FUTURE VISION
1:34
6 ай бұрын
Пікірлер
@samonsamonmogos7721
@samonsamonmogos7721 11 сағат бұрын
🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱
@MRG87248
@MRG87248 Күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ኣለካ ቀጽሎ፡ ከም ርእይቶ ግና እዛ ቻነልካስ 90k subscribers ከም ዘለካ ይሕብር ግን ከኣ መደብካ ዝከታተሉ 1%-2% ጥራይ ኢዮም ብሓቂ ድዩ እቲ ቁጽሪ ሳብስክራይበርስ ክንድኡ ብዝሑ ኣበይ ተሸሪቦም ደኣ ዘይከታተልዎ?
@SOLYENTERTAINMENT
@SOLYENTERTAINMENT Күн бұрын
The Chanel was about entreatment people like movies they do not want to educate
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y 20 сағат бұрын
ኣሃሃሃሃ ጽቡቕ ኣስተብሂልካ ኣለኻ።እቲ ምኽንያት ኣብዛ ቻነል መዘናግዒ ፊልምታት ደርፊ ዝኣምሰሉ መዘናግዒ እየ ዝፍኑ ኔረ። ሕጂ ግን ዝጠቅምን ዘዕብን ዝበልኩዎ ክፍኑ ምስ ጀመርኩ ከም ዝመስለኒ ናትና ሰብ ካብ ምፍላጥ ናብ ምዝንጋዕ ዝዛዘወ ይመስል። ኣነ ውን ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ።
@MRG87248
@MRG87248 15 сағат бұрын
@@futurevision-k2y ንነብሱ ኣይበል እንበር እቲ መሃሪ መደባት መገደሶ ብዝኮነ ግን ጽቡቅ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ ቀጽሎ
@AdayHiwet
@AdayHiwet Күн бұрын
1st time watching you. XbuQ AjoKa 🎉
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y 20 сағат бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ/ኺ
@Messing2432
@Messing2432 2 күн бұрын
Thx bro ❤ bmqxal krekbeka deli neyre
@FloweyFlower-l4i
@FloweyFlower-l4i 2 күн бұрын
@Messing2432
@Messing2432 2 күн бұрын
Tnx Bro ❤
@siemmedia
@siemmedia 3 күн бұрын
ብጣሚ ኢና ነመስግን❤
@finot3046
@finot3046 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ እንቃዕ ብደሓን መጻእካ ❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@maekelefitsum3685
@maekelefitsum3685 3 күн бұрын
የቀንየልና ኣብርሽ ሓውና ❤❤❤
@Yonas-h1j
@Yonas-h1j 5 күн бұрын
Nay bhaqi des tebal filmi
@finot3046
@finot3046 6 күн бұрын
ጽፉፉን፡ ደስ ዘብል፡ ቡቁዕ ኣስተምህሮ
@ሃብተ
@ሃብተ 7 күн бұрын
ኣብሪሂሞ ከመይ ቀንኻ? እዞም ኪኢላታት ኣናሊስት ናይ ሃገርና እንታይ ኮንኩም ኢኩም ንበዓል LUNR, RKLB, ዘይትጠቅሱዎም? ብወገነይ ታሪኸይ ቀይሮሞ እዮም። እወ ሰፍ ዘይብል ዕዳ ኣለዎም፡ ይኩን እምበር ተስፋ ዘለዎም ካምፓኒታት እዮም። ብዝኮነ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ምስ ምሉኣት ስድራካ ኣብሪሂሞ ዓርከይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
@efremasmelash7181
@efremasmelash7181 7 күн бұрын
Soun is also a great stock 👍
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y 6 күн бұрын
Definitely
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 7 күн бұрын
Good job brother
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y 6 күн бұрын
Thank you so much 😀
@synergy3529
@synergy3529 7 күн бұрын
Nice work
@EbrahimSiliman
@EbrahimSiliman 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Mestrymovie
@Mestrymovie 8 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ንዕቀት ኣለዎም ክትመኽሮም ከለኻ ኣይሰምዑን ኢዮም ኩሉ ግዜ ሓበሻ ምስ ወረዶ ኢዩ ዝፈልጦ
@abrahamteclezghi5552
@abrahamteclezghi5552 8 күн бұрын
Thank You Moksie for great lesson.
@abeygetachew1
@abeygetachew1 8 күн бұрын
I am Amharic speaking, trying to understand
@hhg622
@hhg622 9 күн бұрын
Hi ሓወይ ሰላም ዱ ክሓተካ እንዲየ ሓሲበ ኔረ ብዛእባ Trading
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y 9 күн бұрын
ኣብ ላዕሊ bio ናይ ተለግራም ኣሎ
@vivaeritrea8257
@vivaeritrea8257 9 күн бұрын
Ab tiyans ane wun neyre 😢
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y 8 күн бұрын
Emo deahan dikha
@DaniBravo12
@DaniBravo12 9 күн бұрын
You're right i think also 2025 &2026 AMD time ✅
@JohnTesfay-m4b
@JohnTesfay-m4b 10 күн бұрын
ሰላም ኩብር ብከመይ እባ ክረክበካ ይክእል ኩብር ሓወይ
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y 9 күн бұрын
Nay telegram link alo abti bio join giber
@Samray12
@Samray12 10 күн бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ሓወይ፣ እቲ ብእግልሽ ዘሎ ቃላት ብትግርኛ'ውን እንተትገልጾ ( እንተ-ትትርጉሞ )ነቲ ብዙሕ ጥልቕ ዝበለ ኣፍልጦ ዘይብሉ ጽቡቕ ክሕግዞ ይኽእል'ዩ። ❤❤
@tg.eri1
@tg.eri1 10 күн бұрын
Tack
@adhanom-gebrialjohn3761
@adhanom-gebrialjohn3761 10 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምርቲ/ገለፃ
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 10 күн бұрын
ጽቡቕ ኣስተምህሮ ቀጽሎ ምትብባዕ ናባና ግደፎ Thank you
@desalealemu7234
@desalealemu7234 10 күн бұрын
good explanation broda
@jbgchannel6533
@jbgchannel6533 11 күн бұрын
Welcome bro
@ብርሃን-መ1ሠ
@ብርሃን-መ1ሠ 12 күн бұрын
ክብሮመይ ወናኒ ንፁህ ሕሌና❤❤❤❤❤
@eritvis
@eritvis 12 күн бұрын
ኩብራት ሰብ ስራሕ ባጠዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ናይ በሓቂ። ግን ቀጽልዋ በጃኪም ናይ መወደኣታ ድሕሪ ተፈጸመ ግበሩላ ማለተይ እታ መሓዛኣ ንሕማቅ ዝመረሐታ እቲ ሓቂ ክትነግሮም ንሳ ውን ከም ተመሃረትን ክትነግር ምክንያቱ ሓቂ ሓቂ ኮይኑ ስለ ዘይ ተርፍ። ምግሃዱ ኣይ ተርፍን እዩ ኩሉ ዝገበረት ኩሉ እቲ ሓቂ ክትነግር እንተትክእል ብጠዓሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ነይሩ😊ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም🎉❤😊ይቀንየለይ ንኩልኩም ሰረሓቲ እዛ ፍልሚ❤ተተጋግየ ይቅሬታ?😢
@yemengstwongel
@yemengstwongel 15 күн бұрын
የቐንየልና ኣብርሽ፡ ዝነኣድ ተበግሶ'ዩ፡ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ሰማዒ የብዝሓልካ። Mery Christmas...!
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y 15 күн бұрын
Merry Christmas to you too
@Hometechገዛና
@Hometechገዛና 17 күн бұрын
🥰
@AmanuelGebray
@AmanuelGebray 27 күн бұрын
Brather selam do eti zehabkayo nay Canada menebabro semiayo aleku ane Sunkul Tegadalay eye kefieni ynebr nCanada ente Mexiye Mengisti kikibeleni do ykiel Sine Tibebawi eye Derafi eye entay melsi tibeni
@shammengstab1403
@shammengstab1403 29 күн бұрын
ኢሮፓ ድኣ ዝሓሸ እንድዩ ባእ ናብራ ይኮነን
@galsenafe
@galsenafe Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@metkelawitmichael8211
@metkelawitmichael8211 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓበረታ የቀንየልና ❤
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Ай бұрын
Xbuq canada 🇨🇦 n Eritreawi ayttamo
@adeytube6750
@adeytube6750 Ай бұрын
ኣሜሪካ ካናዳ ንኽትነብር ዘይኮነ ቢላት ንኽትከፍል ኢኻ ትሰርሖ‼️ ኤርትራዊ ተመሀር ተኺኢልካ ወላ 50 ወርሓዊ ቆጥብ ክወግሖዩ ዓድና ተመሊስና ንነብር i hope‼️
@Kokob100
@Kokob100 Ай бұрын
እዋይ መስጣ ኦስሎ ኖርወይ ተራንስቦርት ከምዲላይካ
@NatsnetHabie
@NatsnetHabie Ай бұрын
I would have some questions for you would you please accept myFb request.
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y Ай бұрын
Sure
@Beriex
@Beriex Ай бұрын
በታ ዘይትምጻእ ምጺኻዮም😅 ክገርመካ ቅድሚ ሳልስቲ ዓሚ ዝተኸፍተ ናይ ቆልዓ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣሎ ክፈልጥ ከይድስ- "ኣብ ሓደ ዓመት ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎ፡ 10% ወሊዱ ኢላትኒ" ይቕሬታ ኣይተረድኣንን እስከ ኳልኲሌት ጌርኪ ኣሪኢኒ ምስ በልኩዋ፡ ወየን ዓብየን ዝበለተን'ሲ እተን ካብ ጋቨርንመንት ዝመጻ 20% of total contributions ኮይነን ጸኒሐን። ኣብ ዓመት ብዙሕ ለውጢ ዘየምጽእ እኳ እንተኾነ ከምዚ ትብሎ ከመይ ይሰርሕ ኣሎ ፈሊጥካ ዝሓሸ ውሳነ ምግባር ግን ኣገዳሲ'ዩ። ከይረሳዕኩዋ ከኣ'ባ ኣጠማምታኣን ኣቀራርባኣን ብፍቕሪ ሕርር ዝበለትለይ ጓል ንኽትመስል፡ TFSA ወይ FHSA እንተዘይከፈትኩላ ኢላ ከተእምነኒ ፈቲና፡ “ክብረት ይሃበለይ ግን ደሓን ሕስብ ኣቢለ ክምለስ ኢለያ” መሰስ ኢለ ገዛ። ከምቲ ልሙድ ብሉጽ ኣስተምህሮ'ዩ የቐንየልና።
@NatsnetHabie
@NatsnetHabie Ай бұрын
Thank you very clear and Informative.
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y Ай бұрын
Glad it was helpful!
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn Ай бұрын
ወርቃዊ መንእሰይ እለካ ኣለኹ። ብዛዕባ ፋይናነስ ቁኑዕ ርድኢት ኣለካ። እዚ ትብሎ ዘለካ ዋላ እቶም ፋይናነስ ኣድቫይሰራት ኢና ዝብሉ ውን ዝፈልጡዎ ኣይመስለንን። መክንያቱ ብፍላት እቶም ኣብ ኣልበርታ ዘለው ተራእኩዎም ኮርዲኔት ምስ ፋይነንሳውያን ትካላት እምበር ዳይረክት እንቨስትመን ዋላ ንባዕሎም የብሎምን። ኣነ ነዚ ትብሎ ዘለኻ ንኩሉ ኣብ ሰለስተ ወርሔ ንኩሉ ተጠቕመሉ ጽቡቕ ለውጢ ኣምጽኤ ኣለኹ። ናተይ ጉድለት እታ ኩሉ ግዜ ዝበልኩዃ ኦቮር ኮንቲሪቡቲት ናይ ትኤፍሴኤ ጥራይ እየ ተጋግየ ዘለኹ እዝኣ ድማ መምሃርተይ ክትኮውን እያ። ብዝኮነ ሎሚ ክድውለልካ እየ ኣብርሃም ሓወይ
@Mebrietekie
@Mebrietekie Ай бұрын
Selam abrihimo thank you sle tthbo tmhrti bmqxal Ab questrade tfsa accont gerka nay us stock mgzae entay xegem alewo
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y Ай бұрын
ዋላ ሓንቲ ጸገም የብሉን
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 Ай бұрын
ይቕሬታ ደንጉየ ኣትየ ሓሊፍኒ ይኸውን እዩ 🙏🏻
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 Ай бұрын
ናይ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ኣበየናይ አካውንት ከተቐምጠሎም ይምረጽ?
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y Ай бұрын
ሓንቲ እያ ዘላ ንሳ ዘላ ንሳ ክኣ RESP
@RONALDOANDMESSI-GOAT-w3e
@RONALDOANDMESSI-GOAT-w3e Ай бұрын
@@futurevision-k2y nay Europa kelay deu kubur haw?
@efremyohannes4549
@efremyohannes4549 Ай бұрын
In Vancouver the price of house rent is almost the same I didn’t see much difference
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 Ай бұрын
መንጊስቲ ሐገዘ አሎ ?
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 Ай бұрын
ሰላም ከቢዲ እዩ ?🙏
@Ellu-v7b
@Ellu-v7b Ай бұрын
ወይ ጉድድድድ እሞ እቲ ኣታዊን ወጻኢታትን ደኣ ከብድን ሕቖን እንዶ ኾይኑ