Dear Visitors,
This channel will help you learn about Eritrea and the Horn of Africa related News, Culture, politics and views.
Welcome to our channel.
We welcome your constructive views and contributions. As the aim of this channel is to learn from each other, please avoid any form of defamatory comments.
If you have any comments or queries, please contact us: E-mail:
[email protected]ዝኸበርኩም በጻሕቲ ቻነልና፡ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!
እዚ ቻነል'ዚ ዕላምኡ፡ ካብ ታሪኽና ንምምሃርን፡ ሓበሬታ ከምኡውን ባህሊን ልምዲን ፖለቲካዊ ኩነታትን ሃገርና ኤርትራን ከባቢናን ዘሎና ኣፍልጦ ንምዕዛዝን ንሓድሕድና ርእይቶ ንምልውዋጥን ኢዩ። ትሕዝቶ ናይዚ ቻነል፡ ብርእይቶኹምን ተሞኩሮኹምን ዝህብትም ስለዝኾነ፡ እቲ እተቕርቡዎ ርእይቶ ይኹን ነቐፌታ፡ ሃናጺ ብዝኾነ ኣገባብ ከተቕርቡ እናተላቦና፡ ዝኾነ ጸለመን፡ ካብቲ ውርዙይ ባህሊ ሕብረተሰብና ወጻኢ ዝኾነ ጽዩፍ ኣበሃህላታትን ከተወግዱ ድማ ኣጥቢቕና ንምሕጸን።
ክትውከሱና ምስ እትደልዩ፡ በዚ ተወከሱና፦ ኢመይል፦
[email protected]