(1ይ ክፋል) Dawit Solomon | ዳዊት ሰለሞን | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

  Рет қаралды 7,920

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Күн бұрын

►Subscribe For More: / @wediromit
(1ይ ክፋል) Dawit Solomon | ዳዊት ሰለሞን | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
⚠️ እተን ደርፊታት ክንእንግደኩም ዘይካኣልናሉ ምኽንያት ብናይ KZbin Copyright ሕጊ መሰረት ከም ዝኾነ ክትፈልጡልና ንሕብር። እተን ዝተኣንገዳ ደርፊታት ኣብዚ ታሕቲ ብዘለው Link ኣቲኩም ክትምልከቱ ትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር።
ናይ ኣብረሃም ገብረመድህን
ሓበነይ
• Habeney
መሳኒተይ
• Abraham Gebremedhin Me...
ምግበይ
• Abraham Gebremedhin Me...
ኮኮብ ሰማይ
• Abraham Gebremedhin Ko...
ናይ ማህሌት ገብረጊዮርጊስ
ሑሉበይ
• Hlubey
ሓኔታይ
• Hanetay
እምሕለሉ
• Mahlet Gebregiorgis - ...
unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2024 Wedi Romit
#wediromit #wediromitshow #eritrea #tigrignamusic #ethiopianews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmusic #ወዲሮሚጥ #ሰርፀብርሃንታደሰ #ethiopiamusic @WediRomit ​ #tigrignamusic #tigrinacomedy #ethiopianews #tigraynews #gereemun #ገሬእሙን

Пікірлер: 115
@WediRomit
@WediRomit 6 ай бұрын
⚠ እተን ደርፊታት ክንእንግደኩም ዘይካኣልናሉ ምኽንያት ብናይ KZbin Copyright ሕጊ መሰረት ከም ዝኾነ ክትፈልጡልና ንሕብር። እተን ዝተኣንገዳ ደርፊታት ኣብዚ ታሕቲ ብዘለው Link ኣቲኩም ክትምልከቱ ትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር። ናይ ኣብረሃም ገብረመድህን ሓበነይ kzbin.info/www/bejne/bIaxeJ14YpKJr8ksi=EztJq5DNKAmaR18K መሳኒተይ kzbin.info/www/bejne/pYuboWOtgdiMhposi=IgInNx_YY_w1rgpo ምግበይ kzbin.info/www/bejne/d4SaYZpnpqt5Y9Esi=vBEzIDxr7W3s01J2 ኮኮብ ሰማይ kzbin.info/www/bejne/gprahHtnjrd9aMksi=78UkxPPaiAQ19mVp ናይ ማህሌት ገብረጊዮርጊስ ሑሉበይ kzbin.info/www/bejne/hIG5natsjNV7jZIsi=ico2IYfdWEWsFA8x ሓኔታይ kzbin.info/www/bejne/pJDGdnivdqmlnZIsi=OoMSKKYIzLzLQo-h እምሕለሉ kzbin.info/www/bejne/eWPWY3eKgr2tic0si=wQTTy_N1AngI1xDo
@አልጋጓልትግራይ
@አልጋጓልትግራይ 6 ай бұрын
ጀጋኑና ኣያታትና ክብር ናዓኩም ኣያና ወዲ ሮምጥ ፅቡቅ አቃራርባ ምስ ላዛ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤
@amanueldemoze4017
@amanueldemoze4017 6 ай бұрын
ሰላም ወዲ ሮሚጥ ንገጣሚን ድመፃውን ዮሴፍ የሕደጎ ኣቕርበልና 😍
@birhanedesta2066
@birhanedesta2066 6 ай бұрын
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 6 ай бұрын
Subuk engdot mis subuk tarick lihaze derfitat emo keyentina edme mis tiena temeniye bertiu nekbrekum nifetekum ena 💪🌹👍🌷👌💐
@berhekiros5912
@berhekiros5912 6 ай бұрын
Dava ግጥሚታትካ ካብ ምንታይ ተበጊስካ ከምትገጥሞም ክተብራህርህ ምስሰማዕኹ ከዓ ንዓኻ ዘለኒ ክብሪን ናእዳን ብጣዕሚ ተሓቢነልካ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዳዊተይ። ወዲ ሮሚጥ ንዴቭ ስለዘቕረብካልና የመስግነካ።
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 4 ай бұрын
ነዚ ወዲ እሥካዕ ሎሚ ዘይምፍለጠይ ሓፊረ።ነዞም ብዙሓት ሥራሕቱ ሥለዘፋለጥካና ወዲ ሮሚ ኣዚና ነምሥግነካ። የቅንየልና ።
@asonya8402
@asonya8402 6 ай бұрын
ዳዊት ሰለሙን ብጣዕሚ ነመስግን ! ብሓቂ ቀያሪ ማርሽ ትግርኛ :: 🙏🙏🙏
@TeweleWeldemaryam
@TeweleWeldemaryam 6 ай бұрын
ዘመን ተሳጋሪይ ስራሓቲ thanks dev
@sarassss5088
@sarassss5088 6 ай бұрын
ዴብይ ብሉፅ ወዲሪምጠይለ የቀንየልና ንዘመን ኣለምሰገድ ኣምፀአልና መበል 3ይ ግዘ የሓተካለኩ❤
@kasmas4492
@kasmas4492 6 ай бұрын
Thank you wedi ሮሚጦም።ብፍላይ ኣነ ንዳዊት ሰለሙን ኣቅርበልና ዝብሉ ካብ ዝነበሩ ሓደ እየ ኔረ ድምፂ ህዝቢ ተሰሚዑልና ኣሎ ደስ ዝብል እዩ። I can't wait for the next part.
@zidalove9424
@zidalove9424 6 ай бұрын
ዴቨይ ንእዝንካ ዘይጓዳእ መንፈስካ ዘሐድስ ብሉጻት ስራሕ ስለዝሰራሕካልና ክብርን ምስጋናን ይግበአካ እዩ ❤👏 ብሐጂ እውን ገና ሓዱሽ ስራሕቲ ክንጽበ ኢና ኣጆካ ብሉጽነትካ መመሊሱ ማሕታኡ ይበርትዕ ❤🥰
@temesgentemesgen2439
@temesgentemesgen2439 6 ай бұрын
ግን ከምቲ ዝገጥሞ ኣይኮነን ኣጋላልጹኡ ብጣዕሚ ጅግና ገጣማይ ዳዊት ሰሎሙን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@MebreLab
@MebreLab 6 ай бұрын
ዴቭ ዴቮ ብሓቂ ብሉፅ ስነ ጥበባዊ እዮ! ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።
@WediTigrigna
@WediTigrigna 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝናኣድ ስነ-ጥበባዊ ዳዊት ሰለሙን ፡ ኣኽሪዕኻኒ በቃ ።
@isseyafewerki-ck6br
@isseyafewerki-ck6br 6 ай бұрын
Dev Abi Seb Ab Nefsi wekef zerebaka Tibeb besmam Tigringa Eka Esika Bless❤
@AshenafiGebrehaweriya
@AshenafiGebrehaweriya 6 ай бұрын
Dawet Solomon ❤❤❤ great
@soloare4855
@soloare4855 6 ай бұрын
ደስ ዝብል መደብ ወዲ ሮሚጥ
@ዮዳሄ_12
@ዮዳሄ_12 6 ай бұрын
ዌል ወዲ ሮሚጠይ❤ሓላል & ዴቨይ❤ብሉጽ ይፈትወኩም እየ
@TEBERHE1
@TEBERHE1 6 ай бұрын
Dawit Solomon : btaemi yeqeniyela ❤
@medhin8187
@medhin8187 5 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ክቡር ኣያና እነኽብረካ በዓል 3ይ ምዕራፍ ብሓቂ ክብሪ ኣለና ። ❤ ቀፅለሉ ።
@samuelteame8148
@samuelteame8148 6 ай бұрын
ዴቭ አባት ነብሳ ንግጥሚ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 6 ай бұрын
ሙለይ ብነፃነትን ርጋዕታን ብዋ ምስ ቁምነገ ዕላልካ ሕቶታትካን ምቁር እዩሞ ብተቅርቦ መደብ ወርቂ እዩሞ ቐፅለሉ !!👏🙌🤝💪✌️🥰
@WediRomit
@WediRomit 6 ай бұрын
የኽብረይ ጎርፉ ሓወይ።
@MiMm-j2l
@MiMm-j2l 6 ай бұрын
ዝነኛው የግጥም ባለ ሙጡቅ ኣኣእምሮ ስነ ጥበበኛው ኣርቲስት ዳዊት ሰለሞን እጅግ እንወዳሃለን ንሩልን ኣቦ ይመችህ !!
@user-sj2wn8pn7m
@user-sj2wn8pn7m 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ንዳዊት ስለ ዝቕረብካልና ምኽንያቱም እቶም ዓንዲ ሕቖ ጥበብ ድሕሪ ካሜራ ዝተሓበኡ ቕድሚት ክመፀኡን ንውዕለቶም ህዝቢ የቐንየልና ክብሎም ሰለ ዘለዎ። ብምቕፃል ወዲ ሮሚጥ ሓደራ ዝብለካ ን ዮሴፍ ይሕደጎ (ጆሲ) ኣቕርበልና ኣብ ስነጥበብ ኣቢ ኣበርክቶ ዝገብር ዘሎ ከያኒ ኩሎም ከይንቲ ኣብ ቃለ መሕትቶም ዘድንቕዎን ዘመስግንዎን ግን ድማ እንትርፊ ሽሙ ብኣካል ዘይንፈልጦ ሓደራ ሓደራ ንኻልኣይ ጊዜ ይሓትት ኣለኹ🙏
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 6 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ሐወይ ካብ እቲ ሁቡብ ገጣማይ ዳዊት ዝጻሐፎም ግጥምታት እሞ ድማ ውሩያት ደርፊ ኾይኖም ዝገነኑ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢኻ አቕሪብካልና ዘለኻ። አብዚ ፕሮግራምካ ዘይተሮቑሑ ንቡዙሐት አርቲስት ናብ ዝና ዘብቅዑ ናይ ዳዊት ግጥምታት አለው። Part 2 መሊስካ ንዳዊት አቕሪብካ ንኹሎም ኽትድህስሶም ንትስፎ። ብጣዕሚ ደስ ዝብል concert ነይሩ።
@WediRomit
@WediRomit 6 ай бұрын
ካልኣይ ክፋል ኣሎዎ ኢለ ብቆፆሮ ቀፃሊ ሰንበት እየ ከንቢተዮ
@tesfaymengesha
@tesfaymengesha 4 ай бұрын
Vomiting habibi kemey alekaley nidawit selam belely bertie I hope kinserih hade mealtime qexiliwo selamn firing yimineyelku mis mule hizbi gray
@WediRomit
@WediRomit 6 күн бұрын
ክብረት ይሃብካ ተሰፍሽ ሓወይ።
@TesfayBeyene
@TesfayBeyene 6 ай бұрын
Legend ❤
@yoditteklemaryam7925
@yoditteklemaryam7925 6 ай бұрын
ዳዊት ዓቢ ሰብ ❤❤❤❤
@SaraHailu-x5z
@SaraHailu-x5z 6 ай бұрын
ሮሚጠይ ብሉፅ❤ ዴቭ ❤❤❤
@wedikashi-f1x
@wedikashi-f1x 6 ай бұрын
ናይ ሎማዕንቲ ዝበለፀ ጋሻ ዳዊት ሰሎሞን❤❤❤
@gideyabraha8835
@gideyabraha8835 6 ай бұрын
ክልተ ሓደ ማህደር ቃላት ሮሚጥ ወዴቭ ‼️ ደስ ዝብል እንካን ሃባን ኣስሚዕኩሙና ሮሞጦ ኣፍታ ኩዕሶሲ እዚ ኩሉ ኣብ ደደቢት ልብና ኣጥፊእና ኣብ ሰቴድዮም ካምቦሎጆ እንትን ድግፍ ናይ ስነ ጥበባውያን ኩዕሶ እግሪ ውድድር እንትነካይድ ዴቭ ዘይመፅእ ይብል ነይረ ሎሚ ግና ተመሊሱለይ።
@MULEY12
@MULEY12 6 ай бұрын
ዋውውውው ገራሚ ዓብይ ሰብ ንበረልና ዳዊት ሰለሙን
@wedihalefom457
@wedihalefom457 6 ай бұрын
ዴቭ ሓላል 🥰
@KbGg-mg9go
@KbGg-mg9go 6 ай бұрын
Dave🥰🥰🥰🥰🥰ur superstar
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ 6 ай бұрын
ንሕና ምስዕሳዕጥራሕ ኢና ዋና ገናሒ ስቴርሶ ረዘንቲ ግጥምታትካ ግን ኣብ ልብና ሰፊሮም ዮም ኣብ ጥዑማት ደርፊ ማህሌትን ኣብርሃም ገብረመድህን ካልኦትን ብድሕሪት ኣላዪ በዓል ዋና ግጥሚ ዳዊት ሰለሞን❤ ዕድመይ ጥዕናይ ኣብዚሑ ይሃብካ ፈጣሪ ንትግርኛ ሙዚቃ ፉሉይ ዘይሓስስ ግርማ መዓርግ ፈጢርካሉ ❤ በርትዕ::
@HopeWeb-q8u
@HopeWeb-q8u 3 ай бұрын
ab geza interview black glasses 👓??? tselim menester???
@abadytesfa3717
@abadytesfa3717 6 ай бұрын
ዳዊት ኣዝዩ ንፉዕ ገጣሚ ኢዩ ዝጥቀመሎም ቃላት ብሉጻት ኢዮም ኣብ ኢንተርቪው ግን ብዙሕ ኣይዛረብን ሓይሉ ብውሽጢ ምጽሓፍ ኢዩ
@MeargMueuz
@MeargMueuz 6 ай бұрын
ልገርም ጋሻ ኣብ ቃንቃ ትግርኛ ክምስገን ዝግብኦ ሊቀ ግጥሚ❤❤❤
@abielsolomon6322
@abielsolomon6322 6 ай бұрын
yes
@ትግራወይቲ143
@ትግራወይቲ143 6 ай бұрын
ዴቭ ምሉእ ጥበብ❤❤❤❤
@abshaytv.
@abshaytv. 6 ай бұрын
Devi abo tibeb ....bulux getamay❤❤❤
@natinaelalemayehu4567
@natinaelalemayehu4567 2 ай бұрын
Tamrat desta (selina )wow❤❤
@tlgray4660
@tlgray4660 6 ай бұрын
devey shikor😍😍
@ብጂግኑኡሰነፍ
@ብጂግኑኡሰነፍ 6 ай бұрын
Waaaaaawwww ብጣሚ የሕጉስካና ኑጉስ ትግሪኛና ዳዊት ሰሎሙን ብዛዓቡኡ ንሓሲብ ንዲነቅ ንሕበን ካኣ🎉🎉🎉
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 6 ай бұрын
ናይ ዳዊት ግጥምታት ኣዕፅምቲ ዝሰብሩ ኢዮም።
@AbrehetWeldu
@AbrehetWeldu 6 ай бұрын
ዋው ዴቨይ ብሉፅ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ 😘😘😘
@MGT04
@MGT04 6 ай бұрын
ሎሚ ትኽክለኛ ናይ ጥበብ ሰብ ኣምፂእኻ ወዲ ሮሚጥ የቐንየልና❤❤
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 4 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ንህዝ ብዙሕ ሠሪሖም ግን ብህዝቢ ኣፍልጦ ዘይረኸቡ ናይ ጥበብ ሠባት ህዝቢ ክፈልጦም ትገብሮ ዘለኻ ፃዕሪ ዝለዓለ ምሥግናይ ይብፃሕካ።
@robeldesta9915
@robeldesta9915 6 ай бұрын
ዳዊተይ ሽኮር ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ስላምታይ ይብጻሕኩም
@app9839
@app9839 6 ай бұрын
የቅኒየልና
@medhin8187
@medhin8187 5 ай бұрын
ኣያና #ገብሩ ፋኖን ሕሉፍ #ኣለሙን እንተዝቐርቡልና ❤
@fegffghhfh6393
@fegffghhfh6393 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@walcott_jr
@walcott_jr 6 ай бұрын
Dave ኣቦ ጥበብ❤
@mebrhitmebrhit6945
@mebrhitmebrhit6945 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@gizegudom4921
@gizegudom4921 6 ай бұрын
ዳዊትስ ኣብ ሚድያ ካልእ ሰብ ብኣካል ካልእ ኾይኑኒ!! ዴቭ ብጣዕሚ ሓፋርን ካሜራ ዘይፎቱ ምዃኑ ዘይንሪአሉ ምኽንያት ለካ እዙይ ባህሪኡ እዩ። ❤❤❤❤❤❤❤
@mozagalwukromoza1672
@mozagalwukromoza1672 6 ай бұрын
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 6 ай бұрын
ሰናይ ጻኒሒት🫶🙏ሙሌ ፍጹም ተሪርን ሕሩር ብመንነቱን🙏🤞
@Yoram-xi1xc1bs9b
@Yoram-xi1xc1bs9b 10 күн бұрын
ንስካ ትኣክል ብሉጽ ገጣሚ ዘያምን ከለኻ ምዚቃ ትግራይ ኣብ በረከት ወልዱ ወዲቁ .
@jonigebremariam6038
@jonigebremariam6038 6 ай бұрын
Dave hawey goyita tebayi jiginana
@mussiezereay6188
@mussiezereay6188 6 ай бұрын
ዴብ አቦ ጥበብ❤❤❤
@habu207
@habu207 6 ай бұрын
ክልተ ቡልፃት❤💛😘
@LaliWay-xb5ry
@LaliWay-xb5ry 6 ай бұрын
ዴቭ ቁኑዕ ሰብ
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ 6 ай бұрын
አረ ወዲረሚጥዋ ሕሉፍ ኣለሙ ኣቅርበልና በይዛኻ👌👌
@HalalHewan
@HalalHewan 6 ай бұрын
🥰🥰🥰
@henigg
@henigg 6 ай бұрын
Kokob Semay is so underrated
@Mesmertube
@Mesmertube 6 ай бұрын
መግለጺ የብለይን ንሞያካ
@lijalemtadesse3707
@lijalemtadesse3707 6 ай бұрын
Dawit Solomon lebam mekberi seb edmen tenan ymneyelka!!
@tigraywinbkalsi.3574
@tigraywinbkalsi.3574 6 ай бұрын
ዛራ ጥበብ ሓው ዳዊት ሰሎሞን እንቋዕ ብደሓን መፃኻ !!!
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 6 ай бұрын
Romitey😓ኣይተህርፈና ንዘይተስመዐና ደርፍታት “ተኣንገዱ፣ስምዑ++”ኣይትበል።!ብወገነይ ኣዝየ ዘኽብሮን ዝከታተሎን ምድላዋትካ ኣይተጽለአኒ።!🤞🫶💖
@mulugetakahsay5814
@mulugetakahsay5814 6 ай бұрын
ናይ KZbin ሕጊ ስለዝክልክል እዩ በጃኻ ተረደኣልና ።
@habu207
@habu207 6 ай бұрын
❤😘
@Barentuna
@Barentuna 6 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 du neru. Tigraway aymesilin
@wedigaim7158
@wedigaim7158 6 ай бұрын
Selam wedi romit mis kubur gashaka i am Eritrean and ni dawit kihato mdeleku dawit hji ke ab srah alo diu hagezu mdeleku nay derfi diliet aleni emo khgzeni delie tegediska hteteley please
@fikadutsehaye6376
@fikadutsehaye6376 6 ай бұрын
ተደቢቁ ዝነበረ ስነጥበባዊ ዳዊት
@NesreeSalih
@NesreeSalih 2 ай бұрын
ሰላም ወዲ ሮሚጥ አበበ አርአያ አቅሪብካዮ ትፈልጥ do
@WediRomit
@WediRomit 2 ай бұрын
ገና ከቕርቦ እየ
@NesreeSalih
@NesreeSalih 2 ай бұрын
@@WediRomit ok kntsbe ena ayani
@HaylushMan-ek1dh
@HaylushMan-ek1dh 6 ай бұрын
ዴቭ ብሉጽ❤
@selam801
@selam801 6 ай бұрын
ዴቫ ጎይታ ጥበብ ነኽብረኻን ንፎትወኻን ኢና ንበረልና😊❤
@Habesha3789
@Habesha3789 6 ай бұрын
እስት በረኸት ወልዱ አቕርበልና
@AfewerkiMeasho
@AfewerkiMeasho 6 ай бұрын
Hji gobezi getamu amixikalina
@AfewerkiMeasho
@AfewerkiMeasho 6 ай бұрын
Like deki rimey
@FissehaHailu-nr8jg
@FissehaHailu-nr8jg 6 ай бұрын
ዳዊት ኮርዒዳ ዕድሜኻ የንወሓዮ
@SelamDemoz-v9j
@SelamDemoz-v9j 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@giotomgebremedhin1664
@giotomgebremedhin1664 6 ай бұрын
ኽልተ ቡሉፃት ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ዓብይ ቦታን ፊልጠትን ዘለወም ጀጋኑ ከየንቲ ተጋሩ እኹም 'ም ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም
@luley5106
@luley5106 2 ай бұрын
Wedi romit tsbuk medeb gn nay thecnic diu kigabzekum tibl emo temelisnakum kea tiblena abey u zikeyd zelo eti derfi 😂
@fikadutsehaye6376
@fikadutsehaye6376 6 ай бұрын
ወድ ሮሚጥ ጽቡቅ መደብ ግን ጉያ ጉያ ኮይኑ
@mulugetakahsay5814
@mulugetakahsay5814 6 ай бұрын
ክነዕሪ ኢና የቕንየለይ
@ezanagere9072
@ezanagere9072 6 ай бұрын
ንጉሰ አባዲ
@ገዛሃገረትግራይ
@ገዛሃገረትግራይ 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ፈትየዩ ኮንሰርት ኣይገልፃን ልዕሊኡ እንተሃሊዩ ይደለየሉ ኮንሰርት ወርሒን ሊዕሊውን እስካብ ሰለስተ ወርሒ ዝወስድ እዋን ይከውን ዳዊት ግን ካብ ሓበነይ ቴስዓታት እሰካብ ሓዚ ኣሎ ናይ ቀረባ ስርሑ ሓውልቲ ሰማዕታትን ኣዶ መባዕ ዝብሉ ን ... ገና ብድሕሪ ሕጅውን ጥበቡ ኣብ ሓደሽቲ ስነ ጥበበኛታት ተጋሩ ክውሕዙ ብሓንቀውታ ይፅበ ሰሰናዩ ::
@TeweleWeldemaryam
@TeweleWeldemaryam 6 ай бұрын
Btaemi hayal getamay
@desu-r1b
@desu-r1b 6 ай бұрын
ዴብ ካብቶም ብፍሉይ ብግጥምታቱ ዝፈትዎ ዩ ብቆልዑና ኣቲሕዙ ዩ 'ግጥምታትካ ማሓዛና ዩ ግን ብጣዕሚ ንፈትዎ ብኮኮብ ሰማይ የ ፈልጠካ መንዩ ዳዊት ናበልኩ ብስለት ናይ ግጥሚ ኣለካ ብፍላይ ኣብራሃም ማህሌት ዳዊት አልያና ስለዝስ እዚ ሕጂ ወዲቁ ዘሎ ደርፍታት ከምተተሰኦ ይትስፎ ወዲ ሮሚጥ ዉን ኣድናቅካ የ ብፍላይ ብኣደይ ትብል ደርፍካ! ሳብስክራይብ ገረልካ ኣለኩ ብሽም ኮኮብ ሰማይ ከመይ ዓብዩ ኣበይ ተወሊዱ ሕልፍ ታርኩ ሕተተልና!
@solomontsegazeab309
@solomontsegazeab309 6 ай бұрын
Dave btaami eyu zfile
@merytigraweyti
@merytigraweyti 6 ай бұрын
ዴቫ❤❤❤
@samuelteame8148
@samuelteame8148 6 ай бұрын
Dave abo tibeb
@HT-hg8fl
@HT-hg8fl 6 ай бұрын
መደብካ ይፈትዎን ይከታተሎን እየ : ግን ኣስማት ሰባት ኣይትቀይር : እዚ ናይ ኣምሓራ ባህሊ ግደፎ : ትግርኛ ንምምዕባል ስራሕ : ዴቭ ንእንግሊዛውያን ግደፈሎም : ዳዊት = ዳዊተይ
@ZelealemHagos-qk7dh
@ZelealemHagos-qk7dh 6 ай бұрын
ዴቬ ጥበብ ኢልኻ ሱቅ
@sabianmedia9601
@sabianmedia9601 6 ай бұрын
ጣዕሳ= ነስሓ\ ምንሳሕ not ንስሃ
@HylayBrhan
@HylayBrhan 6 ай бұрын
ሕሉፍ ኣለሙ ኣምጸልና ሮሚጦ
@AronGebre-en3oc
@AronGebre-en3oc 6 ай бұрын
ኣቃናባሪ ነኒ ሕድ ሕዱ መን ምኻኑ ክትገልፁ ነይሩኩም
@bAHLAWIMEDEባህላዊሚድያ
@bAHLAWIMEDEባህላዊሚድያ 6 ай бұрын
ኣስሊ
@FatwaAlbalushi
@FatwaAlbalushi 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Habesha3789
@Habesha3789 6 ай бұрын
እስት በረኸት ወልዱ አቕርበልና
@genetgebrekrstos3215
@genetgebrekrstos3215 6 ай бұрын
❤❤❤
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@selamburuk6406
@selamburuk6406 6 ай бұрын
❤❤❤
@QwertyuiopqwertyuiopQwerty-p4d
@QwertyuiopqwertyuiopQwerty-p4d 6 ай бұрын
❤❤❤❤
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
Family Games Media
Рет қаралды 55 МЛН
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
"የእምነት ቃል" ክፍል 1 GMM TELEVISION ቀጥታ ስርጭት
29:18
New Eritran Full Comedy Seb Eilemo By Wegihu Fshaxyon
57:21
Naod Tv
Рет қаралды 190 М.
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.