Пікірлер
@NazretTv
@NazretTv 3 сағат бұрын
Ajoka Ema qexlo kemaka eyom zedlyuna zelewu
@Kide252
@Kide252 16 сағат бұрын
ደርፍታት እንተጎዲሙ ኤማ ዝህይሶ ህየሳ ከም መብረድ እዩ ማለትዩ መብረድ ከኣ ሓፍፋፍ እዩ መታን እቲ ስራሕ ወይ ኣቅሓ ንበሎ ኪበልሕ ኣድማዒ ኪከውን፡ኤማ ቀጽሎ ደኣ።
@Kide252
@Kide252 17 сағат бұрын
ኤማ ትኪ ትኪ እኮኪ መትሓዚ ዘይብልኪ😂😂😂😂ቀጽሎ ደኣ ብወገነይ ሕጉስየ
@fino706
@fino706 22 сағат бұрын
100% true. Keep going on ema.
@attitudeiseverything3468
@attitudeiseverything3468 Күн бұрын
#በቃ ብሉጽ ኢኻ! * "ተዳልዮም'ዮም ዝመጹ" ኦርዮን እንታይ'ዩ ሓሲብዎ ማራ'ዩ ገሪሙኒ። መልስኻ ውን ደስ ኢላትኒ ኤማ "ተዳሊና'ወ ንመጽእ"!!! *ሃያሲ ንክትከውን ገጣማይ ሙዃን ኣየድልየካን'ዩ! "ህየሳ ምስትምቃር'ዩ" ጽብቅቲ መልሲ። *ድኻም ደረፍትና ዝብል ርእይቶታት ግን ማራ ገሪሙኒ? እሞ እቲ ህየሳ ይትረፍ ወይ ንከይህየሱ ጽፉፍ ስራሕ ይስርሑ ስለ ዝደኸሙሉ ጽቡቅ ክበሃል ኣለዎ? እዚ "ምስሉዩነት" ኣብ ስነ-ጥበባውያን ሃገርና ብብዝሒ ኣብ interview ይርአ'ዩ ምድንናቅ ጥራይ! "ንፋቶ ኢና ጥራይ" ሓሶት'ዩ! ባእሲ ዘይብሉ ገልጠምጠም ዘይብሉ ጉጅለ ወይ ባንዲ የለን ኣብ ዝኮነ ሃገር! *ግጥሚ እዩ ዝህይስ ንደረፍቲ ኣይኮነን...ግን ከኣ ደረፍቲ እንበር ገጠምቲ ከም ዘይበኣስዎ ርዱእ'ዩ! ምስ ገጠምቲ ብብዝሒ ሻሂ ከም ዝሰቲ ውን ነጊሩና'ዩ! (ናይ ኤማ ካብቲ ኬፍ ዝህበኒ..) ------>ን ተስፋይ መንገሻን ------>ን ፍረ-ሰላምን ዝሃቦም ግጥሚ...ባዕሉ ኣብ ጋዜጣ ሃይስዎ😂🎉🎉🎉 *
@Agape_media2024
@Agape_media2024 Күн бұрын
ህየሳ ንሕብረተሰብ ኣዝዩ ጠቕሚ ኢዩ። ስነጥበባውያን ስርሖም ናብ ህዝቢ ቅድሚ ምቕራቦም ስርሖም ናብ ሃየስቲ ከቕርብዎ ኣለዎም።
@JsvbshSjggu
@JsvbshSjggu Күн бұрын
Ama❤❤❤❤❤❤❤
@ሱቕጥዑም
@ሱቕጥዑም Күн бұрын
ወጃብ ፣ ኣነ ዝገርመንስ እዛ ሻርባን ከመይ እዩ ሓሲብዋ እዛ ክራባታ ዲና ክንብላ መንዲል ርእሲ ወይ ትኽደኖ እንተኮንካ ጽቡቕ ገይርካ ግበሮ ተኸደኖ ኣይኮነን ዓቕምኻ ተኸደን ። ወጀብጀብ ኣይትበሉ ኣይተዋርዱና ኣብ መስኮት እና መጻእኩም በዓል ኤማ።
@samitewelde8867
@samitewelde8867 Күн бұрын
ኤማ ንፉዕ ሰብ ክማኻ ኢዩ ዘድልዮም እዞም ድረፍቲ ንፍዕ ንፉዕ ክባሃሉ ጥራይ ኢዮም ዝድልዮ ኣነ ብወገነይ በትሪ ክማን ሓውሰሉ ዝረባኻ ቅጽሎ / ሬዱ ንፍዕ ቀጽሎ ።❤
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw Күн бұрын
Ane si hasad rekibka tray ye dbleka ember ykreta aygbaen u Ema ab gonika kulu gize ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EfremAbrha-ef9ke
@EfremAbrha-ef9ke Күн бұрын
Ema ema ema ❤❤❤❤❤❤❤❤
@yoeltecle9015
@yoeltecle9015 2 күн бұрын
Kelbi niferah u zinekis so akmi tedeybilom ayimxiu ezi may mistay aykonen
@tesfaldetlovemylive
@tesfaldetlovemylive 2 күн бұрын
Ema really thank you and also the journalist ❤❤❤
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 2 күн бұрын
Ema bulux hayasi eyu. Aytxliuwo teqebelwo kteqmekum eyu. Hatati kea mongena nay kulom ktkewn ygbeaka. Kemzsemaekuka GN xegie dereftin nay hzbin hton EKA neyrka. Dkamom zeytrie tbil kea semiena😂😂😂. Lotory endahakeke znebir SEB alo Ele ayaminin. Kuluseb ab memoyiu zedmealu dekimu ynebir:: Nhade harestay muhrtu zeraetu bzkone mkniyat entezey xebiqlu dekimu eyu elka zeygibue waga ktkeflo do ???
@asmayttesfay2355
@asmayttesfay2355 2 күн бұрын
ብመጀመሪያ አቲ ሕቶታት ዘቅርበሉ ዘሎ ዉልዶ መንአሰይ ከድንቆ ይፈቱ, ትሕትንኡ, ምቅልልነቱ... ኤማ ድማ አቲ ብሐቅነት ህዝብካ ምንቃሕ ትከፍሎ ዋጋ ክሳብ ክንደይ ከብድ ሙኮኑ ርዱአ ከምዘለዎ ከይሰልከካ ክትቅጽሎ ይላበወካ, ስነ ጥበብ ከነስተማቅሮ ስለትገብረና 🙏
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 2 күн бұрын
❤❤ትሑትን ብቑዕን ሓታታይ።
@1HFT
@1HFT 2 күн бұрын
እቲ ናይ ቀደም TV ንምንታይ ኣድለየ። ረባሺ background
@meleymekonen9798
@meleymekonen9798 Күн бұрын
Kkkkk kem naykedem sruhu zibl ykewen 😂
@maam310
@maam310 2 күн бұрын
Ema shikor ketsilo
@zemenentertainment3014
@zemenentertainment3014 2 күн бұрын
ብመጀመርታ ኤማ ኣዚየ ዝፈትወካ ሃያሳይ ምዃንካን ሽሕ ዓመት ክትነብረለይ ይምነ ብውልቀይ። ብምቅጻል እዛ እንተርቪው ኩላ ሰሚዔያ፡ ኮመንት ከኣ ዝበዝሐ ኣንቢበዮ። እንታኾነ ግን ዝደጋገማ ሪኢቶ ዘንበብክወን እንተሃልየን፡(ደረፍትና ብዙሕ ወጻኢታትን ድኻምን፡ ሃለኽለኽን፡ ጻዕርን ግዚኦምን ዘጥፍእሉ ዝብላ ኣንቢበ) ናይቲ ኮፍ ኢሉ ፒሩኡ ተኺሉ ዝጸሓፈ ገጣማይ ግን ዝገልጽ ኣየንበብኩን። ግን ቅድሚ ነታ ግጥሚ ናብ ስራሕ ምውሳዶም፡ ስለምንታይ እዮም ደጋጊሞም ከንብብዋ ዘይፍትኑ፡ ወይናብ ካልኦት ግጥሚ ከስተማቅሩ ዝኽእሉ ሰባት ዘይውከሱ፡ ኣብዚ እዩ ዘሎ እቲ ድኽመት። ኣብ ስነጥበብ ዓሚለይ ዓሚልካ ዝበሃል ኣይሰርሕን እዩ፡ ሓደ ገጣማይ ዝበዝሐ ዝሃበካ ግጥምታት ወላ እኳ ጽቡቃት ይኹና፡ ሓንቲ ደስ ዘይትብለካ እዚኣ ውሰዳ ረኣያ ክበለካ ከሎ፡ ደስ ኣይበለትንን ናይ ምባል ክእለት ኣሎ። ዓሚለይ ዓሚልካ ዝበሃል ኣብ ስነጥበብ ክተርፍ ኣለዎ። እንዳ ኮሚደረ ሽጉርቲ ኣይኮነን። ኤማ ድሌቱን ባህጉን፡ ደረፍቲ ገለዓይነት ናይ ድምጺ ክእለት እንደሃለዎም ዘይምምዛኖምን ገጠምቲ ኣዝዮም ንፉዓት እንከለዉ፡ ኣብ ገለ ገለ እዋን ግን ሸልል በሃልቲ ክሪኦም ከሎ እዩ ዝነቅፎም ዘሎ። ስለዚ ወሸለ ዝእርም ተረኺቡ ኣይንጽልኣዮ ካብ ሓቂ ኣይንርሓቅ። ብድጋሜ ኣድናቂ ናይ ኤማ እየ ንበረለይ።
@Flower12347x
@Flower12347x 2 күн бұрын
AMA trbo tebzho konka it’s to much really not hayesty it’s tenakasty kem gele aynet seb😢😢
@huruytsegai2401
@huruytsegai2401 2 күн бұрын
እዚ ሰብ እዚ ንባዕሉ ብ ኣዛራርቡኡ ምህያስ የድልዮ እዩ። ህየሳ ን ሓደ ስራሓት ኣዎንታውን ኣሉታውን ጎኑ ገምጊምካ ብድሕሪኡ ክህይስ ከሎ ብ ልዙብን ልኡምን ቃላት ተጠቂሙ ሃናጺ ብዝኾነ መንገዲ ተዝኸዉን ዋላ ነቶም ስነጥበባውያን ዉን ነቲ ነቐፌታ ምስተቐበልዎ ኔሮም። እዚ ሰብ እዚ ግና ዘይዉርዙይ ቃላት እብዳተጠቐመ ኣብ ልዕሊ ስነ ጥበባውያን ዕንወት እምበር ይሃንጽ ኣይኮነን ዘሎ። እዚ ሰብ እዚ ካብዚ ዓውዲ ክእለይ ጥራይ እዩ ዘለዎ።
@YoniYoni-pp7hu
@YoniYoni-pp7hu 2 күн бұрын
አማን አንተ ድንቅ ሃያሲ ነህ አንተን ሳይ ማንን እንደማስታውስ ልንገርህ አነ አብኢትዮጵያ እየ አቢየ የሻው ተሰማን አለማየሁ ገላጋየን ሃይለመለኮት መዋእልን ኮይንካ ትረአየኒ ድንቅ ሃያሲ ነህ አማን ሃወይ እንደ አንተ አይነት ሃያሲ ለሃገራችን ያብዛልን
@mikimiki1895
@mikimiki1895 2 күн бұрын
redwan btaemi hmaq seb qedamay neger yqre ayhateten gega ar esti kal ay neger nmntay kem hade hmaq seb wey dma sne tbeb kem zebalashu zelo gerka htotatka teqrb ei seb belihn mestew aln kulu seb zey r eyo netbtat gegatat ykun xbuq negerat zeqrb eyu so be respect and take care with your preparetion and i hope you will read this one make a better prodcast next time media seb kebelashu yeblun
@yonasgebremeskel2937
@yonasgebremeskel2937 3 күн бұрын
ኤማ ቀጽሎ ኣታ ጅግና በሊሕ ክተጽሪዮም ክትጸርቦም ኣለካ ነዞም ነስ-ቀጠብጠብ።
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 3 күн бұрын
ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ጥበብ ከም መጎሓፊ እናተጠቀሙ እዝንና ከይንጸምም ንፈርሕ ኔርና ከምዛ ናትካ ጌሩ መግናሕቲ ምስ ገበርካሎም ግን የዕሪፍና። ሃየስቲ እንተትበዝሑ ክትዕ ወይ ሞጎተ እንተዝህሉ ጥበብ ምዓበየ
@Aman80770
@Aman80770 3 күн бұрын
🎉❤❤❤❤❤🎉
@phili8384
@phili8384 3 күн бұрын
Abzia zelo shelih ka ..... Suq eilu menqena.
@ygttv1576
@ygttv1576 3 күн бұрын
Miknit naytom getemti eyu. Enber etom kalot getemti ke ayxirun do koynom. Tekebelwo tray getemti kalie lomi ngenzeb enber aynet sirah ayegedsomn eyu
@Kbri965
@Kbri965 3 күн бұрын
ህየሳኻ ንባዕሉ ህየሳ የድልዮ ኣሎ። ሓደ ስራሕ ስነ ጥበብ ይብዛሕ ይውሓድ ኣወንታውን ኣሉታውን ሸነኽ ክህልዎ ግድን'ዩ። ዳርጋ ኩሉ ኣቀራርባኻ ግን ዘለፋ ዝበዝሖን ተስፋ ዘቑርጽን ዩ። ስለዚ ኣቀራርባኻ ኣርም። ህየሳ ከዕሪ፡ ክጽግን ወይ ከመሓይሽ ኣለዎ እምበር ቀታሊ ወይ ቀንጻሊ ክኸውን የብሉን። ድሓር ንገዛእ ርእሱ ኣብዚ ኣቀራርባ ናይ ሕጂ ንስነ ጥበብ እምበር ነቶም ስነ ጥበበኛታት ኣይህደስን'የ ኢልካ። እዚ ፍጹም ጌጋ'ዩ። ድሓር ካኣ ብዙሕ ግዜ ከተልዕሎም ትስማዕ ኢኻ። ብዙሕ ናይ ምቅላብ ወይ ምስትውዓል ዓቕሚ ከም ዘለካ መስካሪ ኣየድልዮን ግን ሃንጺ ኩን። ኣዕናዊ ወይ ኣፍራሲ ትኸውን ከይትህሉ ምስ ነብስኻ ኣኼባ ግበር።
@seluweldat6655
@seluweldat6655 3 күн бұрын
Kef aleka
@hayelomwelday8023
@hayelomwelday8023 3 күн бұрын
Guys please les go support them our brothers
@asmarah3174
@asmarah3174 3 күн бұрын
ምንእኣስ ፡ምዝላፍ፡ ንዕቀት ዝተሓወሰ ኣዘራርባኻ ብጣዕሚ እዩ ኣድካሚ ተጸላኢ ምስ ይቕሬታ ፡ ሞራል ይትንክፍ ታይ ገባራይ እዩኸ ክንዮ ምቁሻሽ
@sirakessayas3686
@sirakessayas3686 3 күн бұрын
Neibya eske eza chanel jemae
@sirakessayas3686
@sirakessayas3686 3 күн бұрын
Benbsna nekefita aynfewnn ena kem hbrete seb ember kem ema bulux yelen
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 күн бұрын
I like him , it is true
@NasrNadir
@NasrNadir 3 күн бұрын
ኤማ ፍልጠት ከም ዘለዎ ይኣምን።መምህር ክኸውን ዘይክእል ሰብ መሲሉ ካኣ ይስምዓኒ።ስምዒታዊ ሰብ ይመስለኒ።ብዙሕ ኮ ብዘይ ካልኩሌሽን እዩ እንተዘይበልኩ ቪድዮኡ ሰሓቢ ክኸውን ኣረተፊሻል ነገር ኣይምልእን እዩ ኢለ ግን ኣይሓስብን(ኣብ ስምዒት ዝኣተወ ኣምሲሉ)።ብሰንኪ ስምዒታዊ ምዃኑን ቃላት ክመርጽ ስለ ዘይክእል ዕላምኡ ንምእራም ዘይኮነስ ንምድቋስ ይመስል ግን ከይከውን ይኽእል እዩ።ሌላ ጉሌላን ግን ዘይብሉ ሰብ እዩ ኢለ ይኣምን።ኣብ ስምዒት ኣትየ ንዝበሎ ግን "ይቕረታ" ከም ቃል ክብላ ዝኸበደቶ ይመስል።ክትእረም ዲካ ንዝበሎ ውን ከምኡ ንከይደግም ወላ ትምኒቱ ኣይገለጸን።እንድዒ ኢሉ።ንሞዩኡ ምውት ሰብ ኣዱንያዊ ነገራት ብዙሕ ግዱስ ዘይኮነ ካኣ ይመስለኒ። ወላ እዚ ኩሉ ይበል ኤማ ግን ኬፍ ዝህበኒ ስለ ዝኮነ ካብ ጥንቲ ኣትሒዘ ቅድሚ ዩትዩብ ይከታተሎ እየ።ምስዚ ክእለቱ ኣብ ስምዒት ከይኣተወ ቃላቱ ዝቆጻጸር ሰብ ክኸውን ይምነ።
@abelkidane6968
@abelkidane6968 3 күн бұрын
SUK BALLL, hasaweee
@hygytth6tsjtj395
@hygytth6tsjtj395 3 күн бұрын
አማኒኤል ሃያሲ ዘይኪነ ሃሳዪ እዩ ዋላ እቲ ዝህቦ መአረምታ አብ ክንዲ ብልኡም ዘረባ ዘይዛረብ ደረቕ ዘረባ ዘይኮነ ስነምግባር ዘይብሉ ብድንቁርንኡ ክህየስ ዘለዎ ሃሳዪ አማኒኤል
@EzazSegid
@EzazSegid 3 күн бұрын
Ezi wedi snesrat zeyblu
@hayelomwelday8023
@hayelomwelday8023 3 күн бұрын
Why
@QwertyAsdfghjkl-v6c
@QwertyAsdfghjkl-v6c 3 күн бұрын
ኤማ smart❤
@NahomNamchi
@NahomNamchi 3 күн бұрын
Ema nufue hayasi eka bnebusu seb mnqaf zeyfetu koynu ember belom tray nezom nay KZbin derafo 👑🤞💯❤️🇪🇷
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 3 күн бұрын
tesarafay ember hayasay aykonkan akartso sekram😂😂
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 3 күн бұрын
አማንኤል ብጥይት ክሳነበት ዘለዎ ረሳሕ ፍጡር ኢዮ።
@sirakessayas3686
@sirakessayas3686 3 күн бұрын
Slemntay malet yu
@elunar9772
@elunar9772 3 күн бұрын
Beham donkoro!!
@ariamyemane197
@ariamyemane197 Күн бұрын
Ata besmam bel 😮
@attitudeiseverything3468
@attitudeiseverything3468 Күн бұрын
ኢሂ ደርፊ ክትሰርሕ ትሓስብ ኣለኻ ዲኻ ወዲ ሃላይ
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 3 күн бұрын
እዚ ሰኽራን ሰሳሕ ሰብ ካብ አዛርርብኡ ስዲ ሰብ እዚ ሰብ ን ንስኻን ደቂ ሻራሙጥ ኢኩም ማሕበር ሰኽራናት አማንኤል ሰራቂ ናይ ህግደፍ ሸቃሊ
@habtemariamtesfamariam2886
@habtemariamtesfamariam2886 3 күн бұрын
ኤማ ሓወይ, እቲ ብስለት መፈጠር ናይቲ ገዛ እንድዩ, ንስኻ ከኣ ትምርቲ ወሲካሉ በለጸ. ከምቲ ንሽሮ ጠስሚ ተሓወሶ መቐረ ንሰንበት በዓል ተወሰኾ ከበረ ድዩ ዝብሃል. ከም ለበዋ ግን ከምቲ ዝተጸበክዎ ዕብየት ኣይረኣኹን'ሞ ኤማ ሓወይ ናትካ youtube ኣውጽእ ንሕና ከኣ ተራና ክንጻወት. ፍጥር ክብል በሊሕ ከም ከም መላጸ ኤማ ሓወይ.
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 3 күн бұрын
ጽባቀ ኣለካ ብዘይቀልዓለም ቀታሊ ቃል ንወሎዶ ሃሳዊ መልሐስ ኣለካ ሃያሲ እየ በሃሊ ኢካ ጽቡቅ ጎኖም ግለጸም እሞ ሞራል ክኮኖም እቲ ጌጋ ጓኖም ካኣ ብክብረት ብስነ ልቦና ጌግኦም ኣረዳኣዮም ምክንያቱ ከም ኤርትራዊ ኣፍካ ዝሃበካ ክትዝልፎም መሰል የብልካ:: መልሐስካ ግን ከንሽባ ሞራል ሃቦም ክትከብር
@Flower12347x
@Flower12347x 2 күн бұрын
Yes true 😢
@Eritrea4G-c7n
@Eritrea4G-c7n 3 күн бұрын
Nice job . Ema hanti zefetwelu wela natu serhatu aygedfen eyou hamed eyou zsgebro ab gazeta hadas Eritrea.
@jaynjonas
@jaynjonas 3 күн бұрын
ሰላማት ሪድዋን ምስ ተባዕ ሃያሲ ኤማ ነቶም ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ (ማለቶም ድርፍና ስምዑ ግን ኣይሃስዎ)እንዳበልኩም ንበዓል ኤማ ትሕንሕንሎም እዛ ንእሽቶ ናይ ግጥሚ ፍልጠተይ ከካፍለኩም ይፈቱ። If you’re wondering what is poetry, there’s a straightforward explanation. Poetry (verse) is literature that uses sounds and images to express ideas and feelings. It was originally recited (spoken aloud) to an audience, and its rhythms and sounds affect the meaning of the words. Poetry is the best way to vent your emotions and evoke feelings, regardless of their kind. Expressing yourself on paper can make you feel better about yourself, confident, and calmer. Poems convey the truest and most honest feelings one can have, that’s why poems are usually private and kept secret. Poetry is a language in its distilled and most pure form! The best thing about writing poetry is that you don’t need to think much and simply keep on enumerating your feelings either in free verse or otherwise. Poetry is when an emotion has found its thought and the thought has found the words required to express it! To define poetry in its true essence it is a painting that speaks, a painting that has words to express, a painting brought to life by words and words alone. Poetry is a powerful tool, it can spark your imagination and spur emotions, even though it’s quicker for reading than prose, poetry says a lot with just a few words. It captures a feeling, a look, a moment, an eternity. Poems don’t have to rhyme always. Sometimes rhyme doesn’t suit the theme or the feeling that you wish to express so it's free verse that comes in handy. Poetry is not a turning loose of emotion, but an escape from emotion; it is not the expression of personality, but an escape from personality. But, of course, only those who have personality and emotions know what it means to want to escape from these things. To put your thoughts into poetry is very easy. Just enlist those thoughts first. Then try to change a few words, get synonyms of words you wish to…It’s not necessary that a poem has to be rhyming…it can also be in free verse. ሓደ ሓደ ግዜ ግን ገለ ናይ ደርፊ ገጠምቲ ራይም ንኸይጥቀሙ ክብሉ ነታ ደርፊ መቐረታ ለጠቕ የብልዎ። ንኣብነት እቲ ወናም ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ትኹል ዝደርፋ ደርፊ "ባጽዕ ስየ" ኣብኣ ንእስ ዝበለት ጌጋ ነታ ታርኻዊ ደርፊ ሒቕታ ትፈጥረላ። እቲ ገጣሚ መን ሙዃኑ ኣይፈልጦን። ኮይኑ ግን rhyming ንኸይጥቀም ክብል ከምዚ ይብል " ቀትሪ ምድሪ ብመርከብ መጺኡኪ ሓይሊ ባሕሪ ፈጣን ጃልባ ጌሩ"። ብመርከብ እንት ድኣ መጺኡ'ስ ፈጣን ጃልባ እንታይ ኣድለየ። ወናም ወዲ ትኹል ሓያል ደራፊ ስለዝኾነ ነዛ ብrhym and rythemic እንዶ ዘይብላ ሓንቲ ናጽላ መስመር ብብልሓት ደሪፉዋ።What’s important is the feeling that you wish to express with the help of your poem…the thoughts enlisted by you…which will make the true difference.
@SamsomSemere
@SamsomSemere 3 күн бұрын
ኢዚ ሰብ ኢዚስ ትምሉ ጠንቃሊ ቐሺ ኢመስል
@yonasgebremeskel2937
@yonasgebremeskel2937 3 күн бұрын
ስቅ በል ላሃማም
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 2 күн бұрын
Askut keshi do tenqalay eyu? Qeshi amani eyu . Ab Amlak Emnet zeybilu eyu nab tenqali zkeyd
@hizbawitgaym1480
@hizbawitgaym1480 3 күн бұрын
ኤማ ሽኮርርርር ሓቀኛ እዩ ተኣረሙ ጥራሕ