ ቡዙሕ ጫውጫውታ ፈሊኻ ትሰምዖ ረዴኤትካ ይመጽእ ብቁልጡፍ ፈጢኑ ከገላግለኒ ብሙሉእ ስልጣኑ ኣነ መንየ?*4 ቤተይ'ከ እንታያ ዝበጻሕካያ ብለይትን መዓልትን ምእንቲ ክጉዓዝ እንከይሰናኸል ብኹፉእ ከይታሓዝ ብዓንዲ ደበና ቀቅድመይ ዝመርሕ ብዓንዲ ናይ ሓዊ መንገደይ ዘብርህ ዘልኣለም ብዝነብር ናይ ምሕረት ኣፍደገ መንገዲ ተምርሓኒ መታን ከይጋገ ኦ.ኦ.ኦ መንፈስ ፍቅሪ ኣብ ልበይ ተፍስስ ብጸጋኻ ኣቢልካ ክፍሳሕ ክሕጎስ ኣነ መንየ?*4 ቤተይ'ከ እንታያ ዝበጻሕካያ
@Mana-cc6jc
@Mana-cc6jc 20 күн бұрын
The best song ❤❤❤
@Mana-cc6jc
@Mana-cc6jc 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@misqwam1036
@misqwam1036 20 күн бұрын
Amen amen amen God bless you ❤️ ♥️ ❤❤
@fretaasme5794
@fretaasme5794 20 күн бұрын
ናይ ብሃቂ ዘመርቲ
@AledkWill
@AledkWill 22 күн бұрын
9555 Stark Street
@WeyniNega-iw7ld
@WeyniNega-iw7ld 23 күн бұрын
Ellllllllll Ellllllllll ❤❤❤amen 🙏 🙌 👏 ❤️
@WeyniNega-iw7ld
@WeyniNega-iw7ld 23 күн бұрын
Haleluya🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤amennnnn
@enyew54
@enyew54 23 күн бұрын
from ethiopia cant believe its amazing
@shalomtekeste6446
@shalomtekeste6446 25 күн бұрын
Tebareku
@HarienaGhirmay
@HarienaGhirmay 26 күн бұрын
ረዳኣየይ የሱስ ኣዩ
@SiemTewelde
@SiemTewelde 27 күн бұрын
I love you man of God
@SiemTewelde
@SiemTewelde 27 күн бұрын
Our blessed
@SiemTewelde
@SiemTewelde 27 күн бұрын
ኽፍሉ ሓወይ ኸ ሂወት ብግብእ ተረዲኣትካ ኣላ ተባረክ❤❤❤
@NatnaelYemane-d7y
@NatnaelYemane-d7y 29 күн бұрын
❤❤❤❤
@NatnaelYemane-d7y
@NatnaelYemane-d7y 29 күн бұрын
Kiflu hawey you are our blessing ❤❤❤
@rozitsegaye3802
@rozitsegaye3802 29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ you are the best!!
@AsmeromAsme-ix7hw
@AsmeromAsme-ix7hw Ай бұрын
WOW❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@WodiMan-h2i
@WodiMan-h2i Ай бұрын
Amen amen
@Luwam-b2o
@Luwam-b2o Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ElienJon-r2q
@ElienJon-r2q Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@JohnBlessedBlessed
@JohnBlessedBlessed Ай бұрын
Blessed ❤❤❤❤
@JohnBlessedBlessed
@JohnBlessedBlessed Ай бұрын
Blessed ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ruftafitsum2071
@ruftafitsum2071 Ай бұрын
❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉😂😢😂😮😮😢😢😢🎉😢🎉😂❤😊❤😅
@ruftafitsum2071
@ruftafitsum2071 Ай бұрын
❤❤ haleluja
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 Ай бұрын
Amen god bless you saints ❤
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 Ай бұрын
This song is so anointed I can't stop listening this it gives me more hope God bless you kiflu and all you did great job for the body of crist