Пікірлер
@HabtomTame
@HabtomTame Күн бұрын
ሽም ይመርሕ ጡዋፍ የብርህ እዚ ቆልዓ ሽሙ ገብረ ሚካኤል ካብ ኣምላክ ዝላአክ ግብሪ ዝፍጽም ቅዱስ ሚካኤል ማለት ኢዩ። አብኡ ዘማርያም ማለት ከአኒ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ እግዝአብሄር ዘይትፍለ ስለዝኮነት እዚ ቆልዓ ድንግል ማርያም ወላድት አምላክ ምስኡ ስለዝኮነት አያ ገና አብ ዝለዓለ ደረጃ ክበጽሕ ኢዩ ድንግል ማርያም ምስኡ ስለዝኮነት
@Samerah-q7w
@Samerah-q7w Күн бұрын
❤❤❤❤ውውውው
@assass8589
@assass8589 3 күн бұрын
ጥበብ የብዘሐልካ ድያቆን ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤
@FatU-r7z
@FatU-r7z 3 күн бұрын
ኣጆካ ማዓረይ ሉፁቡቁ እዩ😢😢😢😢😢😢😢
@ShewitGebremeskel-i5g
@ShewitGebremeskel-i5g 4 күн бұрын
Waw TDF❤❤❤❤❤
@Th-si7zn
@Th-si7zn 4 күн бұрын
❤❤❤❤
@Th-si7zn
@Th-si7zn 4 күн бұрын
ኣሰይይ ዝሓፍተይ ናብ መዝሙር ዝመለሰኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን❤❤❤
@تييتيي-ط3ل
@تييتيي-ط3ل 4 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@Th-si7zn
@Th-si7zn 4 күн бұрын
ዝሳኣኖ የለን ንእግዚኣብሔርዋ ዝሓወይ ማይፆሎት ትሓፅብ
@የቁድስጊዮርጊስልጅነኝ
@የቁድስጊዮርጊስልጅነኝ 4 күн бұрын
ዋዉ ርእሲ ይበል ወዲ ዓበይቲ እልኣነኸኣ ሙልእ ኣካል ሒዝና ጥራይ ልተምክሕቲ ኣየ ነብሰይ😌 ልሰበይቱለ ከየድነቅክዋ ኣይሓልፍን ተኽኢልኩም ኣቅርቡልና
@Th-si7zn
@Th-si7zn 4 күн бұрын
ይቅር ናይ ለባምት እዩ ዝሓወይ ኣምላክ ናብ ዝነብረ ሓደረኩም ይመልስኩም❤❤❤
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 4 күн бұрын
😘😘😘💕💕💕💊💊💊
@Th-si7zn
@Th-si7zn 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@mdgkhc2645
@mdgkhc2645 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@fsheymrara6746
@fsheymrara6746 5 күн бұрын
Bzeyqelalem jigna eyu ezi n deqi sebat wn azyu tmhrti eyu
@yemartakele
@yemartakele 5 күн бұрын
ፀገም ዝብልዎ💔😢
@gideyhaila5302
@gideyhaila5302 5 күн бұрын
ድምፂ ይርብሽ አሎ በጃካ ድምፂ
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 5 күн бұрын
ተባዕ በርትዕ ዝሓወይ❤❤
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 6 күн бұрын
Ms sebeytu aqrbelna zhawey bejaka 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 6 күн бұрын
Mareay ane qdmi 6 amet eie zfelteka ab hagere selam wela kab qedemu btemi eiu tenkera 🎉❤❤❤❤
@AbebaAlemu-op1bs
@AbebaAlemu-op1bs 6 күн бұрын
Chgr halafi ayu ayzeka zhawey❤❤❤❤
@ffff8192
@ffff8192 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Th-si7zn
@Th-si7zn 6 күн бұрын
ቅድስት ስላሴ ይፈዉስኪ ዝሓፍተይ
@ኪረሳዊትጓልፅዮንማርያም
@ኪረሳዊትጓልፅዮንማርያም 6 күн бұрын
❤❤❤❤
@ኪረሳዊትጓልፅዮንማርያም
@ኪረሳዊትጓልፅዮንማርያም 6 күн бұрын
❤❤❤❤
@Th-si7zn
@Th-si7zn 6 күн бұрын
ስለ ኩሉ ነገር ክብሪ ንመድሃኒኣለም ይኩን❤❤❤
@Th-si7zn
@Th-si7zn 6 күн бұрын
ኣምላከይ ይቅር በለልና ንሕና እዉን ዝጎደለና ዘይብሉ ነማርር ኣለና
@Brihentsify-zc8wc
@Brihentsify-zc8wc 6 күн бұрын
ናይ እግዚአብሔር ስራሕ🙏🙏🙏
@aishaais8070
@aishaais8070 6 күн бұрын
ፈጣሪ የሐሊኻ
@aishaais8070
@aishaais8070 6 күн бұрын
አበሳ መርአያ ምሌናት አጆዃ ቐፅል ክትወፅሖ ኢኻ ኹሉ
@Gebre-cy6ej
@Gebre-cy6ej 7 күн бұрын
ዓለም ክልተ ጫፍ በፂሓ ትርከብ ብፍላይ ኢ፣ያ ናማቶም ባህሊ ላምፅኡ ፖለቲካ ላምፅኡ ዓዲ ይብትኑ ንስኹምለ ባህሊ ተዕብዩ ፍቕሪ ተምህሩ ኮታስ ኩሉ ነገር ኢኹም ዓቕሚ የብልናን ግን ነኽብረኩም ኢና ከይቛረፅ
@ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ
@ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ 7 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@chernetbereket
@chernetbereket 7 күн бұрын
ሃይሉሽ ጀግና ልዕሊ ማንም ሰብ ምኽንያቱ ምስ ሙሉእ ኣካሎም ኣብ ሃንግ እንትሰማረዩ ሃይሉሽ ግና ዝገርም ፍጥረትዩ
@yalemgedion926
@yalemgedion926 7 күн бұрын
Bertuelna geganu ahwatna
@yalemgedion926
@yalemgedion926 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤.......
@AbrehatGebrmikel
@AbrehatGebrmikel 7 күн бұрын
❤❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 7 күн бұрын
ኣነስ እንታይ እየ ኮይነ ኩሉ ግዘ ይረኦ ረአዮ ነይረ መሰተለቀቀት ማለተይ እየ ግን መለሰ ይደገም ምሰ ሰብይቲ ዓረቃ በጀካ አመፀአዮ አብ እግዚአብሔር አምላክ ዝተወከለ ዝሓፈረ የለና እወነት ባልብካ እምነት ተማህረ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 7 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ብሓቂ ባዓለ ሙሉ ሓላና❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 7 күн бұрын
አዚ ጋብረ ጎይታይ ዝበል እባ ፈቃደኛ ተኮይኑ ምሰ ሰበይቱ አመፀአይ ዝሓወይ❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 7 күн бұрын
ጎይታዋይ ሂወት ፍተና እያ ኩሉ ንፅቡቅ እዩ አብ ዓለም ክሳብ ዘለኩም ፈተና አለኩም ኢሉ አግዚአብሔር አምላክ እግዚአብሔር አምላክ ሳ ባኣካል ምጉዳል ንፅብቅ ከይኑ ፅሩይ ሓንግል ይሃብካ እወነት ኩሉ ግዘ እንድሕረ ትዓዝብና ኩሉ ግዘ አብኣትም እዩ ዘሎ መሰገና ፅብቅ ሓሳብ እዩ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 7 күн бұрын
እዚ እኮ ንዓና መርአዮ እዩ እወነት ንሕና ሙሉ ኣካላ ዘለና ፍራቅና ነማርር ፍራቅና አብ ሰርቂ ንዋፍር እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ምስ ሰበይቱ አቅረበልና ዝሓወይ❤
@MilliyonGirmay
@MilliyonGirmay 7 күн бұрын
ብሐቂ ትግራዋይ አይክእሎን ዝብሎ ነገር የለይ እናስ ጅግና ኢካ ክብሪ ይግበአካ
@kalebaddis1628
@kalebaddis1628 7 күн бұрын
ተጋሩ ኻብዙይ ብዙሕ ተማሓሩ ❤
@HezbaysheMola
@HezbaysheMola 7 күн бұрын
ቤሰጀርክን ላክልኝ
@awaditv6632
@awaditv6632 7 күн бұрын
Semere birhane
@yebeyoteklemikael2863
@yebeyoteklemikael2863 8 күн бұрын
👍
@gdfx3728
@gdfx3728 8 күн бұрын
ሰላም ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ አብዚሑ ይሃብካ ፃዕራም ወዲ ግን ኮ አነውን ዝአምነሉ ነገር አሎ ሰራሕ ከምቲ ዝበሎ አይክእልን አይብልን ይክእል እየ ኢለ እየ ዝአትወ ካብ ዝገርመኩም ዋንኡ ድፍረት ይሃልካ አነ ንባዕለይሲ ጀሚረዮ ዘይፈልጥ ሰራሕ ካብቲ ልምዲ ዝነበሮ ሰብ በሊፀዮ እየ ዝከይድ ነይረ ሐጂ ግን አብ ሰደት አለኹ እግዚአብሔር ይመሰገን ደሞ ፈጣሪ ብፀሐዮ ዝበለካ ድማ ሰለዘይተርፍ🙏❤️
@teweldebrhanabreha1293
@teweldebrhanabreha1293 8 күн бұрын
ኣታ መዳለዊ እዚ መደብ'ውን ክትምስገን ይግበአካ ናይበሓቂ ዝተሓብአ ዓቅምን ሓቦን ሞራልን ኢኻ ተምፅእ ዘለኻ ቀጽለሉ የዒስ!
@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ
@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ 8 күн бұрын
❤❤❤❤
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 8 күн бұрын
እዋይ ፈጣሪ ይቕረ በለለይ ምስ ዓይኒ ብርከይ ከለኹ የማርር ዓቢ ትምህርቲ ዩ ነዚ ሓውና ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
@KiratAbdulqader
@KiratAbdulqader 8 күн бұрын
አረ ይፍለ እዩ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤