Пікірлер
@EzraGushu
@EzraGushu Күн бұрын
💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@EzraGushu
@EzraGushu Күн бұрын
Esu enqa nay eritrea 🇪🇷 konka ,hezbi eritrea edelna eu, awet ne hezbi eritrea 🇪🇷♥💖❤💕😍🇪🇷
@dawitabraham7290
@dawitabraham7290 6 күн бұрын
He is gay Eritrea leadership with what we saw in meda
@AbrahamWeldeyesus-wc2ut
@AbrahamWeldeyesus-wc2ut 7 күн бұрын
La fille que c que elle raconte Madame refugee.he is a king
@AbrahamWeldeyesus-wc2ut
@AbrahamWeldeyesus-wc2ut 7 күн бұрын
Vive messieurs président Isayas Afewerki.il est toujours là Memhre..Lier he have many ennemis like this lier.
@yohannesfrew7146
@yohannesfrew7146 27 күн бұрын
ጀግና ኢሳያስ አፈወርቂ ናይ ብሐቂ።
@Azeb1782
@Azeb1782 28 күн бұрын
ስይጣን ኢሰያስ 😭😭😭😭😭
@abrahamweldeslassie4585
@abrahamweldeslassie4585 Ай бұрын
hasawe
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 Ай бұрын
ATEHARARIFKANANO 🙏 🙏 YGBERELNA
@ukbitarefe5598
@ukbitarefe5598 Ай бұрын
No body knows about his real history. If he is real man why he don't tell us the truth or write a book about him? He is criminal doesn't care about Eritrea and Eritrean people.
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 Ай бұрын
ሕልናኹም ዘዕረብኩም ብቱኻት! ኢሳይያስ ኣብ ዓዱ ኣብታ 3/4 ዕድሚኡ ከርተት ዝብለላ ዘላ ሃገር ኢዩ ዘሎ።
@merhawibelay4992
@merhawibelay4992 Ай бұрын
Tekeste haile kedae
@isayaszewoldi7714
@isayaszewoldi7714 Ай бұрын
ወዲ ሃይለ ናትካ ብዙሕ ነገር እንድዩ ዝስማዕ ኣቦኻ ሃይለ ካብ ትግራይ ዝመጹ ከም ጓሳ ኣብ እንዳ ሓደ በዓል ጸጋ ሃብታም ኤሪትርዊ እሙን ጓሳ ኮይኖም ዘገልገሉ ካብ ክቱር እምነት እዚ ጓሳ ድልየቱ ይገብር ስለ ዝነበረ ንጓሎም ነዞም ወሃብ ስርሑ ብዓመጽ ተኸስተ ሃይለ ይዉለድ ነቲ ስድራ ዓቢ ሕፍረትን ዉርደትን ስለ ዝኾነ ብዝተኻእለ መጠን ክስተር ከኣ ስለዘለዎ ተሰቲሩ፡ ተኸስተ ሃይለ ከም ዉላዶም የዕቢዮሞ ምስ ደቖም ተማሂሩ ኣብዝብጻሕ ኣብጺሖሞ ኣብ ሜዳዉን ካብቶም ትኩራት ተጋደልቲ ኾይኑ ናይ ብሪጋደር ጀነራል ማዕርግ ሒዙ ኣተወ፡ ምንጪ ጽሑፍ ካብ ተጸናጸንቲ።
@abduibrahim5254
@abduibrahim5254 Ай бұрын
🎉
@asratmebrahtu
@asratmebrahtu 2 ай бұрын
Abesa abesa abesa❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@Crystalmm21
@Crystalmm21 2 ай бұрын
Hasot kdemk kelo nsemae eyu zeselchu tekebalnetka dma yegdulo
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 2 ай бұрын
ብዘመነ ውቤ ዝፀመመስ ውቤ እናበለ ይመውት ዝዓይነቱ ሽሓ መረዳእታን ብሕቡራት መንግስታትን ዝፈረዶ ጭቡጥ ፍርዲ ኤርትራ ከምዝወረረትን ብብዙሓት ሃገራት ካብ ኢትዮጵያ ክትወፅእ ተለሚና ዕጭ ዝበለትን ብብድኤን ሽፍትነትን ፋሽሽታዊ ጠባይን ሻዓ ቢያ ንኩለን ጎሮባብታን ኢትዮጵያን መዕነዋይ ወራራት ዘካየደት ኤርትራ እናሃለወት ክሳብ ሐጂ ወራር ወያነ እትብሉ ሓቂ ቀበርቲ በሃማትን ስንኩላል አእምሮን ኢኩም !!💀👹👺
@nakfa8195
@nakfa8195 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nakfa8195
@nakfa8195 2 ай бұрын
Tray hizbna nirdeayi Eritrewiyyan
@nakfa8195
@nakfa8195 2 ай бұрын
Ezi guday ezi eritrawiyan godiluna zelo mesesel ynegr alo abona ashabım abona eritrawîan yehwatey
@nakfa8195
@nakfa8195 2 ай бұрын
🎉🎉😢😢
@nakfa8195
@nakfa8195 2 ай бұрын
@AA-xb7em
@AA-xb7em 2 ай бұрын
Mr President Isayas Afewerki Sebay Sebiut iyu
@AA-xb7em
@AA-xb7em 2 ай бұрын
Mr President Isayas Afewerki lion of Nakfa
@AA-xb7em
@AA-xb7em 2 ай бұрын
God bless you Mr President Isayas Afewerki 🙏❤️🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AA-xb7em
@AA-xb7em 2 ай бұрын
Deki Erey kem wetru ab goni Mengstinan Serawitnan kemiuwin Hizbinan ykun Zelalemawi zekri ni Semaitatna Awet ni hafash widket ni feshfash 🙏🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪
@naomimogos1192
@naomimogos1192 2 ай бұрын
kemey dea wedey ferfer tblu zeferu zeyttnkyo lekbat emo hji reayo amlak barikwo alo tenesah bejaka dehar tarik hzbi eritrea n eritrrawyan n gdefelu
@yonasfesha4490
@yonasfesha4490 3 ай бұрын
ከዳዕ ናይዝጊ ክፍሉ ክንደይ ደቂ ሃገር ብመንካዕን የሚንን ኢሉ ወለዶም ከማን ከም ስዉኣት ከም ዘይንገሩ ዝገበረ ዕሱብ መሳርሒ ኢሲያስ ኢዩ ኔሩ። ኣምላኽ ከ ኣይርእን'ዶ።
@MengistMengist-w4m
@MengistMengist-w4m 3 ай бұрын
አነ ዝገርመኒ አድሐኖም ቢትወደድ ክእሰር ከሎ እንታይ ትገብሩ ኔርኩም ትሰትዩ ትበልዑ ኔርኩም ካብ ቀደምኩም ጠላማት ብጸትኩም ኢኺም አብነብስኹም ምስመጻትኩም ሀለውለው አይትበሉ ሒዝኩሞ ዝመጻኹም ኢኹም
@MengistMengist-w4m
@MengistMengist-w4m 3 ай бұрын
አየ አነ ዝገረመኒ ምስ ወዲአፎም ዝተጋጨወ ዝጣዓሞ ወይ ዝቀንዖ ሰብ የኹን ውድብ ይኹን አራአኹን ዋላ ወያነ ራአይዋ ምስኡ ከላ ዓወት ረኺባ ሀገር ተመርሕ ኔራ ምስኡ ምስተባአሰት ከአ ኢዳ ሂባ ገሊአ ተረሽና ማዓት መንእሰይ አጥፊአ ፈሪማ ኮፍ ኢላ ወዲአፎም ግን ዋእ ሰብአይ ዩ ፈትያ ዝሀበቶ የላን ዘረባ ዋጋ የብሉን
@nurmohammed504
@nurmohammed504 3 ай бұрын
ብራቮ ኻልድ ነዞም ሸፋቶ ዕርቃኖም አውጻዮም
@okubabgebrezgiabher3346
@okubabgebrezgiabher3346 3 ай бұрын
ሰብ ፍጡር ስለ ዝኮነ ክጋገ ይክእል ዩ ድሕሪ ናይ 50 ዓመት ናይ መሪሕነት ተሞክሮ ዘይከውን ተተዛረብካ እንታይ ኢዩ እቲ ረብሓ ተጋግየ ምባል ናይ ለባማት ኢዩ
@The-Truth.123
@The-Truth.123 3 ай бұрын
Hasawi memhr,,,ehhh gexka tkewel
@The-Truth.123
@The-Truth.123 3 ай бұрын
Liar,,,abokas edlenga iyu,,enquae hasotka keysemee mote,,,hadami weshlak
@GEO.16
@GEO.16 3 ай бұрын
ኢሳይያስ ተምቤናይ ከዳዕ ጅግና ኮይኑ ኣይፈልጥብልን ጥይት ሰሚዑ ዘይፈልጥ፡ ሓደ ሎኽመኛ ሓሳዊ ኢዩ። ልክዕ ገሊጽዎ።
@NeguseM-z2o
@NeguseM-z2o 3 ай бұрын
It's romanticizing about hgdf history.
@Hermon-co1wy
@Hermon-co1wy 3 ай бұрын
እዝኣ ኣብ ቲክቶክ ኣይኮነትን ትሕተት ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይንካ ነቲ ዝምልከቶ ኣካል ሓትትካ መልሲ ምጽባይ እያ ።
@elenamik9214
@elenamik9214 3 ай бұрын
God bless our President
@abdelhadiali2342
@abdelhadiali2342 3 ай бұрын
Halewlew u methazi zeyblu . Anbes n ferekan ember..
@rezenetesfagber7904
@rezenetesfagber7904 3 ай бұрын
Our Hero wedi Afom Jigna
@yordanamaharri452
@yordanamaharri452 3 ай бұрын
Jigna ente zey kewn emo kemtom hagerom zishetu kedem n hager arekibuwa mkone n beal niaka hasawi sebiay kihsus kindey ke yekfialu tigraway eka felitnaka alona
@HabteHabteAsfha
@HabteHabteAsfha 3 ай бұрын
ንጹሉል ዕብድ ከልቢ ኢሳያስ አፈወርቂ እም እንታይ ንበሎ። ባዕላቶም አሳዕሪሮሞ እብዘይ ሃገሩን ህዝቡን ንሐደ ጽሉል ባንዳ ትግራዋይ ኢትዮጵያዊ ባንዳ ሎኹመኛ መዋቅዒ ዝኾኀ ሰብ ትግራዋይ ኢሳያስ አፈወርቂ አብ ኤርትራ ዝአተወ ጎሐፍ ውድ ጎሐፍ ውድ ጓላ ንመድህን ብርድ ኮማሪት ስዋን።ሜስን ዝነበረት መበለት። ከምዚ ዝበለ ገበንን ንዕቀትን አብ ልዕሊ እቶም ጀጋኑ መራሕቲ ህግሐኤ ክፍጽም ከሎ መዓንጣኻ ብትኽ የብለካ። ኢሳያስ አፈወርቂ አብ ኤርትራ ንከይቅበር ክግበር እዩ ። ትግራይ ኢትዮጵያ ዝዓዱ ከይዱ ክቅበር አለዎ።
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 3 ай бұрын
ኢሳያስ ኣፎርቅ ብሓሳትን ብጽውጽዋያት ዝተሃንጸ ሰብ ኢዩ ባሓቂ ኢሳያስ ኣፎርቅ ዝዕለሉን ዝንገረሉን ትራካ ካልእ ኮይኑ። ኢቲ ሓቀኞ ኢሰያስ ግና ኢዚ ድሕረሰ ናጽነት ዝተራእየን ዝተፈልጠን ባህሩን ተግባራቱን ሕብሩን ዝተፈልጠ!!!!?
@dostatekle4629
@dostatekle4629 4 ай бұрын
😂😂😂😂
@Afomgebre-pk6ll
@Afomgebre-pk6ll 4 ай бұрын
ሃሳዊ ኢዩ ዝትንትኖ ዘሎ ሰባይ ኢሰያስ ሰብኣይ ሰብኡት እዩ
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 4 ай бұрын
ሽፍታ ሻዕብያ እንታ ታርክ አሎዋ ብጀኻ ሰብ ምቅታል ተከስተ ሃይለ ድማ ጽቡቁ ታርኪ ከምዘለኩም ከይሓፈርኻ ትዛረብ ዋላ ንስኻ ብገበን ታሓታት ኢኻ ።
@ehabhaile467
@ehabhaile467 4 ай бұрын
ከመይ ወደይ ተቦንቀስ ምጽላም እያ ዓቕምኻ ማዓንጣ እንተ ትህልወካ'ዶ ኣብ ስደት ምሰፈርካ እቲ ተናሽዎ ዘለኻ ተጋዳላይ ኢሰያስ ሰውራ መሪሑ ሃገር ፈጢሩ : ህዝቢ ብሓደ ትርግታ ንሃገሩ ክብጆን ክሃንጽን ሰሪሑን ይሰርሕ ኣሎን : በዓል ንስኻ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ባራት ውስክኹም እንዳጨለትኩም ትሓድሩ : እስከ ሰማዒ ይፍረድ መንኩም እዩ ጅግና? ተጋዳላይ ክቡር ፕረሲደንት ኢሰያስ'ዶ ወይስ ዓጢነ መምህር ተስፉ ዘውደ? 🇪🇷✊🇪🇷
@biniamhabteslasie2359
@biniamhabteslasie2359 4 ай бұрын
Yes i have informationen
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 4 ай бұрын
ብቃልካ ከተሕስሮ ትኽእል ኢኻ መልሓስካ ስለትቆጻጸሮ።እቲ ዝሰርሖ ቅያ ጅግንነት ግን ካብ ቁጽጽትካ ወጻኢ ስለዝኾነ፡እቲ ቅንእኻ ከርክበሉ ኣይክእልንዩ። ዉጹእ ሓሶት፡ዓይኒ ዘንቁር መልሓስካ የሕሲሩካ ጥራዩ ዝተርፍ።