Пікірлер
@hewangebrezgeabher3053
@hewangebrezgeabher3053 20 күн бұрын
ዝናኣድን እዋናውን ጉዳይ፣ጽቡቕ ስራሕ ሳይሞና!
@RakiRaRi1997
@RakiRaRi1997 26 күн бұрын
Great job Simon 🤝
@simontkue3115
@simontkue3115 26 күн бұрын
ራኪ🙏❤❤❤
@RakiRaRi1997
@RakiRaRi1997 26 күн бұрын
ሓንሳብ ፍሽኽ ጸኒሓ ክኣ ጽውግ ትብል ❤❤deep
@RakiRaRi1997
@RakiRaRi1997 26 күн бұрын
❤❤❤
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 Ай бұрын
በርትዕ ጽቡቅ ኣቀራርባ ሳብስክራይብ ጌርካ ኣለኹ ብዝተካእለካ ኣብ ፖለቲካ ዓድና ከይትኣቱ ከምዚ ዝበለ ታሪኻት ስለያዊ ታሪኻት ኣቅብርበልና ጽቡቅ ድምጺ ኣለካ
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Ай бұрын
Nice one Simon brother
@rimeyob4040
@rimeyob4040 Ай бұрын
♥️
@simontkue3115
@simontkue3115 Ай бұрын
❤❤❤❤
@MebrahtuGebretinsae
@MebrahtuGebretinsae 2 ай бұрын
ኣቐራርባኻ ስሓቢ ድምጽኻ ውን ንእዝኒ ዘይኹርኹሕ ህዱእ እዩ፣ ኣብ ትግሪኛ ዘለካ ውርጹጽነት ውን ዝሕመ ኣይኮነን፣ብትሕስቶ ዕምቖት መደብካ ግን ኣይዓገብኩን።ግዜኻን ጽዓትካን ኣህልኽካ ምስራሕካ ንዘይተርፈካ ግቡእ መጽናትዕቲ ኣጋይድካ ዓሚቕ ትሕስቶ ዘለዎም መደባት ክተቕርብ ይክኣል ነይሩ እዩ።ንኣብነት፣ ብዛዕባ ኒኮሎ ማካቪሊ መደብ ምስራሕካ ንዘይተርፈካ፣ ግዜ ወሲድካ ግቡእ መጽናዕቲ ኣጋይድካ፣ ሕመረት ፍልስፍንኡ ብዕምቖት ተረዲእኻ ንተራ ኣብ ፍልስፍና ብዙሕ ዕምቖት ዘይብሉ ሰብ ክርድኦ ብዝኽእል ኣገባብ ሓደ ብሓደ እንዳ ተንተንካ እንተ ተቕርቦ ዝያዳ ዝሓብን መሳጥን መኾነ ነይሩ።ንዓኻ ውን ልብካ ዝመልኣልካ ስራሕ መኾነ ነይሩ። ገለ ከም ምንጪ ወይ ኣብነት ክትወስዶም እትኽእል ናይ ዩቱብ ገጻት፣ ብዛዕባ ዝተፋላለዩ ሓሳባት: www.youtube.com/@academyofideas ብዛዕባ ስነ-ፍልጠት: www.youtube.com/@domainofscience/videos ብዛዕባ ኮምፒተር: www.youtube.com/@BranchEducation ብዛዕባ ቁጽሪ፣ ፍዚክ: www.youtube.com/@3blue1brown/videos
@BerhaneBrhantesfay2222
@BerhaneBrhantesfay2222 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@Benhor-is6bs
@Benhor-is6bs 2 ай бұрын
❤❤
@SaniSani-v9f
@SaniSani-v9f 3 ай бұрын
Love mam😢
@onelove2718
@onelove2718 3 ай бұрын
"ኣብ ግዜ ሰላም ዉሉድ ንወላዲ ይቐብር፥ኣብ ግዜ ኲናት ግን ወላዲ ንዉላዱ ይቐብር" ሄሮዶቱስን ጽብቅቲ ኣቐራርባ ሳይሞና. ኣሰቃቒ ናይ ብሓቂ ካብ ኲናት እንትርፎ ክሳራ ዝርከብ መክሰብ የለን። ሓዉኻ 'one love'የ ሰላምታ ዳቐደምኩ! ✌🏽❤️✌🏽 🫡
@onelove2718
@onelove2718 3 ай бұрын
👌🏽❤️👌🏽 ✌🏽
@onelove2718
@onelove2718 3 ай бұрын
ትክኽል'ዩ ካብዘዕበዩና ሕብረተ'ሰብ ወጺና ናይ ምምርማር ፍርሂ ኣለና። ከምዚ ውን ከገድሰና'ዩ ጽቡቅ ኣቀራርባ ከምዚ ዓይነት ትሕዝቶ ኣይተውሕደልና ሳይሞና ሓወይ። ሓውኻ'one love'የ ሰላምታ ዳቐደምኩ! ✌🏽❤️✌🏽 🫡
@onelove2718
@onelove2718 3 ай бұрын
ጽቡቅ ኣቀራርባ ከምዚ ዓይነት ትሕዝቶ ኣይተውሕደልና ሳይሞና ሓወይ። ሓውኻ'one love'የ ሰላምታ ዳቐደምኩ! ✌🏽❤️✌🏽 🫡
@onelove2718
@onelove2718 3 ай бұрын
ጽቡቅ ኣቀራርባ ከምዚ ዓይነት ትሕዝቶ ኣይተውሕደልና ሳይሞና ሓወይ ። ሓውኻ 'one love'የ ሰላምታ ዳቐደምኩ! ✌🏽❤️✌🏽 🫡
@timesoferitrea9
@timesoferitrea9 3 ай бұрын
Simon asli thank you ❤
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 4 ай бұрын
🇪🇷💚💚💚
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 4 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Mahkelay
@Mahkelay 4 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@MichaelMehari-ub3yg
@MichaelMehari-ub3yg 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@MichaelMehari-ub3yg
@MichaelMehari-ub3yg 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@semeretekle-fg2ji
@semeretekle-fg2ji 5 ай бұрын
Mach weiter bro ❤
@yohanjosief7888
@yohanjosief7888 5 ай бұрын
Btaemi anekakahi 🎉
@amanaman6487
@amanaman6487 5 ай бұрын
Simonawi hgawi xbuq medeb ayttfana eba
@MichaelMehari-ub3yg
@MichaelMehari-ub3yg 5 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤❤
@MeleyAbrham-2017
@MeleyAbrham-2017 5 ай бұрын
ጽቡቕ ኣቀራርባ፡ ንዝያዳ ሓጋዚ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ከም መጽሓፍ 'ሳፕየንስ' ሃሰስ ምባል ክጠቕመካ'ዩ ሓው።
@ablakatyonas3233
@ablakatyonas3233 5 ай бұрын
ፁቡቅ ታሪክ የቀኔልና
@MichaelMehari-ub3yg
@MichaelMehari-ub3yg 5 ай бұрын
Simoney❤❤❤❤❤❤❤
@ፍሽኽታ-ደ3ጘ
@ፍሽኽታ-ደ3ጘ 5 ай бұрын
Well done Simon👏ቀጽለልና🎉
@amanaman6487
@amanaman6487 6 ай бұрын
Simonawi hgawi well done .keep it up bro
@simontkue3115
@simontkue3115 6 ай бұрын
Emawi appreciated it N means a lot bro