1ይ ክፋል "Documentary film" ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ Eritrea Orthodox Tewahdo

  Рет қаралды 63,004

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Күн бұрын

Пікірлер: 274
@mussietesfamariam1288
@mussietesfamariam1288 Жыл бұрын
በስመ ሰላሴ! በስኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ፣ ሰላም ኣምላክ ምስኩላትና ይኩን ! ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ናይ እመብርሃን ናይ ሓደራ ደቃ ደቂ ዓዶም ንቅዱሳን ዝተሰመኩም ስድራ ክርስቶስ ይሕዋተይ፣ ደቂ ተዋሃዶ ሰላም ንዓኩም ይኩን። ብምቅጻል ነቶም ከምዚ ገርኩም ፣ ገዳማትና ታሪኽና ኣቦታትና ርስትና ሃብትና ክንፈልጥ ትገብርሉና ዘለኩም ድካም ጻዓርን በሓቂ ዓስብኩም ኣብ ሰማይ ስለ ዝኮነ ፣ እግዚኣብሔር ኣምላክ ወይውዳእ ጸግኡ ሃብኩም ፣ ካብዚ ንላዕሊ ከኣ ከተቅርብሉና ከኣ ኣምላክ ይደግፍኩም! ንሕና ውን ብትሕትና ንሓተኩም ! በረከት ጸሎት ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሊባኖስ ጻድቅ ኣይፈለየና! ብቃል ኪዳኖም ካብ መከራ ስጋ ነብሲን የናግፉና። ስብሃት ለእግዚኣብሔር ልዑል ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር ዕጻ መዳሃኒትና። ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!!
@yonashadish
@yonashadish 3 ай бұрын
Azerkan abu nerna amet amet nakayd nerna xubq bata eyo nay bahaq ❤❤❤
@dngleywahseydngleywahsey4351
@dngleywahseydngleywahsey4351 Жыл бұрын
ናፊቐኪ 😢ገዳምና ማዓረይ ምድሃኔኣለም ኣቦይ ሓደራኻ ስደትና ኣሕጽረልና ሊባኖስ ኣቦይ ማዓረይ ሓደረኻ ብጾልትካ ናብዛ ቅድስቲ ዓድና ምለሰና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SamiWelday-gs8yf
@SamiWelday-gs8yf 10 ай бұрын
Abey bota yerkeb
@dngleywahseydngleywahsey4351
@dngleywahseydngleywahsey4351 10 ай бұрын
@@SamiWelday-gs8yf ab Ham zbahal adi b neus zoba Senafe yrkeb
@ነይልኝእመቤትግብልኝከሃጥ
@ነይልኝእመቤትግብልኝከሃጥ Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ዘገርም ነገር እዩ ድንቅ ናእግዚአብሔር ስራሕ በረከቶም ይሕደረና 🙏👏😇🌾⛪
@ghenetbelay5080
@ghenetbelay5080 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@HelenBirane
@HelenBirane Жыл бұрын
Amen edmen tenan yhbkom egzabiher ❤❤❤
@ተሰፍእየሰንቀይ
@ተሰፍእየሰንቀይ Жыл бұрын
ብሓቂ ደሰ ክበለካ ተመሰገን አምላክ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ስደትና የሓፅረለና❤
@Nataniya22
@Nataniya22 Жыл бұрын
Amen 🙏🙏🙏
@mussietesfamariam1288
@mussietesfamariam1288 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስደትና ይሕጽረልና❤❤❤
@mussietesfamariam1288
@mussietesfamariam1288 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስደትና ይሕጽረልና❤❤❤
@mussietesfamariam1288
@mussietesfamariam1288 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስደትና ይሕጽረልና
@mussietesfamariam1288
@mussietesfamariam1288 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስደትና ይሕጽረልና
@mollatikuye3016
@mollatikuye3016 Жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ክንደይ ደስስ ክብለና ክንደይ ዘይተበጽሐ በዓል ጸጋ ገዳማት እዩባ ዘለና በረከቶም ይሕደረና፥ ኣሕዋትና ድማ ኣምላኽ ይባርኽኩም
@teigeGhre
@teigeGhre Жыл бұрын
በረኸትን ረዲአትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩልና ይንበር ኣሜን
@natsinetshishay9344
@natsinetshishay9344 Жыл бұрын
ጸግኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገዳም ደብረ ሊባኖስ ተወሊደ ዝዓበኩሉ ኢዩ ነገር ግን ጽቡቅ ገርና ከይ ስቸማቀርናዮ ስደት ኣርኪቡና በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሚኺፍቅሪወላዲተኣምላኽዘለ
@ሚኺፍቅሪወላዲተኣምላኽዘለ Жыл бұрын
❤❤ዕድሌና ኢኻ ሓወየ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ የብዛሓልና ንኹላትና
@kisantasfaha7919
@kisantasfaha7919 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ክብርቲ ሓፍተይ እዚ ቦታ ፍሉይ ስሙ እንታይ ይበሃል
@dngleywahseydngleywahsey4351
@dngleywahseydngleywahsey4351 10 ай бұрын
@@kisantasfaha7919 Debre libans wey debre werki ybahal haftey
@freweini5879
@freweini5879 Жыл бұрын
በረኸቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኣቦና ጻድቅ ኣብነ ሊባኖስ ይብጻሓና ናኻ ኽኣ አግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ
@AstierMichael
@AstierMichael 4 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክይ በዚ ተኣምራታዊ ዚከነ ውህነትካ ብዓይኒ ምሕርትካ ጥምተና በርከት ናይ ኣበና ኣቡነ ሊባኖስ ኣይፍለየና።
@Samsunga23-ks9jv
@Samsunga23-ks9jv Жыл бұрын
ተመስገን ነዚ ዘርአካኒ ዋላ እኮ አይርገፆ ግን ብምርአየይ ሕጉስቲ እየ ተመስገን🙏🙏😢
@ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት
@ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት Жыл бұрын
በረክትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ካባና ንዘላኣለም ኣይፈለ😞🙏
@HaniHani-b9m
@HaniHani-b9m Жыл бұрын
ጸጎኦምን በረኮቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ምስኩልና ኣመንቲ ክርስትና ይኹን ❤❤❤
@tikeywedi
@tikeywedi Жыл бұрын
በረኸቶምን ረዲኤቶምን ጻድቅ ኤቡነ ሊባኖስ ምስ ኩላህና ህዝበ ክርስታኣን ይኹን ኤሜን (3)❤
@elk5824
@elk5824 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ጸሎትን በረኸትን ናይ ኣቦና ሊባኖስ ምስ ኩሉና ይኹን።ኣሜን ኣሜን ኣሜን።እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልካ ኩቡር ሓውና፡ብጣዕሚ ክንፈልጦን በርኸት ተኻፈልቲ ክንከውንን እግዚአቢሔር ክፈቅደልናን ጸሎት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ደንግል ማርያምን፡ ናይ ኣበሳሪ ቅዱስ ገብሪኤል መልኣክን ፡ቁዱስ ኣቦና ሊባኖስን ምስ ኩሉና ይኹን።ኣብዛ ኣምሳለ መንግስተ ሰማይ ዝኾነት ቅድስቲ ሃገርና ኤርትራ ገዳማትናን ኣድባራትናን ክንዕቅብ ናይ ኩሉና ሓፍነት ዩ ክብራት የሕዋት እዞም ክቡራት የሕዋትና ነዚ በርኸት ክንካፈልን ክንርእን ዝገብሩ እግዚአቢሔር ዕጽፊ ጌሩ ይባርኮም። ሰብሓት ንእግዚአቢሔር ሉዑል ለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር።ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@mussietesfamariam1288
@mussietesfamariam1288 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ ናይ እግዚኣብሔር ዘይውዳእ ጸግኡ ይሃቦም ፣ ጻድቅ ኣቡነ ከኣ ብቃል ኪዳኖም ይሓልውና ! ዝፈረ ፣ ገዳማትና ንህናጽ ! ታሪኽ ኣቦታትና ክንዕቅብ ፣ ስደትና ይሕጽረልና፤
@samibrhane3030
@samibrhane3030 Жыл бұрын
በረኸት ኣብነ ሊባኖስ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን ❤❤❤
@arsemakebede7612
@arsemakebede7612 Жыл бұрын
አባቴ ፃዲቁ ሊባኖስ ገዳሞትን ለመሳለም ትልቁ ምኞቴ ነው አንድ ቀን እንደቀን እንደሚያሳኩልኝ ተሰፈ አለኝ ወንድሜ ይህን እድሜ ጤና ይስጥህ ብዙ እንጠብቃለን
@HeriWediAmelak
@HeriWediAmelak Жыл бұрын
በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ኣይፈለየና ኣሜን 👑✝️🥰🙏
@tekakassa2823
@tekakassa2823 22 күн бұрын
ጸሎቱን፡በረኸቱን፡ኣይጋደፈና፡ኩቡር፡ገዳም፡ኣብኖሊባኖስ ሃም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TesfayTadese-yp7gy
@TesfayTadese-yp7gy Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤ ብሓቂ ክንደይ መስተንክራት ቅዱሳት ኣቦታት እዩ። ዘሎ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፡ኣብቲ ገዳም ኣባሊባኖስ ዝነብሩ መነኮሳት ተዓዲልሎም፡ ናብ ጎይታ ቀረባ እዮም፡
@merontadele70
@merontadele70 Жыл бұрын
ደስ ክብል አምላኽ ኩሉ ሰላም ኮይኑ እስላም ክርስትያን ገለ ዓዲ ገለ ቋንቋ እንዳበልና ነንባዕልና ኩልና ደቂ አዳምን ሂዋንን ስለዝኾነ በፍቅሪ ክነብር ፍቀደልና ይአኽለኩም በለና ናይ አቦታትና ቅርስታትን በረኸትን ንምርካብ ናብ ዝደለናዮ ብሰላም ክንዘዋወር ፍቀደልና በጃኻ እቲ ክፋእ ግዘ አሕልፈልና ።። በረከቶም ይሕደረልና አሜን።።
@jddjffdjdjrg6569
@jddjffdjdjrg6569 Жыл бұрын
በእውነት ቃል ህይወት ቃለ በረከት ያስማልን ጽጋዊ ያብዛልህ እግዚአብሔር ይስጥልን የአባታችን አቡነ ለባኖስ በረከታችው ይደርብን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Teki1926
@Teki1926 Жыл бұрын
አምላክ ይባርኩም ነዚ ድንቂ ዝኮነ፡ነዊሕ ተጎዒዞም ንዓና ብኮፍና ፡ከዚ ዚኣመሰለ ገዳም ዘቅረብኩልና።ኣቡነ ሊባኖስ በረከቶም ኣይጋደፈና።
@azmeraasgedom1205
@azmeraasgedom1205 Жыл бұрын
በረከቶምን ረዲአቶምን ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ የካፍለና ዓድና ኣዘኪርካና
@SFGTD-72116
@SFGTD-72116 7 ай бұрын
በረኸቶም ይሕደረና ለባም ህዝቢ ኤርትራ ኣስላማይ ክስታናይ ዘይብል ጻዕራም እግዚኣብሄር ሃገርናን ህዝብን ይባርኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amanuel5687
@amanuel5687 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ከኩቡር ሐውና እግዚአቢሄር አምላክ ነዚ ቁዱስ መሬት ናይ አቡነ ሊባኖስ ቦታ ንምርጋጽ የብቅዓና
@merhawigebermariam4727
@merhawigebermariam4727 Жыл бұрын
በስም ኣብ ወወልደ ወመንፍስ ቅድስ ኣሃድ ኣምላኽ በረኽቶምን ረዲኤቶምን ጻድቅ ናይ ኤቡነ ሊባኖስ ምስ ኽላህና ህዝበ ኽርስታኣን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@Senay-v3w
@Senay-v3w Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ቃል ንመንፈስካ ካብ ናይ ካልእ ሓሸውየ ኣውጺኡ ንሂወትካ ዝቅይር መንፈስካ ዘሐድስ ቃል እዩ ኣምላክ ይመስገን እቶም ከምዚ ጌርኩም እትቅርቡልና ኣሕዋት ኣምላክ ይባርኩም ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም
@brhanahaile5877
@brhanahaile5877 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ይብዝሓልና💒✝️🙏🙏🙏
@TarikOkubazgi
@TarikOkubazgi 28 күн бұрын
ደስ ዘብል ታሪክ አዩ አዚ ክሰምዖ ከለኩ ደስ ይብለኒ ኩሉ ጊዜ 🙏🏿ተመስገን
@ድንግለይምክንያትምድሓነይ
@ድንግለይምክንያትምድሓነይ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ይብል ናይ አቦና ቅዱሰ ሊባኖስ በረከቶም ይሕደረና ብማላድነቶም ይምሓረና አሕዋትና ከይደኩም በረከት ዝተከፈልኩም ጸጉኡ የብዘሐልኩም ቃል ህይወት የሰመዐልና ቀጽልዎ ከአ
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 Жыл бұрын
ተመስገን እግዚኣብሐር አምላክ በረከቶምን ጸሎቶምን ምስ ኩላትና ይኩን አሜን ❤❤❤
@tesfittesfit2699
@tesfittesfit2699 5 ай бұрын
ኣሰይ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ቦታ ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ በረከቶምን ረዲኤቶምን ኣይፈለየና እግዚኣብሄር ስደትና የሕጽረልና
@bahabelom2634
@bahabelom2634 Жыл бұрын
ሰይይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ በረከት ናይ አቦና አይፈለየና ጽቡቅ ስራሕ ኩቡር ሓው
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by Жыл бұрын
አሰይይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና በረከት ጻድቅ አቡነ ሊባኖስ አቦና አይፈለየና
@g776yy3
@g776yy3 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏❤️✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️❤️🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@BRKTIYAKOB-ib3qz
@BRKTIYAKOB-ib3qz 5 ай бұрын
ኣሜን ቃልሂወት የሰማዓሊና በረከት ናይ ኣቦና ሌባኖሰ ምሰ ኩሊና ይኩን
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 Жыл бұрын
አምላክ ንሃገርና በርክልና ፍቅርን ሰላምን አውርደልና 💕🙏🏽💕🕊️🙏🏽💕🕊️🙏🏽💕🕊️🙏🏽💕🕊️
@ህንፃሥላሴ
@ህንፃሥላሴ 21 күн бұрын
ሊባኖሰይ ሊባኖሰየ መድሃኒት ስጋይ ዋሕስ ነብሰይ ናብ ስፍራካ ክንረግፆ ኣብቅዐና ስደትና ኣሕፅሮ❤ ብዓል ሃፀይ ገብረመስቀል እዙይ ይሃንፁ ብዓል ኣብዩን ኢሰያስንለ ገዳማት የዕንው ይይ ግዜ ፍረድስከ 😢
@aslihabtom4315
@aslihabtom4315 Жыл бұрын
በረከቶም ምስ ኩላህና ይሕደር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ZorishMenjeta
@ZorishMenjeta Жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያሰማኝ ❤❤❤❤❤❤❤ ከኢትዮጵያ ተዋህዶዬ❤❤❤❤
@wahs1235
@wahs1235 Жыл бұрын
ኣቡነ ሊባኖስ ኣቦይ ብሰላም ዓድና ምለሰና። ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@GS-ph6iz
@GS-ph6iz 5 ай бұрын
በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና።
@robielcom
@robielcom Жыл бұрын
ናይ ፈጣሪና ስራሓ ድንቂ እዩ ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን ኣምላኸይ 🙏🙏🙏
@merondesbele4152
@merondesbele4152 Жыл бұрын
በጃኩም ካልኣይ ክፋል ኣይትዶንጉዩና uffff ሂወትስ ኣብዚ ኣሎ ገዳም ደብረ ሊባኖስ ስፍራ ቁዱሳን በረከት ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩልና ይኩን
@nabaytyohannes9912
@nabaytyohannes9912 Жыл бұрын
⛪️Amen Amen Amen nay abona kudus libonos brktom redietom mes hezbi kulu kirstyan yhder⛪️⛪️⛪️🙏❤️❤️❤️
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 Жыл бұрын
ክብሪ ንእግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ይኹን ፡ በረከት ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ጻድቕ ይሕደረና ፡ ኣብዚ ክንበጽሕ ፍቓድ ጎይታና ይኹነልና ፡ ነዚ ዘቕረብኩም ከኣ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ የብዛሓልኩም ኣሜን።
@yerusalemtsehaye7149
@yerusalemtsehaye7149 Жыл бұрын
Egzabher yimesgen bereketom yekafilena ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒
@FioriWeldeab
@FioriWeldeab Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸለቶምን በረከቶምን ናየቦና ኣብነሊባኖስ ኣይፈለየና
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 Жыл бұрын
በረኸቶም ረዲኤቶም ኣቡነ ሊባኖስ ኣይፈለየና እግዝኣብሄር ይሃበልና ነመስግነኩም🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸
@mogoshabteslase7921
@mogoshabteslase7921 Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ዝብል ፡ ቡሩካ ኣቦታትና ጾሎት ተራደእነትኩም ኣይፈለየና ። እግዚኣቢሄር ኣቦይ ሰደትና የህጺሩ ንሳለመሉ እዋን ይሃበና። እድመን ጥእናን ይሃብኩም ኣቦታተይን ኣህዋተይን ከኣ ከምዚ ገርኩም ዘላለኩምና🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 Жыл бұрын
ጸሎት ናይ ኣቦና ኣብነ ሊባኖስ ምስ ኩላትና ይሕደር💒💒💒
@sabaghumbot5485
@sabaghumbot5485 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ብጣአሚ ታሪክ ናይ እግዚአብሔር ድንቅ ስራህ ዘይውዳእ በረከትኩም አይፈለየና ብሀቂ ፀጉኡ ይብዝሀልኩም ናዚ ታሪካዊ ገዳም ዘመሀለልፉኩምና አቦቱኡ ተረኪብኩም ፀጉኡ የብዝሀልኩም።
@Heaven91475
@Heaven91475 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኸ ኣበዊነ ይባረኽ! በረኸት ቅዱስ ኣቦና ምስ ኩላትና ይኹን፡
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 Жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ናይ ኣቦና ቁዱስ ኣቡነ ሊቦኖስ
@anezerabrukdo3092
@anezerabrukdo3092 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ካብኡ ብዘይንእስ ትሕዝቶ ዝሓዘለ ገዳም ደብረ መስቀል ጉናጉና እውን ኣሎ ከድኩም ፈትሽው ታሪክን ትሕዝቶን ገዳማትና ንፍለጥ።
@YoditTewelde-nu3gn
@YoditTewelde-nu3gn Жыл бұрын
Amen xoletom ayfeleyena qal hiwe yesmalna xegau yebzehalkum yehwatey adalewti❤❤❤❤
@Gosa-li1ei
@Gosa-li1ei Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ነዚ ዘርኣካና። ናይ ኣቦና ኣባ ሊባኖስ በረከት ኣይፈለየና።
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey 8 ай бұрын
Temesgen Amlakey , zitebareket heymanotin Hegerni❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷
@aaisha2510
@aaisha2510 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና❤💒
@abebaasayehen2023
@abebaasayehen2023 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስማልን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@luwammedhanie4032
@luwammedhanie4032 Жыл бұрын
Ezgabiher amlak xegeu yebzaehalkum nezi kudus bota kenri zegbrkumna brektom mes kulena yekun 🙏💒💝
@sarsar-eo8tn
@sarsar-eo8tn Жыл бұрын
በረከት ናይ ኣቦና ቅዱስ ሊባኖስ ይሕደረና🙏
@abadigebre4385
@abadigebre4385 Жыл бұрын
በረከት ናይ ኣቦና ገብረ ሊባኖስ ኣይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🙏🙏🙏
@selamdesta6092
@selamdesta6092 Жыл бұрын
Oh goyta nabzi kudus bota mlesena libanos aboy sdetna hatsiru bereket nkafelelu zemen kmetsena amaladnetkum ayfeleyena bbetri meskelkum barkuna libanos aboy❤❤❤
@godislove1755
@godislove1755 Жыл бұрын
ነዚ ክትርኢ መንፈሳዊ ክንኢ ይሓድረካ፡ ናብ ገዳም ኪድ መንን ይመጻካ ፡ በረከቶም ይሕደረና፡
@abtesfaglobal150
@abtesfaglobal150 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም፣ የቐንየልና። ለበዋ፣ ኣብ ከምዚ ዓይነት መንፈሳዊ ዳህሳሳዊ ምርኢት እትጥቀምሉ ድሕረባይታዊ ሙዚቃ፣ ኣብ ክንዲ ዓለማዊ (Mozartic) መንፈሳዊ ክኸውን ኣለዎ።
@HaileabYirgalem-k8h
@HaileabYirgalem-k8h Жыл бұрын
Bereketomn redietomn ayfeleyena behaqi desss zebl qale hiwet yesmealna amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤
@Samuel-qt6pb
@Samuel-qt6pb Жыл бұрын
እዝግኣብሄር ይመስገን። ደስ ክብለካ በረከቶም ረዲአቶም ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ይሕደረና ዓድና ሰላም ጌሪ ካብ ስደት ይኣክበና ገዳሞም ንሳለመሉ ግዜ የምጽኣልና ኣነስ ገዳማትና ከፈለጥክዎን ከይተሳለም ኩን ኢየ ወጼ እሞ ተመሊሰ ገዳማትና ዝሳለአሉ ግዜ የምጽኣለና ዓደይ ይናፍቕ ገዳማትና ኽርኢ ከለኩ። ዓለማዊ ሙኻን ክከፍእ ካብ ኩሉ ኢኻ ትተርፍ ።
@nebyatgebretiensae9421
@nebyatgebretiensae9421 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመአልና አቅረብቲ ዚመደብ
@yordanosrezene6466
@yordanosrezene6466 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ይሕደረና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fxum-yu8uo
@fxum-yu8uo 10 ай бұрын
በረኸትን ሬዳአታና ናይ ደብረ ሊባኖሰ ምሰ ከላትን ህዝቢ ክርሰትያን ይኹን
@Feven790
@Feven790 Жыл бұрын
እግዚአብሄር ይስትልን ከታች በአማርኛ ቢተረጐም 🙏ኣቡነ ሊባኖስ
@Th-si7zn
@Th-si7zn Жыл бұрын
_በረከት ናይ ኣቦና ሊባኖስ ይሕደረና አሜን /3/_
@munaaman4152
@munaaman4152 Жыл бұрын
በረኸትን ረዲኤትን ናይ አቦና ቁዱስ ሊባኖስ አይፈለየና፡ ንሃገርና ድማ ካብ ኩሉ ጸበባ የውጽአያ አሜን አሜን አሜን❤
@SemereBeraki-g4o
@SemereBeraki-g4o 23 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏🙏🙏fetar yemasgni maryamey yemasgni ❤❤❤❤❤
@EdilGidei
@EdilGidei 9 ай бұрын
🙏 🙏 🙏 bereketi Abn Lebanos .ayfeleyna
@ZebibFtsumMesfun
@ZebibFtsumMesfun Жыл бұрын
Besmeam mara u zgerm bereket abune libanos ms kulna hzbe tewahdo ykun sdetna yehxrelna kiedna nnegdelu gzie yemxelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kemzi ane des ilni zelo des zbelo bereketom ayfeleyena temesgen amlak ybellllll kemzi aynet abo sle zhabena wela nbedl betom bereket amlak zelewom qdusanu gieru sle zmelsena አልልልልልልል አልልልልልልልልልልልል
@FtwiGerezgiheir-zy3kv
@FtwiGerezgiheir-zy3kv Жыл бұрын
Asey des kbleka ezi emnetna
@ab7grb610
@ab7grb610 Жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ገዳም ኣምነ ሊባኖስ ተመሰገን
@nebyatgebretiensae9421
@nebyatgebretiensae9421 Жыл бұрын
ደስ ክብል አሪይም እዩ ዝመስል በረከቶም አይፍለየና
@Wediarezasema
@Wediarezasema 5 ай бұрын
ኣመን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 Жыл бұрын
Temesgen bereket Nay abune libanos ms kulatna hzbe kirstiyan ykun 👏 🙏🏻 ⛪️ 👏 🙏🏻
@saronisrael752
@saronisrael752 Жыл бұрын
የአባቶቻችን አምላክ እግዚአብሔር ይመስገን
@selamdesta2670
@selamdesta2670 Жыл бұрын
ኣዝዩ ደስ ዝብል ❤❤❤ ኦ ኣምላክ ብሂወት ብጥዕና ኣጽኒሕካ ነዚ ቅዱስ ቦታ እዚ ደጊመ ክሬኦ ይምዕኮበካ በርከት ኣባ ሊባኖስ ኣይፈለየና። ኣብ ልባኖስ ኣቦይ ኣብ ስደት ዘለናን ኣብ ኣዲ ዘለዉን ኣማላድነትኩም ኣይፈለየና🙏🙏🙏
@mihretyemane5579
@mihretyemane5579 Жыл бұрын
❤❤❤ በረከቶምን ረዴኤቶምን ይብጻሓና .
@robielcom
@robielcom Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️ ተመስገን ኣምላኸይ እድመን ጠእናን ሃበኒ ክበጽሕ እየ ናብዚ መስተንክራዊ ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ
@dejendawit8916
@dejendawit8916 10 ай бұрын
ኣይ ገዳምና ናፍቆትኪ ኣለና
@akberetefrem7513
@akberetefrem7513 Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇egziabiher geta kulu alem abzi kudus bota knsalem abkaana
@ተመስገንፈጣር-ጐ3ጀ
@ተመስገንፈጣር-ጐ3ጀ Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤በረከቶም ይሕደረና❤❤❤❤❤
@yonashabtom3013
@yonashabtom3013 Жыл бұрын
Btaimi des zbl egziabher yehabkum, abune Libanos bereketom ykfelkum, kemzi dekimkum nay abotatna tarikomn gedlomn, gedamomn teflutana zelekum. Btaimi kexlwo ab kexali kale knxbe ena.❤
@robelberhe5756
@robelberhe5756 Жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም በረከቶም ጸሎቶም ናይ ኣባ ሊባኖስ ኣይፈለየና ንሃገርናን ንሙሉእ ዓለም ብጸለቶም ካብዚ ፈተኒ እዋን የውጽኡና ኣጽራር ቅድስቲ ቤት ክርስትያን የርሕቀልና❤⛪️🙏💯🇪🇷
@yosiefRezene-q7q
@yosiefRezene-q7q 11 ай бұрын
አቡነ ሊባኖስ ኣቦና ሓላዊና
@SFGTD-72116
@SFGTD-72116 7 ай бұрын
በረኸቶም ይሕደረና❤❤❤❤❤❤❤❤
@HafteGebreyohanes
@HafteGebreyohanes Жыл бұрын
በረከትን ረዲኣኤትን ኣቡነ ሊባኖር ምስ ኩላትና ይኩን
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 Жыл бұрын
❤🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤ አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራን አቦታትና 🙏 ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ ሊባኖስ ዘመጣዕ በረከቶም ይሕደረና .ብፀሎቶም ይምሓረና 🌾🌷🌿🙏💐🌿🌷🙏🌾🌷🌿💐🙏
@azebberhane3834
@azebberhane3834 Жыл бұрын
Egzabiher ymesgen bereketom yekaflena 🙏🙏🙏
@DaniDani-bh3hr
@DaniDani-bh3hr Жыл бұрын
በስምኣም በወል ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቡነ ሊባኖስ የካፍለና የካፍለና ❤❤❤❤
@bilenshumbari5234
@bilenshumbari5234 Жыл бұрын
Abune libanos aboy Bereketom Ayfeleyena ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@yonasyoni6474
@yonasyoni6474 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna amlak❤
ገድሊ ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረ ቢዘን  Gedli Abune Filipos zedebre  Bizen
48:26
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
ERi-TV Documentary: ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ዮናስ - ደብረ ጽጌ
40:58
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 157 М.
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ጠንቂ ድኻም ኣብ መንፈሳዊ ህይወት" Sermon Pope Shenouda 3rd in Tigriyna "
38:28
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 104 М.
ገጠመኝ 1ይ ክፋል) ፈተና ሰብኣይን ሰበይትን
40:59
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 6 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,2 МЛН
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ንጐይታ ተጸበዮ" Pope Shinouda 3rd Sermon "Wait for the Lord"
43:36
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 192 М.
Лада ОКА против BMW 646i
0:26
AutoHot
Рет қаралды 165 М.
КамАЗ VS SCANIA.
1:01
ToG#DriveR
Рет қаралды 724 М.