Пікірлер
@tigraiprivel9249
@tigraiprivel9249 11 сағат бұрын
Txbu deki ereyyyy ajokum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abraham1678
@abraham1678 17 сағат бұрын
Btaemi bluxAt ☀️ Sunufna nqexl tray 🎉❤🎉❤🎉❤
@MIKEBOBB-t3x
@MIKEBOBB-t3x Күн бұрын
ሙሉእ መዓልቲ ምስ ሰንዓፈ ካሜራ ላይክ ግበሩለይ ከኣ ይብል ጽሉል
@meley1952.
@meley1952. Күн бұрын
እቲ ደርፊ ኣየድልን ኔሩ ዝክሪ ሓዉና ብዝገበርኩሞ ግን ደስ ዘብል ነሩ ኣጆኩም ስዕረት መበራትዒ ዩ
@Tedihawi
@Tedihawi Күн бұрын
ስንዑፈይ ዓዲ ዃላ ስዒረምኹም ኣብ ዝሓለፍዎ ተርጉመለይ ባ ዳበሉ ልብና ኣሕቢጠሙና ዘለዉሲ ማራ ሓሪቐ
@TripoLib
@TripoLib Күн бұрын
ጽብቅ ካብ ቦሎቲካ ከምዚ ይሓይሽ ዮሕዋኣት ❤❤❤❤❤
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 2 күн бұрын
ንዝሞተና እዩ ዝበሃል መስዋእቲ ካሊእ እዩ
@embabakesete
@embabakesete 2 күн бұрын
Kamera xbuk yelen
@Hermonhedash
@Hermonhedash 7 күн бұрын
Senafe King 👑🎉🎉❤
@Tedihawi
@Tedihawi 7 күн бұрын
እቲ ስም ጋንታሲ 🤦 ካልእ ዘይትቕይርዎ ኬፍ የብሉን
@eyobi22
@eyobi22 7 күн бұрын
Des ktblu buunet ❤❤ Hawkum kab bhji t trnef ganta ( Tesseney)
@lijluliyezenach5382
@lijluliyezenach5382 7 күн бұрын
Xebuk serah hadish aynay keep going ❤💙
@warger2936
@warger2936 7 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@BiniBini-j2c
@BiniBini-j2c 12 күн бұрын
ከምዚ ኢዩ ዘጸብቅልና በጃኩም ቀጽልዎ ብ ስፖርታዊ ስነ ምግባር ግን
@bzewde
@bzewde 13 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መንእሰይ ሓዲሽ ቀጽሎ።
@buudle8284
@buudle8284 13 күн бұрын
💙
@Ghmedia24
@Ghmedia24 13 күн бұрын
ጽብቕ ስራሕ ሓድሾም ባዕሉኹም መራሕቲን ኣማእዘንትን ኩን ።ሳብስክራይ ግበረልና ንእግረ መገድኹም
@ጥሕሎMedia
@ጥሕሎMedia 13 күн бұрын
ናይ መለይ ጥራሕ ግበርዋ ክንስዕበኩም በጃኹም ነዞም በራዩ ኔው በልዎም
@ሓድሽስኒት
@ሓድሽስኒት 13 күн бұрын
@@ጥሕሎMedia ኣብዚ ትዕዞቦ ዘለካ ባርያ ዝብሃል የለን ኩሉ ጸረ እቲ ሽፍታ ስርዓት የእዳዉ ዝሰብሰበ እዩ።
@ጥሕሎMedia
@ጥሕሎMedia 13 күн бұрын
@ሓድሽስኒት ብጣዕሚ ጽቡቕ ወዲ ዓደይ ጀጋኑ
@RedaeGher-y6o
@RedaeGher-y6o 14 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ሓድሽ ሓወይ
@buudle8284
@buudle8284 14 күн бұрын
❤💘❤💙💙💙💙
@MikiRezene-qr3dy
@MikiRezene-qr3dy 15 күн бұрын
Nhna ms men nbela nseti nfelt ena kulu neger ka nab rabhana knqyro nfetn chalo nqdmit❤❤❤❤
@realityentertainmenter2474
@realityentertainmenter2474 15 күн бұрын
🔥🔥🔥🙏
@habtinomebrahtom7129
@habtinomebrahtom7129 15 күн бұрын
ሓድሽ ዓርከይ ጽቡቕ መድብ
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 15 күн бұрын
Ageb nwufuy aytehrumu
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 15 күн бұрын
💙💙💙💙🙏
@hermonbrhane9022
@hermonbrhane9022 15 күн бұрын
Snit arkey gele aynet gerka kexlo zarkey ❤❤
@gebreyewhansmehari9968
@gebreyewhansmehari9968 15 күн бұрын
ጫዓሎ ጫዓሎ ሃብታም መርየት ዓዲ ዕፉን
@samuelabrha7200
@samuelabrha7200 15 күн бұрын
ሓድሽ ዓርከይ ጽቡቅ ስራሕ 💙💙💙💙
@i-hd1fy
@i-hd1fy 15 күн бұрын
እዚ ብኣከባቢ ዝግበር ጸወታ ንኤርትራ ኣይውክልን እዩ። ካብ ጸቢብ ከባቢያውነት ወጺእኩም ነተን ጋንታታት ካልእ ሽማት ዘይተጠመቕወን። ምክንያቱ ብዘይውልውል መብዛሕቶም ተጻወቲ ኣብዚ ዘለው ተጋሩ እዮም።
@Falco656
@Falco656 16 күн бұрын
Men siru
@merhawibrhane-b4x
@merhawibrhane-b4x 17 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Simon-se2hz
@Simon-se2hz 17 күн бұрын
Tuay camera yedliyeka alo kemzi nay adi qala
@abisaru9994
@abisaru9994 18 күн бұрын
ጽቡቅ ምጂማር ኢዩ በጃኩም ፖሎቲካ ምስ ስፖርት ኣይራኸብን ኢዩ እሞ መንእሰያት ካብዚ ሕማቅ ናይ ዮቱብ ዘየድሊ ወረ ረሓቁ በዚ ዘለኩሞ ቐጽሉ ።
@Vip123-u4y
@Vip123-u4y 18 күн бұрын
ስንዑፈይይይይ ❤❤❤❤
@DanielYared-c7e
@DanielYared-c7e 18 күн бұрын
Forsa guys 🎉🎉🎉
@GirmayAbraham-o9g
@GirmayAbraham-o9g 19 күн бұрын
Amlak msakum ykun gn awet ms adi quala ❤❤❤❤
@yiki7528
@yiki7528 20 күн бұрын
ጋንታ አንባ ሶይራ በልዋ ነታ ጋንታ ኖ ጋንታ ጥሕሎ
@mhretabaraya2655
@mhretabaraya2655 20 күн бұрын
Ajokum senafe adey ab genkum alena ❤❤❤❤❤❤
@Yorsalem88
@Yorsalem88 20 күн бұрын
Forsa ❤🎉
@HabenHailom
@HabenHailom 20 күн бұрын
❤❤❤❤
@SemharTeame-x5q
@SemharTeame-x5q 20 күн бұрын
❤❤❤❤
@YohannesHagos-nw9uf
@YohannesHagos-nw9uf 20 күн бұрын
💙💙💙❤❤❤
@abraham1678
@abraham1678 20 күн бұрын
ፎርሳ ሰንዓፈና 🎉🎉 ጻዕርን፡ ብልሕን ሕዝና ዓወት ናትናያ ኣጆና መዘናታተይ። ሓዱሸይ ወትሩ ኣብ ጎድንኻ ኣለና 🎉❤ ንኽድ ጥራይ።
@nathanentertainment9063
@nathanentertainment9063 20 күн бұрын
በዓል ብሉጽ መጻኢ❤
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 21 күн бұрын
💪💪💪💪💪💙💙💙💙💙
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 21 күн бұрын
ኣብ አስፖርቲ ድስፕሊን ማዕረ ጸወታ አዩ ድስፕሊን ኩዕሶ ስጋብ መጨረሻ ብሞራል ትጻወት ኣብ መጨረሻ ግን ሓደ ኢዩ ዝስዕር ብፍላይ ኣብዚ ቃልሲ ብስነምግባር ጸብለል ክብል ኣለዎ ።
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 21 күн бұрын
ኣሰይ ክንድሚንታይ ደስ ከምዝበለና ኣምላኽ ፍቕሪ ምሳኹም ይኹን መንአሰያት ብርጌድ ንሓመዱ ከምዚኣ አልኩም ኣብ ዓድኹም ደቂ መለይ ሽኮር🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 19 күн бұрын
No politics please just sport 🙏
@YohannesJT24
@YohannesJT24 21 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ካብቲ ጸወታ ንላዕሊ ደስ ዘብል፡ አቲ ናይ የሕዋትካ ሓቦኦም ክብ ምባል ዝነበረ መደብ ደስ ይብለካ። ጽወታ ኽኣ ብኩሎም ተጻወቲ ሰንዓፈን-ኣስመራን ዝነበረ ኣዝዩ ዝንኣድ አዩ። ኣብ ቀጻሊ ብከምዚ መልክዕ ናይ ዕብየት ሓዲድ ሕዝካ ምኻድ ክልመድ ኣለዎ። ስንዕፈይ❤
@WintanaBrhane
@WintanaBrhane 21 күн бұрын
💙🩵🌿🌿🌿💙🩵🩵💙🌿🌿💙💙🩵🌿