1ይ ክፋል ፍሉይ ቃለ መሕትት ምስ ጀነራል ክንፈ ዳኘዉ፣ እቲ ፅንተት ክነትርፎ ንኽእል ኔርና ኢና፣

  Рет қаралды 66,282

araray infotainment

araray infotainment

Күн бұрын

Пікірлер: 311
@gebremedhnayalew-wv4oy
@gebremedhnayalew-wv4oy 18 күн бұрын
በርትዕ ሺሻይ ሓውና ዓበይቲ ሰባት እናዓደምኻ ኩነታት ዓዲና ክንርዳእ ግበረና ።
@tshomekalayu3098
@tshomekalayu3098 18 күн бұрын
አብዚኦም ተስፋ የብልናን ። ብሰላም ብሂወቱ እንዃዕ መፀ ካብዚ ወፃኢ ንትግራይ ክጠቅሙና ይኽእሉ እዬም ኢልካ ምሕሳብ ዕሽነት'ዩ ። ኩሎም
@goitomabebe1872
@goitomabebe1872 18 күн бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ክንፈ ዳኘው : ሕሉፍ ጌጋና ብኸምዚ ካብ ተረዳእኻዮ ኣብ ምስረታ ሃገረ ትግራይ ልዑል እጃም ከምተወፊ ኣይጠራጠርን ❤️❤️🤍🤍💙💙
@ታራፊክ
@ታራፊክ 18 күн бұрын
😂😂😂😂😂 ሃገሪ ትግራይ ግና ታሓልም ኣለኻ ውዕግን ሓውይ ኣበይ ዝላ ትግራይ እያ ሃገር ክትኺዊን 😂😂😂😂
@duliti7133
@duliti7133 15 күн бұрын
ሕልሚ ነፃ እዩ ነገር ግን ሕልሚ መፃኢ ራእይ የጨናግፍ እዩ ተጋሩ አብ ሃገረ ትግራይ ጠጠው ኢልኹም ምስ ድኽነት ቃልኪዳን አሲርኹም ትነብሩ
@aelafyfru2513
@aelafyfru2513 18 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ጌርኩም ወዲ ዳኘ መታዕብትና እዩ ካብ ቀደሙ ለባም እዩ ሃሳባቱ ዝበሠለ እዩ ነዳም ፆ;;
@HaileselassieGw
@HaileselassieGw 18 күн бұрын
😂😂😂 ኣምባገነን ዶ
@mkinay843
@mkinay843 18 күн бұрын
ክንፈ ካሕዳም ሌባ ሰራቒ ፀረ ተጋሩ ከም ሎሚ እይምሰልኻ ተዋሪዱ ርእሱ ደፊኡ ኣብ ሜቴክ እናሃለወ ፅጋብ ምቁፅፃር ኣብዩዎ እናሃለወ ኣብ ጨረታ ዝወፀ ትግራዋይ ንከይ ሳተፍ ዝገብር ዝነበረ ነዉራዉ እዩ ።
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 18 күн бұрын
​@@HaileselassieGwጨናዊ።ከም ጄኔራል ክንፈ ብሕዝቢ ተፈታዊ:ሙሑር:ለባም:መስተዋዕሊ:ዘይሰርቅ ጅግና ወዲ ትግራይዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ አያና ጅግና ጄኔራል ክንፈ❤
@HaileselassieGw
@HaileselassieGw 17 күн бұрын
@@woinshetkassaye7174 ከፍቲ ኣኮኻ ይኾን
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 16 күн бұрын
@aelafyfru, how old are you🤓? Shebaw 😅
@GebrehiwotDesta-lv3bn
@GebrehiwotDesta-lv3bn 18 күн бұрын
ፅቡቅ ቃለመሕትት ክቡር ጀነራል ክንፈ። ኣቅራቢ መደብ እውን ቀፅለሉ።
@MamuyeNegash
@MamuyeNegash 18 күн бұрын
ፅቡቕ ቃለ ማሕተት። ኣይተሳነፍኩምን
@Bj-7zo2sMes
@Bj-7zo2sMes 18 күн бұрын
ናይ ተጋሩ ድክመት ለዋሕነትና እዩ: ከትፈኣካ ንዝመጸ ጸላኢ, ሕነ ኣይንፈድን, ይቅሬታ ንግበር : ዝባሃል ኣበሓሕላ, ፍልጠት / ምስልጣን ከይኮነስ ኣሻነት/ ደደብነት ሊህቃን ተጋሩ እዩ ✌️❤
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 18 күн бұрын
ናይብሓቂ። ትግራዋይ ፈዳይ ሕነ እዩ ዝመስለኒ ኔሩ። እዚ ኩሉ ተጨፍጪፉ:ክሕደት ተፈፂሙዎ:ደቁ ተረሺኖም:ደቂ አንስትዮ ተአሚፀን በፂኺዎ ሎምውን "ይቅረ" ክብል ምብጋሱ ክንደየናይ ለዋህ ሕዝቢ ሙዃኑ ሎሚ ተረዲዒና።ምናልባሽ ቀፃሊ ወለዶ እዛ ጉዳይ አፅቢቁ ክፍትሽን ንቶም ገበነኛታት ናብ ሕጊ ጠል ጠል ካብሎም ተስፋ አለኒ።
@isaakiyasu205
@isaakiyasu205 17 күн бұрын
Alem bykreta eyu zhlef natka dnkurna naaka gbero ente delika kulukum tegaru xegemkum b tmkhti telaetitkum ekum bybluna nebsemthat tsakeyu nethzbi dsake zelo selamu habwo
@yosephhabte565
@yosephhabte565 16 күн бұрын
ናይ ኣጋመ ድክመት ለዋሕነት ከይኮነ ክፍኣት ተንኮል ስርቂ ሓሱት እዩ።
@duliti7133
@duliti7133 15 күн бұрын
ደምን ጦርነትን ዝፀመኦ ግን ጠመንጃ ሒዙ ክወፅእ ይኽእል መንገዱ ጨርቂ ይኹን ሕነ ክትፈዲ ኻልእ ጀነረሽን አፅንት እንተ አነን ጦርነት ዝሰልቸዎ ግን ሰላም ንደሊ ኢና
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 13 күн бұрын
​@@yosephhabte565eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊😊
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 17 күн бұрын
ክኔደይ ዘይፈለጥኩኹም ተጋሩ ሚድያታት ኣለኹምና ማለት ኢዩ እግዚኣብሄር የብዝሕኹም ኣይዞኹም በርቱዑ ደቂ ትግራይ ዓደይ መዓር ወለላ!!!
@tequentes
@tequentes 17 күн бұрын
ዛፉ፣ ዓድኺ ማዓር ወለላ ዝዛረቡን ዝሕውትቱን ናይ ዩቱብ ሸቓጦ ኣይሰኣነትን እዃ ደኣ በዚሖማ፣ ዝሰርሑላን ዘፍርዩላን ደቒ ኢያ ሲኢና
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 18 күн бұрын
ህዋሕት አብ ኢ/ያ ምስ አተወ ትግራይ ረሲዖም ሽዋ አፍቂሮም
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 18 күн бұрын
አፍቂሮም ጥራይ አይኮነን መንእሰይ ትግራይ አብ መሓውራቱ ክውድብዎ ክአምንዎ አይክአሉን
@ማማG-o3i
@ማማG-o3i 14 күн бұрын
እሰይ ገበሩ ናይ ዓድካ ግበር
@KBAI-TECH
@KBAI-TECH 18 күн бұрын
ሓሪፍ ዝግጅት!
@lanteTV1
@lanteTV1 18 күн бұрын
ጽቡቕ ምድላው ✅ ሓሪፍ ዝግጅት ❎
@naliru6096
@naliru6096 18 күн бұрын
ዝግጅት ? እዞም ሽዋስ ከመይ ጌሮምዮም ርእስኹም ተጋሲሶሞ
@hakenateritegaru1957
@hakenateritegaru1957 18 күн бұрын
ብሕታዊ ተባዕ:ቆራፅ ትግረዋይ ጋዘይጠኛ ✅✅✅✅💖💖💖✅
@desalegngebrezabeher9336
@desalegngebrezabeher9336 18 күн бұрын
Even so, there are a lot of questions to be answered by tplf leaders, i appreciate your honesty general
@getahunnega292
@getahunnega292 17 күн бұрын
1, ብዛዕባ ደብረፅዮን ንዕኡ ንክንፈ ዳኘው ብፓሊስ ኣትሒዙ ንኣብይ ዘረከበ ምዃኑ! 2, ንምንታይ ባዕሉ ክንፈ ዳኘው(መቴክ) ኣብ ዓዲ ኦሮሞ 13 ኣብ ዓዲ ኣምሓራ 3 ወታደራዊ ፋብሪካታት ክምስርት እንከሎ ኣብ ትግራይ ግን ናይ መሳርያ (ክላሽ መድፍዕ ተፈንጃሪ) ሓንቲ ፋብሪካ ዘየስርሐ ኢሉ ኣይሓተተን!
@hakenateritegaru1957
@hakenateritegaru1957 18 күн бұрын
ብግልፂ ንምዝራብ ጀነራል ክንፈ ክእሰር ማዓልቲ ናይ ትግረዋይነተይ ሞራል ተገፊፈ እስካብ ካብ እሱር ዝፍታሕ ብትግረዋይነተይ ተሸቑሪረ ይነብር ንይረ:: ግን ዕድመ ንTDFብሰላም ወፂኡ ኣብ ሚድያ ብዓይነይ ምርኣየይ ሞራል ትግረዋይነተይ ንእሽተይ ናብ ንቡር ትመሊሱ:: ኣብዙይ ብዜካ እስታሊን ካሊእ ትግረዋይ ግዲ ዘይብሎ ግን እዞም ኩሎም ኣብ ኢ/ጵያ ዝነብሩነባራት ተጋደልቲ ተጋሩ ብትግረዋይነቶም እስካብ ሐዚ ኣብ ኡሱር ከም ዘለው ግን ድማ ድምፂ ዝሳኣኑ ከምዘለው ኣይንረስዕ:: ኩላትና ካብ ኡሱር ንኽወፁ ብዝኻኣልናዮ ኩሉ ድምፂ ንኹኖም:: ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትብተኽን ኢለ ኣሚነ::
@RobelDesta
@RobelDesta 14 күн бұрын
You two amazing keep up ❤
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 17 күн бұрын
ንሕና ንደሊ ዘለና ዝሓለፈ ጌጋታት ምፅብፃብ ዘይኮነስ፡ ካብ ዝሓለፈ ስሕተቱ ተማሂሩ ትግራይ ዝመርሕ፡ ህዝቡ ዘዳምፅ፡ መንእሰይ ዘሳትፍ፡ ስደት ዝጠፍእ ዘሎ መንእሰይ ኣብ ዓዱ ስራሕ ዝፈጥረሉ፡ መጻኢ ትግራይን ህዝባን ዘስተኻኽል ፈታዊ ህዝቡ ዝኾነ መራሒ እዩ። ጀነራል ክንፈ ድማ ካብኦም ሓደ እዩ
@fisehawelu2102
@fisehawelu2102 16 күн бұрын
well come general and 10q for your analysis
@EatMoya
@EatMoya 18 күн бұрын
Thank you General for the in-depth explanation of Tigrai case 💜💜💜
@ararayinfotainment
@ararayinfotainment 18 күн бұрын
Thank you for your support and kind words.
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 18 күн бұрын
Thank you our brother.
@haregmusr5624
@haregmusr5624 14 күн бұрын
God bless you Zele !! you are courageous !!
@ghiwotgslassie3797
@ghiwotgslassie3797 16 күн бұрын
"ህወሓት ሕጂ እውን ዝተረዲኦ ኣይመስለንን"ገራሚ ሓሳብ
@petrosabraha7220
@petrosabraha7220 18 күн бұрын
ሐዚ'ውን ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣያና ጀ/ር እወ ኢትዮጵያ ኤምፓየር'ምበር ሃገር ኣይኮነትን ❤
@solomontadesse9274
@solomontadesse9274 18 күн бұрын
Thanks for your well thought general kinfe and formalist sisay
@ararayinfotainment
@ararayinfotainment 18 күн бұрын
Appreciate the love and support!
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 18 күн бұрын
ጀ/ክንፈ!ኮለልልል ኣይትበል!100%ኢትዮዽያ ህዝቢ ብሰንክኹም ህዝብና ክጸንት ፈሪደሞ እዮም።!!ቧች ኮለል ዘይህከዮም ሰባት
@GMN-Views
@GMN-Views 18 күн бұрын
ፅቡቕ ጌርኩም እንኳዕ ንኣያና ጀነራል ክንፈ ናብ ሚድያ ኣቕረብኩሞ።
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 18 күн бұрын
ተጋሩ ምስ ሓቂ ክሳብ ዘይትዓረቕኩም .ምጽናትኩም ዘይተርፍ እዩ !!!!! እቶም ቁንጣሮ ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዝዓዘዩ እኽብካብ ተጋሩ ጫቑጫቑ ተዘይኮይኮይኑ.... እቲ 100 ሚልዮን ሰራዊት መሪሕኩም ዘድመኹሞ...እቲ ደመኛና ዝነበረ ሰራዊት ደር ከካብ ዝወደቖ ኣኪብኩም መሪሕኩም ዘድመኹሞ ኤርትራዊ...እቲ ብ ኣማኢት ኣሽሓት ንብረቱን ጥሪቱን ዘሚትኩም ዘባረርኩሞ ህዝቢ ኤርትራ...እቲ ሉኡላዊ መሬቱ ዘሚትኩም ን 20 ዓመት ዘባጨኹምሉ ኤርትራዊ...እቲ ብሮኬታትን ሚሳይላትን ከተማታቱ ዘን ደድኩምሉ ኤርትራ... ካብ ርኽሰትኩም ክሳብ ዘይተነሳሕኩም ኣይድቅስን !!!❤-🇪🇷
@GMN-Views
@GMN-Views 18 күн бұрын
@yohanneszerazion1614 ብሽምካማ ኣይትጽወዐናን ኢኻ!
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 18 күн бұрын
​@@yohanneszerazion1614 eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊😊
@eriblood803
@eriblood803 14 күн бұрын
​@@serenityshalom7387 😅😅😅 1 million agame ab tihti gudgad alewu.....5 million agame b timet yisakeyu alewu....firki meret tigrai tewesidu....missile tementilkum....elelelll eyu imbeiii 😊
@tomastom-bj6qp
@tomastom-bj6qp 18 күн бұрын
ህዝቢ ንኽውስን ዕድል ዘይምሃብ ንሕና ኢና ንፈልጠልካ ምባል ውፂኢቱ እዙይ ዩ ሕጂውን ካብዙይ ብዝኸፍኤ መንገዱ እዚ ህዝቢ ምስ ቀተልቱ ወጊኖም ድከቱ የብልዕዎ
@petrosabraha7220
@petrosabraha7220 18 күн бұрын
ክቡር ጀ/ል ክንፈ እዛ ውደቀት "ህወሓት" ዝገለጽካላ'ማ ኣዝያ ተመችኣትኒ'ላ እግዜሐር ይሃብካ❤
@haileabtekle7734
@haileabtekle7734 18 күн бұрын
ብዛዕባ ኤርትራ እቲ ጠንቂ ገዲፍኩም ብዛዕባ ሳዕቤን ሃለዉለው ኣይትበሉ ን24 ዓመት እንታይ ኢኹም ተጠቂምኩ ረሳሓት ሕጊ ዓለም ጓዕጺጽኩም ሕጂ ኣንፈት ክትጠዉዩ ኣይትፈትኑ
@mulubrhanafewerki6683
@mulubrhanafewerki6683 18 күн бұрын
አቶም ንትግራይ ዝድግፉ ዝነነሩ ከም ኤርትራዉያን ኮይኖም ኩሎም ተጋሩ ኢዮም ኣቱም ሐሰዉትቲ ዐጋመ።ሐሰውቲ።
@michealyohannes3048
@michealyohannes3048 16 күн бұрын
በየናይ መንገዲ ኢኻ ኣጻሪኻዮ ብመጀመርያ ንህዝቢ ትግራይ ምድጋፍ ሰብኣውነት እምበር ከምዚ ዝበልካዮ ከይመስለካ ።
@petrosabraha7220
@petrosabraha7220 18 күн бұрын
እወ ሐዚ'ውን ትምስገን ክቡር ኣያና all political parties and elites could not have a roadmap for Tigrai❤❤
@aregaiw
@aregaiw 12 күн бұрын
Thank you general for your life-long and selfless service you are providing to your people. A wise and critical thinker. I have a great respect and admiration to TPLF. The new generation should open its mind to learn a lot from TPLF, instead of blaming it.
@KibGer-r1x
@KibGer-r1x 18 күн бұрын
ግልፂ ዝኮነ ሕቶ ሓቲትካ ሓሳቡ ንክገልፅ ግዘ ሃቦ ባዕልክ ንምብርህራህ ግዘ ተዘይተጥፍእ ፅቡቅ እመስለኒ
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 18 күн бұрын
ስለምንታይ ከ ብሱሩ ህዝቢ ትግራይ ምስ ኢትዮጵያ ምጽንሑስ "ጎዲኡዎ ዶ ጠቒምዎ" ዝብል ሕቶስ እንታይ ክገብር ከም ሕቶ ተላዒሉ ሞትን ሂወትን ምውድዳር ኢዩ ናዓይ😮😮
@RobelDesta
@RobelDesta 14 күн бұрын
You guys 1❤
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 13 күн бұрын
ናይ ህወሓት አይዲዬሎጂ ብደም ህዝቢ ትግራይ ረብሐ ኢትዬጵያ ምሰኻዕ 😢
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 18 күн бұрын
ህዝብታት ኢትዮጵያ ሐድጊ ፖለቲካ ዝሐለፉ ስርዓታት አምሓራ ዝወረሱ ህዝብታት እዮም። አብ ውሽጥና አብ ተጋሩ እውን ነቲ ናይ ስርዓታት አምሓራ ሐድጊ ዝወረሱ ሕዚ እውን እንተ ኾነ ውሑዳት አለው። ስርዓታት አምሓራ ንህዝብታት ኢትዮጵያ ካብ ዘውሮስዋም ሐደ ሕማቕን ዘይቅየርን ባህሊ "ጥራሕ ነቲ ሐድግታት አምሓራ highlight ዝገብር ስርዓት ይኹን እምበር ዝበረቐ ጸሐይና ዝነገሰ ንጉስና " ዝብል ፍትሐዊ ዘይኮነ ባህሊ እዩ። ነዚ እዩ እውን ዝኾነ ናይ ትግራይ ሐይሊ፣ ንጉስ፣ ውድብ ንህዝብታት ኢትዮጵያ ማዕርነት የምጽአሎም፣ ምዕባለ፣ ልምዓት፣ ዲሞክራሲ ወዘተ የምጽአሎም ብዘየገድስ "ካብቲ ናይ ስርዓታት አምሓራ ሐድጊ ዘይተላቐቑ ህዝብታት ብምኻኖም ከምኡ እውን ነቲ ማዕርነት ንምምጻእ ክንዲ ህዝቢ ትግራይ ዘይ ደመዩ ዘይ ደኸሙ ብምኻኖም ንዓዓቶም ኩሉ እቲ ተጋሩ ዘምጽእዋ ለውጢ ትርጉም ዘይህቦም። እኳ ድአስ ነታ ማዕርነት ብሕማቕ እዮም ዝሪኢዋ። ብሕወሓት መሪሕነት ኢህአዲግ ዝበሀል ስርዓት ን ህዝብታት ኢትዮጲያ ዘምጽአሎም ረብሓ ህዝብታት ኢትዮጵያ ካብቲ ረብሓ እንዳ ተረብሑ ነቲ ስርዓት ግን ናተይ እዩ ኢሎም ክከላኸልሉ ዘይደልዩን በንጻሩ ኡኳ ድአ ነቲ ስርዓት ከፍርስዋ እዮም ዝብህጉ። ዋላ እቶም አብ ኢህአዲግ እንዳ አምሰሉ ዝነብሩ ዝነበሩ ፖርትታት። ነዚ ጽቡቕ አብነት ዝኸውን ተጋሩ ነቲ ንአማኢት ዓመታት "አባይ ስም ነው እንጂ ምን ይጠቅማል ላገሩ" እንዳ በሉ ዝደርፍሉ ዝነበሩ ቀይርና ግብጺ ትአክል አብ ዓለም ዝበዘሐ ዓረብ ዝነብሩላ ሀገር ደፊርና ብሰንኩ ካብ ዓቕምና ንላዕሊ ዝኾነ ናይ ዓረብ ማሕበረሰብ ጸላእትና ኹኾኑ ገይርና አብ መወዳእትኡ ግን ኢትዮጵያውያን ምስ ዓረብ ተመሳጢርም ይሰርሑ ከም ዝነበሩ " ኢሳት " “OMN” ካብ ዓረብ ገንዘብ ይኽፈሎም ከም ዝነበረ እኒ ጀዋር ባዕሎም ነጊሮምና። ጸኒሑ እዉን ናይ ዓረብ ኢምራትስ ድሮን ህዝብና ኽጭፍጭፍኦ እንከለዋ ኢትዮጵያውያን "ድሮን እያለ ምን ችግር አለ" እንዳ በሉ አባጭዮምልና። ብሕጽር ዝበለ ቋንቋ ንኢትዮጲያውያን አብ ትግራይ ዘለው ታሪኻዊ ኽብርታት እምበር ህዝቢ ትግራይ ብዝኾነ አጋጣሚ ጨሪሱ እንተ ዝጠፍአሎም ዝግድሶም አይመስለንን። እዞም ሐቅታት ንዘመናት ዘይተቐየሩ ዘይቕየሩ ኽንሶም ተጋሩ ግን ሐደ መዓልቲ ኽቕየሩ እዮም ብዝብል ተስፋ ኩሉ ግዜ ንነብስና እንዳ የዐሸና ኢና ንነብር። ሎሚ ግን ሐደ ደስ ዝብል interview ሰሚዐ። ነቲ ሐቂ ቅልዕልዕ አቢሉ ዝገልጽ ካብ ናይ ሕወሐት ሰብ ምስመዐይ ትግራይ ብሩህ መጻኢ ኽህልዋ ይኽእል እዩ ኢለ ንኽአምን ገይሩኒ አሎ። Thanks very much ጀነራል ክንፈ።
@misginamusazgi6166
@misginamusazgi6166 18 күн бұрын
ጀኔራል ክንፈ ዳኘው ብጣዕሚ ቡሱልን ሊቅን ቢሪላት ዝኾነ ሓንጎል ዘለዎ ሰብ ከምዚ ኢዩ ናይ ፖሎቲካ ሊህቅ ዝብሃል
@EritreanAfrican
@EritreanAfrican 16 күн бұрын
ኣታዮ እዛ #በሪላት እንታይ ሙዃና እያ፧
@عليمحمد-ز4ع8ص
@عليمحمد-ز4ع8ص 17 күн бұрын
ትክክክ ል ዩ ጆኖራል ክፈ❤❤❤
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 15 күн бұрын
Yes Indeed!
@genetpooki
@genetpooki 18 күн бұрын
Thank you general ✊🏾 Great journalist✊🏾
@ararayinfotainment
@ararayinfotainment 18 күн бұрын
We appreciate your support and thank you for your kind words!
@Kakuma_YouTube_Channel
@Kakuma_YouTube_Channel 17 күн бұрын
ዛዓርከይ ጋዜጠኞ ሽሻይ በርትዕ--- ጀነራል ክንፈ ካዓ ደጊመ እንኳዕ ነዚ ፀገም ዓድካን ፀገም ውድብካን ንክትፈትሽ ፁቡቅ ፃኒሐት ይኮነልካ--ካብ መንሱታ ድራማ
@yeshialula3203
@yeshialula3203 16 күн бұрын
ጀነራል ክንፈ ዳኘው መግለጺ እቶም ጀጋኑን ምእንተ ህዝቦም ዝሰውኡን ጀጋኑ ተጋሩ አያታትና ኢኻሞ ከመስግነካ ይፈቱ።
@weghta3315
@weghta3315 13 күн бұрын
Jiginaaaaaa Abasaaaaaaaa 💚🌷🇻🇳⚘💙💚🌷🇻🇳⚘
@TeklayA
@TeklayA 17 күн бұрын
አብ ፅኑዕ ተቃለሳይ ጀነራል ክንፈ ሓሳባት 95% ደጊፈዮ አለኩ
@TigestLemlem
@TigestLemlem 18 күн бұрын
#OnlyOneTPLF.
@ፅጌናይ
@ፅጌናይ 15 күн бұрын
ጅግና
@mogestaye2644
@mogestaye2644 17 күн бұрын
ህወሓት አርኽቑ ካሓስብ ደይኽል ድኹም ውድብ ምዃኑ መፍለጥኡ እቲ ሐደ እቲዮም ክልተ ዓበይቲ ብሄራት ብብሄር ክውደቡ አመቻችዩ መጨፍለቁኡ ደንጎላታት ያዳሊ ከምደሎ እዚኹሉ ዓመታት ደይምርዳኡዩ።
@TeklayYohannes-v8k
@TeklayYohannes-v8k 18 күн бұрын
ሰላም ሲስ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ግን ፍልይ ዝበለ ፕሮግራም ተትጅምር ንእብነት ብ ኢንግልሽ ዳርጋ የብልናን ትጋሩ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 15 күн бұрын
ናህና ኣይንህብን ዘይናትና ኣይንደልን ዶብና ዓጲና ኢና ሰላም ንነብር
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e 18 күн бұрын
ካብ ሰናይ ጉሓቱ ምስ ባህል፣ሃይማኖትን መንነትን ተጋሩ ዘይሳነ ስነሓሳብ ሒዚኩም ተላዒልኩም። ጌጋ ኣብ ልዕሊ ጌጋ ናወሰኽኩም ንህዝቢ ኣፅኒትክሞ።
@weghta3315
@weghta3315 13 күн бұрын
Yes we never too forget this War and Genocide of Tagerue people
@filmonhiyab
@filmonhiyab 18 күн бұрын
Interesting program kmzeom aynet sebat ena ndeliy
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 15 күн бұрын
አየ ተጋሩ እዚ ሰብአይ አበይ'ዩ ኔሩ እቲ ዝሐለፈ 30ዓመት???? አይነበረን:እታ ዝሰራሕካያ ኢኻ ትረክብ:ንህዝቢ ትግራይ መቃመሪ ጌሮሞ ጸኒሖም አብ ሞዎዳእታ'ክአ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኪናት ከፊቶም ንመንእሰይ ትግራይ'ክአ አጺኒተሞ:እዚአ እያ ታሪኽኩም ኩላትኩም ማለሊታውያን.🇪🇷🐫
@ambatekle2898
@ambatekle2898 17 күн бұрын
ትግራይ ናብ ደልሀመት አእቲኹም ኤሪትራ ከም ሀገር ሀኒጽኩም ሰለዝኹንኩም ትግርኛ ተዛረብቲ ኤሪትራውያንኢኹም።
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 18 күн бұрын
ጀነራል ክንፈ ብቁራጽ ወረቐት ጽሒፋ ብዝሃቦም ትእዛዝ ኮንደምንየም ዝተወሃቦ ቤተሰቡን ፈተዉቱን ይህብ ዝነበረ ግዕዙይ ትግራዋይ ጀኔራል ነይሩ። ስርቅን ብልሽዉናን ከይረሃጽካ ሃብቲ ሀገር ምዝራፍ መለለይ ትግራዋይ ጀነራል እዩ። ነዚ ድማ ህዝቢ ትግራዋይ ዋጋ ከፊሉ ዓርስኹም ድማ ተዋሪድኩም።
@tegryohafte2933
@tegryohafte2933 15 күн бұрын
ዕጥቃዊ ቃልሲ ኢሌካ ሙሉእ ግበራ
@mohamadsaleh30
@mohamadsaleh30 16 күн бұрын
Ehz serkey sebia ba
@weghta3315
@weghta3315 13 күн бұрын
We need Our Country 🇻🇳🇻🇳⚘🇻🇳⚘Hager Tigrai free
@nakfa8862
@nakfa8862 16 күн бұрын
እዚ ሰራቒ አሎ ድዩ ክክክክክክክክክክ አብ ዓለም ከምዚ ሰብ እዚ ሰራቒ የለን ንመጀመርታ አብ ዓለም መርከብ ነፋሪት ዝሰረቐ ክክክክክክክክክክክክክክክክ
@kewaniequbay5587
@kewaniequbay5587 15 күн бұрын
እንታይ ከ ዝስረቅ ሃሊዩካ ዩ መናጢ ድርባይ
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 13 күн бұрын
eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊
@SemereTeklay-j3b
@SemereTeklay-j3b 18 күн бұрын
ዓጋመስ እንታይ ታሪኽ አለክን። ጀነራል ትብልኦም ንስኽን መራሕ መስርዕ ዘይበቅዕ ተዋጊእን ዘፍረስክንኦ ዋላ ሐንቲ ድፋዓ የብልክንን ሐሰውቲ ጠላማት ሐሳዳት።
@kirosaberra4615
@kirosaberra4615 18 күн бұрын
ብከባቢ ሽከት ፀማልያ ዝመስል ዝተማረኸ ሰራዊት ሻዕብያ ኢንተርቪው ንዝረኣየ ብኮመንትኻ ካብ ምስሓቕ ዝሓለፈ ካልእ ኣይትፀበ ማንጁስ!
@Samuel-sp9wc
@Samuel-sp9wc 18 күн бұрын
ምንም ትንታነ ዘድልዬ አይኮነን ብባህሪኡ ባዕሉ ዝቆመ ውድብ አይነበረን ተለአአኺ ናይ ካልኦት መገልገሊ ባህሪኡ እዩ አውዲቅዎ
@naliru6096
@naliru6096 18 күн бұрын
ምስ ኤርትራ ዶ ይሕሸና ? ክክክክክ ኤርትራውያን ከምንቕበለኩምከ ብምንታይ ርግጸኛታት ኮንኩም ?ክክክክክ እዚ ሙሩኽ ከኣ ትንፋስ ረኺቡ ሃለውለው ጀሚሩ ሓቁ እዩ ወድጣባ ተጋሩ ሸውዓተ ድስቲ ሰኽቲቶም ኩለን ድስትታት ሓሪረኖኦም ዝበሎ
@Asmera-1
@Asmera-1 17 күн бұрын
እገርመኒ እዩ ትጋሩ ብዛዕባ ኤርትራ ክሓልሙ ከይደቀሱ እዮም ዝሓድሩ። መን መርዓት ኢልክን ትኩሓላ እዩ ነገሩ። ትግራይ ክልል ኣካል ኢትዮጵያ እያ፣ ኤርትራ ድማ ርእሳ ዝኸኣለት ሉዑላዊት ሃገር እያ። ምንም ዘራኽብ የብልናን። እንተ ሃልዩ ልሙድ ዲፕሎማሲ ርክባት ምስ ስዳን ጁቡቲ፣ ሶማል ከንያ ዝህልወና ዝምድና እዩ ዝህልወና ምስ ኢትዮጵያ። ተጋሩ ግን ኩሉ ሳዕ ዘይፍታሕ ሕልሚ እዮም ዝሓልሙ። ኣብ እቲ ዶብ ትግራይን ኤርትራን መንደቕ ኽስራሕ ኣለዎ በሃላይ እየ። ምስ እዞም ደመኛ ጸላእትና ብጠበንጃ ኢና ንረዳዳእ ኣንጻር ኤርትራ ተጻብኦ ስጋብ ዘየቛረጹ። ተጋሩ ድማ ደቂሶም ክሓድሩ ኢልካ ዘሕሰብ እዩ። 🇪🇷💪
@jhon.n.paulos
@jhon.n.paulos 17 күн бұрын
True...never tigray mis adiabatic ethiopa Abu titakes. Knife hashewye abxihu
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 17 күн бұрын
5000doller ms awefeku nmendek da
@malefyaentertainment4447
@malefyaentertainment4447 18 күн бұрын
❤❤❤❤
@zafuabraha1889
@zafuabraha1889 12 күн бұрын
ጀግና
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 15 күн бұрын
ግርምዝብለኒ እኒኦ ሓድሽ ኣበባ በላሶታት ክብ ትሃንጹታ ትግራይ ትትገብርዎ የሞሓሸይ
@bizendesta8167
@bizendesta8167 14 күн бұрын
እዚ በኩሉ ትግራዋይ ፅብቅ ዘበነ ፖለቲካዊ በግልፂ ክንርዴኦ ብዝክአል መገለጫ አረዲካና የቀንየልና ጀነራል ክንፈ
@All-w9s
@All-w9s 14 күн бұрын
ሓሶት! ህወሓት ናይ ተጋሩን ትግራይን አይነበረን ኮይኑም አይፈልጥን።ህወሓት ዝብል ጉልባብ ተኸዲኑ ብተጋሩ መናእሰያት መስዋእቲ ኤርትራ ሓራ ከውፅእ ብኢሳያስ አፈወርቂ ትእዛዝ አብ መሬት ኤርትራ ዝትመስረተ ኣካል( ክፋል) ሻዕብያ አብ ትግራይ እዩ ። ካብቶም ሐደ መርትዖ አባቱ 17 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ናይ ህወሓት አባል ንኽትከውን መጀመር ናይ ኤርትራ ነፃነት ክትቅበል ከም ዘለካ እቲ ዝነበረ ሕጊ የግድድ ። swallow the bitter truth and you will be free!
@tsegayTaddele
@tsegayTaddele 18 күн бұрын
Thanks general knife that is the true
@almazadamu9175
@almazadamu9175 15 күн бұрын
የቀንየልና ኽምዝ ዝበለ መልእኸት ንህዝብ ትግራይ ደምፅ ኻንው ንኹቡር ሐውና ጀግና ጀነራል ክንፍ ናብ ናትኹም መራኻቤ ሐፍሽ ብምቅራብኻ ክብረት ያሃበልና እዜየ እይ ዛመስግን ብኽምዜ ዝበለ ንህዝብኻም ደምፅ እንተኻይንኹም ህዝብ ትግራይ ምሳኹም ካዐስል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@haben8627
@haben8627 18 күн бұрын
አብይ አህመድ ተጻዊትልኩም እዩ.እምበር ንስኹም ደአ ን ህዝቢ ትግራይ ጠሊምኩም ሸዋ ሰፊርኩም ነርኩም
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 18 күн бұрын
ህዝቢ ኢትዮጵያ ሐድጊ ፖለቲካ ዝሐለፉ ስርዓታት አምሓራ ዝወረሱ ህዝብታት እዮም። አብ ውሽጥና አብ ተጋሩ እውን ነቲ ናይ ስርዓታት አምሓራ ሐድጊ ዝወረሱ ሕዚ እውን እንተ ኾነ ውሑዳት አለው። ስርዓታት አምሓራ ንህዝብታት ኢትዮጵያ ካብ ዘውሮስዋም ሐደ ሕማቕን ዘይቅየርን ባህሊ "ጥራሕ ነቲ ሐድግታት አምሓራ highlight ዝገብር ስርዓት ይኹን እምበር ዝበረቐ ጸሐይና ዝነገሰ ንጉስና " ዝብል ፍትሐዊ ዘይኮነ ባህሊ እዩ። ነዚ እዩ እውን ዝኾነ ናይ ትግራይ ሐይሊ፣ ንጉስ፣ ውድብ ንህዝብታት ኢትዮጵያ ማዕርነት የምጽአሎም፣ ምዕባለ፣ ልምዓት፣ ዲሞክራሲ ወዘተ የምጽአሎም ብዘየገድስ "ካብቲ ናይ ስርዓታት አምሓራ ሐድጊ ዘይተላቐቑ ህዝብታት ብምኻኖም ከምኡ እውን ነቲ ማዕርነት ንምምጻእ ክንዲ ህዝቢ ትግራይ ዘይ ደመዩ ዘይ ደኸሙ ብምኻኖም ንዓዓቶም ኩሉ እቲ ተጋሩ ዘምጽእዋ ለውጢ ትርጉም ዘይህቦም። እኳ ድአስ ነታ ማዕርነት ብሕማቕ እዮም ዝሪኢዋ። ነዚ ጽቡቕ አብነት ዝኸውን ተጋሩ ነቲ ንአማኢት ዓመታት "አባይ ስም ነው እንጂ ምን ይጠቅማል ላገሩ" እንዳ በሉ ዝደርፍሉ ዝነበሩ ቀይርና ግብጺ ትአክል አብ ዓለም ዝበዘሐ ዓረብ ዝነብሩላ ሀገር ደፊርና ብሰንኩ ካብ ዓቕምና ንላዕሊ ዝኾነ ናይ ዓረብ ማሕበረሰብ ጸላእትና ኹኾኑ ገይርና አብ መወዳእትኡ ግን ኢትዮጵያውያን ምስ ዓረብ ተመሳጢርም ይሰርሑ ከም ዝነበሩ " ኢሳት " “OMN” ካብ ዓረብ ገንዘብ ይኽፈሎም ከም ዝነበረ እኒ ጀዋር ባዕሎም ነጊሮምና። ጸኒሑ እዉን ናይ ዓረብ ኢምራትስ ድሮን ህዝብና ኽጭፍጭፍኦ እንከለዋ ኢትዮጵያውያን "ድሮን እያለ ምን ችግር አለ" እንዳ በሉ አባጭዮምልና። ብሕወሓት መሪሕነት ኢህአዲግ ዝበሀል ስርዓት ን ህዝብታት ኢትዮጲያ ዘምጽአሎም ረብሓ ህዝብታት ኢትዮጵያ ካብቲ ረብሓ እንዳ ተረብሑ ነቲ ስርዓት ግን ናተይ እዩ ኢሎም ክከላኸልሉ ዘይደልዩን በንጻሩ ኡኳ ድአ ነቲ ስርዓት ከፍርስዋ እዮም ዝብህጉ። ዋላ እቶም አብ ኢህአዲግ እንዳ አምሰሉ ዝነብሩ ዝነበሩ ፖርትታት። ብሕጽር ዝበለ ቋንቋ ንኢትዮጲያውያን አብ ትግራይ ዘለው ታሪኻዊ ኽብርታት እምበር ህዝቢ ትግራይ ብዝኾነ አጋጣሚ ጨሪሱ እንተ ዝጠፍአሎም ዝግድሶም አይመስለንን። እዞም ሐቅታት ንዘመናት ዘይተቐየሩ ዘይቕየሩ ኽንሶም ተጋሩ ግን ሐደ መዓልቲ ኽቕየሩ እዮም ብዝብል ተስፋ ኩሉ ግዜ ንነብስና እንዳ የዐሸና ኢና ንነብር። ሎሚ ግን ሐደ ደስ ዝብል interview ሰሚዐ። ነቲ ሐቂ ቅልዕልዕ አቢሉ ዝገልጽ ካብ ናይ ሕወሐት ሰብ ምስመዐይ ትግራይ ብሩህ መጻኢ ኽህልዋ ይኽእል እዩ ኢለ ንኽአምን ገይሩኒ አሎ። Thanks very much ጀነራል ክንፈ።
@zerihunatnaf2179
@zerihunatnaf2179 2 күн бұрын
አበይ ኔርካ እስሐ።ችግር እንተሀልዪ እሰሀውን ናይቲ ችግር ማዕከል ኢሃ!!
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 17 күн бұрын
ክክክክክክ ኣየ ጠዋያት ልቢ፧! ከይተማጋርኩም ክትሞቱ ኢኹ።
@Zion21Films
@Zion21Films 15 күн бұрын
Very good Host ❤
@weghta3315
@weghta3315 13 күн бұрын
Still now silent Genocide in Tigrai 😭😭😭😭
@Zion_Tower
@Zion_Tower 18 күн бұрын
He is one of them who led tigray into total disaster! Shameful generals!!
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 18 күн бұрын
አብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ድሕሪ ፅንተት ብሽጣራ ስልጣን ዝሓዙ እኒ ባዓል ጌታቸውን ጀነራል ፃርቃን ወዲ አሸብርን ብቂም ዝተወጠሩ ምስ አብይ ተሻጢሮም ናብ ዝኸፈአ ህዝቢ ትግራይ የኣትውዎ አለው ንጥቅሞም ኢሎም
@ZerayGebremichale-t7h
@ZerayGebremichale-t7h 18 күн бұрын
Oh my God what you was doing with your heavy rank
@nisri1567
@nisri1567 18 күн бұрын
ክትሰርቁ እንከለኹም ድኣ ህዝቢ ትግራይ ዘይትብሉ፡ ሕጂ ከም ኣመልኩም መሸቀጢ " ህዋሓት ናይ ህዝቢ ትግራ'ዩ" ኣዚኹም ትገርሙ። ክብላዓለይ ኣብ መእከል ሃገር ህንጻታት ሃኒጽካ ንትግራይ ረሲዕኩም በይንኹም ንኹሉ ገቢትኩም ትሰርቁ ኔርኩም፡ ሕጂ እንተዓፈርኩም ዝሰምዓኩም እንተል'ዩ ከማኻትኩም ደንቆሮ ክኸውን ኣለዎ።
@KidaneTsige-m3c
@KidaneTsige-m3c 18 күн бұрын
የቅንየለይ ሓታቲ የቅንየለይ ተሓታቲ ንመጀመርያ ገዜ ካብ ልበይ ዝዓገብኩላ ቃለ ምሕተት አነ ከም ውልቀይ ብዓቅመይ ሜድያ የካታተል እየ ብዓቅመይ የንብብ እየ ይኩን እምበር ጋዜጠኛ ስርዓቱ ብዝሓለወ ብዘይ ምንም ፍርሒ ካፍቶም ወሰንቲ ዝባሃሉ መራሕቲ ጀኖራላት እሞ ካፍቶም ሰለስተ ምዕራፋት ንህዝቢ ትግራይ ዋጋ ዘክፈሉ ጥራሕ እንተይኮነስ ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ እንትደልዮም የቃልስዎ እንትደልዮም አይንደልየካን ዝብልዎ ዝኮነ ትግራዋይ ሕቶ እንተልዒሉ ዋእ ኢዚማ ድሕሪኡ አፅንዕዎ ካብዝብሉ መራሕትና ዝነበሩ ሓደ ዝነበረ ጀነራል ብግልፂ ከም መሪሕነት ከም ዉልቀ ሰብ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዘይድለ የእቲናዮ ኢና ካሊእ ይትረፍ እቲ ናይ ሕጂ ፅንተት እዉን ንህዝቢ ትንሓስብ ነይርና መትረፍናዮ ነይርና ኢሉ ብግልፂ ምእማኑ ከመስግኖ ይደሊ ኩሎም መራሕትና ነዚ ጀነራል ቃለ ምሕተት ደጊሞም ደጊሞም ኪሪኢዎ ይዕድም መኺንያቱ ከምዚ ዓይነት ዓበይቲ መራሕቲ ብግልፂ ንዝዛረብዎ ዘረባ ሓላፍነት ወሲዶም ምዝራብ እንትጀሚሮም ህዝቢ ከባብያውን ሃገራውን አህግራዉን ዓለማውን አንቢቡ ዝጠቅሞን ዘይጠቅሞን ንምውሳን አይፅገምን
@blendesalegn1310
@blendesalegn1310 16 күн бұрын
እዝኹሉ ጥፍአት ንህዝቢ ትግራይ ዘምፀኣ ስብሀት ነጋ እዩ ንኸብዱ ኢሉ ንትግራይ ናብባርነት ዘእተወ ተኻታቲዩ።
@DagnaAbrha
@DagnaAbrha 12 күн бұрын
ብደም ትግራዋይ ረብሐ ህዝቢ ኢ/ያ ዘረጋገፁ ረብሐ ህዝቢ ትግራይ ዝረገፁ ለባማት መራሕቲ እሞ ካዓ እዙይ ከም ዝመፅእ ንፈልጥ ነይርና ኢና ካዓ ይብሉ አነ ብወገነይ ንመን እዬም ተቃሊሶም እዚኦም ንህዝቦም ንሃገሮም ንባዕሎም?????
@weghta3315
@weghta3315 13 күн бұрын
We need freeredom Tigrai free Tigrai free 🙏🇻🇳💚🇻🇳🌎🇻🇳💚🌎🇻🇳💚🌎🇻🇳💚🇻🇳🌎🇻🇳⚘⚘⚘
@destameseret8736
@destameseret8736 18 күн бұрын
ቃደምእኮ ፡ አብአዲስ ፡ አበባ ፡ ብውስኪ ፡ ክሕፀቦ ፡ ተለው ፡ አዶም ፡ እዩ ፡ ሮማኣእ ፡ ዝበሉ ፡ እዞም ፡ ከብዳማት ፡ ሕዝቦም ፡ ረሲኦም ፡ ፈብሪካታት ፡ ዘምረቶኦ ፡ በይኖም ፡ ክበልዑ ፡ ተለው ፡ ልቦም ፡ ተደፉኑ ፡ አይኑ ፡ ዛዓወረ ፡ እግሩ ፡ ዝተቆረፀ ፡ አብ ፡ ውቅሮ ፡ ደርብዮምዋ ፡ እዞም ፡ ጨካናት ፡ ናይ ፡ ሎሚ ፡ ወሎዶ ፡ ድማ ፡ ክደግምዎ ፡ ደልዮብ ፡ ከብዳማት ፡ ፀሪግኹም ፡ ደርብይዎም ፡ ንኹሎም
@berhanema22
@berhanema22 18 күн бұрын
ጋዜጠኛ ዓሰርተ ሻዕ "thank you" ኣይትበል።
@zerihunatnaf2179
@zerihunatnaf2179 2 күн бұрын
እዚ ኩሉ ንሕዝብ ትግራይ አይጠቅም።ኩሉ ሐሦት እዪ።
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 18 күн бұрын
Weyane inte tefia bi ethiopia amhara migzai yihishena kemta nay nigus haylesilasie hiziwin nigus abiy nimenelu ! Inte lemna inte serhina ab ethiopia linebir nikhil ina mot ayedleyenan kab hizi✌
@bereketweldesellise2640
@bereketweldesellise2640 18 күн бұрын
There is a difference between T.P.L F. And Ethiopian liberation front.
@HaileGidey-m4t
@HaileGidey-m4t 16 күн бұрын
ዓሕ ኣታዮ ብመሰረቱ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ካብ መሰረቱ እዩ፡ ቃልሲ ህዝቢ ካብ ረብሓ ህዝቢ ናብ ውልቀ ሰባት እናተሸረፈ +++ መስዋእትን መቁሰልትን ወለድና ነጎረቤትና ነፃነት ንኢ/ያ ሃፍቲ ንትግራይ ድክነትን ሞትን ዝኳዘ
@wediaradom5324
@wediaradom5324 18 күн бұрын
ኤሊታት ትግራይ ሓቂ ክዛረቡ ምጅማሮም ጽቡቕ ነገር እዩ ከምዚ ዕላማና ስሒትና ንህዝቢ ትግራይ በዲልናዮ ኢና ዝብሎ ዘሎ ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ኸኣ ይቕሬታ እንተዝሓቱ ኣብ ክንዲ ነቲ ዝቐደመ ውዕል ኣልጀርስ ጎሲኻ ወግሐ ጸብሐ ውዕል ፕሪቶርያ ይተግበር ምባል ንኹሉ ከከም ጉቡኡ እንተዝኸዱዎ ህዝቢ ንዕኦምን ህዝቦምን ሰላም ምነበሩ። ብዝኾነ ከምዛ ጀሚርኩማ ዘለኹም ሓቂ ይልመድኩም።
@teshomegislasei9279
@teshomegislasei9279 18 күн бұрын
The truth is the reverse. Government Eritrea must ask forgiveness for the people of tigray not the other way around.
@wediaradom5324
@wediaradom5324 18 күн бұрын
@teshomegislasei9279 ኪድ በል ብጸማምካ ንበር ኣይንሱ እንድዩ ዘብለና ዘሎ ቆልዓ ዲኻ ኣብዚ ናይ ትማል ዲኻ ኣርኪብካ ብዛዕባ'ቲ ቅድሚኡ ዝነበረ 20 ዓመት ወያኔኻ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዝፈጸሞ በደላትከ እንታይ ትብለና? መንግስቲ ኤርትራ ይቕረ ክሓተካ ትጽበ እንተለኻ ደቂስካ ኣለኻ ተበራበር።
@QabasTayyib-om8vz
@QabasTayyib-om8vz 16 күн бұрын
Asama
@jhon.n.paulos
@jhon.n.paulos 17 күн бұрын
Weyane beke halewlew ....
@dawiteliffe9027
@dawiteliffe9027 17 күн бұрын
ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
@KirosBahta
@KirosBahta 14 күн бұрын
ሲሳይ ሕቶታትካ ኣይተንውሓዮ ሓፂርን ግልፅን ግበሮ።
@hagazinugus8711
@hagazinugus8711 18 күн бұрын
እዚ ከይንስእን ኢና ንዝሓለፍ 6 ዓመታት ኣብ ቤት ማሓዩር እናሃለወ ማይ ሓቒና ዝሓለፍናዮ። ወዲ ዳኘው እንኳዕ እማ ረኸብናካ።
@gebeyaneshbeshah726
@gebeyaneshbeshah726 13 күн бұрын
ካብ ሎስ አንጀለስ ማህበር ተጋሩ ሃደጋ ከምዝነበረ ሰብ ሰዲድና ሰማኢ ብምስአን አብዚ በፂህና
@saze1177
@saze1177 15 күн бұрын
Tegaru kab ehiopan nilali Eritrewyan nislkakum kufuat sile zikonkum?
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 13 күн бұрын
eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊😊
@FotoGoitom
@FotoGoitom 18 күн бұрын
ተጋሩ.ሃለዉለዉ ምባል.ሓያላት.ቁብነገር ግን ዘሮ
@Salam-fc4uz
@Salam-fc4uz 18 күн бұрын
❤❤❤❤
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam 14 күн бұрын
ሹሻይ በርትዕ አንታ ለባም እንኳዕ መሊሰ ረአኩካ ዝአርከይ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 15 күн бұрын
ተመቺኢኩም ኣ ሓድሽ ኣበባ ሃሪስኩም እዚ ኹሉ ዝተኻሽሔ ተደብዬም ኣብ ኣስፋልት
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
GERE EMUN PART 213 | ገሬ እሙን ክፋል 213
40:00
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 212 М.
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН