Пікірлер
@DanelG-e9l
@DanelG-e9l Сағат бұрын
ናየቦ ንመን ንሃቦ እዩ ነገሩ
@DanelG-e9l
@DanelG-e9l 2 сағат бұрын
ዝፅሕፍ ዘሎ ቸረዲእዎ ድዩ ናየቦኮይንዎ ኣስተውዕል
@AbboWennbber
@AbboWennbber 3 сағат бұрын
ዕዚ ብሽም ወድራያ ንዖዖም ዝመስል ሓሽከር ኣደመ! ፖሊስ ታይ ክስርሕ ዕዩ ዕናዓተሓ ትሕምዙቅ ዘለኻ? ታይ ፀላዕኹ ሽርጥ ዕናገበሩ ገገዛና ዝገፈፉና ልምዓት ጉጅለ፣ሽርጥ ምስገበሩ ፖለቲካ ዝፈልጦም ዝመስሎም ካድረታት፣ሽርጥ ገይሮም ብሽም ምግዳል ዝሽቅጡ ፀረ ተጋሩ ፀረ ሐውጢ!
@AbboWennbber
@AbboWennbber 3 сағат бұрын
ሰራዊት ውግንናዑ ንሕዝቢ ዕዩ ኣዘዝቲ ኣርሚ 35 ግን ሓሻኽር ቤትፅሕፈት ህወሓትን ኣደመ ብመንግስቲ ዘይዕዘዝ ሰራዊት ሽፍታ ይበሓል!
@AbboWennbber
@AbboWennbber 4 сағат бұрын
ሓሻኽር ኣደመ ተላላዕኽቲ ቤት ፅሕፈት ህወሃት ቦታዑ ይሓዝ ዕዚ ዝበሓል ዘሎ ምክር ቤት 12 ዓመት ዝሓለፎ 94% ነበርቲ ከተማ መቐለ ዘይኮኑ ዕዮም ብሽም ምክር ቤት ዝሽቀጠሉ ግዜ ንከይምለስ ሓሊፉ! ኣይተ ብርሓነ ልቦትዑ ዝምጥን ንከተማና ከተማ መቐለ ናብ ዝድለ ብራኸ ከብፅሕ ዝኽዕል ውፍይ መንዕሰይን ንዉሳነ ዘይፈርሕ ተባዕ! ይበል ግምት ከተማና ካብዞም ልጋሓፅዋ ካድረ ትፅረ ድሓ ከተማና ግልጋሎት ዝረኽበሉ ብሩሕ ግዘ!
@MezgebeGebregergs
@MezgebeGebregergs 6 сағат бұрын
እዛ ሸርሙጣ ኢዚኣ እርምጃ ክውሰደላ ኣብ ማእከል ዓጋመ ኮይንካ ንህዝቢ ዓጋመ ዝቃወምን ቀደም ዝፈረሰ ቤት ምክሪ ተጠቂምካ ሕጋዊ ብምምሳል ጉጅለ ደብረጽዮን ናብ ስልጣን ንምምጻእ ዝግበር ዓገርገር ትርጉም ዘይብሉ ምልእኣክ እዩ። ብማሕበር ኣ ደ መ ዝውከል ዘይሕጋዊ ስብስብ ንሰለሙን ሓጎስ ናይ ምውራድ መብት የብሉን።
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 6 сағат бұрын
እዞም ክልተ ጉጅለ ንስልጣን ክፈኻኸሩ ንህዝቢ ኣሓደ ስለዘውደቕዎ ክገልሱ እዩ ዝግብኦም ።ህዝብና እንታይ ስጋዝኸውን ይጽበ ኣሎ? ናብ ዝኸፍኦ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ። እዞም ጉጅለ ይግለሱ
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 6 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 6 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rosahaile445
@rosahaile445 7 сағат бұрын
❤❤❤,,💔💔💔😭😇😇
@almazadamu9175
@almazadamu9175 8 сағат бұрын
የቀንይልና ወይን በርትዑ ደምፄ ውፁዕ ህዝብኻም ብምኻን ትስርሕው ዘለኹም ስራሕ ዝናእደ እዩ ኻይኑ ግን እዛ ሜዴ እዜእ ክታዐብይ በርቴዕ ህዝብ ትግራይ እግዚአብሔር ያሕግዘና መሪትናን ህዝብናን ምስ ፀላእት ኻይኖም ዝስርሕ ዘላ ጌዜዌ ምምሕደራ ዝባሃል ጎጀለ ምስትዋዕል ይፍጠረላም እግዚአብሔር እምላክ ምስ ውፁዐት ይኻን❤❤❤❤
@haymanotabrha7649
@haymanotabrha7649 9 сағат бұрын
Slam ezhawna kab dansch eye msey zble slkey do alwo ktrkbuney tkldo.
@girmay483
@girmay483 12 сағат бұрын
"መን መርዓት ምስ በለክን ትኳሓላ"
@yayeshFitala-x8k
@yayeshFitala-x8k 13 сағат бұрын
ኬርያ ጅግና ነሽ ❤❤❤❤❤
@yayeshFitala-x8k
@yayeshFitala-x8k 13 сағат бұрын
ኬርያ ሐፊተይ ብጣዕም እየ ዝፈትወኪ እንኳዕ ራአኩኪ
@freybare5825
@freybare5825 13 сағат бұрын
I will stand with the TPLF. ❤️
@aronyonas7563
@aronyonas7563 13 сағат бұрын
ስላም ህዝቢ ትግራይ ብዘለካዬ ሙቁሉል ጅግና ናይ ፓለቲካ ህብረተስብ መን ከማካ ናፊቅናካ ብማእዶ ቀንዲ ቀንዲ ቀንዲ ፀላኢና ፊክ አምሀራይ ዘይድቅስልና እዩ ክህስበሉ ? ነዚ ፅግእተኛ ስርቂ ክራይ አካቢ ሽም ተጋሩ እንዳገበሩ ተጋሩ ክመስሉ ፀላእትና ጊዜ አይንሀቦ አብ ትግራይ አትዬም ዘለው ጃዊሳ ብአኒ ቆቃህ ኮይና ነስተባህሎም ትግራይና ካብ አብርሀ ጅራ መተማ ዬውሀንስ ስጋብ አልውሀ ምላሽ ተጋሩ ተጋሩ ክትጨነው አለዋ ግደ አድጊ ቻ በሎ ትግራይና አይረግፃን ብትአምር ዓወትና ንስቓይ ግድን እዩ ❤❤❤
@aronyonas7563
@aronyonas7563 14 сағат бұрын
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely tough Genius faster fighter in the world our king GENERAL CONERIALS Long live State TIGGER TIGRIYANS❤❤❤ ብቅልፅምና ብቅልፅምና ብቅልፅምና❤
@ሃገረትግራይ-ገ7ኘ
@ሃገረትግራይ-ገ7ኘ 14 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@TadeseTesfaye-i9w
@TadeseTesfaye-i9w 15 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tedroswusabis
@Tedroswusabis 16 сағат бұрын
በሊሕ ህዝቢ ዓዲ ግራት ቀፅለሉ ካልኦት ኸባቢታት እውን ብኸምዚ አካይዳ ቐፅሉሉ
@OkbayAbrha
@OkbayAbrha 17 сағат бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tirhaswelu
@tirhaswelu 21 сағат бұрын
Eggbeater Temsgen 💒🌸🌻💐✝️❤️‍🔥👏🙏💐🌻🌸💒✝️❤️‍🔥👏🙏💐🌻🌸💒
@alemalem4421
@alemalem4421 22 сағат бұрын
❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏👏👏👏😍😍😍❤❤
@abdurezakendalew
@abdurezakendalew 22 сағат бұрын
Ajokum nayna ab goni hizbi tetew zibele ashenafi eyu!!
@hiritighebreselassie1546
@hiritighebreselassie1546 22 сағат бұрын
❤Amen 💛Amen ❤️🙏🏾💛Amen ❤️🙏🏾💛🌹👏
@Kibrom-b4r
@Kibrom-b4r Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Yirgalem-tp8rk
@Yirgalem-tp8rk Күн бұрын
ህዝቢ ምዕራብ ኾነ ማእኸላይን ሰሜን ምዕራብን ምብራቓዊ ተመዛበልትና ብኸምዚ እንተቐፂሎም ብጥምየት ፣ሕማምን ስነልቦና ተዳኺሞም ከይሃልቑ የስግእ ስለዝኾነውን ብግዚያዊነት መሬትን መስርሒ ቦታን ብማረትስ ኣቢሉ ይኹን ብተን ናይ ትእምት ትካላት ብልቓሕ ተዋሂብዎም ዓርሶም ዝኽእልሉ ኹነታት ተዝፍጠረሎም ዝንዐዖም ዝሕብሕቦም ህዝብውን ቑሩብ ትንፋስ መረኸበ ጊዜ እናነውሐ ክኸይድ ከሎ እት ደጋፋይ ኢኮኖሚኡ ናተዳኸመ ከይኸይድ ክሕሰበሉ ይግባእ ። ተመዛባላይና እስካብ ናብ መረበቱ ዝምለስ ኣብ ስራሕ ክዋፈር ካብቲ ሰልዲ ንላዕሊ ህሊናዊ ዕረፍቲ ይረክብ እዩሞ ብተወሳኺ ህወሓትስ ይኹን እቲ ግምት ምስ ውልቀ ትካላትን ሰብ ሃፍትን ተማኺርኩም ዝህዝቢ ክድሕን ጎናጎኒ እዚኣ ተትፍፅሙ ፅቡቕ ይመስለኒ!!!። ጊዜ ይነውሕ እዩ ዘሎ ።
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam Күн бұрын
ትግራይ ትስዕር ባንዳታት ይሕፈሩ ካሓፊሩ እዬም
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam Күн бұрын
ትግራይ ትስዕር ባንዳታት ይሕፈሩ ካሓፊሩ እዬም
@destagebrehiwot4556
@destagebrehiwot4556 Күн бұрын
Ybel ❤️❤️🙏🙏❤️❤️
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Күн бұрын
Thank you for your service the people of Tigrai. May the Lord God shine His' face upon you, and may the Lord God gracious to you, in Jesus' precious name I pray
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael Күн бұрын
ዓድና ሰላም እትኾን በቓልስናን ሓድነትናን እያ ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ውድቡ ህወሓትን
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Күн бұрын
💪💪💪💪💪💪አ ጁና ሃድነትና ንሃሉ እግዚአብሔር ምሳኩ ም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin Күн бұрын
ጠንካራ ህዝብ
@MimiMimi-kg8cb
@MimiMimi-kg8cb Күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ የተመሰገነ ይሁን ❤❤❤❤❤
@Kakuma_YouTube_Channel
@Kakuma_YouTube_Channel Күн бұрын
የቀንየለይ ተጋዳላይ ተክላይ ካብ ከተማ ሽረ ክሳብ መወዳእታ እየ ተካታቲለዮ ፁቡቅ ኣቀራርባ እዩ ።ሓፂር መማረፂ ተጠቀሙ ንጠቀም ህዝብና ንኣኽቦ።
@abrhatesfay9880
@abrhatesfay9880 Күн бұрын
😂😂😂😂መሕዘኒ ዓዶም ዝሸጡ መራሕቲ
@Gemechis-m2u
@Gemechis-m2u Күн бұрын
ንመናእሰይ አረድእዎም ብዞም ባንዳታት ከይደናገሩ
@fessehatesfamichael7700
@fessehatesfamichael7700 Күн бұрын
ኣብተፈላለየ ዞባታ ዘሎ ተመዛበላይ ተወዲቡ ዘታልልዎ ዘለው መራሕቲ ብሰልፊ ከየቋረፀ ክሓትትለዎ።
@alguyonas3312
@alguyonas3312 Күн бұрын
@Gemechis-m2u
@Gemechis-m2u Күн бұрын
ንትግራይ ዝምጥን ን ኩለን ቤት ምኽሪ ክኽተለኦ ዝግባእ እዩ ዘሕጉስ
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc Күн бұрын
For all theses problems are Debretsion group TPLF
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Күн бұрын
Megeste. Semay. yeuarskum. Ahwatey. hsbena. Tegery. Selhm. Tigray. ⛪😢👏👏👏❤️✔️❤️✔️
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Күн бұрын
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. ⛪👏👏👏❤️✔️❤️✔️
@Kakuma_YouTube_Channel
@Kakuma_YouTube_Channel Күн бұрын
ደቂ ኩሕሎ ትግራይ ትግራይ ኣብኩሉ ከባቢኣ ዝነብር ህዝቢ ብልሑ ሰማይ እዩ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Күн бұрын
Egziabher. yemasgen. behake. Lllllllllllllll. ⛪🙏🙏🙏❤️✔️❤️✔️
@MimiMimi-kg8cb
@MimiMimi-kg8cb Күн бұрын
ጀግኖች ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@GebreGebre-bz4sn
@GebreGebre-bz4sn Күн бұрын
አቱም ጀጋኑና አጀኹም ክንዕወት ኢና ግን እቲ ዘገርም ድማ ፃድቃን ዲሞክራሲ ብዝብል አጀንዳ አብ መቀለ ዘአከቦም ሰባት በዓል መን ምኳኖም ክትርኢ ከለኻስ መዓንጣኻ ይቆርፅ ዋእ በዓል ጊደና መድህን ጆኖሳይድ ዝፈፀመ አረ ፃድቃን ግደፍ ዓገብ ዓገብ ዓገብ
@gebregziabherwoldu6739
@gebregziabherwoldu6739 Күн бұрын
ዓሕሕሕ የሕዝን ህዝብና እናተማናመነ ይውዳእ ኣሎ እኒ ጌታቸው ረዳን ጀነራል ጻድቃንን ግን ህዝብን ዓድን ክሕዶም ኢትዮጵያ ካብትፈርስ ትግራይ ትፍረስ ብዝል ይሰርሑ ኣለው እሞ ብሕጊ ከይሕተቱ ስልጣን ተቋጻጽሮም የጥፉእዎ ኣለው ኣረ ናይ ጸጽታ ሓይሊ ትዕግስትኹም ይኾኖ።