1ይ ክፋል መደብ ምስ ስድራበት ኣብ እስርበት ዘሎ ኮለነል ስርናይ ብዓልቲ በቱን ጋሉን

  Рет қаралды 45,787

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 256
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 2 ай бұрын
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 kzbin.info/door/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@TommTomme
@TommTomme 2 ай бұрын
ሰላም ተፈታዊ
@TommTomme
@TommTomme 2 ай бұрын
ሰላም ተፈታዊ፡ ኣነ ንስርናይ ይፍልጦ ንሚዛን ውን ይፍልጣ ኢየ፡ ስርናይ ባዕሉ ኢዩ ኣብ ሽግር ወዲቑ፡ ምክንያቱ ሚሒር ምትህልላኽ ምስ ሓላፍቲ ኣብዚሑ፡ እቲ ቀንዲ ናይ ስርናይ ኣብ ሽግር ዘውደቆ ድማ፡ ምስ ወዲ-ዑንቃይን ክፍላይ-ተከለ ማንጁስ ኢዩ፡ ክምዚ ክሲ ድማ መስሪቶሙሉ፡ ን ኣሕዋቱ ስግረዶብ ኣስጊርዋም ትብል ክሲ ኢዩ ተመስሪትዋ፡ ክሳሲኡ ድማ ተኽላይ ማንጁስ ኢዩ፡ ወዲ-ዑንቃይ ክሙኡ ድማ ወዲ-ሊቀ ምስክር ኮይኖም ቀሪቦም፡ ወዲ-ሌቀ ክሙኡ ሰሚዐ እንበር ኣይራኣኹን ኢሉ፡ ተክላይ ማንጁስ ክሙኡ ድማ ወዲ-ዑንቃይ ፡ ኣብዚ ቤት-ጽሕፍት ኣሕዋቱ ሓዲሮም ስግረ-ዶብ ክይዶም ዝብል መርትዐ ኣምጺኦም፡ ኣጋጣሚ ድማ ሓደ ንስርናይ ሓው ስግረ-ዶብ ዝወጸ ኔሩ፡ ነዚ ድማ መምኽንይታ ተጠቂማሙሉ፡ እዚ ጥራይ ኣይኮነን፡ እዚ ፍልዮማ ኣኪባ ትብሎ ዘላ? ስርናይ ቅድሚኡ ምስ እሰያስ ዝተዳፍሩሉ ኣብ expo ኣኪባ ናይ ሓላፍቲ ዝነብረሉ ኢዩ፡ ብድሕሪ እዚ ስርናይ ደስኪሉ ኔሩ ን6 ወርሒ ዛኣክል፡ ቅድሙኡ ግን እሰያስ ማዓልታዊ ብቴሎፎን ርክብ ኔርዋም ምስ እሰያስ፡ እሰያስ ድማ ባዕሉ ደዊሉ ናብ ስራሕ መሊስዋ፡ እቶም ቀንዲ ክሰስቲ ሂወቱ ክጠፍእ ዝገብርዋ ፡ ተክላይ-ማንጁስን ወዲ-ዑንቃይን ኢዮም፡ ካብ ኣስመራ ድማ ኬድና ካብ ቤት-ጽሕፍቱ ወሲድናዮ ፡ ን ውዲ-ዝነበሽ ካብ መኪና ኣየውረድናዮን፡ ካብ ተሰነይ ካብ ናቱ ቦጦሎኒ ኬድና ወሲድናዮ፡ ኣብቲ ጥቓ እንዳ ዜና ድማ እሱርቤት ድማ ኣሲርናዮም ፡ ቅድም ወዲ ዝነበሽ ድሓር ድማ ስርናይ ኢና ኣሲርናኦም ፡ እቲ ቀንዲ ድማ ናይ ክልቲኦም ኣሕዋትኩም ስግረ-ዶብ ኣስጊርኩም ኢዮም ተባሂሎም፡ ክልቲኦም ድማ ስልጣን ስለዝነብሮም ኢዩ፡ ኣብ ኣስምራ ኣብቲ ጥቓ እንዳ-ዜና ድማ ተኣሲሮም፡ ብድሕሪ እዚ መርመራታት ምስ ተኻየደ፡ ወዲ-ዑንቃይ ተኽላይ ማንጁስ ሰናይ 3 ሰብ ድማ ምስክር ኮይኖም ንስርናይ ኣሽኪሎማ፡ ግን ብፍጹም ኣይዋዓልክዋን እንተ-በለ ፡ሰማዒ ኣይርኽበን፡ ካልእ ምስክር ኣምጹኡለይ እዚኦም ባእሲ ኢዮም ምሳይ እንተበለ ዝሰምዐ ኣይረኽበን፡ እቲ ዝምርምሮ ዝንበረ ንስርናይ ድማ ወዲ ኣከለጉዛይ ኢዩ፡ ብድሕሪ ቅሩብ ሰሙናት ውዲ ሓጎስ ዝተባሃለ መራሕ ኽ/ሰራዊት ድማ ንምንታይ ይእሰር ኢሉ ፍቱኑ ክጣበቕ ፡ ን ወዲ-ሓጎስ ድማ ተኽላይ ማንጁስ ብዛዕባ ስርናይ ይጣበቕ ክምዘሎ ናብ ኣብርሃ-ካሳ ደዊሉ ሓቢሩ፡ ወዲ ካሳ ድማ ን ወዲ ሓጎስ ክእሰር ኣዚዙ፡ ን ወዲ-ሓጎስ ድማ ኬድና ኣምጺናዮ ፡ ካብ ከረን ኣምጺና ኣሲርናዮ፡ ወዲ ሓጎስ ግን ድሕሪ 2 ዓምት እሱርቤት ተፍቲሑ - ኣብ ደንጎሎ ኣብ under ተኣሲሩ ኔሩ፡ ኮ/ል ስርናይ ድማ ኣብቲ እስርቤት-እንክሎ - ቅድሚ ምእሳሩ ብዝነበሮ ናይ ምክትታል ዶባት ናይ ምዓርግ ደረጃ ንኽውስክ ተሓጽዩ ስለዝነብረ፡ ኣብቲ ምዕዳል ምዓርጉ ናብቲ ንሱ ተኣሲሩሉ ዝንበረ under ናይ ደንጎሎ ተዋሂብዋ ኢዩ፡ ግን ስርናይ ብሰንኪ ሕማም ኣብ 2014 ኣብ ደንጎሎ ፡ካብዛ ዓለም ተፋንዩ ኢዩ ፡ ቅበጽዋ፡ ኢድሪስ ዝባሃል ትግረ ውን ስርናይ ምስ ተኣስረ ሓሪቁ ምስ ወዲ ዑንቃይ ምስ ተፍሓፍሑ ኣድሰኪሎማ፡ ብድሕሪ እዚ ወዲ-ዘነብሽ ወዲ ደቀ-ምሓረ ኢዩ እንት-ዘይተጋግየ፡ እዚ ወድ ዘነበሽ ዝባሃል ሽዑ ኢዩ ተረሺኑ ፡ ረሸንቱ ድማ እዞም ዝስዕቡ ኣስማት ኢዮም፡ ኩሎም እዞም ብታሕቲ ጺሒፍልካ ዘለኹ ኣስማቶም የብለይን ፡ ግን ብክመኪና ባዕልና ነግዕዞም ኔርና ናብ እሱርቤትን ክሙኡ ድማ ኣብቲ ትሕቲ እንዳ-ዜና ድምጺ ክስመእ ዘይክእል መረሸኒ ኣሎ፡ ኣብ እንባት-ካላ under መረሸኒ ኣሎ፡ ኩሎም ድማ ኣብ ክልቲኡ እዚ ቦታ ተረሺኖም ኢዮም፡ ረሸንቶም ድማ ፡ ( ኪዳነ-ሸቶ ዓዲ-ምሎኽ-ሰይቶ ሰንዓፈ } ፍሳሃየ- ሃይለ ውሽጢ ዓዲ-ቐይሕ ሓዳሩ ኣብ ኣስመራ ኣሎ ሕጂ) የማነ ኣፍወርቂ ዓዱ-ክባቢ ደቀምሐረ እዞም 3 ሰባት ብትእዛዝ ኣብርሃ-ክሳ ክሙኡ ድማ ወዲ-ካሕሳይን ብሓላፊ- ወትሃደራዊ ሰለያ ጊይቶም መቐለን ፡ ንኽርሸኑ ዝተፈረዱ ኢዮም። ዓዲ_ኻላ 4 ሰብ ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰባት ክሱሳት ተረሺኖም፡ ምስ ብዓል ስማሶም ወዲ-ቐሺ ምስ ናይ ፍቕረ ዝንብሩ መሳርሕቱ ድማ ብሓባር ተረሺኖም፡ ነዚ ናይ ምርሻን ትእዛዝ ዘማሓላለፍ ድማ ባዕሉ ኣብርሃ-ካሳ ኢዩ፡ ነዞም ናይ ሳማሶም ወዲ-ቐሺ መሳርሕቱ ወይ ድማ ምሱኡ ርክብ ዝንበሮም ክሙኡ ድማ ፡ ብሽማም መኪና ተመዝጊበን ዝነብራ ብሓፈሻ 19 ሰብ ተረሺኖም ፡ ካብዞም 19 ሰብ ብቐርባ ንተክላይ-ሃብተሱሉስ ክሙኡ ድማ ን ብ/ጀ ዓንዶም-ዓፋን ፡ ናይ ቀረባ ደቂ ሓወቦኦምን ክሙኡ ድማ ን ወዲ ሃብተሱሉስ ውዲ-ጋል ሓወቡኡን ዝርክብዋም ኣስታት 8 ሰባት ብቐረባ ዝዛመዱ ኢዩም፡ ድሕርሮም ድማ ካብ ተሰነይ ኣሳጋገርቲ ደቂ-ሰባት ተባሂሎም ኣብ ማይ ስርዋ ክሙኡ ድማ ኣብ ዓላ ተኣሲሮም ዝጸንሑ እሱራት ፡ ንኽርሸኑ ዝወሰነ ሓላፊ ወዲ-ኻሕሳይ ዝባሃል ኮይኑ፡ ነዚ ጉዳይ ንኽርሸኑ ካላኣዩ ዝፍርመ ድማ ጎይቶኦም መቐለ ኢዩ፡ እዚኦም ድማ ዝበዝሑ ደቂ ተሰነይ ክይኖም ፡ ካብ ጋሽ ባርካ ዝዓበዩ ሕውስዋስ እሱራት ኢዮም፡ ብመኪና ናብ ጊንዳዕ ኣብ ቀዳመይቲ ጉዕዞ 14 ሰብ ወሲድና ፡ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ድማ 21 ስብ ወሲድና ፡ 35 መንእሰያት ድማ ኣብ ውሽጢ ክልተ-ስሙን ተረሺኖም፡ ኣብ ደንጎሎ ድማ ምስ ኮ/ል ስርናይ ሲዒቦም ዝተኣሰሩ፡ ኣብ ስርሒት ፍርቶ ምስ ወዲ ዓሊ ዝተሳተፍ፡ ኩሎም ኣብ ደንጎሎ ተኣሲሮም ኣለው ፡ ካብዚኦም ድማ ፡ ስርናይ ብሂውት የለን ወዲ ግዝዋ እንዳ 42 መካናይዝድ ነሩ ብሂወት የለን ወዲ ኣሚሪካ ኣሎ ሙስጣፋ ማይቱ ዓበደላ ጃበር ኣሎ፡ እዚኦም እቶም ዝዝክሮም ኣነ ግን ብዙሓት ስልዝኮኑ ኣይዝክሮምን ኢየ፡ ኣነ ድማ ተኣዚዘ ዛኣስርን ዘባጻጽሕን ኢየ፡ እንተ-ኾነ ግን ስድራቤተይ ኣብ ኢትዮያ ስለዘለው ፡ ክዛረብ ኣይክእልን ኢየ፡ እዚ ዳዊት ዝተባሃለ ደራሲ ፡ ስውእ ተጠሊሙ ዝብል ውን ኣቡኡ ምሶኦም ተኣሲሩ ኣሎ፡ ኩሎም ግን በበይኖም ገዛ ኢዮም ዝዕጽወ ፡ ሓደ ኩናማ ድማ ካብ ትግራይ ዝተወሰደ ምሶኦም ተኣሲሩ ኣሎ፡
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
@@TommTomme emo xbuk dikum gerkum jeganu asirkum netom zeazezkzm bomba zeytetwulom
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
@@TommTomme 😭😭😭😭😭zehizin entay eyom anesom nwedi bini tfelto do
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
@@TommTomme plz sle weladitika hine fdeyulom😭😭😭😭😭
@Kidane13
@Kidane13 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ኣደ።ልዕሊ 3 ሰዓት ዓቕሊ ገይረ ዝሰማዕክዎ ኣይዝከረንን።ናይ ብሓቂ ናትኪ ግን ኣይተፈለጠንን ከማን።
@Anxarhasot
@Anxarhasot 2 ай бұрын
Me to
@ghebarrezene3934
@ghebarrezene3934 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ስርናይ ብሃገር ዝግደስ ብሰራዊት ዝግደስ እዩ ኒሩ ። 1998 ምስከተትና ታንክ ረሻሽን ሒዝና ንጀንጎረን ክንሕግዝ ሱዳን ኣቲና ሕጂ ሰራዊትና ኣይንከስርን ብምባል ደው ኣቢሉና ብሰላም ተመሊስና ።ጅግና እዩ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ።
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 2 ай бұрын
ሚዛን ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኪ ሕጂ መሊስኪያ ተጋድልቲ ብጸቱ ተእሲሩ ኣይሓቱን እዮም ።ህዝቢ እንተ ሓቲትዎም ከኣ ተጋደልቲ ምስጥር ኢሎም ይሓብእዎ ንሲቢል ከይሰምዖ።
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 2 ай бұрын
ንተጋዳላይ ስርናይ ሓራ ኮይኑ ትርእያላ መዓልቲ ቀረባ ክትከውን እትስፎ::
@AblellsolomonAraya
@AblellsolomonAraya 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ በላሕ ኣደ ከብድካ ዝበልዕ ቃለ መሕተት ተፈታዊ ሓወይ ብጣዕሚ ንፍዕ እካ❤❤❤
@Habeschah1
@Habeschah1 Ай бұрын
አጆኺ ሚዛን ሐፍተይ ክወግሕ እዩ ንባዕል ቤትኪ እግዚአብሔር መዋጽኦ ይፍጠረሉ
@wedieri6762
@wedieri6762 2 ай бұрын
ኣጆኺ ሚዛን ክንዲ ዓሰርተ ኢኺ ምስዚ ኩሉ ሽግርኪ ክንደይ ጸገም ሓሊፍኪ ነዞም ደቅኺ ምዕባይኪ ክትኮርዒ ይግበኣኪ፡ እዘን ጽቡቃት ደቅኺ ገጽ ወላዴኤን ክርእያ ናይ ልቢ ጸሎተይ እዩ🙏
@yohannesyemane5569
@yohannesyemane5569 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ኣቦ !!! እንቓዕ ክሰርቕ ፡ ክሑሱ ፡ ከደናግር ኣይተኣስረ እንበር ታሪኩ ኣፍ ኣውጺኡ 'ዩ ዝዛረብ ዘሎ !!! ንስኪን ከኣ ክትሕበና ጥራይ 'ዩ ዘለክን ኣጆክን በርትዓ 💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 2 ай бұрын
ደስ ዘብል መደብ! ክብረት ይሃብክን! Thank you.
@AmanGonetse
@AmanGonetse 2 ай бұрын
ኣገላልጻ ይበል ጅግና ዝኾነት ኣደ ኣጆኺ 💙💙
@redaebirhane5060
@redaebirhane5060 2 ай бұрын
Waaaaw ajoki kibrty adena ms gual ki. Sebayki geben kemzeyblus kabaki kitfelto. Nay bhaki emnty bealti kalkidan.... Kureat yisemaki enkuae kem ezom ketelty aykone... Mnbar nhaki nhlina kitnebir keleka eyu mekeret zelewo.. ❤❤❤❤❤
@Kidane13
@Kidane13 2 ай бұрын
ኣብ ዝቕጽል ክፋል ብሃንቀውታ ክንጽበየኪ ኢና።ካብ ስርናይ ንላዕሊ ንስኺ ኢኺ ጅግና።
@simretatoy8419
@simretatoy8419 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻሜ ኤርትራዊ ሙኻንካ ዘሕፍር😢 ኣዳርሰር ዝኸፍአ ቤት ማእሰርቲ ኢዩ ን 3ተ ወርሒ ተኣሲረሉ ዝነበርኩ ቦታ'ዩ😢😢
@petroszekarias7045
@petroszekarias7045 2 ай бұрын
Well done seltene and mizan for this interview,,,May God be with you mizan and your children,,,Ur husband is honestly ❤ man.
@nazeratehagos4279
@nazeratehagos4279 2 ай бұрын
የቀንየልና ሰልጠነ ናይ ባሐቂ ፁቡቅ መደብ እዩ ኔሩ ተባረክ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌹🌿💙💎
@truespeach2023
@truespeach2023 2 ай бұрын
ዘሕዝን ታሪኽ፣ካብ ኤርትራ ምፍጣርካ የጽላኣካ፣ናይ ኣምላኽ ተኣምር ኣይፍለጥን ኢዩ እሞ፣ኣዋጾኦ ይፍጠረሉ፣ኣጆኺ እምላኽ ክረዳኣኪ ኢዩ።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 2 ай бұрын
ኣቦኣ ትኣስሩ ብዓል ሰገን ወንጀለኛ ይኸዉን ምስበለት ተስፋ ዝቖረፅኩ😢 ኣየ ነዝ ሕብረተሰብ ምቅላስ ስቕእልካ እዩ ህዝብኻ ማዓስከራትን ትሕት ሜሬትን ኡይ እናበለዶ እምባሕ በል ይበሃልዩ ወደይ😮😮
@michaelh599
@michaelh599 2 ай бұрын
ኣጆክን ስድራቤት ጅግና ኮ/ር ሰርናይ :💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿🙏🏾🙏🏾💙💚💙💚
@tibletsmelake
@tibletsmelake 2 ай бұрын
ንስርናይ መዋጽኢ ይፍጠረሉ ❤❤❤ ሓላፍነታዊ ሰብ ኔሩ።
@luwamgebrehiwet922
@luwamgebrehiwet922 2 ай бұрын
Heru gal jgna eki eski keman jgna eki ich bin stolz auf dich ajoki ente kielki ka b English,deutsch gierki neti nay papaki und nay gezakum Geschichte/tarik kulu alem kfelto ente gierki xubuk nieru naki wn des mbeleki mkrtey ajoki btami ena nfetweki nekbreki gal kuburat eki 🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@afeworkbahre2558
@afeworkbahre2558 2 ай бұрын
እታ ንእስቲ ቖልዓ ዘለዋ ዓቕሊ፡ ብዙሕ ባህጊ ከምዘለዋ ካብ ትዕግስታ ትርዳእ።
@micaelaradom277
@micaelaradom277 2 ай бұрын
ሰልጠነ ናይብሓቂ ገላጺ ደባት ኣምላኽ ምስ ሰብኣይኪ የራክብኪ ኣምላኽ ባዕሉ ይቅጽኣዮም ኣጆኺ ኣምላኽ እንቃዕ ኣብ ዓዲ ሰላም ኣትኪ ኣለኺ
@Idferi525
@Idferi525 2 ай бұрын
መጽሓፍ ኢያ እዛ ሰበይቲ።
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 2 ай бұрын
ሰላም ሰልጠነ ምስ ኩቡራት ስድራቤት ኮረነል ስርናይ ብምቅጻል አነ አብ መወዳእታ 1997 አብ ከባብ ቶጋን ነርና ስርናይ ሓላፊ ናይ ሙሉኡ ስሌያ ናይቲ ግንባር ነሩ ብሰራዊት ብጣዕሚ ፉትው ሰብ ዩ ካብ ስርናይ ንላዕል ድማ ጅግና ብዓልት ቤቱ ስብአይን ስበይትን ካብ ሓደ ዕላ ይቅድሑ ከምዝባሃል ጅግና ሰበይቲ አቅርብኻልና ።
@ማማየናፊቐ
@ማማየናፊቐ 2 ай бұрын
እዛ ሰበይቲ ሲ, ንሳ ክትከውን ነርዋ ኮረነል,, ንፍዕቲ ያ, ሰበኣይክ ቁኑዕ ዩ ኔሩ, ምስ ሸዓብያ ከኣ ቁኑዕ ኣይ ሰርሕን ዩ, ብዝኾነ ደቅኺ ሒዝኪ, ቁማር ናይ ስደት በዲህኪ, ኣብዚ ምብጻሕኪ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኺ, ሰበኣይ ኢኺ ንስኺ,, bless u
@SolomonYemane-vz6gx
@SolomonYemane-vz6gx 2 ай бұрын
U right bro
@MFish7980
@MFish7980 2 ай бұрын
ናይ ብሐቂ ሓርበኛ አደ ምስ ፍትውቲ ጋላ። አምላኽ ይባርኪ!
@dawitbahta637
@dawitbahta637 2 ай бұрын
ነባሪ ታሪኽ እምበር ነባሪ ሰብ የለን። ሰብ ኣይሞተን ዝበሃል ድማ ብታሪኹ እዩ።💐💙✊
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 ай бұрын
ኣጆኽን ኣደን ጓልን ዋዓሩ ስድራቤት ጅግና ተጋዳላይ ስርናይ መን ይፈልጥ ኣምላኽ ናብ ቤቱ ይመልሶ ይኸዉን 🙏🩵🩵🌺🌺 ወዲ ምስግና ኣብ እስርቤት ሞይቱ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ንሱ ከይከዉን
@tekleteklezghi2371
@tekleteklezghi2371 2 ай бұрын
ሌ/ኮ ስርናይ ፍቱው ሰብ እኮ እንተነበረ ኣብ 1993 ናይ ተጋደልቲ ኣድማ ምስ ፈሸለ ግን ንሓንቲ ቦጦሎኒ ናይ ኮማንዶ ኣብ ኣድማ ዝተሳተፈት ኣብ ናቅፋ ኣምጺኦም ንስርናይ ከጻርያ ሓላፍነት ምስ ሃብዎ ብዙሓት ሰባት የሕሊፉ ሂቡ እዩ:; ብኡ እዩ ክኣ ናብ ስለያ ዝተቀየረ:: ወ/ሮ ሚዛን ክኣ መስራቲት ባር ክሻ ናይ ናቅፋ እያ:;
@martagebre-u1b
@martagebre-u1b 2 ай бұрын
@@tekleteklezghi2371 ab bare diya dema tesrhe nera hesreti
@dawitgoitom4188
@dawitgoitom4188 2 ай бұрын
​@@martagebre-u1bክክክክክ በቃ ካብ ጸርፊ ወጻእስ እዚ ርእስኹም ትጥቀሙሉ ዶ ጭቃ ኢዩ መሊኡ ዘሎ መስለኒ በል እስከ ኣብ ኤርትራስ ካብ እንዳባርን እንዳሻሂን ወጻኢ ስራሕ ኣሎ እምበኣር ኢዩ ካልኣይ ከኣስ መን ኢዩ ኩለን ባር ዝሰርሓ ሕሱራት ኢየን ኢሉካ ወጽያ ዘይለመነት ደቀይ የዕብዩለይ ዘይበለት ደሊኻ ሓንጎልካ ኣስርሓዮ መብቆሊ ጸጉሪ ጥራይ ኣይትግበሮ ሰበይ
@mawibja9779
@mawibja9779 2 ай бұрын
እቲ ዚገርም ኣዳርስር መጺኣ ሲ 3 ማኪና ረሞርኪዮ ዕንጭይቲ ሒዛ ትከይድ ዚንበርት እያ ኣብ ዚመጸቶ ከምቲ ዚብልካዮ ካኣ ኣብ ናቕፋሲ እንታይ ከዝነበርት ሲ ደሓን ኒየማን ኒግደፎ
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Ай бұрын
@@mawibja9779ageb mestea ywredka
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 2 ай бұрын
አረ ስርናይ'ስ ንዓኺ ዝረኸበ ዕድለኛ'ዩ: ተዘንትውሉ ኣለኺ: ሓቂ ንኸይተርፍ: ብዙሓት'ኮ ኣሕሊፎም'ዮም ዝወሃሃቡ። እዝግሄር ይመስገን! Thank you.
@Berhane-
@Berhane- 2 ай бұрын
ሰልጠነ ጽቡቕ መደብ ፡ 👍👍👍🙏🙏🙏💙💚💙😘🥰😘🌹🌹🌹
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 2 ай бұрын
ደስ ዘብል መደብ ኢልካ ጥራይ ዝሕለፍ ኣይኮነን'ዚ: ቤ/ት ታሪኽ ናይ መሪሕነት ህ.ግ. እውን'ዩ ብዓብዩ። 'ተፈታዊ Talk Show' ክኣ በዚ'ያ ኩሉ ግዜ ተፈታዊት ትኸውን። ብዙሓት ዓበይቲ ናይ ታሪኽ ሃገራውያን'ዮም ኣብ'ዚ ምስክርነቶም ብዛዕባ ክፍኣትን ሃስያን ናይ መሪሕነት ሻዕብያ ሂቦምና። ንጋሻ-መደብ ምስ ስድራኺ: ነዚ ንቅሓታዊ ኣበርክቶኺ: ፍታሕ: ዕድመን ጥዕናን እምነ: ሓቂ መታን ትዓቢጡ ከይተርፍ። Thank you.
@smilesmile2096
@smilesmile2096 Ай бұрын
GOD bless you 🙏. Sister ❤❤❤.
@tesfalemtewolde8352
@tesfalemtewolde8352 2 ай бұрын
ኣጆኽን በርትዓ ኤርትራ ስሚ ጀጋኑ ኢያ ኾይና ጋል ኾነሬል ሰናይ ጂግና በርትዒ ንፍዒ የሕዋት ኣለናኺ ኣይትጃጅዋ 😇😇😇😍🤍
@Nhamedu487
@Nhamedu487 2 ай бұрын
Ajokn tray xubah Kali mealti eya 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👑💙👑🦁💙👑👑🦁💙💙
@habtomg4590
@habtomg4590 2 ай бұрын
Very interesting true story and we are proud of you mom!!!
@MulughetaHailu
@MulughetaHailu 2 ай бұрын
Very interesting, this interview was a summary of how Eritrea looked under the reigns of Isayas Af. This, the interview exposed the war lords, lawlessness, and ill treatment of women
@hadisheyob1272
@hadisheyob1272 2 ай бұрын
Ajoki mizan kulu kehalfi eyu 💙💙💙❤❤❤
@dawithadgu5923
@dawithadgu5923 2 ай бұрын
Brave mother 🩵🩵🩵
@TesAsfaha-es9qy
@TesAsfaha-es9qy 2 ай бұрын
ስርናይ 2005 ክእሰር ኮሎ ልክዕ ምስ ናቱ ምእሳር፡ኮረኔል ሃይለ ስላሴ ሓጎስ መራሒ ክ/ሰ 33፡ምልክት ብርጌድ ነበር ቶዮታ ፡ወዲ ዘነበሽ በርሰናል፡ክ/ሰራዊት
@yafetabrham758
@yafetabrham758 2 ай бұрын
ኣንታ ኢዚይ ሰምሶም ትብልዎ ዘለኩም ኣብ ከባቢ ዓረዛ ኣቃቢጸሞ ኢዮም ።
@philmonfilmon2069
@philmonfilmon2069 2 ай бұрын
ኣንታ እዚ ሰልጠነስ ሎምስ ወሲኩሉ እምበር ነቲ ኣብ መንጎ እንዳኣተወ ምኩላፍ ተመሊስካ ስለ ዘይትሰምዖ እኮ ኢካ ካብ ጌጋካ ዘይትመሃር በጃካ ተመሊስካ ስምዓዮ እሞ ቁሩብ ክትመሃር
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
Zserh ygage srah kemeu medakemti
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun 2 ай бұрын
ዘተሓሳስበኒ ከም ሕብረተሰብ ኩኖ ግዳይነት ስምዒትን ምዕዝምዛምን ዝክፈል ከፊልና ንህላውነትና ደው ዘይምባልዩ፡ ንከም ብዓል ቢተውን ስርናይን ቁኑዓትን ተባዓትን ኣሕሊፍካ ምሃብ - በለጸኛታት ሙካን
@ariamemun9576
@ariamemun9576 2 ай бұрын
ሰላም ንፍዕቲ ክብርቲ ሓፍትና እንቋዕ ብደሃን መጻኺ😍🙏
@abrahamisak7011
@abrahamisak7011 2 ай бұрын
ፍቅሪ ሓዳር ፍቕሪ ሰብኣይ ኣብ'ዚኣ ሓብትና ረኪብናዮ ቕድሚ ሕቶታት ምሕታትካ ጉቡእ መጽናዕቲ ግበር ንሚዛን ካኣ ኣዳልዋ ኻልእ ንመጻኢ መደብካ ንበይና ምስትምጽእ ጽቡቕ ምኮነ እቲ ናታ ሙድ ይስበር ኣለሎ ብሓሙታን ጓላን ጽቡቅ ንክሰነድ ማለት'የ
@lululove6054
@lululove6054 2 ай бұрын
Ufffffff Ak Ak eway Gud Shabiya 💔💔💔💔😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
መይቶም ከለው አይተተሰሪካን ይብሉኻ።ሒጊ የቢሒናን ቁዋም የቢሊናንሞዩቱ ይቢሉኻ።ዶሞዚ የቢሊናኒ ሲረቂ ሓሱ ይቪሉኻ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@rezeneberhe818
@rezeneberhe818 2 ай бұрын
ጀግኒት ሰይቲ ጀግና ጓል ጀግና 💙💙💙💙💙💙💙
@FrankWalker-v7r
@FrankWalker-v7r Ай бұрын
Nader Street
@senaitgebre4873
@senaitgebre4873 2 ай бұрын
I love you Mizu jgina❤ Selam betkum ybzah dagmay yerakbkum Ms abekum jigina tegadalay Srnay. Kidney azekrkina nay kedem.
@tedrosabraham3926
@tedrosabraham3926 2 ай бұрын
Sentene betami xbuk medeb keep it up
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
አነ ዚፈሊጣ ገበኒ አላ ኢኒተደይ ሓሲኻ ገለ ገበኒከጋጊዩኻ ይፉቱኒዮም።መገዲ ይደሊዩ ሚሲጢር ኢኒተፈሊጢካ ኢኒተደኒጉኻ ኒባሪነቲ የካሪጁኻ።ኒዓይ ወናኒቲ hivሊኢኾሚለይ2023።❤❤❤
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 ай бұрын
ኣነ ኒሚዛን ኣብታ በት መግቢ አየ ዚፈልታ ስርናይ ሃደ ካብቶም ኒሚልኪ ዘይ ገርሂ ዚተራአዮ ቢቢካአት ዚካታአ ተባአ መራሂ አና ኒፈልቶ
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ወዲ ሲሪኒይ ዲኻኢሊዎ።አፊሉቡ ሂጡሪ ጣዒዳሻሺ ተጀኒኑ 1990አቢ ባጺዒ❤❤❤።
@KelatiTeweldemedhin
@KelatiTeweldemedhin 2 ай бұрын
ንኢሰያስ ደኣ ልዕሊ 100 ዝኮኑ ቆልዑ ኣለውዎ
@berhanedesta1051
@berhanedesta1051 2 ай бұрын
ብዓልቲ ቃል ኪዳን ማለት ከማኪ ዘይ ከም ብዓል ጓል ኣንከረ . ኣልጋነሽ ቺና ኣፍንጫ ሓሰማ ምስ ኣሰርቲ ሰብኡተን ጓይላ ዘሙቃ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 2 ай бұрын
ኣኽ ከምዚአ ዝበለት ምጭውቲ ቆልዐ ብዘይ ኣቡአ ኪትዐቢ ሚዛን ብዘይ ባዐል ቤታ ኪትነብር ጌሮማ ኣምላኽ ዲኣ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ባዐል ነጂስ ካልአይካ ውን ኩሉኹም ይግደፋውያን ኣምላኽ የልዕልኩም ኣጆኺን ኣምላኽ ምሳኽን ኢዩ ኣጆኺን ቡሩኻት
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 ай бұрын
ኤርትራና ሓበን ናይ ስደተኛታት ኮይናትልና ኣላ ኩርዑ ደቂ ሓላል መሬት 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 2 ай бұрын
😂😂 ክገርመካ ህዝብኻ ማዓስከራት ኣፍርቃ እስርቤት ኤርትራን ኡይ ይብል እዞምበራዩ ድማ እምባሕበል ይብሉ እንታዩ ዝኸዉን ዘሎ እዝህዝብ😂😢 እምባሕ ዝኾነ ማዕልት ??
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 2 ай бұрын
ድሕሪ 3 ወራር ኣብ ሞሎበር ርብዳን ኣደርሰርን ስርናይ ሓላፊና ነይሩ ምስ ተኽለ ማንጁስ ምስሕሓብ ነይሩ ፡ ኢሳያስ እውን ይመጽእ ነይሩ ኣብ ኣኼባ ንኢሳያስ ብድፍረት ተዛሪቡዎ ኢዩ ኢና ሰሚዕና ፡ሽጋራ እውን ይሰቲ ነይሩ ለዋሕ ፍትሓዊ ሓቐኛን ደፋርን ሰብ ምንባሩ ኣጸቢቐ ይዝክሮ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ 2 ай бұрын
ንሕና ከም ተቓለስቲ ጨኪንካ ምቕላስ ጥራይ እያ በኣ ኢና ካኣ ነጥፍኦም። ብዝኾነ ኣብዛ ሃገር ዘሎ መርገም ማዓት እዩ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና💙💙💙💙💙💙💙።
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
Ane zbil fedain ksrhalu alo zey fekido bar eyom zehadru ezom aremanat
@mizuaraya
@mizuaraya 2 ай бұрын
@@freweynikidane4943 asa eya tesaena zela kemu keytefetere ftah yelen
@tirhasmesfin9825
@tirhasmesfin9825 2 ай бұрын
Eza interview hamiskaya seltene, gual 2mealti neras intay tizikiri tibla?
@samsonbhane9553
@samsonbhane9553 2 ай бұрын
ፍቃደና እንተኾይና ቴለ ሃበና ክንረኽባ ኣነ ኣብ ናቅፋ መጀመርታ ደሕሪ ናጽነት ምስ መጻትና ኢየ ዝፈልጣ
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 2 ай бұрын
ሓወይ'ሲ ክልተ ዓይነት ኮለኔላት'እዮም ዘለዉ: እቶም ሓደ ጌና ኮንጎ/ሽዳ ዘይቀየሩ: እቶም ካልኦት ድማ መነባብሮኦምን: ደቆም ዝኽደንዎን ዝረግጽዎን ዝሕሽሽዎን: ኣብ ቤ/ት ብቀሊሉ ዝልለ: ዝተፈልየ ሙኻኑ ይነግረኒ ኔሩ: ከም'ዚ እኮ እዩ። ኣጆኽን! እንቃዕ'ሞ ብህይወት ተረፍክን: ዘሎ ሰብ'ሲ ዝኾኖ ኣይስእንን እዩ። God bless. Thank you.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 ай бұрын
ኣንታ ሰልጠነ ! እንታይ ዓይነት ሴፍ ዝኾነት ዋዕሮ ኢኻ ኣቕሪብካልና ሎሚ ! ኣቱም ሰባት ! አርትራ ክትዓኑስባ ! - - - - - - -
@kokobberhane2231
@kokobberhane2231 2 ай бұрын
Nay bahaki waero jigina zikonet sebeyti, Amlak yibariki ❤❤❤
@binites7284
@binites7284 2 ай бұрын
Abet abet betami eyu zehzen
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ኢዚዲእ ወዲቢሪናይ ማኒታ ሚቲበደዲዩ ኢንተቲቢሉና ሚሓሸ ዑቁበ አቢሪሃዩ በሉና ኒህዚቢ ኤርትራ ደበሲ ኪኾነና ።❤❤❤
@mulubrhane9041
@mulubrhane9041 2 ай бұрын
ሂወት ስርናይ ካብ ወዲ ካሳ ኢና ንደሊያ ።ካልእ ናዓይ ሓላፊየይ ኢዩ ነሩ ኣብ ስለያ 271 ካሳብ ሱዳን ናኣቱ ሓደሓደ ማሓገዝናያ ነርና
@Marken-s8j
@Marken-s8j 2 ай бұрын
Ajokin kewegh eyu💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@aron5023
@aron5023 2 ай бұрын
እንዳ ህግደፍ በላዕቲ ሰብ
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq 2 ай бұрын
Mizan Amanuel Wedi haweboki motu semiena mot harbegna wedi Amoy mearey wedi Haweboki , gin Mot Yonas Dikas keliena emo entay tifeltiyo aleki way Ane deki Daniel Jeganu hade dehri hade Thefiom ahhhhhh
@akezazeray4254
@akezazeray4254 2 ай бұрын
Wawww Mizan kemey aleki mis dekiki xegazab eyu sumu ( srnay ka saga selam belles seltene hawey
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
አቢሲሊጣኒ ዲዋዳደሮ ኢኒተኾዩነ መሳሪሒቶም ኢሞ ኢቲታሪኺ ሳሚሶም ሲቢል ጀነራል።
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ErnestuChecvera
@ErnestuChecvera 2 ай бұрын
Mizan nsk'wn jegna Eki srnay dhri m esaru kulu zkaleki gerki ftah Kem zeyle Ms aregagixka DMA deqki hizki bkoraxnet .Sahara beti ski ab.adi selam atiki walla waga Eka entekefelki Ezi zgebernayo msetenkr .manm Seb zgebro aykonen ambesit. Waero
@amanjemal9203
@amanjemal9203 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@tesfamariamgebremedhin8690
@tesfamariamgebremedhin8690 2 ай бұрын
Bhakiiiiiiiii zehzin eu mkittal dobat EU neyru
@Men1109
@Men1109 2 ай бұрын
ሓይሊ ኣደ ካባኺ ሪኤዮ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 2 ай бұрын
ባባ ስርናይ ጂግና ኣጆኺ ሩመላ ተሓበኒ ጽባሕ ካልእ ኢያ ኣጆኺ ኣነ ኣቦይ ሙሉ እ ዕድሚኡ ነዛ ሃገር ተቃሊሱ ተሰዊኡ ውን ኣነ ውን ኣብ ስደት ተደርቤ ኢዛ ሃገር ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ስለ ዝኮነ ኣጆና ኣጆኹን ሚዛን ውን ጂግና ኣጆኺ ንፍዕቲ ኣደ ኣብነታዊት ኢኺ ኢሞ ቀጽልዮ ተባረኻ
@isaachagos7956
@isaachagos7956 2 ай бұрын
ይሕተቱ !!!! ሐቂ ኣንበሳ
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ሲሪናይ አይጎረሒን ቢቀኒዱ ኤርትራ ኢዩገበኑ ሩዲዩ ኪልል ኢትዮጲያሙኺና አይተረዱኦን አቶ ኢሰያስ ተኒቤን ተጊሪዋዩ ኢትዬጲያ ታራኺ ጂግና ሰሚዒና።ሓወይ ዘበጦም ሓወይ1978ተሰዊኦ ሰሪናይ 1990ጻዒዳ ሻሺ ተሽፊኑ የምሓዲር ነይሩ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@Meles-k8p
@Meles-k8p 2 ай бұрын
Selam naka seleten❤
@amanuelmangstu6676
@amanuelmangstu6676 2 ай бұрын
Hermala haftey ka ajoke gal jegna eke abo kulna u kenday xbuk geyrulay u nay bewlkay keman ajoken gal jegna halal abo eke
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
አነ 1982ሓሱ ተቢሂለ ወዲ ሓዎቦኻ አቢ መቀሪካ አሎ ኒሱዳንኪኸይዲ ፈሊጦም ከለው ኒገረና ካብ አሥመራ መጺኻሒራይ በሊኩ አሲቂጠ ተመሊሰ።43ዓመት ነቢሰይ ሓለ ሒጂ 2023hiv.
@teklebrhansolomonembaye606
@teklebrhansolomonembaye606 2 ай бұрын
Wwwwww. Kbrit. Weladit. Mis. Xbikt. Gaulki. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 2. Gize. Semiaya. ❤❤❤❤
@TesAsfaha-es9qy
@TesAsfaha-es9qy 2 ай бұрын
ብዛዕባ ወዲ ዘነበሽን፡ካልኦትን ዝተኣስሩ እንታይ ትብልና
@yonaskidane5398
@yonaskidane5398 2 ай бұрын
She smart
@abrahambeyene3913
@abrahambeyene3913 2 ай бұрын
Very sad story and this happening to a lot of Eritreans. Wake-up degefti this could happen to you too
@samuelsolomon9904
@samuelsolomon9904 2 ай бұрын
ሓው ሰልጠነ ፡እዚ ሓፍቲ ሰይቲ ስርናይ እትገልጾ ዘላ %5 በርሰንቲ ናይ ቲ ታሪክ ኢዩ እቲ ሓቂ ዚ ኣሰሮ ክትፈልጦ ከቢድ ኢዩ ንምግላጹ ዉን እቲኦም ኣሰሩቱ ኢዮም ዚፈልጥዎ እቲ ትገልጾ ምስ ተክለ ማንጁስ ዉልቃዊ ናይ ጥቂሚ ኢዩ ሽንተ ስርናይ ምስ 5 ሩእሱ ኢዩ ተኣሲሩ ምስ ግዜ ኩሉ እቲ ሓቂ ክወጺእ ኢዩ ሓቂ ብሪሳ እንተ ቀበርካዮ ብእግራ ዪወጺእ ይባሃል ታሪክ ተቀቢሩ ዚተርፍ የሎን ።
@Tusfai
@Tusfai 2 ай бұрын
ካብ ናብ ደርጊ ዝተኮስወ ናባና ዝተኮስወ ይበዝሕ ኮረኔል ስርናይ ተባዕታይ እዩ 161 ግን ደም ሓወይ ደምከልቢ ኣይኮነን ረሳሕ ሃገር ረሳሕ ምሕደራ ጥራይ ንሃሉ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ወናኒት ትኺል hivደዊላቲለይ ኪሊት ግዜ ሳኒኪሺን ተቀቢላ አቢ ኢኒዳ ፔኒጤ በተኺሪሲቲያን ከምቲኸይዲ ተሓቢሪኒኺእአሎ።።።
@tirhasmesfin9825
@tirhasmesfin9825 2 ай бұрын
Akeleguzay seb sire eyom kulu gize bishirhi eyom zetfiewom, imber ab gobri dia jeganu. Gin hakinetin dirkinan silezelatom mikniyat tray eyom zidelilom.
@אמסלתגבריאל
@אמסלתגבריאל 2 ай бұрын
Ajokn kburat sdrana ❤
@SemertMarkos
@SemertMarkos 2 ай бұрын
ሚዛን ሀፈተይ አጆኪ 🎉🎉❤❤
@michaelabatregh3768
@michaelabatregh3768 2 ай бұрын
ሐያል ሰበይቲ ሐቀኛ ::
@michaelberhane3074
@michaelberhane3074 2 ай бұрын
እታ፡ ጋሕማጥ፡ ( ብልሽውቲ) ገዛ፡ ኢሰያስ፡ ኣፈወርቂ። ነዚ፡ ትመስል።
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq 2 ай бұрын
Mizan Araya Daniel qual Hawi Keshi Abraham Daniel kemzentiwi enquae abtsehaki please Mizan habtey delay Yonas Abraham Daniel wedi Haweboki entay tibliho aleki thank you
@muluebirhansimon2500
@muluebirhansimon2500 2 ай бұрын
ኮሎነል ስርናይ ማዕረ ክንደይ እሙን ኣብ ሰቤይቱን ከም ዝነበረ ስኒ ኣን ሰበይቱ ትርእዮ፡ ኣዝያ ትናፍቖ ኣምላኽ ሓንቲ ምዓልቲ ክትርእዮ የፍቅደልኪ
@asefawseltene3547
@asefawseltene3547 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 2 ай бұрын
ካብዞም ተቃወምቲ በጃ ሓላፊ ዝነበረ ሰብኣይ ኣብ 2010 ኣብ ሱዳን ዝነበርኩሉ ግዜ ብ ዕላል ዕላል ኣስመራ ቤት ጽሕፈት ከም ዝነበሮም ዳሕራይ ምስ መንግስቲ ሱዳን ዕርቂ ጌሮም ከም ዝተመለሱ የዕሊሉኒ ። ን ኮነሬር ስርናይ ኣልዒሉ ኣይጸግቦን ዩ ኣብ መርዑኡ ውን ከም ዝወዓለ ጽቡቅ ርክብ ዩ ኔርዎም።
КОГДА К БАТЕ ПРИШЕЛ ДРУГ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 90 МЛН
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 18 МЛН
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶 #gen
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 34 МЛН
እቲ ትግራዋይ ኮመድያን
1:34:58
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 16 М.
А где Сашка? 🤙
0:15
NEVR Lee
Рет қаралды 4,2 МЛН
Bro
0:18
ARGEN
Рет қаралды 10 МЛН
СОБАКА И  ТРИ ТАБАЛАПКИ Ч.2 #shorts
0:33
INNA SERG
Рет қаралды 1,3 МЛН
Man's Goggles || Respect 😱💯 #shorts
0:31
MG RESPECT KING
Рет қаралды 35 МЛН