KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
መዕቖቢት ብዙሓት ሕፃፅ ወገና ክተድሕን ኣይክኣለትን!! ፃውዒት ብፅሑልና!!
31:17
"ኣፍቅሮ መሓዛ ይሃብኩም! ጠሊ ጉንበት ኩኑ!!" - ህዝቢ ወጀራት
27:17
Which team will win? Team Joy or Team Gumball?! 🤔
00:29
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
REAL MAN 🤣💪🏻
00:35
12 ዓመት ዝተዓፀየ ስነኣእምሮ ናብ ንቡር ንምምላስ ዝተጀመረ ፃዕሪ
Рет қаралды 26,460
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 128 М.
Wushatena Media
Күн бұрын
Пікірлер: 134
@dhery3171
4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሉ መምህረይ ቅድስ ገብሪኤል ካብ ክፌእ ይስውርካ ይሓልውካ
@abrahammenkem5419
4 жыл бұрын
መምህር ምሉ የዋህ ወዲ ህዝቢ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@zewdudesalegn8705
4 жыл бұрын
ሙሉ እደመ ጥእና የሀብካ አባ ደኳ ኢግዝተነ ማሪያም ምሳኳ ትኵን አሜን
@danielrezene9799
4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ክድነቅ ዝግብኦ ሐው ኣለኪ ፍቅርኹም ይብዛሕ ንውላድኩም ሙሉእ ምሕረት ይሃቦ እግዝኣብሄር
@ኣጆኪትግራይ
4 жыл бұрын
*የቀንየልና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን* *ይሃብካ ክፍሎም ሓወይ ሙሉእ ምሕረት* *የውርደልካ አሜን ኣደዋይ ማዓረይ*
@ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ
4 жыл бұрын
መምህር ሙሌ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማካ ዝበለ ቁኑዕ ስብ ይብዛሕ አብዛ ዓባይ ትግራይና😍😘💗
@rihananeymar1373
4 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ማዓረይ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ መምህር ሙለይ እውን ተባረክ
@brhananatey2780
4 жыл бұрын
Egzabhir amlak mehret yewrdelka hawey 🙏🇪🇷
@umelsaqueen7462
4 жыл бұрын
መምህር ምሉየ ኣቦ ድካታት ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@ትርሓስመሓሪ
4 жыл бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዝሓለፍካዮ ለምለም ይኩነልካ መምህረይ ክፍሎመይ ኸዓ ናብ ዝነበርካዮ ተመሊስካ ንክትፀዮ ይግበርካ ክፍላተይ ኣምላኽ ምሕረት ይልኣኸልካ ኣሜን
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
4 жыл бұрын
ሓውና ምሉእ ምሕረት ለጋሳት ወገናት ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም መመህረይ ከኣ ጽኑዕ ርገጽ
@hdhhdb7467
4 жыл бұрын
ክፍሎም ሓወይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕና ይሃወካ
@እትዮጵያናትሃገሬተዋህዶና
4 жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ መ.ር ሙሉየ ነውሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኻ ከማኻ ዝበለ ሰብ ይብዛሕ መምህር ሙሉ 1000ዓመት ንበረልና ንዝሓመመ ሓውና ውን እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ንሙሉእ ይምሓሮ ናብ ንቡር ጥዕናዑ ይመልሶ :ኣዮኽ ማማየ ክሓውይ እዩ እዝ ሓውና
@countryoftigray19
4 жыл бұрын
መምህር ዕድሜ ጥዕን ይሃብካ
@amenweldemariam8951
4 жыл бұрын
Memhr mulu lewah tegstega egziabher msaka ykun 🙏🏾🙏🏾🙏🏾 mhret yewrdelu 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
4 жыл бұрын
ምሕረት ይሃብካ ሓወይ ምዓረይ መ/ር ሙሉ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥናን ይሃብካ ኣደይ ምዓረይ ወድኽን ድሕኒ ንምርኣይ ያብቅዕክን ንወሃብቲ እግዚኣብሄር ይሃብኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@meklitkebede1744
4 жыл бұрын
እድመን ጥዕናን የሃብካ መምህር ሙሉ
@efgfnn2185
4 жыл бұрын
አሰይ መምህርይ ነኽብረካን ንፈትወካን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዛሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ሩፍታልበይኢኪማርያመይ
4 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልካ ዝሓወይይይ ምልየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብሐልካ
@mrim222
4 жыл бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክፉሎመይ እግዚኣብሄር ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ማማየ የሐጉስክን
@selutesfay52
4 жыл бұрын
መምህር ሙሉዬ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓውና ክፍሎም እውን እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውረደልካ
@salam3709
4 жыл бұрын
አግዚኣብሔር አምላከ ማሕርት ይወርዱ ሓወይ መ/ር መሉኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣሪ
@እግዚኦተሰሃላለፅዮን
4 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ናተይ ሙሉ ሓወይ ክፉእ አይንካእካ👏
@trhasheshe1555
4 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@abrhalesbhatu2032
4 жыл бұрын
ንሓዉና አግዝኣቢር ምሕረት የውርደሉ መምህር ሙሉ ካኣ አድመን ጥዕናን ይሃብካ ንጽጉማት መታን ክትረድአ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓወይ አንካዕ በስላም መፅአካ ሓውይ ናተይ እግዚአብሔር ይማሕረካ ነብ ቤተ ፅሎት ወስድዎ በጅኩም ትክክለኛ መድህኒት እግዚአብሔር የድንግል ማርያም ልጅ ብቻ አዩ ስለዚ ነብ ወንቅእሽት ቅዱስ ገብርኤል ገዳም ወስድዎ በከልል አማሓር ባህርዳር ይራክብ ወንቅእሽት ቅዱስ ገብርኤል ገዳም ይብሃል ሓውይ ማዓርይ የወንቅእሽት ቅዱስ ገብርኤል ይፈውስካ ይማሕርካ አሜን
@መቢጋልአፅቢ
4 жыл бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክፍሎም ሓወይ እዊን እግዚአብሔር ይብፅሓከ ምሕረቱ የውርደልካ
@sabiyahavg4985
4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ሓወይ
@shohabkhan5773
4 жыл бұрын
ኣትሙ ዲስ ላይክ እልትግቡሩ ልቤና ይሃብኩሙ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ሓውና እግዛብሄር መህርቱ ይላእክሉ
@gideyhaila1646
4 жыл бұрын
ሐሳዳት እኮ እዬም ከሙኡ ዝገብሩ ዘለዉ
@እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
4 жыл бұрын
ንሓውና ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ ንለገስቲ አሕዋትና ብዘውፃእክምዎ ይተከአልኩም መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@دحوومغانم
4 жыл бұрын
አምላኽ መሕርት የውርደልኻ ዝሕውይ
@selam6473
4 жыл бұрын
ምሕረት የውደልኩም ሓውና
@እግዚአብሔርፍቅርነው-መ9ቀ
4 жыл бұрын
እግዛብሄር ውዕለትካ ይክፈልካ መምህር ክፍሎም ሓወይ ለ መድሃኒኣለም ፈውሲ ይላከልካ
@tiemtinguse5107
4 жыл бұрын
መምህረይ ዓቡይ ሰብ ኢካ እድመን ጢዕናን ይሃብካ እዞም ገዛት ተማሃሮ ፀገም ዝበፅሖም ዘሎ ልምንታይ ይበልፀና ብምባል ይፅይቅዎም እና ልዚ ፅሑፍ ልተንብቡ ኣሕዋተይ እተኪእልኩም ናብ ኣቢስ ኣባባ ወሲድኩም ኣብ ምህር ግርማ ወድሙ ተትወስድዎ ከማሓይሽ ነይሩ
@abetesfay5583
4 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ መዓረይ ም/ር ሙሉ ክቡር ሰብ
@goodgood7374
4 жыл бұрын
ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@አፀደጎደፍ
4 жыл бұрын
ኩፍእ አይትርከብ ብጣዕም የዋህ ሓዊ ዕድም ጥጥዕና ይሃብካ ብጣዕም ዝድነቅ ሓዊ ብሓቂ
@timtikahsay5643
4 жыл бұрын
መ/ር ሙሉየ ሓላል ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ግን 1000 ዓመት ንበረልና ኣቦ ውፁዓት ልሓውና ምሕረት የውርደሉ
@mg-kb9cr
4 жыл бұрын
ሐወይ ምሕረት የውርደልካ ማማ ፀማክን ይርአየልክን
@dhiidjfjfjjhdjhfbrjrj8294
4 жыл бұрын
ብጣዒምደስዝብልእዩሞንሐዊናፈጣርምሕረትየዊርደሉንተወለዲትቃልአምኖሙሉእጥዒናንዒዲመንይሀቡኩምንምህርሙሉክአሙሉጥዒናንዒዲመንይምነየልካሐወይ
@richyewkroljrichyewkrolj3294
4 жыл бұрын
Amlak mhretu ylakelka goytaway memhrey edmen tenan yhabka
@መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ
4 жыл бұрын
ክፍሎም ሓወይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ
@ኣዶጅታ
4 жыл бұрын
መምህር እግዚ ኣብሄር ምሳካይኩን ሓወና ደማ ፈጣሪ ምሳካይኩን
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
4 жыл бұрын
ኣታ መምህረይ ኣብ ክንደይ ኢኻ ትምቀሎ በስምኣም ኣካእሎ ይሃብካ ።ይይይይይይይይይ ትግራይና መናእሰይኪ ብደገ ይውድኡ ብውሽጢ ውን ከምዚ ሒዝኪ
@heyabzelalam3345
4 жыл бұрын
ሓወይ ወድነይ መዓረይ ይመሰለልካ ንእስነትካ የሙንኻ ፈጣሪ ናይ ምሕረት ኣእዳዉ ይዘርግሐልካ ወላዲት ኩሉኹም ቤተሰብ ብሓበራ ምሕረት ናይ ዉላድኩም የርእኹም።
@weditigray113
4 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ክፍሎም ሓውና እግዛብሄር ድማ ይመሰለልኩም ኣንቱም ገበርቲ ፅቡቅ ኣሕዋትናን ኣሓትናን🙏
@ggss6258
4 жыл бұрын
ምሕረት የወድልካ ሓወይ ማዓርይ
@heyabzelalam3345
4 жыл бұрын
እዋይ ኣቱም ንቅዱስ ሓሳብ ዝተለዓዓልኩም ወገናትና ካብ ፀገም ተድሕኑ ዘለኹም ኣሕዋትና ኤርትራዉያንን ኢትዮጲያንከምኡ ዉን መ/ም ሙሉዋይ ብሓበራ እመቤቴን ተዓዲልኩም ፈጣሪ ዝሓረየኩም ቃላት የብለይን ኣብ ደገሰማይ ይፅናሕኩም ፀጋ ጥዕና ይሃብኩም ኣምላኽ👏👏👏
@hjcjxjjj8679
4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ እግዝያብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዝሓዉና እዉን ብትናትካ ትገብርለኻዮ ፃዕር እግዝያብሄር ምሕረት ያዉርደሉ ኻብድ ወላድ ይታሓጎስ
@fxhjhdtuy668
4 жыл бұрын
ኩፍሎም ሓወይ ምሕረት የዉርደልካ
@mee1226
4 жыл бұрын
ኩፋሎም ሓወይ ምሕረት የውርደልካ
@keroskeros5466
4 жыл бұрын
ከምዚ ዝዓይነቱ ሕማም ናይ መንፈስ ሩኩስ እዩ ዝኮን እሞ ማይፆሎት ምስ ሕክምና ብዝበለፀ ግን ማይፆሎት እዩሞ ፈጣሪ ዝሳኣኖ ነገር የለን እሞ ፈጣሪ ምሳካትም ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@sakasaka5079
4 жыл бұрын
አምላክ ምሕረት የዉርደልካ
@mnasealem3462
4 жыл бұрын
Way fetawi hezbu teadilka amlak keftweka mulue hawey bruk nay amlak lebi delka endi kalat yebleyn neaka kehaseb egzabiher zemnka mulue yebark kufui ayrekba❤️🌹
@galtigray6523
4 жыл бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣቦ ድኻታት ግን እዞም ኣብ ፈቀዶ እስሪበት የመንን ሱዑዱን ዘለው ከ ከመይ እዩ አረ ፍታሕ😭
@grmayhaile9578
4 жыл бұрын
Memhier melu amlak edemne tenane yhabka nhwena ka mhierti yeweredlu eti kulu zekile ftari
@adamia3883
4 жыл бұрын
Mr mulu brother u are very kind man God bless u.stay safe 🙏
@brhanemurts3051
4 жыл бұрын
ኣምልክኽ ምሕረት የወረደልካ
@ኣያጅቦ
4 жыл бұрын
ሰበይቲ መምህር ሙሉ ካብኡ ንላዕሊ ክትምስገን ይግባኣ ሕሰብዎ ሞ ኣብገዛ እተኣተወ ቡዙሕ ይድወለሉ ይኸውን ሃሎ ድዩ ክብል ምስ ሰበይቱ ድዩ ከዐልል ስለዚ ቡዙሕ ክብረት ኣለኒ ወላ ኣይፍለጣ። እቶም መሳርሕትኻ ውን ሓደ ማዓልቲ ኣፋልጠና ቡሩኽ ምሸት
@XxtraaXxtraa-zw8lf
4 жыл бұрын
ምሕረት ያውርደልካ ሐወይ
@ትግራይዓለመይናፈቅ
4 жыл бұрын
ትግራይ ክንደያ ፀገማት አለና
@Asqualgebrehiwot
4 жыл бұрын
ምህርት የወረደልካ ሀወይ ማርይ
@የተክልየልጅነኝ-ኸ1መ
4 жыл бұрын
መምህር ሙሉየ ብምንታይ ቃላት እየሞ ክገልፀካ 1000ዓመት ንበረልና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላምካ የብዛሐዮ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓውና እውን
@gghghsdy9208
4 жыл бұрын
እሕዋተይ ኣምላኽ ብዝወፅእ ይተክእለኩም
@yrodonossolomon2060
4 жыл бұрын
ምሕረት የወረደ
@wexige2075
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🏽🤲🏽🤲🏽
@ኣዱኣዱ-ሰ7ጸ
4 жыл бұрын
Memhrey admen tanan yhabka
@negishtube3519
4 жыл бұрын
አሜን አሜን እመብራሃን ምሕረት ትላአከሉ
@ዛይድሓፍቲቲጂ
4 жыл бұрын
ንሓውና ሙሉእ ምሕረት የዉረድሉ ንለገሰት እውን እግዚአብሔር ይሃብኩም
@اال-ك5ذ8ت
2 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኻ
@shishayadgoy43
4 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelka hawna
@ayfvrhgu4993
4 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ሓወይ
@jcfug3355
4 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelka hawey marey memher mulu edmen tena yhabka ms mli sdraka
@ሃገረሰብናይሰብሃገር
4 жыл бұрын
መምህር ሙሉእ ኣብ ትገብሮ መደብ ቀጻሊ ኢየ ዝከታተለካ፡ ዝሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመልኣልኩም፡ ንሓውና ድማ ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ፡ ኣነ ግን ዝገርመኒ ኣብ ትግራይ ክወጽእ ዘይክእል ድኽነት ኣሎ፡ እቲ ህዝቢ ኣዚዩ ከርፋሕ ናብራ ኢዩ ዝሕልፍ፡ ስለዝኮነ መራሕቲ የብልኩምን፡ ሕውሓት ናብ ጉሁም ኢያ ትውስደኩም ዘላ፡ ምቅይያር ክገብር ድፊኢት ግበርሉ እንተ ዘይኮይኑ ሕውሓት ክትብሉ ህዝብኩም ኣብ ድኽነት ክነብር ኢዩ፡ ካብ ኤርትራ ኢየ፡ ካብ ሓልዮት ተበጊሰ ኢየ፡ ጌጋ እንተ ኣለኒ ይቅሬታ!
@WushatenaMedia
4 жыл бұрын
እቲ ሓልየትካ ፅቡቕ!! ህዝቢ ትግራይ ግና ካብ ውሽጣዊ ፀገም ብላዕሊ ደጋዊ ሓይሊ እዩ ኣፀጊሙና ዘሎ።
@fgdf3277
4 жыл бұрын
እቲ ሓወን ነተን ሰቤቲ ጎበዝ
@FreTube-b9c
4 жыл бұрын
ብጣዕሚ
@golmenewet4992
4 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelka
@ትግራይ-ፈ8ዀ
4 жыл бұрын
ኣታ ሙሉየ ነቶም መራሕቲዶ ርሕርሕናና ኣተሓሳስባ ንእሽቶን ኸፈሎምን ብዘይካ ንኸብዶም ነካፍል ዘይፈልጡዕድመንጥዕናን ይሃብኻ ጅግናትግራይና
@adhanomgebremikal6140
2 жыл бұрын
ምሕረት ይወረዳ ፈጣሪ
@አፀደጎደፍ
4 жыл бұрын
ጨርርሹ ይይምሓር ሮ ፍጣሪ
@sweetlove7985
4 жыл бұрын
mhret yhabka mearey
@golmenewet4992
4 жыл бұрын
Anamesegnalen memhrey
@sofyaethio377
4 жыл бұрын
Egzaber yemhrka 🙏🙏🙏🇪🇷
@EGAN-ir1wr
4 жыл бұрын
መ/ር ሙሉ ሃ/ስላስ ናዓካ ዝኾውን ቃላት የብለይን 🙏🙏🙏🙏🙏 ነቶም አብ ሳውድ አርብ ኮይኑኩም ሓውና ይታሓከም ኢልኩም ቅርሺ ዝላአኩም ብልወጸ ይተካአልኩም ብስላም ናብ መረበትኩም ይመልስኩም!!
@asterhaileslase8978
4 жыл бұрын
Ambwsa memher mulu hawey
@amitgebremedhn5087
4 жыл бұрын
Amelk yumher meryyy
@rasmichaelshul9642
4 жыл бұрын
Memhr Mulu teadilka.
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ
4 жыл бұрын
waw ata kemey zbele habogna hzbi eyu edmen tenan yhabkum awetn naka ykun kabakm bmftarey btami yhben mulu haileslase jigna wedi jgna sebawut malet ezi eyu amlak ybarka
@ፍቕሪእዩጡዑም
4 жыл бұрын
Atum wahbti amlak wesiku yhabkum hawey natey dma ajeka ktdhn eika fetari nmen eilwo memhrey kaa eidmen tenan yhabka
@Uealisreal
4 жыл бұрын
Ya anwin germni aloesas gela alwa ane wen kem ertrawit germni alo blis tgdskum tktetlwom
@tekianguse5133
4 жыл бұрын
Egzabeher mehreti yazez netom geberti senay kea egzabeher tegu yebzhalkum
@freweiniteklemariam4921
4 жыл бұрын
Mharet yewurdelka hawey
@tsadeydelaytifkernselamn5484
4 жыл бұрын
Egzabihr yemharka hawey etom begnzeb etyhegeu kea egzabiher aetsefen deriben geru yhabekum burukat
@feshahabte3715
4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍
@ኣባቴሁሌእወድሃለውኣባቴሁ
4 жыл бұрын
ኣባ መምህር ግርማ ውሰድዎ
@alishaalisha6141
4 жыл бұрын
TEKEKL 👍👍
@samraselam1206
4 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙌
@temesgengidena3633
4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ዕድመ ይሃብካ ግና ሓደ ጥያቄ አለኒ ዙሰብ እዙይሲ ማለተይ መምህር ሙሉ ብምንታይ ይንቃሳቀስ ላብ ልተፈላለዩ ገጠራት ይኹን ከተማ ናብርኡ ገዲፉ ይንካራተት አሎ ምስኡ ናይ ትርንስቦት ችግር ይህልዎ እና አንሕናኸ ታይ ንሓግዞ ተገዲዱ ማኪና የድልዮ እዩ ሓምሳ ለሚን ልሓደ ሸኽሙ ልቡዙሕ ገይፁ እዩሞ ብቃሊሉ ልችግርና ልሕብረተ ሰብና ምእንታን ብእዋኑ ክበፅሐልና ምስ ይቅርታ አሕዋተይ
@WushatenaMedia
4 жыл бұрын
የቐንየልና!!
@richyewkroljrichyewkrolj3294
4 жыл бұрын
Kuburat ahwatey kulokum nay memhr mulu etketatlu ms ykrta defirki aytbelun eber kulena beta zelatna mekina nktgzao nthababer ahwatey bebizelenayo hasab nhasb nwehahab ahwatey kalie zgbao seb eyom haye haye
@haymanotabrha7649
4 жыл бұрын
ceb malete eziy eyw ohaw ezeyw Temhar kabzy hawna Thbbro aynhref.
@your2323
10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Uealisreal
4 жыл бұрын
Anzgermni tmhrti kulom nfu entay eu ab mngo hammu hammu tsemi amlk mhret yewrdelka hawey natey
@ጋልትግራይእየፉሎጡኒ27
4 жыл бұрын
Muluye abo dka tgray atyes krekbeka tesfa ygebr
@almasaalm237
4 жыл бұрын
👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
@ndnx1225
4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛
31:17
መዕቖቢት ብዙሓት ሕፃፅ ወገና ክተድሕን ኣይክኣለትን!! ፃውዒት ብፅሑልና!!
Wushatena Media
Рет қаралды 2,9 М.
27:17
"ኣፍቅሮ መሓዛ ይሃብኩም! ጠሊ ጉንበት ኩኑ!!" - ህዝቢ ወጀራት
Wushatena Media
Рет қаралды 12 М.
00:29
Which team will win? Team Joy or Team Gumball?! 🤔
BigSchool
Рет қаралды 14 МЛН
00:14
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2,9 МЛН
00:25
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
INNA SERG
Рет қаралды 3,2 МЛН
00:35
REAL MAN 🤣💪🏻
Kan Andrey
Рет қаралды 29 МЛН
26:11
"ኣያ ስኢንና ኣያ ኮይንኩምና!" - ብዘይጠዋሪ በይኖም ተሪፎም ዝነበሩ 6 ዕሸላት
Wushatena Media
Рет қаралды 89 М.
ነሹ መጸ መጸ/ ምስኡ ዝሓደረት እንዳነብዐት ሓግዙኒ ትብል/ ዑንዱ ኣፍቓሪት ሒዙ/ ዓርከይ ኣዋልድ ሰሊጥዎ
Neshnesh Tv
Рет қаралды 803
13:20
2 TUULO OO HAL MAGACA LEH | XAYIR HARGELE | XAYIR JARATI
Mastiko Channel
Рет қаралды 671
17:15
እማማ ጨቤ እና ቤተስቦቻ አብርሽ ካለበት ጭንቀት እንዲወጣ እሱን SURPRISE አደረጉት 😲😲 @nanafamily-e #ethiopia
Nana Family ናና
Рет қаралды 8 М.
12:13
ርሑስ በዓል ልደት እናበልና ጉጅለ ባህሊ ኣሰር ምስ መንኣሰይ ከተማ ዕ/ዓርቢ ብምትሕብባር ምስ ስድራ ስዉኣት ኣሕሊፍናዮ ኣለና ። ፅግምቲ ኣዴና 'ውን ሓግዛ ?
Rufta
Рет қаралды 937
18:31
ናይ40ፆም ዝተዋፃአ ናይ በረከት ስራሕ ዝተሰረሐ ብዝወፀ ይተክእ ክቡራት ማሕበርና
Mahbere Kdst Dngl Maryam Dibo ZeOrtodox tewahdo
Рет қаралды 325
11:48
ብሰንኪ ሕክመናዊ ፀገም ኣእጋረይ ለሚሱ፣ ክሰርሕ ግን ይኽእል እየ!" - ንእሽቶን ሓገዝ ዘድልያ ሓፍትና ፀሃይ
Wushatena Media
Рет қаралды 2 М.
48:30
ወንድ በመሆኔ አፍራለሁ! አስከሬን በልቶ ከሞት ተረፈ፣ አፈቅርሻለሁ ብለው ይክዳሉ! #ስደት ክፍል (2) @Hamet_Podcast
ሐሜተኞቹ | Hamet Podcast
Рет қаралды 153
13:51
ክብርቲ ሂወተን ንዘይሰሰዓ ዋዕሮታትና ሓገዝ ምግባር እቲ ዝነኣሰ ግቡእና እዩ! -- ደቂ ኣንስትዮ ፈረንሳይ
Wushatena Media
Рет қаралды 7 М.
13:38
ወዲ 9 መዓልቲ ህፃን ይከኣሎ - ካብ ጎዳና ናብ ገዛና!!
Wushatena Media
Рет қаралды 15 М.
00:29
Which team will win? Team Joy or Team Gumball?! 🤔
BigSchool
Рет қаралды 14 МЛН