KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Жазылу
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሔር ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ሕግን ስርዓትን ትምህርትን ተመሪሑን ተማእዚዙን ዝጉዓዝ ማሕበር እዩ። ከምቲ ጉይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ከምዚ ኢሉ ዝሃበና ሕድሪ መሰረት፥ “ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም፡ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ እናመሃርኩም፡ ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መወዳእታ ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ።” ማቴ 28:18-19፥ ዕላማን እዚ ማሕበር በዞም ዝስዕቡ ነጥብታት እጠቓለል
•\tብትምህርቲ ቤተ ክርስትያን ንህዝቢ ምጉሳይ
•\tንህዝበ ክርስትያን ምትብባዕን ምምኻርን
•\tወንጌል ምስፋሕ
ኣገልግሎ ናይዚ ማሕበር ናብ ኩሉ ክሊ ዕድመ እኳ እንተኮነ፡ ብፍላይ ግና መንእሰያት ንእምላክን ቤተክርስትያንን ክፈልጥዎን ርክቦም ምስ ኣምላኽ ከማዕብሉን፡ ኣብ ብዙሕ ወልፍን ሕማቅ ልምድታትን ዘልዉ ካብኡ ተናጊፎም፥ ኣብ ክርስትያናዊ ህይወቶም ይኹን ማሕበራዊ ጉዕዞኦም ውጺኢታውያን ሰባት ክኮኑ ዝሕግዝ እዩ። ብተወሳኺውን ብጭንቀትን ጽምዋን ካልእ ሕልኽላኻት ናይ ህይወት ዕረፍቲ ዝሰኣኑ፡ ዝተረጋግአ ህይወት ክመርሑ ዝመክርን ብዓቅሙ ክገብሮም ዝክእል ሓገዛት የበርክትን። ህጻናት ውን መጻኢ ቤተክርስትያንን ሃገርን ከም ሙካኖም መጠን፡ ካብ ብቀንዲ ኣተኩሮ ሂቡ ዝሰርሓሎምን መደባት ናይ ህጻናትውን ይነጥፍ።
32:16
ንስሓ (ካብ ዮቱብ ተኣልያ ዝነበረት ስብከት) ~ፖፕ ሽኖዳ 3ይ
Күн бұрын
23:46
ክሳዕ መወዳእታ ኣፍቀሮም (ካብ ዮቱብ ተኣልያ ዝነበረት ስብከት) ~ፖፕ ሽኖዳ 3ይ
14 күн бұрын
3:13
ክብሪ ምድላይ!!
Ай бұрын
1:55
ነፍሰይ መለስካያ!!
Ай бұрын
4:44
ኣይፈለጥኩን!!
Ай бұрын
4:44
እግዝኣብሄር ኣይገድፈናን እዩ!!
Ай бұрын
8:30
ትንሳኢ ጐይታና ጽምብልና ዶ ወይስ ናብራና!!
Ай бұрын
6:04
ሞት ዝብልዎስ! (ዓርቢ ስቕለት)
Ай бұрын
6:59
ዝገብሮ ይፈልጥ!!
Ай бұрын
1:25
ጐይታየ ንኽፈልጠካ ርድኣኒ!!
Ай бұрын
2:11
እግዝኣብሄር ንሕሱር ኣእምሮ ኣሕሊፉ ሃቦም!!
Ай бұрын
8:50
ንዓይ ድማ ተዛረበለይ!
Ай бұрын
1:05
ሓቢርና ንጸሊ
2 ай бұрын
2:39:14
መንፈስ ቅዱስ
2 ай бұрын
6:56
ንጽቡቅና እዩ!
2 ай бұрын
6:09
መታን ከዐርፍ ሕደገኒ ቊ.9
2 ай бұрын
10:50
እግዝኣብሄር እንተ ዘየንቃሳቂስዎ ምሕዋይ የለን!!
3 ай бұрын
10:31
ዘይመውት ኣቦ!
3 ай бұрын
9:00
ዘይግባእ ሕያውነት
3 ай бұрын
20:25
(ብቕድስና ምምልላስ) ብብጹእ ኣቡነ ሩፋኤል ሊቀ ጳጳስ ማእከል ከተማ ካይሮ His Eminence Bishop Raphael "Livinig in holiness"
3 ай бұрын
3:21
ስለምንታይ ኣብ ናትና ጽላሎት ዘይንዕርፍ፧
3 ай бұрын
6:28
መታን ከዐርፍ ሕደገኒ ቊ.8
3 ай бұрын
5:19
መታን ከዐርፍ ሕደገኒ ቊ.7
4 ай бұрын
7:35
መታን ከዐርፍ ሕደገኒ ቊ.6
4 ай бұрын
7:34
መታን ከዐርፍ ሕደገኒ ቊ.5
4 ай бұрын
16:16
15 መዓልቲ ንባብ ቅዱስ መጽሓፍ
4 ай бұрын
23:30
14 መዓልቲ ንባብ ቅዱስ መጽሓፍ
5 ай бұрын
8:33
መታን ከዐርፍ ሕደገኒ ቊ.4
5 ай бұрын
20:28
13 መዓልቲ ንባብ ቅዱስ መጽሓፍ
5 ай бұрын
Пікірлер
@AnbesShishay
15 минут бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesimealena❤❤❤❤❤
@ConfusedClock-qz5ed
4 сағат бұрын
Amen amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@SelemawitYakob-iu8sz
5 сағат бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@user-em9ty8rg4n
12 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና
@johnyakob199
22 сағат бұрын
Amen amen amen
@user-fq2gw1uv7l
23 сағат бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤
@luwamyohannes2845
Күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏❣️
@betielyohannes8653
Күн бұрын
Qual hiwot yesmaalna ❤
@user-lm9fn1kq8j
Күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ሓጉሰ ሉይት አሕደረና አምልኬይ👌🥰🥰ተመሰገን አምለኬ🤲🤲🤲🤲
@FiyoriFessehaye
Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@johnmoss1253
Күн бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-od4ry5qs7g
Күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና።
@temesgenamlakey5708
Күн бұрын
Amen Amen Amen