ናይ ልደት መዛሙር
18:12
21 күн бұрын
ስነ-ጎልጎታ
31:57
3 ай бұрын
Пікірлер
@shadowgamingtubehotshis7023
@shadowgamingtubehotshis7023 4 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@ናትናሰላም
@ናትናሰላም 5 күн бұрын
Aseyyyyyyyyyy Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll des zblmerea
@Tsega_birhane
@Tsega_birhane 5 күн бұрын
[ምርጫይ ኢኺ] ድልየታቱ ኩሉ ጎይታ ኣርእዩ ጉድለተይ ክትመልእ ነዓኺ ሂቡኒ (ነዓኻ ሂቡኒ) ሓጎሰይ ገንፊሉ ምኽኣሉ ስኢነ ብዕልልታን ከበሮ ንስምካ ኣመስጊነ ካብ ኣቦይን ኣደይን ኣብሊጸ ዘፍቅራ ካብ ዓጽ መይ ዓድሚ ስጋይ ዝገበራ ብዘይምርምር ጸጋ ዝኾነት ኣካለይ ሄዋን 'ያ በሓቂ ኣምላኽ ዝዳለወለይ ኣካለይ ኣካልካ ኮይኑ ብተዋህዶ ንስድራይ ገዲፈ መንገድካ ክኸዶ ብፍጹም ሓድነት ተጣሚርና ሎሚ ኣዳመይ ጌሩካ ኤልሻዳይ ፈጻሚ (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሔር ብኸምዚ የኽብርኩም) (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጕድለታትኩም) እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገበረልና' ንሕና ውን ተሓጎስ ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእከልና(2) ንቤተ ክርስትያኑ ታያስ ከምዘፍቅራ መርዓተይ ከፍቅር ኣሎኢ ሓደራ ኣካሉ ጌርዋ ክሳብ ዘለዓለም ውህደትና ከምኡ'ዩ ዘይምሰል ብማንም ክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከዝኾነ ርእሰይ ከምዝኾንካ ይኣምን'የ ኣነ ተኣዛዚት እንዲ'ያ ቤተክርስትያን ንጎይታ ከምኡ ምኻን ኢዩ ንመርዓት ስልማታ (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሔር ብኸምዚ የኽብርኩም) (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም) እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገበረልና' ንሕና ውን ተሓገስና ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእከልና(2) ናይ'ዚ ምስጢር ዕቤት መን'ዩ ዝምርምሮ ተዋህዶ ናይ መርዑት ኣምላኽ'ዩ ዘኽብሮ ዘምሩ ብዓውታ ኣልዕሉ ከበሮ ነዚ ዘርኣየና ብዕልልታ ነስምሮ ሓዳርኩም ይባረኽ❤ብሩካት🥰☦️
@KsanetXegu
@KsanetXegu 5 күн бұрын
Ellllllllllllllllllllll zmare melakti yesmalna kal kidan abrahamn saran ygberelkum yehwateyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@opfddmn
@opfddmn 5 күн бұрын
ግጥሚ ፃሓፍለይ🎉❤❤❤
@KaluKalu-w3j
@KaluKalu-w3j 5 күн бұрын
❤❤❤
@mehertabkahsay824
@mehertabkahsay824 11 күн бұрын
ይበል ይበል ንዓመታ ምሰላም የጽንሓና መድሃኔ ኣለም።
@zetemezanu
@zetemezanu 11 күн бұрын
ኣሜን!
@Betty-Yetewahdo-Lij
@Betty-Yetewahdo-Lij 14 күн бұрын
❤❤❤🎉
@biniam1467
@biniam1467 14 күн бұрын
❤❤❤
@liyateklay5871
@liyateklay5871 14 күн бұрын
እግዚኣብሄት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤🎉🎉🎉
@zetemezanu
@zetemezanu 14 күн бұрын
ኣሜን ልያ ሓብተይ የሕቢሩ ርሑስ በዓል ጥምቀተ ክርስቶስ
@HelenTeklezgi
@HelenTeklezgi 15 күн бұрын
ዝማረ መላክቲ የስመኣና❤❤❤🎉🎉🎉
@zetemezanu
@zetemezanu 15 күн бұрын
Amen
@HelenTeklezgi
@HelenTeklezgi 15 күн бұрын
ዝማረ መላክቲ ይስመኣና ❤❤❤
@zetemezanu
@zetemezanu 15 күн бұрын
ኣሜን
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 15 күн бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 15 күн бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 15 күн бұрын
@FanoHusen
@FanoHusen 16 күн бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማርየ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤
@zetemezanu
@zetemezanu 16 күн бұрын
Amen
@KisanetKahsay-j4l
@KisanetKahsay-j4l 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ zmare melaekti yesmalna ❤❤❤
@fatimaMohammed-c7c
@fatimaMohammed-c7c 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@dawitgebremiskel1704
@dawitgebremiskel1704 23 күн бұрын
Amen amen amen amen
@amanuelgebrenugus2604
@amanuelgebrenugus2604 24 күн бұрын
Ruhus gama ygberelom
@AbrahamKflimaryam
@AbrahamKflimaryam 25 күн бұрын
Rhus gama ygberelkum ezom yehwatey. Amilak ab betu yenbrkum!🎉🎉🎉
@zetemezanu
@zetemezanu 22 күн бұрын
Amen
@Saudi-z1j
@Saudi-z1j 25 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@ተመስገንአምላከይ-ቨ5ዀ
@ተመስገንአምላከይ-ቨ5ዀ 25 күн бұрын
ዕልልልልልልልልልል🎉🎉🎉
@KiflzgiMhertab
@KiflzgiMhertab 25 күн бұрын
amen amen Amen
@MehariTukue
@MehariTukue 26 күн бұрын
ልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤🎉🎉🎉
@liyateklay5871
@liyateklay5871 26 күн бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤
@zetemezanu
@zetemezanu 18 күн бұрын
Amen L.. habtey 🙏
@gideyfirzun5724
@gideyfirzun5724 26 күн бұрын
🙏🙏🙏
@maharenatsegezab3551
@maharenatsegezab3551 26 күн бұрын
ከመይ እያ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣበድበድ ትብሉ ኣይግድኒን ፡ቤት ትምህርት ሰንበት ከምኡ ዘይግብሉ፡መማህራን ይመስሉ እንተ ኮነ ግን ፡
@liyateklay5871
@liyateklay5871 26 күн бұрын
ሰላም እንታይ ኢካ ኪትብል ደሊካ እንታይ ማለትካ ዩ ኣበድበድ ትብሎ ዘለካ ኣስተውዕል ጥራሕ የ ዝብለካ
@zetemezanu
@zetemezanu 18 күн бұрын
ጌና፡ ከም ዳዊት እኳ ካብኦም ዘይደርበዩ ፍቁረይ! ብዝኮነ ሓጎስ እዩ። ኩሉ ብስርዓት ክከውን ድማ ብሉጽ'ዩ፡ ወላ'ቲ ርእይቶና። ስለቲ ርእይቶካ 🙏
@zetemezanu
@zetemezanu 18 күн бұрын
ጌና፡ ከም ዳዊት እኳ ካብኦም ዘይደርበዩ ፍቁረይ! ብዝኮነ ሓጎስ እዩ። ኩሉ ብስርዓት ክከውን ድማ ብሉጽ'ዩ፡ ወላ'ቲ ርእይቶና። ስለቲ ርእይቶካ 🙏
@WegihWegih-mo4nd
@WegihWegih-mo4nd 26 күн бұрын
ልልልልልልልልልልል❤🎉❤🎉
@شايتومرسو
@شايتومرسو 26 күн бұрын
😊p
@danieltesfaldetdanieltesfaldet
@danieltesfaldetdanieltesfaldet 26 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ፍቁር ሓወይ።
@AdhanetAfewerki
@AdhanetAfewerki 29 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉
@zewdihadgu3596
@zewdihadgu3596 Ай бұрын
Asey mama edmen tienan yhabki fetari❤❤❤
@Betty-Yetewahdo-Lij
@Betty-Yetewahdo-Lij Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ተመሰገንተመሰገን
@ተመሰገንተመሰገን Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@zetemezanu
@zetemezanu Ай бұрын
❣️🙏
@ብሌነይፍቕረይ
@ብሌነይፍቕረይ Ай бұрын
ጸግኡ የብዘሐልካ ግን ፓሎቲካ ገይርናዮስ ናብ ምድረ ኤርትራ ምባል ከቢድ እዩ እቲ ሓቂ ግና ናብ ምድረ አግአዚት ናብ አክሱም እዩ
@berqegabisa275
@berqegabisa275 Ай бұрын
Ameen ❤Ameen ❤eleeeeeeeee ❤eleeeeeeeee ❤ye teberk tidari yehunlch❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😊😊😊
@zetemezanu
@zetemezanu Ай бұрын
Amen
@ablelweldab9464
@ablelweldab9464 Ай бұрын
😊😍😍😍
@Skvskvs
@Skvskvs Ай бұрын
❤❤❤
@HENOKWEDIQESHI
@HENOKWEDIQESHI Ай бұрын
❤❤❤❤❤ qal kidan abrhamn saran ygberelku yehwat
@HENOKWEDIQESHI
@HENOKWEDIQESHI Ай бұрын
❤❤❤❤qal kidan abrhamn saran ygberelkum dyaqon yonas🎉🎉🎉🎉🎉
@zetemezanu
@zetemezanu Ай бұрын
Amen
@PetrosTeklePetrosTekleTekl-i6e
@PetrosTeklePetrosTekleTekl-i6e Ай бұрын
Congra yoni hawey ❣️❣️❣️❣️🙏🙏🙏🙏
@YonasYibrah
@YonasYibrah Ай бұрын
ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላኽ፡ ግን እንታይ ደኣ መርዓዊ ዘይቀደሰ
@AbrahamKflimaryam
@AbrahamKflimaryam Ай бұрын
Rhus gama ygiberelkum!🎉
@Semhar20061
@Semhar20061 Ай бұрын
❤️❤️💍
@kisanetbereket-rk1gc
@kisanetbereket-rk1gc Ай бұрын
Xegu ybzhlka dawitey broertje ❤️🙏🥹amlke mska ykun
@AngesomMesfin
@AngesomMesfin Ай бұрын
ኣሰይይይይይ ደስ ዝብል 🎉❤❤❤
@FithawiFisahaye-m4w
@FithawiFisahaye-m4w Ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረከ ቃልኪዳንኩም ግን ኣብ ጾም ዶ መርዓ ኣሎ እዩ፣ ነዛ መልእክቲ ተንብቡ ዘለኩም ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም ይፈጽመልኩም ካብ ክፉእ ይሓልኩም ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ ይዓድለኩም፣ ሓዳስ ቻነል ከፍተ ኣለኩ መንፈሳዊት ቻነል ኦርቶዶክሳዉያን ኣሕዋተይ ዝኮንኩም ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ ዋላ ሓደ ገንዘብ ኣይክፈሎን ቀደም ምስ መለእት ክሳብ ሕጂ 275 ሳብስክራይብ ኣላ እዛ ቻነል መንፈሳዊት እያ እሞ ኣምላክ ይባርክኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ።
@zetemezanu
@zetemezanu Ай бұрын
ኣሜን! ናይ ቀደም እዩ። ኣጆካ በርትዕ ጌረልካ ኣሎኩም
@helentekle7760
@helentekle7760 Ай бұрын
Aseyyy qal kidan Abrahamn saran yigberlkum
@DelinaMenges
@DelinaMenges Ай бұрын
Aseyyy natna xbuqat❤️‍🩹qal kidankum ybarek🙏🥰
@ፅሪቲካሕሳይ
@ፅሪቲካሕሳይ 2 ай бұрын
እልልል እልልል እልልል ዝሜሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ፀሎትክሙ በረከትክሙ ኣይ ፈለየና❤❤❤
@zetemezanu
@zetemezanu Ай бұрын
ኣሜን!
@ፅሪቲካሕሳይ
@ፅሪቲካሕሳይ Ай бұрын
@zetemezanu ደምርኒ
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 15 күн бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
@yiheyiswoldesellassie2157 15 күн бұрын
@AngesomMesfin
@AngesomMesfin 2 ай бұрын
ኣሜን❤❤