Пікірлер
@ተምሰገን
@ተምሰገን Күн бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏
@ሃናጓልአበኑስላማ
@ሃናጓልአበኑስላማ 2 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር አቦና 😢
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 3 күн бұрын
🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 3 күн бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 3 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤
@sbegge7121
@sbegge7121 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤አሜን❤❤❤አሜን ኣሜን አሜንኣሜንአሜን
@TeheshMahari
@TeheshMahari 5 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ኽቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 6 күн бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 6 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@arayengsti
@arayengsti 7 күн бұрын
ታሓጎሱ ደስ ይበልኩሙ ደስ ይበልኩሙ፣ ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ፍሊጲሲስ መልእኽቱ ምዕራፍ 4÷4 ኹሉ ግዜ ብጎይታ ታሓጎሱ ቅድሚ ምባሉ፦ መሊሱ ደጊሙ ታሓጎሱ እብለኩሙ ኣለኹ ይብል፣ ታሓጎሱ ምባል መኣኸለ ነሩ፡ ንምንታይ ደጋጊሙ ታሓጎሱ ምባል ኣድልዩ? ለነገሩ ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ፍሊጲሲስ መልእኽቱ ታሓጎሱ ዝብል ዓረፍተ ነገር ዝጠቀሰ ፡ ኣብዚ ጥራይ ኣይኮነን፡ ኣብዘን ብጣዕሚ ሓፀርቲ 4 ምዕራፋት ናብ ሰብ ፍሊጲሲስ ዝላኣኸን 16 ገዜ ታሓጎሱ ታሓጎሱ ንታሓጎስ ሓጎስይ ተፈፀመ ታሓጎሳ ሓጎስ ሓጎስ ሓጎስ ኢሉ ኣሎ። ብዚ ምኽንያት ናብ ፍሊጲሲስ መልእኽቱ ናይ ሓጎስ ወይ ድማ ናይ ደስታ መልእኽቲ ተባሂሉ ይፅዋዕ። እዚ ተንብብዎ ዘለኹሙ ኹሎኹሙ ኣነውን ምስ ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ኾይነ ፦ደስ ይበልኩሙ ታሓጎሱ ክብለኩሙ ይፈቱ፤ ምናልባት ኣብዛ ሳዓት እዚኣ ኣብ ኸቢድን ጭንቀትን ዘሎ ወይ ድማ ኣብ ተስፋ ሙቁራፅ ዘሎ ፦ እዛ ናይ ቅዱስ ጳውሎስ መልእኽቲ ታሓጎሱ እትብል መልእኽቲ ምስ ኣንበበ፣ ሓቅኻ እንታይ ኣለካ ንስኻ ዳኣ፣ ኣነ ግን እንካንዶ ንባዕለይ ሰማይን ምድርን ተጋላባቢጡኒ ኣሎ ምባሉ ዘይተርፍ እዩ። ኾይኑ ግና ቅዱስ ጳውሎስ እዘን 16ተ ታሓጎሱ ዝብላ ዘለዋ ቃላት ደብዳቤኡ ኣብ እስርቤት ኾይኑ እዩ ፂሒፉዎን። እግሩ ኣብ ቆሪር ዝኾነ ጉድጋድ ፡ ምሶኦም ተላጊቡ ታኣሲሩ እንከሎ፡ ኢዱ ብድንድን ሰንሰለት ታኣሲ ምስ መሬት ታላጊቡ ተሸንኪሩ እንከሎ ፡ ካብ ዝእሰር 3ተ ዓመት ምስ ኣኸሎ ብደስታን ሓጎስን ተመሊኡ ታሓጎሱ ዝብል ደብዳቤ ፂሓፉ። ኣብ እስሪቤት ዘሎ ሰብ መልእኽቲ ክፅሕፍ ዕድል እንተዝዋሃቦ እንታይ ኢሉ እንተዝፅሕፍ ይመስለኩሙ? ፦ናይቲ እስሪቤት መከራ፡ ናይቶም ዝቅጥቁጡዎ ሓለውቲ ጫካንን ናይ ዝተባሃሉሉ በሰላ፡ ናይቲ ዝተራበዎም በሰላ ፡ ናይ ዝበፆሖ ስቃይ ዝገልፅ መፃሓፍ ዝፅልፍ ኣይመስለኩሙን ዶ? ከሙኡ ኢሉ እንተዘይ ፃሓፈ ካኣ ፡ ንስጋዊ ድልየቱ፦ ቁማል ፡ ቁንጪ፡ ቱኻን ወዲኦሙኒ፡ ምግቢ ኣይተስማመዐንን፡ እንታይ ኾይኑ ኹስቶ ዘይራኣየኒ፡ ዳሓንዶ ኣይኮነን እዩ? እቲ ባዓል ኹስቶ'ኸ እንታይ ኾይኖም ዘይመፁኒ? ኣነ ነዐኦም ከምዚ ድየ ነረ? ፅባሕ ናዓና ከምዚ ተጋጠመናኸ ኢሎም ዶ ኣይሓስቡን ዳሓን ታዓዛዚብና ኣለና። እዚ እውን ክሓልፍ እዩ ዝብል ምፍርራሕ ዘለዎ ደብዳቢ እውን ክኸውን ይኽእል እዩ። ዋላእካ እዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ እንተዘይኮነ ኣብ እስሪቤት ኾይኑ 16ተ ግዜ ታሓጎሱ ዝብል ደብዳቤ ንቤተሰቡ ዝልእኽ የለን፡ ከሙኡ ኢሉ ተዝፅሕፍ ፡ እቲ ቤተሰብ፦ ኣእሙሩኡ ይስሕት ኣሎ፡ እዞም ሰባት እዚኣቶም ገለ ወጊኦሞ ኣይተርፍን፡ ነፍሱ'ዶ የጥፍእ ይኸውን ኢሎም ይጭነቁ። ናይ ገለ ሰባት ቁሙነገር ዛሓስቡ ግን፦ ደስ ይበልኩሙ ዝብል ንኹለና እንካዓ ደስ በለና ይብል። ቅዱስ ጳውሎስ ዝፃሓፎ ደብዳቤ ግን ፦ ቤተ ክርስትያን ካብ ምንባር ሓሊፉ ኣብ መፃሓፍ ቅዱስ ኣእትያቶ ትርከብ። ቅዱስ ጳውሎስ ታሓጎሱ ዝበለ፡ ብቲ እስሪቤት ኣይኮነን፡ ብቲ ዝሳቀዮ ዝነበረ እውን ኣይኮነን፡ ታሓጎሱ ዝበሎ ብጎይታ እዩ። ካፍቲ ዝበፆሖ መከራ ንላዕሊ ኣብ ሽጉሩ ንዝሞፆ ፡ ንጎይታ ኣቅዲሙ፡ ንውሽጡ ንባዕሉ ኣፅናዕኒዑ ንዝፈሰሰ ደሙ ካፍቶም ምሱኡዘለዉ ሓሊፉ ናብ ደገ ዘሎ ሓጎስ እዩ ድማ በፂሑ። ጨኒቁካን ፀቢቡካን ንዚ ፁሑፍ ተንብብ ዘለኻ ሓወይ ጳውሎስ እውን ከማኻ ኣብ ጭንቂ ኾይኑ እዩ ብጎይታ ታሓጎሱ ዝበለ። እግዚኣብሔር እንተሓሲብካዮ መከራኻ ኹሉ ንእሽተይ ይኸውን። ጳውሎስ ኣብ ጉድጋድ ኾይኑ ብሓጎስ ዝተመለአ ፦ ፈጣሪኡ ሰለ ዝሓሰበ እዩ። እግዚኣብሔር ምሱኡ ሰለ ዝነበረ ኣብ ደገ ዝነበረ ብደስታ ዝላኣኸሎም ንሱ ኣብ ዘይብሉ ኣብ ዝተፈላለየ ወንጌል ዝሰብኹ ሰባት ሰለ ዝበዝሑ ክርስቶስ ይስበኽ ኣሎ እሞ ደስ ኢሉኒ። እስሪቤት መፂኦም ንዘይ ሓቱዎ ሰባት ደጊምሲ ንክትሓሱቡለይ ሓዱሽ ሂወት ሰለ ዝረኸብኩ ኣብዚ እሕጎስ ኣለኹ፡ ሰለ ዘይሰለጠኩሙ ኾይኑ እንበር ፡ ቀደም ሓሲበልኩሙ ነረ እናበለ ብደብዳቢ ኣፅናኖዖም። ናዚ ደስታ እዚ ምንጪ ካብ መከራ ንላዕሊ ንጎይታ ምራኣይ እዩ። እምነት ማለት ከምዚ እዩ። ጳውሎስ ካብ ናይ እግሩ ሽንካር ንላዕሊ ዝራኣዮ ንጎይታ እዩ ነሩ። ዳኒኤል ምስ ኣናብስት ክድቅስ ከሎ ዝራኣዮ ናይ ኣናብሰት ስኒ እንተኮነስ ፈጣሪኡ እዩ ነሩ። ሰማእቱ ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስጢፋኖስ ክንዲ ገለ ዝኸውን ኣእማን ክስንደወሎ ከሎ፦ ፀላእቱ ብየማናይ ኢዶም ካብ ዝሓዝዎ ደንጎላ ንላዕሊ፣ ኣብ የማነ እግዚኣቡሔር ዘሎ እዩ ዝርኢ ዝነበረ። ፍቁር ሓወይ ኣብ ልዒለኻ ዝተጠንጠለ ደንጎላ፡ ክውሕጠካ ዝቀረበ ኣንበሳ ኣይሳኣንን እዩ፡ ጳውሎስ ንዕኡ ዝመስሉ ቁዳሳን ግን ፃዊዒት የቅርብሉካ ኣለዉ፡ ብጎይታ ኹሉ ግዜ ታሓጎስ። ክርስትና ናይ ጭንቀትን ዝቅጠት ዘይኮነ፦ ናይ ሓጎስ ሃይማኖት እዩ። ዝተፈጠርናሉ ንሓጎስ እዩ ዝነበረ፡ እግዚኣብሔር ማንም ዘይወስደልካ ሓጎስ ዝህብ ኣምላኽ እዩ። ንእግዚኣብሔር ብሓጎስ ተገዙኡሉ ተባሂልና ኢና፡ ቅዱስ ዳዊት ከም ዝነበረና። ወንጌል ዝጅምር፦ ድንግል ማርያም ድስ ይበልኪ፡ ንጋሶት እውን፦ ደስ ይበልኩሙ ብምባል እዩ። ኣብ ግዜ ጥምቀቱ እውን፦ ብእኡ ዝተሓጎስኩ ዝፈትዎ ወደይ፡ ዝብል ምስክርነት ኣሎ። ክርስቶስ መከራ ክቅበል ከሎ፦ ሕፍረት ኒዒቁ ሰለ ኣብ ቅዲሚኡ ዘሎ ሓጎስ መስቀል ሪኡ ታዓገሱ ይብለና፡ ቅዱስ ጳውሎስ፡ ንክርስቶስ ምእማን ናይ መጠረሻ ዕላማ ናይ ሓጎስ ጎይታኻ እቶ ዝብል ናይ ሂወት ቃል ምስማዕ እዩ። ጳውሎስ ብጎይታ ታሓጎሱ በለ
@ተመሰገን-ፈ8ኘ
@ተመሰገን-ፈ8ኘ 8 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህወት የሰመዐልና ክቡር አቦና🙏🙏🥰🥰
@SamiAjman
@SamiAjman 9 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና
@HjgtHjgtg
@HjgtHjgtg 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ababdhd6486
@ababdhd6486 9 күн бұрын
ኣሜን ክቡር ኣቦና ቃል ሂወት የስመዐልና 🙏❤🙏
@astermehari6206
@astermehari6206 10 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመኣልና ክቡር አቦና❤❤❤
@محمد-ط7ح
@محمد-ط7ح 10 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤
@ጋልኣብነሰላማካሳቴብርሃን
@ጋልኣብነሰላማካሳቴብርሃን 10 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ኣቦና
@astermehari6206
@astermehari6206 10 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመኣልና❤
@אברהםגבריאל-צ6ת
@אברהםגבריאל-צ6ת 10 күн бұрын
Qald hiwet yesmealna abona
@اثيوبياثيوبي-ج2ض
@اثيوبياثيوبي-ج2ض 11 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣቦና❤❤❤
@GdWt-z7d
@GdWt-z7d 11 күн бұрын
አ ሜንኣ ሜንኣ ሜን
@TeheshMahari
@TeheshMahari 12 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ኣቦና
@GdHd-xc5qt
@GdHd-xc5qt 14 күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ኣምላክመስተውዐሊ ይዓድለና አሜን❤❤❤
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 14 күн бұрын
ኣሜን አሜን ኣሜን❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@arsuselama5698
@arsuselama5698 14 күн бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna kbur abona aba samuel
@HappyBlackberries-hd8hb
@HappyBlackberries-hd8hb 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@GdHd-xc5qt
@GdHd-xc5qt 15 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ኣቦና መስተውዐሊ ልቢ ይሃበና ንዓና እውን ኣብ ሃይማኖትና የፅንዐና ኣምላከ ሰላማ ይሓግዘና ኣቦና በረከቶም ይሕደረኒ ክቡር ኣቦይ❤❤❤
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 15 күн бұрын
ኣሜን❤ ኣሜን ❤ኣሜን
@SlamSlom-l1d
@SlamSlom-l1d 15 күн бұрын
Amen amen amen kbur abona
@Biemnet-e8t
@Biemnet-e8t 15 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና
@mekonenfreselama
@mekonenfreselama 16 күн бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ኣባ ሳሙኤል
@degneshkidanu355
@degneshkidanu355 16 күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና✝️
@ZafuGery-rr3md
@ZafuGery-rr3md 16 күн бұрын
🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏👏👏🤭
@ZafuGery-rr3md
@ZafuGery-rr3md 16 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክብር አቦና 🙏🙏🙏
@SamriSamri-tl1ih
@SamriSamri-tl1ih 16 күн бұрын
🤲🤲🤲🤲
@VkeEhke
@VkeEhke 16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@dfhf8186
@dfhf8186 16 күн бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የሰመዐልና ክብር ኣቦና✝️🤲
@dfhf8186
@dfhf8186 16 күн бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂቃልህይወት የሰመዐልና ክብር ኣቦና✝️💒🕊✅🤲
@dfhf8186
@dfhf8186 16 күн бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን🙏
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 16 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሃልኩም 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samhalmy4240
@samhalmy4240 16 күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና❤🎉
@You-ul7sr
@You-ul7sr 16 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🤲🤲🤲👏👏👏👏👏🙏🤲👏👏❤
@gebreyesusberakishewit5334
@gebreyesusberakishewit5334 16 күн бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna kubur abona 🙏🙏🙏
@መሕደረመለኮት
@መሕደረመለኮት 11 күн бұрын
ሳብስክራይ ግበረለይ ፍትወዋተይ❤🌹
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 16 күн бұрын
Amen Amen Amen Egziabher ymesgen Amen
@helengebreslasie2841
@helengebreslasie2841 16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤️👏
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር ኣባና💒🌿✝️🌿❤️🙏
@TsegaMokenen-pu5bz
@TsegaMokenen-pu5bz 16 күн бұрын
Amen Amen Amen ❤
@TsegaMokenen-pu5bz
@TsegaMokenen-pu5bz 16 күн бұрын
🙏🙏🙏❤🎉