10 ጋል ኣንስተይቲ ከምትደልየካ ትፈልጠሎም ምልክታት

  Рет қаралды 105,310

YATA TUBE

YATA TUBE

Күн бұрын

Пікірлер: 222
@metropcs8970
@metropcs8970 5 жыл бұрын
Thanks so much my bor so edmn tanan yhbkia amlak
@merhabaasli3614
@merhabaasli3614 4 жыл бұрын
ፍቅሪ ዘይብላ ተኮይና ከ እታይ ምሊክታት ትህበካ ሓብረና።ኩሉ ግዜ ኣይትፈለየና ሓወይ ናተይ።
@yonasbelay9164
@yonasbelay9164 5 жыл бұрын
ብጣአሚ ጽቡቅ መደብ። ፈቴያ።ብምልእ ልቢ100%
@ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ
@ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ Жыл бұрын
ዋውውውውው ብጣዕሚ ብሉጽ ብሱል ሓቂ ዝኾነ ስነ ሓስብ ኢዩ ቀጽሎ ክቡር ሓው❤❤❤
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ የቅንየልና ጽቡቅ ትምህርቲ
@tikuegoitom2183
@tikuegoitom2183 5 жыл бұрын
ብድሓን ምጻእ ወገነይ
@malhabib357
@malhabib357 5 жыл бұрын
Welcome bro thanks you
@TeberhKiros
@TeberhKiros 6 ай бұрын
ትክክል ሓወይ ተባረክ
@yordigaltigray
@yordigaltigray 5 жыл бұрын
welcome bro❤❤
@mitatesfit
@mitatesfit 5 жыл бұрын
በትክክል😘
@MedhaneMeda
@MedhaneMeda Жыл бұрын
you are doing a great job buddy !!!!!!!!
@tigraytigraytigraytigeray3066
@tigraytigraytigraytigeray3066 5 жыл бұрын
wawwwwwwwww ybal zbhal hbaret 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😍😘😘😘
@tsehayetsegaytsehayetsegay
@tsehayetsegaytsehayetsegay 3 ай бұрын
Good ❤🎉🎉🎉🎉
@ntv4561
@ntv4561 5 жыл бұрын
Welcome እናበልና ግን ኣይትዘንግዐና
@amanuelamanuel6708
@amanuelamanuel6708 5 жыл бұрын
Bela xebuk aleka kaxelo yatana tube
@abrhamfeseha2571
@abrhamfeseha2571 3 жыл бұрын
thank you good advise but please send the video ''ጋል ኣንስተይቲ ከምዘይትደልየካ ትፈልጠሎም ምልክታት''
@meharisiyum232
@meharisiyum232 5 жыл бұрын
Thanks much
@ManakidaneManakidane
@ManakidaneManakidane 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ጽቡቕ
@sam-tn9pc
@sam-tn9pc 5 жыл бұрын
well come
@ADHANOMASFAHA
@ADHANOMASFAHA Жыл бұрын
Welcam bro❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@keparudigerkantehazard9502
@keparudigerkantehazard9502 5 жыл бұрын
Thanks bro
@henosmeles5059
@henosmeles5059 4 жыл бұрын
Eskiy kemziy kemay hewanatat zehatio zenbere like agrechew yebleniy lebitkianiy helf regexieniy like like 😂😂😂
@menkabmen5751
@menkabmen5751 5 жыл бұрын
YATA TUBE...msana entezeyela ke kemtefkrena bkemey knfelt nkiel...ezia hto ktmlseley bthtna yhatt...wala nteazebti tmlket ya kulukum habirkum melsi habu..yekenyeley yehwat
@maekelekelati4548
@maekelekelati4548 5 жыл бұрын
Ane ewn msaka aleku
@ወዲኤርትራ-አ7ሸ
@ወዲኤርትራ-አ7ሸ 5 жыл бұрын
Www bravo thanks abi seb
@NohomTeame
@NohomTeame Жыл бұрын
Nice❤❤❤😊😊😊
@ማርያማዊትጓልተዋህዶ
@ማርያማዊትጓልተዋህዶ 3 жыл бұрын
ካሊእ ምክሪ እንተሊኩም ለግስልና ወይከ ኣይርደኦምን እዩ ንደቂ ኣንስትዩ ማለተይ እየ እታ ምክሪ ። ኣቀዲመ የቀንየልና
@mercifulboy6158
@mercifulboy6158 4 жыл бұрын
Woww bela gn eti nay amakuruni abeyu zxahaf
@bana11tv43
@bana11tv43 5 жыл бұрын
Ajoka qexlo wedi tgray gobez
@abrahalewolde3903
@abrahalewolde3903 4 жыл бұрын
good job
@SolNat-x2u
@SolNat-x2u 11 ай бұрын
ይዝከረኒ ኣብ ባስ ከለኩ ሃንቲ ጥቃይ ዝነበረት ጓል ብተደጋጋሚ በእጋራ ትተናክፈኒ እሞ ኣነ ኢዳ ጨቢጠ ዓይና ምስ ርኣኩ ፍሽክታ ጌራ ምስ ወረድና ድማ ክሳብ ንሰክር ኣብ ምስዕዓም ኣቲና ዕለታዊ ተግባርና ኔሩ ኣዋልድ ልዕሊ ልቢ ክዳን የጸልለን ጽሩይን ዘናጥን ወዲ ልዕሊ ለባምን ፈቃርን ወዲ ብቀሊሉ ንጓል የድዕስ
@brhanegmichael5066
@brhanegmichael5066 5 жыл бұрын
Nice work
@brhanezenebe8807
@brhanezenebe8807 5 жыл бұрын
ትክክል አንተኮይኑ ብዛሓት ኣፍቂረናኒ ኣለዋ ማለት አዩ
@ጸረጠላማት
@ጸረጠላማት 4 жыл бұрын
Sek bel hadadi
@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ 5 жыл бұрын
ናይስ
@lolukhaliijj9803
@lolukhaliijj9803 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@sultanalisultanali2934
@sultanalisultanali2934 5 жыл бұрын
ከይሰማዕኩ ላይክ ይብለኩም ፅቡቅ ምክሪ ስለ ተምፁልና
@esromhuruy7369
@esromhuruy7369 4 жыл бұрын
Ageme wahid fara
@selamkahsay8391
@selamkahsay8391 4 жыл бұрын
ዓዲ ጥምየትን ጽምእን እንታይ ትብለኻ ኣታ መሀይም : ሕርፍና ኤርትራውያን'ሲ ካብ መዓስከር ኣይሓልፍን 'ዶ በሉ
@esromhuruy7369
@esromhuruy7369 4 жыл бұрын
Selam Kahsay selam sahsa agame qomalat mesegageri ntpemelkum aber seb do msakum yqmet eyu abey daber key tenbbyo agame wahid
@selamkahsay8391
@selamkahsay8391 4 жыл бұрын
@@esromhuruy7369 ኣይ ዓዲ ጥምየት ምሳኹም ዘዛርብ የብልናና ድሕሪ ኩሉ ተሪፍኩም ናይ ዓለም ጭራ ወዲ ኣፎም 1000 ዓመት ይንበረልና ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ብትን ኣቢልኩም ።
@esromhuruy7369
@esromhuruy7369 4 жыл бұрын
Selam Kahsay agame da men kbret mshabeki eu kndzi tzarebi nusukum aka kab hbey ekum tefetirkum msna ms eritreawan aytzarebun ekum
@selamkahsay8391
@selamkahsay8391 4 жыл бұрын
@@esromhuruy7369 ኣታ ኣፍ ቢንቶ : ስቕ በል ሕማቕ ከይተዛርበና : ብጥምየት ዝሳሓጉ ዘለዉ ኣሕዋትካ ኣብ ትግራይ ኣለው ተዓዘቦም
@justrelax367
@justrelax367 5 жыл бұрын
keep it up
@ሓቂእየዝደሊዓንቂ
@ሓቂእየዝደሊዓንቂ 5 жыл бұрын
ጓል ምልማን ዘይንሕቢ ኣወዳት ኣለና ብዓለን ተዘይ ኣተንቢሀን ልበን ሓሪራ ክትተርፍ እያ እዘን ነቅዓት ክክክ
@crouch1236
@crouch1236 5 жыл бұрын
Kkkk msaka aleku bro
@ትግራይዝዓደይ-ኸ5ኰ
@ትግራይዝዓደይ-ኸ5ኰ 5 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክ ይምሓረን
@ወዲኤሪይሓላልኣፉ
@ወዲኤሪይሓላልኣፉ 5 жыл бұрын
ሓቂ እየ ዝደሊ ላል ዘበላካ ኢካ ትመስል ክክክክ
@ደላይሰላም-ወ9ፐ
@ደላይሰላም-ወ9ፐ 2 жыл бұрын
2023 ተራኪበስ በቃ ኩለን ዝበልካየን እያ ትብል ገንዘበይ ምሳካ ኣቅምጠለይ እዩ፤ ግን ምዕባየይ እያ B 5yer
@abrhamfeseha2571
@abrhamfeseha2571 3 жыл бұрын
please send the video ጋል ኣንስተይቲ ከምዘይተፍቅረካ ዝሕብሩኻ ምልክታት
@ድሕሪፀልማትብርሃንአሎህዝ
@ድሕሪፀልማትብርሃንአሎህዝ Жыл бұрын
መአዝ እሞ ይረደአዮም
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 4 жыл бұрын
Merhaba wede abeyti qotsloski xbuki nqihat fqirawi hiwet eyu mlkitkamo qexlo ybleka
@shabatshalom693
@shabatshalom693 5 жыл бұрын
Awalid wedi mis afkeraka zigebro harakat ni wedi bizuh ayredon e u.
@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 4 жыл бұрын
ቤዛካ ኣርድእለና ኣነስ ምርዳእ ኣቡይኒ እኒኦ ሓደ ቆላዓ ክ
@ABRAM-ni1og
@ABRAM-ni1og 5 жыл бұрын
Good
@yodittesfu4772
@yodittesfu4772 5 жыл бұрын
Nic
@كونمعاللهكنمعالله
@كونمعاللهكنمعالله 5 жыл бұрын
ወዲ ትግራይ አካ ሓቀይ ብዘረባካ ኣላለካ
@biniyamwolday2677
@biniyamwolday2677 5 жыл бұрын
كون مع الله كن مع الله kkkk bkemey dea felitkayo wedi eri
@abelgrmay2869
@abelgrmay2869 5 жыл бұрын
brgx keweqseka ele aykonkun gnn free zreba mss classic i am from Eritrea thank you
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል 5 жыл бұрын
ስቅ ኢልካ ዘይትምሃር ወያል
@abelgrmay2869
@abelgrmay2869 5 жыл бұрын
axehahfaka amehaysh megemrya
@simonlucas8288
@simonlucas8288 4 жыл бұрын
Wa ati haftey entay do hmaq zereba tezaribu eyu haha gal Tigray yake let me tell you something, I just want to married a girl Tigray from Eritrea
@saymlntrtment9028
@saymlntrtment9028 5 жыл бұрын
ትግረዋይ ምክሪ ዝህበሉ ጊዚየ መጽዩ አንካዕ ካብ ዘመነ ሃካኪን ናብ ዘበነ ምክሪ ኣሳጋገረካ ሃወይ
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል 5 жыл бұрын
ረሳሕ
@መርሃዊኣብርሃም
@መርሃዊኣብርሃም 5 жыл бұрын
Kilae skilen eyen bejakum Elnakun abenan zeykonan tewardidna eka
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ 5 жыл бұрын
ናይ ጋል ብሃርን ድሌትን ሲ ይፍልጦ ኔይረ ግን ኣብዚ ሎሚ ዘለናዮ ጊዜ ከም ድሌትካ ወይ ትራዳዳካ ጋል ንምርካብ ከቢድና ኣሎ ፍቅሪ ማራ እየ ዝገልጾ ግን ናይ ብሓቂ እተፍቅረኒ ጋል ኪረክብ ኣሽጊርኒ ኣሎ ንገንዘብ ጥራይ እበር ንፍቅሪ ትቀርበኒ ጋል ስኢነ ፍቃር እየ ለዋህ ቀልጢፍ ሓሳብ ሰብ ይሪዳኒ ብሰብ ማራ ተፈታዊ ክዕልእል ከለኩ ምስ ሰባት ሃተፍተፍ ኣይ ፈቱን ህድእ እልካ ምዝራብ ይፈቱ ሓራቅ ኣይ ኮንኩን ግን ወሳኒ እየ ኣብ ዝኮነ ነገር ቀሊጥፍካ ምውሳን ኣለኒ በቲ ዝውስኖ ግን ተጣዓሰ ኣይ ፈልጥን ሓሳብ ናይ ምግላጽ ክእለት ኣለኒ ግን ሓዳር ቁምነገር ኪገብር ማራ ይደሊ እየ ንዓይ ትመስል ጋል ግን ኪሳብ ሕጂ የላን ዋላኳ ኣነ ንፍቅሪ እንተ ሓተትክወን እንተ ፍተክወን ንሰን ግን ንገንዘብ ጥራይ ዝቀርባኒ በዚሕን ክሳብ ሕጂ ግን ዝሕጉሰኒ ቀልጢፈ ስለ ዝፍልጠን ኣይ ግራህን እየ ሓደ ነገር ኣሎ ግን ማራ ድሳቂየን ፍቅሪ ተፍቂርካ ማራ ከቢድ እየ ግን ዘፍቀረ እዩ ዝርድኦ ማራ ዘፍቅራ ዝተላለኩዋ ኔራ ጋል ብኣልቲ ሓዳር ኮና ጸኒሓ ተፋላሊና ንምታይ ይሕስዋ ግን ካብዚ ንድሕሪት ክፈርሐን ጀቢረ በጃክን ኣወልድ ይሕዋተይ ኣይቲ ጉድኣና ኣነ ብሓቂ ተፍቅረኒ ዘፍቅራ ተቲ ረክብ ከም ዝደሊዮቶ ኪክውን ድልው እየ ናይ ጋል ብሃሪ ኩሉ ስለ ዝፍልጦ ኣይ ሺገርን እየ ግን ፍቃር ሰብ ፍቅሪ ኣይ ኮነሉን እዩ መስለኒ ወይ ፍቅሪ ሎሚ በዲሉና
@ፈቅሪጥዑምሰቃይ
@ፈቅሪጥዑምሰቃይ 5 жыл бұрын
Eshi ane zegatsemeni knegreka natey eka geltse aywdon gn ztewesene knegreka malte slezemarerka natey knegreka ane nwedi tebetay aykerbn mknyatu tselamat geyre eye zhasbekum ketsile ka menfesawi seb eye zfetu ab hamanotey bztewesene tegedasit eye bdhrieu ab sedt gal 17 metsia bdhrieu hjj kbabi 19 geyre alku bdhrieu hade menfesawi keyunu keribuni haftam aykonen melkeagna aykonen bdhrieu gerhn lwehan mesilu ms kerebeni kes bkes kefkro gemire ms afekrkuwo gn beka abresey deybu tezey dewile wala kb srah wchi kelo aydwleleyn massage keltsifu aymlsn bkurb negr ykuri beka akley achnukuley ena edl eyu gal tsrah zeykonets wala wedat ekum zeytsueuyat zefkeretkum zeytefkuru
@ኪሮሰይምስበልኩእንድየ
@ኪሮሰይምስበልኩእንድየ 5 жыл бұрын
ከምዚ ናትካ ዝሰኣና ኣዋልድ እውን ስለ ዘለናስ ኩልና ኣይምሰልካ ሓሳባትካ ግን ሚሓር ፎትዮዮ ።
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ 5 жыл бұрын
Bb Bb ያኣ እወ ኩለን ሓደ ከምዘይ ኳና ሲ ይፍልጥ እየ ብዝኮነ ኪብረት ይሃበለይ
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ 5 жыл бұрын
ተስፋ ነው ስንቄ ያኣ እወ እዚኣስ ሓቂ ኣለኪ ምሳኪ ይሳማማዕ እየ ግን ክብለኪ ኩልና ሓደ ኣይ ኳናን ሰብ ካብ ሰብ ከም ዝፋላለ ትፍልጢ እኪ ምሽ ሓቀይ ከምቲ መልክዕናን ሕብርናን ጠባይ ውን ይፋላለ እዩ ኣነ ሓደ ነገር ዘይ ፉቱ ዝሕሱን ዘይንስካ ምምሳልን ኣብ ገንዘብ ጠቅላላ ኣይ ኣምኒን እየ ብጀካ ኣብ ፍቅርን ምስ ሰብ ሕውነትን ሕጂ ስራሕ ኣለኒ ኣምላክ ይመስገን ዓቅሚ ነብሰይ ገንዘብ ኣሎ ግን እንታይ ይዓብስ ፍቅሪ ዘይብሉ ወይ ምስ ዘየፋቅረኒ ተኮኑ ድካ ምኳን ይሓይሽ ድካ ሰብ ምስ ኩሉ ሰብ ፍቅሪ ኣለዎ ዓሻ ሰብ ጥራይ እዩ ኣብ ገንዘብ ዝኣሚን ስለዚ ፍቅሪ ውን ብገንዘብ ኣይቲ ግዛእን እያ እሞ ኣብ ፍቅሪ ድኣ ንእመን እበሪ ኣብ ገንዘብ ትርጉም የብሉን ማለት ከምቲ ሃዋሪያ ጳውሎስ ዝብሎ ሲ ኣለምኒ ሃላፊ ፍተውትኒ ሃላፊ እስመ ኩሉ ሃላፊ ዝብሎእዩ ዓለም ሓላፊት እያ ብዝኮነ ብዙሕ ምበልኩ ነይረ ግን ብጽሑፍ ንኩሉ ክቲ ገልጾ ይከብድ እዩ እሞ ሓሳባትኪ ተረዲኒ ኣሎ ስለቲ መክርኪ ብፈጣሪ ዓስቢ ኣለኪ ሕጂ ትርጉም የብሉን ከምዚ ከምዚ እየ ተበልኩ ኣብ ሃማኖተይ ጽኑዕ እየ ኣምላክ ይምስገን ክሳብ ሕጂ ውን ኣብ ቤት ኣምላክ ይማላለስ ኣለኩ ኪብሪ ንኣምላክ ይኩን ካብ ወዲ 15 ጀቢረ ክሳብ ሕጂ ኣለኩ ኣብ ቤቱ ሕጂ ወዲ 28 ኮነ ኣለኩ ማለት እዩ ዲያቆን ተበልኩኪ ይሓይሽ እየ ውን ኮሙ ኮነ እየ ዝፈርሐን ዘለኩ ድሓር ውን ብዙሕ ጸገም ስለ ዘጋጥመኒ ብጋል ማራ ሰቢደ ብዙሕ ታሪክ ነይሩ ክዕለኪ ደስ ምበለኒ ግን ብኣካል ተቲከውን ጽቡቅ ብጽሑፍ ዓቅሚ ይውሕድ እዩ ብዝኮነ ፈጣሪ ንዓና ዝበሎ ሕዚዎ ኣሎ ምስ ጊዜ ኒገድፏ ኣምላክ ከም ንደሊዮ ሰብ ክበና ንለምኖ ተስፋ ኣይ ቆርጽን እየ ግን ቁሩብ ውዑይ እለ እየ ዝሑል ኣይ ኮንኩን ስለዚ ተሃዊከ ጽሕፈ ይከውን ወይ ተጋጊየ ይክእል ይቅሬታ ይሓትት ወዲ ኤረይ እየ ምልላይ ጽቡቅ እዩ ተከዊልካ ምካድ ኣይ ፈቱን ❤️✅🇪🇷
@ኪሮሰይምስበልኩእንድየ
@ኪሮሰይምስበልኩእንድየ 5 жыл бұрын
@@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ ኡይይ ሃለቃ እየ ምስ በልካንስ ከም ገለ እሉኒ ግን ክኣ ኣይዞኳ ቁኑዕ ሰብ ጥዑይ ዝደልን ቀልጢፋ ኣይሰልጦን እዩ የግዳስ ብሓይሊ ኣምላክ ውዒሉ ሓዲሩ ኣይክተርፎን እዩ ስለዚ እቲ ገዲፋ ዘይገድፈካ ብት ኣምላክ ምምልላስ ግን ከይትገድፎ ሓደራ ብዝመጸካ ተስፋ ኣይትቁረጽ ። ርግጸኛ እየ ካብ ሕጂ ንድሓር ብጓል ኣይትሽወድን እካ ምክንያቱ ሓዳ ሓደ ነገር ዘጋጥመካ ካብቲ ዝጎድአካ ዝምህረካ እዩ ዝበዝሕ ስለዚ ሚሂረና እየን ኣመን ኣይተስተማስል ሓወይ ናተይ ። ሃለቃ እየ ምስ በልካንስ ሓዚነ መመርዐውየይ ሃለቃ እዩ ነይሩ ሓመዱ ይቅለሉ ብቆልዓይ ተመርዕዩኒ ክልተ ዓመት ጸኒሕና ብሃንደበት ተጎዲኡ ከም ቀደሜይካ ኣይርከብን ኣለኩ ኮለል ይብል ገዳምካ ይሓይሽ ካብ ደጊም ክብል ከማርር ይነብር ኣለኩ ብዚ ሎሚ ንዓካ ዝመስል ምርካብ ትዕድልቲ እዩ በጃካ ስለዚ ኣጆካ ሓወይ ናተይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን 🙏🙏
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 5 жыл бұрын
Ata gdefu endo wala nhwnet ms qerebnayom fetyatni keybluna hahahah so very nice kea qexlwo
@abraham0449
@abraham0449 5 жыл бұрын
meri ጋል አሪ kkkkk
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 5 жыл бұрын
@@abraham0449 tegagye diya Abraham hawey hahaha
@menkabmen5751
@menkabmen5751 5 жыл бұрын
Emo hji hub hizuni alo msaki ...teredieley eba kkkk...bokri afqaritey ktkoni eki
@abraham0449
@abraham0449 5 жыл бұрын
@@eyesusamlakeymaryamadey2046 No meri haftey xeboq aleki ተጠንቅኪ ምቅራብ ከድልየሊ ኢዩ ሒጂ ከማን ቀልጥፍኪ ኣይትፋሓፍለይ ፈታትኒ ኣፍቅራትኒ ከይ ብለኪ ክክክ
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 5 жыл бұрын
@@menkabmen5751 kkkkk emo entay xegem alewo adrasha deynlawawet Kab kulu kea wedi harestay kfetu meat eye hahahah
@abighabr
@abighabr 5 жыл бұрын
Afqaritey gna b Anxaru eya- ane ydwilela tegedise nsa gna dhri 24 siat tdwileley
@bana11tv43
@bana11tv43 5 жыл бұрын
Sele tfetweka do emo ykewn srah eyu habbibi srah bizi eya tkewn aythazela
@abighabr
@abighabr 5 жыл бұрын
@@bana11tv43 😢
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል 5 жыл бұрын
ኽምዛ ናተይ ኣነ አዉን ናፍቃርየይ ከምኣ አየ
@rutlovemeri2044
@rutlovemeri2044 5 жыл бұрын
Ata gdef eske bzey kemzi methazi sinnalom alena 😃
@fikaduhadege6720
@fikaduhadege6720 5 жыл бұрын
Fekar Eyu Libey Kkkkkkkkk😁😁
@rutlovemeri2044
@rutlovemeri2044 5 жыл бұрын
@@fikaduhadege6720 🤣🤣ehi haqey do aykonkun eye dudue
@fikaduhadege6720
@fikaduhadege6720 5 жыл бұрын
@@rutlovemeri2044 nay behaki xbuk aleka eten betsebna ka nezi semen dehar gehsen endher mexen gobo liben konen kedkisa iyen kkkkk
@ወዲኤርትራ-አ7ሸ
@ወዲኤርትራ-አ7ሸ 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk
@tesfudrar7235
@tesfudrar7235 5 жыл бұрын
እስኪ ከይተቐይምሉና እዚ ዝገብሮ ዘለዋ ከየቃርጸኦ
@bana11tv43
@bana11tv43 5 жыл бұрын
Ajoka ayqarxaon ente aqoraxao ewn xegem yelen
@jeremiah5707
@jeremiah5707 5 жыл бұрын
Good job bro but there is some kind of wrongs if lady loves to you she acting like 1000 thing to show you not really this 10 only it’s depends on you how understand her so In short u hve to explaining generally and keep up going
@Tigray201
@Tigray201 5 жыл бұрын
Yes but these are some of the 1000 things
@abelgrmay2869
@abelgrmay2869 5 жыл бұрын
ataa wedi ketehmeni eka mara mss demxkan eta classic sihibkani bejaka
@መንይፈልጠለይናይውሽ-ወ1ኸ
@መንይፈልጠለይናይውሽ-ወ1ኸ 5 жыл бұрын
Eske bel knhliwen ezen teteqisen zelewa mkri
@alexanderkbrom1334
@alexanderkbrom1334 3 жыл бұрын
ድንጉያ ትጽሕፈልካ ክክ ሓቂ ኢያ አዚኣ
@redaeastbeha5034
@redaeastbeha5034 5 жыл бұрын
atum sebat himak aloku ane:: bhanti kabay bedme azya abay sebeyti bfkra meantay tekoritse himak aloku:: bezi metsyu zeybelkwo bmkrirabin tera elalin nab rusun fkri tekeyru:: kisab entay eye geyreka tselikani tibleni koina:: weyo ane bfkra eye wedikelkum:: zkenkwos aykene eyu:: ab nata geza eye kea tekarye znebir:: krea krekba yskef:: ab kedame senbet ember kab senuy kisab arbis aynrakebin ena:: kemtifetweni tewesene getse-bahryat rie eye kea bfkra tesenifelkum:: azye kemzfetwa dea ember kemzetselas ytshfela eye message. azyom serious zikonu teame zeymatat ewun melekti ysedela eye tisemeom do aytsemeomun dea endie ember:: bejakum neza meliktey zenbebkum akmukum habruni:: mikeruni:: kab zsedela message ewun ztereda koinu ysmeani
@alexhabtom3
@alexhabtom3 5 жыл бұрын
Ajoka zearkey Etewa tsiray wey asa hizka kitwexea eka wey edika tehaxibka kiwexe eka forsa dehar ezen nay lom deqi ansito kemzi xeweta nay Liverpool msi cit zinebere hawi eyen teqeyren zelewa zidingien ayfetiwan eyen fetin ajoka gin teseltsika ngerena eka kemzi zemakerinaka
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 5 жыл бұрын
ረዳኢ ኣጽበሃ ሰላም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነዓኻ ይኹን። ቀጺለ ክብለካ ብዕድመ ኣዝያ ትዓብየካ እንተኾይና እቲ ኣፍቂረያ ትብሎ ዘለኻ ፍቕሪ ምምርማር ከድልየካ እዩ። ማለተይ ንመጻኢ ካልኣይትኻ ንኽትኮነካ ዘይኮንካስ ንግዝያዊ ስምዒትካ ንኸተርዊ ኢኻ ።ይቕሪታ ግበረለይ ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ቃል መጽሓፍ ቅዱስ ክህበካ ምናልባት ትፈልጦ ትኸውን ግን ከዛኻኽረካ። እንተኾነ ከማይ ኩኑ ተዘይተኻእለኩም ከኣ ካብ ብፍትወት ስጋኹም ትቃጸሉ ሓደ ምስ ሓንቲ ምስ ሓደ ። ሰብኣይ ናይ ገዛእ ርእሱ ሰበይቲ ትሃልዎ ሰበይቲ ውን ናይ ገዛእ ርእሳ ሰብኣይ ይሃልዋ ይብለና ብርሃን ዓለም ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ። እዛ ጥቕሲ ኣብ መጽሃፍ ቅዱስ ኣንቢብካ መሪሕ ናይ ሂወትካ ክትከውን ተስፋ ይገብር። ነዛ ትቕሲ ንምርካብ ከኣ ትፈልጦም ኣቕሽቲ ወይ ድያቆናት እንተለውኻ ሕተቶም። ናይታ ሰብ እቲ ጽቡቕ ተግባራ ኣመስጊንካ ደኣ ሕለፎ እምበር ካልእስ ኣይትመነ ዝሓወይ ብሩኽ እመ ኣምላኽ ድንግል ማርያም ምሳኻ ትኹን። እንተ እቲ ኢድካ ናብ ባሕሪ የእትዎ ወይ ዓሳ ሒዝካ ትውጽእ ወይ ትሓጺብካ ትወጽእ ዝበለ ሓወይ ግን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይቕረ ይበለልና ንኹልና እምበር ብጣዕሚ ተጋግዩ ኣሎ።
@mustafasalah7109
@mustafasalah7109 5 жыл бұрын
100%100🇪🇷❤👌👍👈💪👉🖐🖐
@mihreteabgebremedhin3569
@mihreteabgebremedhin3569 5 жыл бұрын
Bitaemi xubuk mikri kigermeka eza natey text tegerela in 10 seconds eya timlsley medebka gin bitaemi feteyo aytihmek
@Zaza-nx5tr
@Zaza-nx5tr 7 ай бұрын
❤😂😂
@rezeneftwi6454
@rezeneftwi6454 5 жыл бұрын
ከላ ሓበሻ ኣይፈልጥኦን እያን
@habeschawitebaysenafe2590
@habeschawitebaysenafe2590 4 жыл бұрын
Eskatkum Ke tfelutuwo do? Deqi anistiyona keman ybeliha kabtom jelifafat brot hzom jelifef zblu aberkto deyblom.
@merhawikiflu3204
@merhawikiflu3204 5 жыл бұрын
kkkkkkk kemzi ente koyna dea hanti ala tihbyeni kkkkk
@Fache.
@Fache. 5 жыл бұрын
Ezi da yegatemani endeyou 😄
@metkelseltene2698
@metkelseltene2698 5 жыл бұрын
wa atom hizibi entay ina nkewin zelena wa , beka instgram tekedka bzba sexx fkiri fecbook tekeyd b zaba boletika fkirin wrdetin yotob tikeydi beka gul kemzi wedi eya tifeto wedi kemzi gul eu zfeto wa kali timrti du tewedieu koynu ab kemzi shnkolel kinbil niweil STOp STOp STOp ezi wen (Yakil ,)
@Harenatube
@Harenatube 5 жыл бұрын
ክላእ ሞ ኣነ ዜሮ ከይደ እዚ ኩሉ ኣባይ የለን እዋይ ሽግር ዋላ ሓንቲ የላን ካብዚ ኩሉ ዝበልካዮ ስኮፕሊ ብዝለዓለ ደረጃ ምቅጻሉ ዩ ወይ ሽግር
@alexhabtom3
@alexhabtom3 5 жыл бұрын
Kakakaka ajoka zehawey zeysetebihalkalu eka tikewin enber ayseanan eyen bifilay kufea tezey konka gidn yhilwa eyen
@Harenatube
@Harenatube 5 жыл бұрын
@@alexhabtom3 nea ba nska kea aytdgemena wae kkkkkkkkkkkk kufue si aykonkun
@tomassancara1839
@tomassancara1839 5 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ላይክን ሸር ኣይንረስዕ እዛ ቻነል ነዕብያ
@tigray3538
@tigray3538 5 жыл бұрын
ሑቡሽ ዒጉ ዮም 😅😅😅
@fipo2652
@fipo2652 5 жыл бұрын
Beka
@abiiabii8953
@abiiabii8953 5 жыл бұрын
Kkkkk Gen haqi eyu teqeblyo
@egelamatherland5293
@egelamatherland5293 5 жыл бұрын
ይበሃል ድዩ ኾይኑ
@ሓቂእየዝደሊዓንቂ
@ሓቂእየዝደሊዓንቂ 5 жыл бұрын
ቅቅቅቅቅቅቅቅ
@hggg9894
@hggg9894 5 жыл бұрын
ተቀበልዮ እንታይ እሞ ክትገብሪ
@samuelbiladen5174
@samuelbiladen5174 5 жыл бұрын
Kkkkkkkk heji endia dea meyta feqri
@chggcygg2104
@chggcygg2104 5 жыл бұрын
ትኽክል እዩ ብጣዕሚ ነመስግን
@truelove2433
@truelove2433 5 жыл бұрын
ጥራይ ኢልካ
@tekluleake8175
@tekluleake8175 5 жыл бұрын
ኣዝይ ተካኣም ዝኮን ተሚርትይ ከጽልዎ
@alexhabtom3
@alexhabtom3 5 жыл бұрын
Eway xegem kabiz kulu zibelkayo zero tsiray zeykonesi negetif wexi hijsi wala hanti tefiqiren yelan maleti dyu Ezen deqensito ka Ewa mearinet ewa msi hade wedi buzehati tifetiweo abiz ka beyinina tsoqi eilna kem shuro agababi eba ntehalale
@tomassancara1839
@tomassancara1839 5 жыл бұрын
ኣበይ እሞ ይፈልጥኦ እዘን ጠፈንቅ የሕዋትና
@ፍዮሪይጋልፅምብላ
@ፍዮሪይጋልፅምብላ 5 жыл бұрын
ንስኩም ከ ይርዳኣኩም ዶ ዝሓወይ
@ፍቅሪምስኩሉ-ፐ2ፀ
@ፍቅሪምስኩሉ-ፐ2ፀ 5 жыл бұрын
ኣፍቂራትካ ዲያ ዘላ ኣየፍቀረትካን ንክትርደአን ክብድ ዝበለ ኢዩ ናዓይስ ባዕላ ትሓትት ጎል ዳኣ ትፍጠረለይ እንበር
@ፍዮሪይጋልፅምብላ
@ፍዮሪይጋልፅምብላ 5 жыл бұрын
@@ፍቅሪምስኩሉ-ፐ2ፀ ክክክክ ኣይትስእንን ሎሚይ ዘይ ኮምኡ እዩ እኔኤ ዝሓወይ
@ፍቅሪምስኩሉ-ፐ2ፀ
@ፍቅሪምስኩሉ-ፐ2ፀ 5 жыл бұрын
@@ፍዮሪይጋልፅምብላ ja xbuq aleki whudat alewa mulue confidence wninen zhata enber darga mebzahtians khteta tray eyen zmerxa
@ፍዮሪይጋልፅምብላ
@ፍዮሪይጋልፅምብላ 5 жыл бұрын
@@ፍቅሪምስኩሉ-ፐ2ፀ እንድሕር ተተሓቲትኩም ብጣዓሚይ ስለ ትኮርዑ እዩ ንዝሓተትኩም ካዓ ኣይተክብርዋን ኢኩም እና ብወገነይ ክንሕተት ይመርፅ ከምኡ እዩ ክበረት ናይ ጋል ኣንስተይቲይ ዝሓወይ
@tffd8686
@tffd8686 4 жыл бұрын
😍😍👎👎👎
ኣብ ነብሳ ምቅራብ ምስ ትኣብየካ#eritrea #tigrignamusic ERI ONE INSPIRE
10:19
ERI ONE INSPIRE ኤሪ ዋን ኢንስፓየር
Рет қаралды 30 М.
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
ኣሸገርቲ ሰባት ትቐጽዓሉ 6 ሜላታት
15:12
Aklilu H.michael
Рет қаралды 35 М.
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት
21:54
eritrean true love story### ሓቀኛ ናይ ፍቕሪ ታሪክ💗💗
21:01
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН