Пікірлер
@AdamGhebrihiwet
@AdamGhebrihiwet 2 күн бұрын
Bejaka eba zerghlena
@FthawiDebesay-o4p
@FthawiDebesay-o4p 10 күн бұрын
Bejaka ba zerghlna doghkana
@Selu-x4o
@Selu-x4o 14 күн бұрын
Bhanqewta zxbeya film aiya,aytdenguyuna
@Yohanshuruy-z6n
@Yohanshuruy-z6n 2 ай бұрын
መዓስ ኢኻ ፊልም ባሕሪ ከትውርዳ ንነዊሕ ግዜ ኢየ ትጸቤያ ክቡር ሓወይ በጃኻ መልሲ ሃበኒ
@metkel_Media
@metkel_Media Ай бұрын
ሕጂ ክዝርግሓ'የ ዝሓወይ ኣብ ቀረባ ግዜ
@Yohanshuruy-z6n
@Yohanshuruy-z6n Ай бұрын
@@metkel_Media እሺ ጽቡቕ ፊልም ራሄል ትብል ከ ኣላትካ ዶ
@semirtekle6428
@semirtekle6428 3 ай бұрын
Nay hlmey film hagerna
@mihretghidey4786
@mihretghidey4786 5 ай бұрын
Fitum Mara jigna fedayn metkelu zxenea
@mihretghidey4786
@mihretghidey4786 5 ай бұрын
Betami zfetwa film jeganuna seb tarik kulu gezie yxekeru
@maeshotweldebrehan8444
@maeshotweldebrehan8444 6 ай бұрын
Deki erey halalat jeganu deki jeganu ;;
@abuneendryas203
@abuneendryas203 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊሊም
@merhabaphoto
@merhabaphoto 8 ай бұрын
እዛ ኣብዛ ፊልሚ ዘላ ክላሲካል ኣበይ ክረክባ ይክእል?
@ተሓላቒንሃገሩ
@ተሓላቒንሃገሩ 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@NakHida-wp9yd
@NakHida-wp9yd 9 ай бұрын
ኣነ እዚ ናይ ገድሊ ፊልም ከጸልለኒ ዩ ዝደሊ ካልእ እንተሎ ወስኹና ደቂ ኤረና።
@freweynihaile5806
@freweynihaile5806 9 ай бұрын
ወልደገባን ደቂ ወልደገባን ደቂ ምልሻ ስርናይ ብደቃሉ ትግራይ ንዋረድ ዘለና ታሪኽ ጀጋኑ ደምሲሶም ትግራይ ትስዕር ዝብሉ ዝውዕሉ ዘለዉ ድርባያት ዝኮኑ ኮስትሞ ትግራዎት ❤
@HermielaMichael-j9i
@HermielaMichael-j9i 9 ай бұрын
Please Rahiel Nai helen meles
@HermielaMichael-j9i
@HermielaMichael-j9i 9 ай бұрын
Please Rahiel Nai helen meles
@HermielaMichael-j9i
@HermielaMichael-j9i 9 ай бұрын
Please Rahiel Nai Helen kelena
@BereketRedae-n3z
@BereketRedae-n3z 9 ай бұрын
እዋይ ጅግንነት ኣታ ሻዕብያ እዚኣ እያ ይዓክ 😢
@BereketRedae-n3z
@BereketRedae-n3z 9 ай бұрын
ጀጋኑና ዘይድገሙ ሰብ ዓበይቲ ታሪክ ❤
@Deadkiller3696
@Deadkiller3696 9 ай бұрын
It was really hard time our dear eritrean patriots
@ገዳም_ገዳም
@ገዳም_ገዳም 9 ай бұрын
Thank you brother በሓቂ ካብ ንእስተይ ኣትሒዘ ዚሪኣን ዝደልያን ዝነበርኩን ዘርጊሕካልና I appreciate it ሳብስክራኢብ ጌረልካ ኣለኩ ቀጽሎ።
@AlmazGhezai-m3l
@AlmazGhezai-m3l 10 ай бұрын
❤🎉👌💪
@annakovalska703
@annakovalska703 10 ай бұрын
Metkel 😢
@yosiefdawit2801
@yosiefdawit2801 10 ай бұрын
Tnx a lot Dadi media...It was a movie I have been waiting for...Next time eba Rahel nay Helen Meles upload gberulna...
@Eritreaye
@Eritreaye 10 ай бұрын
ዓወት ንሓፋሽ!!! ቅሰኑ ሰማእታትና ኣለና ኣብ ኣሰርኩም!!!!
@tjabzjhzhzh1967
@tjabzjhzhzh1967 10 ай бұрын
Zelalemawiy zkrn kbrn nsemaetatna
@yoniyoni7247
@yoniyoni7247 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yoniyoni7247
@yoniyoni7247 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yoniyoni7247
@yoniyoni7247 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yoniyoni7247
@yoniyoni7247 10 ай бұрын
Sineya zneberku moviel metkel 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️👌👌👌👌👌👊👊👊👊💪
@candido6539
@candido6539 10 ай бұрын
❤✝️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@candido6539
@candido6539 10 ай бұрын
❤☪️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@candido6539
@candido6539 10 ай бұрын
❤🇪🇷🇪🇷☪️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elshadaimesfun9604
@elshadaimesfun9604 10 ай бұрын
እታ ዝፈትዋ ናይ ኤርትራ ፊልም።
@fithawimichael6702
@fithawimichael6702 10 ай бұрын
Thanks delya zesenkua movie
@mnasieabrham7677
@mnasieabrham7677 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@ChristianoRonaldo-z7h
@ChristianoRonaldo-z7h 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MelakdjawazeDjawaze
@MelakdjawazeDjawaze 10 ай бұрын
Bro pls kemzi nay qedem amxelna
@mnasieabrham7677
@mnasieabrham7677 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@فهدالدوسري-ذ2ث
@فهدالدوسري-ذ2ث 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@فهدالدوسري-ذ2ث
@فهدالدوسري-ذ2ث 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@RobelDinishe
@RobelDinishe 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@فهدالدوسري-ذ2ث
@فهدالدوسري-ذ2ث 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@فهدالدوسري-ذ2ث
@فهدالدوسري-ذ2ث 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@simoneseim2481
@simoneseim2481 10 ай бұрын
ሃገረይ ብፍቅራ ክንቃጸል ዝገብረና እኮ ታሪኻን ኣመጻጽኣን እዩ እዚ ንዓይ ዝስምዓኒ ይስምዓኩም ዶ ግድነት ይስምዓኩም እዩ ሕቡን እየ ካባኹም ምፍጣረይ ሕጂ ውን ጨጥ ምዓንጣና ክንፋቶ እኮ ምዓት ኢና ዓወት ንሓፋሽ
@TesfayHabteab-xr4os
@TesfayHabteab-xr4os 10 ай бұрын
በዚ ገሮም ብናእሽቱና ሓንጎልና በሪዞምና ነይሮም ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ከኣ ይብሉኻ እንታይ ኩቡር መኒነት ደኣ ሑዙር ናይ ሑሱራት ኮይኑ ኣሎ ሳላ ኢዞም በላዓት ሰብ ውዱብ ሻዕብያ ኣብዘንፈልጦ ሃገር ኣንቢራትና በርጌድ ናሓመዱ ይዕወት(4)
@simoneseim2481
@simoneseim2481 10 ай бұрын
ስምዓኒ እሞ ሓወይ መንግስቲ ስለ ዝጸላእካ ህዝቢ ክትዝልፍ ኣይጽቡቅን እዩ ሻዕብያ ማለት ህዝቢ እዩ ህዝቢ ምጽላእ ማለት ክኣ ነቲ ንስኻ ክዕወት ትደልዮ ፓርትኻ ዘዕውት ኣይኮነን ስለዚ ስምዒት ወንዚፍካ ሕስርብ ሻዕብያ ጸሊእካ ህዝባዊ ግንባር ተኾኒንካ ዝመጽእ ለውጢ የለን ሻዕብያ ይብሃል ዓወት ኣይፍለየንን እዩ ከም ቃሕ ዝበለካ ጌርካ ኣንብቦ
@TesfayHabteab-xr4os
@TesfayHabteab-xr4os 10 ай бұрын
ስምዕኒ ህዝቢ ኤርትራን ጉጅለ ህግደፍን በበይኖም ትብል ተሃሊኻ ኣብ ጌጋ መንገዲ ኣለኻ ብርግጽ ዘይትፈልጥ ኢንተ ኮንካ ሰብ ኣይኮንካን ምክንያቱ ህዝቢ ኤትራን ውዱብ ህግደፍን ወይ ፐርቲ ወይ እቲ ዝመርሕ ዘሎ ስነሓሳብ ናይ ህግደፍ በበይይኑ ዩ ሓደ ኢዮም ኢንተ ኢልካ ኣብ ጌጋ ኣለኻ ህዝብን ሻዕብያን ህግደፍ ዝባሃል ውዱብ በበይኖም ያ ንክትፈልጥ ከኣ ሕተት ከምዘይትሓትት ደኣ ገርሙኻ ኣለው ኢንበር ሰብ ሕተት ህግደፍን ህዝቢ ኤርትራን ነንበይኖም ዮም ህግደፍ ጆሆ ሒዙ ኢዱ ጠውዩ ንህዚ ዝመርሖ ዘሎ ውዱብ ደኣንበር ብዕሉ መሪጹ ኣብ ስልጣን ኮፍ ዘበሎ መንግስቲ የለን ክታኣመን ከኣ ሰብ ሕተት ህግደፍን ህዝቢ ኤርትራን ሓደ ኮይኖም ኣይፈልጡ ኢዮም እዚ ዘይምላጥና ዩ ከኣ ኣጥፊኢና ዘሎ
@simoneseim2481
@simoneseim2481 10 ай бұрын
ስምዓኒ ሓወይ ኣነ ይሓትት እየ የንብብ ይሰምዕ ይፈልጥ ንዓኻ ኣይጸርፈካን እየ ግን ክንደይ ዝላል ከማን ፈሊጠ ኢላ ኢንተርቪው ተግብር ኣላ መን ከይትብለኒ ኣጥዒኻ ኢኻ ትፈልጦም ንቀጽል እቲ ቁኑዕ ተቃዋማይ እዚ በርጌድካ ዝጥቀመሉ ዘሎ ኣይኮነን ምቅዋም ቀሊል እዩ ከም ዝበልኩኻ ግን ብዝብላዕ ሓዳብ ስውእ ከይተንከፍካ ምስ ትግራዋይ ከይመኸርካ ሃገር ከይጎዘኻ ኣብ ባይታ ኮፍ ኢልካ ምስ ሓውኻ ትመክር ጽቡቅ እንተ ዘይኮነ ግን እዚ ዶንጎላ ሒዝካ ኣብ ሜድያ ኮንካ ስለ ዝፈከርካን መንግስቲ ይወርድ ኣይኮነን እንተ ኺልካ ብውልቂ ንራኸብ እሞ ንላዘብ ህድእ ዝበለ ሓሳብ ሸር ንገብር ሓሳብካ ይሰምዓካ ንስኻ ውን ከምኡ ከመይ ጌርና ብሓደ ክንህሉ ንኽእል መንገዲ ንፈጥር
@TesfayHabteab-xr4os
@TesfayHabteab-xr4os 10 ай бұрын
ጽቡቅ እዚ ግን እዋኑ ሓሊፉ ዩ 32 ዓመት ኣበይ ነርካ ኡንተ ኢለካ ተግራይ ዶ ኢመሪካ ዶ ገለዝብል ፍሹል ምኽይንያት ፍሹኑ ሓሊፉ ዩ በቃ ኣልግስ ይብሎ ኣለኩ ኢንተ ኢድ ወይ ደም ተተጸይቅካ ሕጊ ጥራይ ዩ ክፈርደና ዝክእል ክንላዘብ ክንዛራረብ ኢንተ ኮይና ሕጊ ነዲፍና ቅዋም ገርና ኣብ ቤት ፍርዲ ጠልጠል ክንባሃል ኢና ዝተወጸዐ ዝካሓሰሉ ኢድ ዘሎዎ ምስቲ ጉጅለ ከኣ ናብ ሕጊ ቀሪቡ ጉቡኡ ይወስድ ፓስታ
@Lat-te5ru
@Lat-te5ru 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷✊️✊️✊️💪
@hosieghirmay5440
@hosieghirmay5440 10 ай бұрын
Kindey abotatey eyom eba halifomila ❤😢
@shamtesfamariam2694
@shamtesfamariam2694 10 ай бұрын
Zfetwa film ydegma aleku
@Shammengs-b8o
@Shammengs-b8o 10 ай бұрын
ፊሊም ባሕረ አባ ወንትድ በላ ሓወይ ❤❤❤❤
@Shammengs-b8o
@Shammengs-b8o 10 ай бұрын
Wawwwwww ብልቢ ዝፈትዋ ፊሊም❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mnasieabrham7677
@mnasieabrham7677 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤