በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን!!!
ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩልኹም ይኹን ስድራ እግዚኣብሔር።ኣብ ዘዘለኽሞ ሰላምን ጥዕናን ምርግጋእን ልዕል እግዚኣብሔር ክህበኩም ምንዮትና ንገልጽ።
ብምቅጻል እዛ ናይ ዩትዩፕ ቻነል (youtube channel) ናይ ኣብ ትሕቲ ናይ ኤርትራ ኦርቶድክስ ተዋህዶ ቅዱስ ሲኖዶስ ካብ ዝርከባ ኣብ ሃገረ ሆላንድ ኣብ ትሕቲ ንኡስ ሃገረ ስብከት ንግስነት ኔዘርላንድ ካብ ዝምሕደራ ኣብ ሰሜን ሆላንድ ኣብ ከተማ ከተማ ኣልክማር እትርከብ ቤተ ክርስትያን እያ።ስለዚ ዝኾነ መንፈሳዊ ጽሑፋት ይኹን መዛሙር ድማ ከም ሕግን ስርዓትን ናይ ቅድስት ቤተ ክርስትያና ክትዝርግሕ ክትጅምር እያ።ናይ ሕዝበ ክርስትያን ምትብባዕ ኣድላይ ከምዝኾነ ምትብባዕኩም ኣይፈለየናንዝኾነ ክረኽበና ምስ ዝደሊ ድማ በዚ ዝስዕብ email ይርከበና
[email protected]ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩልና ይኹን።