1ይ መደብ -"ንኣክሱም ዝፈሓስ ዘሎ ሽርሒ"ምስጢር ጉዳይ ሕጃብ ፃንሒት ምስመ/ር ሥዩም ካሕሳይ ርእሰ መ/ር ቤት ት/ቲ ሃይስኩል ኣክሱም

  Рет қаралды 6,298

Tibeb Ybrah

Tibeb Ybrah

Күн бұрын

Created with Wondershare Filmora

Пікірлер: 151
@helenyemane99
@helenyemane99 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መብራህርሂ እግዝኣብሄር ባዕሉ ንትግራይ ይሓልዋ ❤️💛🙏🏾🙌🏾
@haragozana3340
@haragozana3340 8 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክቡር መ/ርና ከምዚ ዓይነት ጉደይ ቀልል አይ ኮነ ነዞም ከመዚ ዝገብሩ ክታሐዙ አለዎም መን እዮ ልእክዎን ክሳዕ ሕዚ ትግራይ ቤተ ትምህርት ከምዚ አይነበረን ሕጃብ አይ ነበረን ቦታ ከይ ትህብዎን ክሳዕ እታ በሪ ነፀላ ሕዚካ ይክየየ ከብኡ አብት በሪ ሐብእና ንአቱ ነይርና ኩሉና ክርሰቲያን ይኩን ኩሉ ማዕረ እየ ቦታ ከይትህብዎን
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 7 күн бұрын
ንዝወደቀ ሰራዉ ምሳር ይበዝሖ እግዝኣቢሔር ምሕረት የዉርደልና
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 8 күн бұрын
መምህር ይብሪህ ከመይ አለካ ደሐን ክትከውን ትፂብተይ እዩ ❤❤❤ ትግራይ ንምብታን ድቃስ ዝሰአኑ ከምጨው ይበተኑ ።
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 8 күн бұрын
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Ahwatey. Uaye. Gud ⛪😢🙏
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መብራህርሂ እግዚአብሔር አምላክ ባዕሉ ንትግራይ ይሓልዋ🙏🙏🙏❤❤❤
@rahwag.6888
@rahwag.6888 8 күн бұрын
ጽቡቕ መብራህርሒ የቕንየልና
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 7 күн бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@sameM-tu6rg
@sameM-tu6rg 8 күн бұрын
🙏🙏🙏
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 7 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@fatamafatama4843
@fatamafatama4843 6 күн бұрын
Denkoro diki aytedemitsin mesleni hijab ayfikedin enabelus temsgini mehzenit goltu
@tgadosamri3947
@tgadosamri3947 8 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Petruspetrus1
@Petruspetrus1 8 күн бұрын
የቀንየልና ድያቆን ሓዉና🙏እዝዘረባ ግን ኣይግድን እግዝአብሔር ይፍታሕ
@girmaygebreegziabher7293
@girmaygebreegziabher7293 8 күн бұрын
great
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 8 күн бұрын
Ortodoxa tigray ❤❤❤❤❤❤1
@alonaeyob6648
@alonaeyob6648 8 күн бұрын
Yess❤❤
@leteberhanabraha6932
@leteberhanabraha6932 8 күн бұрын
ጽዮን ማሪያም ባእልኺ አዝሕልዮ ፀላእቲ ትግራይ አይደቀሱን ብዝኻኣልዎ ኩሉ እዮም ዝገብሩ ዘለው ንትግራይ ንምጥፋእን ሕምስምስን ዘይዛሪ ሕውከት ክላዓል እዮም ዝደልዩ ዘለው ንዘንአሕዋትና እውን ልቢ ያሃበን
@azebweres3399
@azebweres3399 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@mebrahtutsehay9536
@mebrahtutsehay9536 8 күн бұрын
ፅቡቅ መብራሕርሂ የቀንየልና መምህር ከምዑውን መጋቢ ይብራህ ነመስግን : ውሽጣውሽጢ እንዳተሰራሃሉ ጸኒሁ እዩ ኣይንዓሹ::
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 8 күн бұрын
🎉❤🎉😘😘
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 7 күн бұрын
ፅቡቅ መግለፂ እዩ ነመሰግን አብ
@elaela671
@elaela671 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@tsegaymakele3678
@tsegaymakele3678 8 күн бұрын
🙏🙏🙏⛪⛪⛪💠💠💠❤️❤️❤️
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 7 күн бұрын
🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 8 күн бұрын
ናይ ሕጃብ ፖለቲካ ናይ ብልፅግናን ብልፅግና ዝመወሎም ካሊእ ናዕቢ ንኽልዓል ዝጥቀምሉ ዘለዉ ዝፈሸለ ሸርሒ እዩ:: ቤትትምህርቲ ናይ ፍልጠትን ምርምርን ማእኸል እምበር ናይ ሃይማኖት መስፋሕፋሒ ቦታ ኣይኮነን! ብርእሰ መምህር ስዩም ዝተዋሃበ መብራህርሂ ትኽክል እዩ:: እዙ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ሓድነቱ ንምፍትታን ዝግበር ዘሎ ሸርሒ እምበር ካሊእ ኣይኮነን! መንግስቲ እንዳመወለ ዘካይዶ ዘሎ ሸርሒ ክጋለፅ ይግባእ:: ጅግና ህዝቢ ትግራይ ብእምነት ዘይፈላለ ሓደ ህዝቢ ትግራይ እዩ: :
@awoiye5486
@awoiye5486 7 күн бұрын
እዞም ር/መምህር ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ፅቡቕ ብሙዃኑ ካብ ሃይማኖት ውፅእ ዝበላ ሚድያ ውን ቃለ መሕትት እንተዝገብሩ ዝበለፀ መብራህርሁ ይብል። ምኽንያቱ ሞንጎኛ ዝኾኑ ሕቶታት ዝሓትት ጋዜጠኛ ንኹሉ ሃይማኖት ማዕረ ዝርኢ እንተዝሓቶም እብል። ንኣብነት ርእዮት ሚድያ & ኣክሱማውያን ሚድያ ክብረት ይሃበልና መጋቢ ይብራህ ኩለን ሃይማኖታት ንሰላም ይዘምራ ኣብ ሞንጎ እዚ ጉዳይ ፖለቲከኛታት ኣለውዎ
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@TeweldebrhanTekleslase
@TeweldebrhanTekleslase 7 күн бұрын
ኣኩሱም ትዓቢ እም ክፍላተ ዓለም ክብሪ ንፂዮን ቅድሚ ኩሉ ግን ይትረፍና ተጋሩ ኣስላም ደቅ ዓድና እንተዝከኣል ምስቶም ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጠረ ሰብ ምስ ሂወቱ ዘቃፅሉ እንደ ፍየል ጠብሰን እንብላቸው ዝበሉና ኣምሓሩኳስ ከም ጎረቤት መጠን ሰላም የድሊየና እዩ ንብፃይካ ከም ነብስኻ ኣፍቅሮ እዩ ዝብል ስርዓት እምነትና ነገር ግን ኣብዙሐጂ ሰዓት ንሕና ሱዑዲ ዓረብ ከይድና ቤተክርስቲያን ንስራሕ ኣይበልናን ኣረማዊያን ይትረፍዶ ኣብ እዮርሳሌም ሰማያዊት ኢልና ንምስላ መንበሪት ፅላት ኣኹሱም ፂዮን ዘይነበረ ሕጊ ከውፅኡ ይትረፍና ስርዓት እምነትና ተጠቒምና ሕጊ ይወፅእ ንፂዮን ዝብል ዓንቀፅ ክነተግብሮ መሰልና እዩ።
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm 7 күн бұрын
ትግራይ ንምብትታንን ንምድኻምን ዝዓለሙ ፀላእቲ ሎሚ ኢያ ትምችው ትግራይ ተዳኺማ ተላ ብምባል ዝተልዓሉ ኣካልት ኢዮም እግዚኣብሄር ብኢዶም ይእሰሮም ዝገርም ግን ትመራሒ ናይ ጉዳይ እስልምና ትግራይ ኣፍቲ ሰልፊ ከጉርዕ ናበለ ምውዓሉ
@TekleSamuel-m3r
@TekleSamuel-m3r 5 күн бұрын
ሐዚ ፅቡቅ
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 8 күн бұрын
Tibeb yibra you should keep investigating this
@ementseyon652
@ementseyon652 7 күн бұрын
ብስንፍና ግብዛት ስለዝኾና እምበር ክርስያን ውን ናይ ባዕልና ማንንነ ኣርማ መስቀልና ኣከዳዶና ኣለና ሰበይቲ ትከናነብ ጉልባባ ኣይትቅላዕ ይብል ካብ ባህልና ውፅእ ኢልና ኣለና ዕራቆትካ ምኻድ ሕርፍና ቀሚሽ ተኸዲንካ ምኻድ ፋርነት ኣብዚ ኣስተምህሮ የድልየና መ/ር
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm 7 күн бұрын
ድሑር ኣተሓሳስባ ኣብ በተ እምነት ጥራሕ ኢዩ ሃይማኖታዌ ኣከዳድና ተዘየለ ደቂኣንስትዮ መሰለን ምድፋእ ኢዩ
@ementseyon652
@ementseyon652 7 күн бұрын
@MuluHailu-zd4tm መሰል ምድፋእ ዘይኮነስ እቲ ሓቂ እሱ ስለዝኮነ ደቂ ሎሚ እምበር እነታትናስ እርኑባት ነይረን ሕፍረተን ቀሊዐን ዘይኮናስ በቲ ውቁብ ባህለንን ኣልባሳተንን ዝማዕረጋን
@abrehagebru5674
@abrehagebru5674 8 күн бұрын
በይዛኹ ም ልህዝቢ ትግራይን ልህዝቢ ኢትዮጵያን ካብ ዘልአለም ሞት ናብ ዘልአለም ህይወትን እግዝአብሔር ልአምሳሉ ምህረት ገይሩ ማእረ እቱልፈትዎ ወዱ ብምስዋእ ከይፈተናዮ ፈትዩና ልሃበና ወንጌል ክፈልጥ ክተምህሩዶ አይሄሽን ?
@azebweres3399
@azebweres3399 4 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@WELELASELAM-zl1ek
@WELELASELAM-zl1ek 7 күн бұрын
ዪንፎርም የብሉን ድዩ እቲ ቤት ትምህርቲ/?/ ሽርሒ ዝሓዘለ ድቡቅ ግሉፅ ሕቶ ግልባብ ድልዮቶም እዩ ዝመስለኒ፤ ሕቶ ዝበዝሓ ክልል ሓሰዊቲ ዩትበራትን ትግራይ ብዝተፈላለየ መልክዕ ከባርዕዋ ደስ ዝብሎም ቅም ዝወለዶም ፖለትክኛታት ዘቃፃፅልዎ ሓዊ ብዋዛ ስለዘይረአይ ዓብዪ ጥንቃቐ የድሊ ንህዝብና
@alonaeyob6648
@alonaeyob6648 8 күн бұрын
Ezom akrarti kewsu alwom kabu wen
@amenkuku9580
@amenkuku9580 7 күн бұрын
ብኩናት ዘይሳአርዎ ፀላእቲ ትግራይ ሎሚ ብሕጃብ አጀንዳ ጌይሮም መፂኦም ለባም መስተውኣሊ ሕዝቢ ትግራይ ካብኩሉ ክልቲኡ ሐይማኖት ሸርሒ ፀላእትና ተረዲኡ ስለዘፍሸሎ ዘሕጉስ እዪ እቲ ሐቂ ካኣ ከምዚኢሉ ብንፁር ክቀርብ ከሎ የሕጉስ ክብረት ይሐበልና ንመቅረብቲ
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 8 күн бұрын
Yekiniyelina memhir Seyoum, Nay abebukir mention eyom zefitsumu zelewu
@FdrXgt
@FdrXgt 6 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚
@YfGdf-p3i
@YfGdf-p3i 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኩሩዕኤረትራዊ
@ኩሩዕኤረትራዊ 7 күн бұрын
ትጋሩ በ ወሽጥ ውሸጢ መሰራሕ ግድፎ ተዛሪቡውን ትግብሩውን ብየሰኑ እዩ
@HenokDengeze
@HenokDengeze 7 күн бұрын
ዋይ ኣታ ኸመይ ዝበለ ጉድ እዮ ወሪድና ዘሎ ሎም ዘበን ግርም ዝኾነ መብርሂ እዮ ዕረ ይጥዓሞም እስቲ
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam 8 күн бұрын
አቶም ባዳታት ሕጃብ እትብሉ ዘለኩም አኩስም እትብሉ አብ ትግራይ ፈተና ሰለዘሎ ትርብሹ አለኩም ዓገብ ዓገብ
@ementseyon652
@ementseyon652 7 күн бұрын
ዕላምኦም ኮ ሪኢንዮ ኣብ ኣደባባይ መቀለ ጎሮሮኦም ክሳብ ዝነቅዕ ዓዕ ክብሉ ፖለቲካ ኣጀንዳ እዩ እስላማዊ ዓፈና ይገብሩ ከምዘለው በየሚድያታት ንሪኦም ኣለና
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 күн бұрын
ን ኣስላማይ ምቅብጣር ማለት ባዕልኻ ርእሰ ቅትለት ምፍጻም ማለት ኢዩ።ኣስላመይ ልክዑ ተዘይ ኣፍሊጥካዬ ኢዩ ከም ሰብ ዘኽብረካ ተዘይኮይኑ ቀስ ብቀስ ከምቫይረስ በሊዑ መንነታዊ ቅልውላቅ ከምዝህልወካ ጌሩ ባርያ ናይ ዓረብ ኢዩ ዝገብረካ።
@alonaeyob6648
@alonaeyob6648 8 күн бұрын
Faltkyomi alki❤❤
@Addis-n6d
@Addis-n6d 8 күн бұрын
እቶም ጀኖሳይድ ዝፈፀሙልና ስትራተጅስ ፀረ ትግራዋይ አስላም አዲስ አበባ አዮም አዙይ ዝውሉኡ ዘለዉ ::
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 8 күн бұрын
ሞስሊም ካብ አክሱም ናብ ወቅሮማረይ ይኺዱ
@Tigray_First
@Tigray_First 8 күн бұрын
አብ እስልምና መራሕቲ ፀረ ህዝቢ ትግራይን ፅዮን ማርያምን ዝኮኑ ሰባት ትግራይ ደኪማ አብ እትመስሎም ስዓት እዮም መርዞም ዝረጭዩ: ቅድሚ ከዚ ውን ተስታዊስኩም አብይ አብ ልመፀሉ ስዓት መስጊድ ስርሓልና አብ አክሱም ኢሎሞ እዮም: ህዝበ ክርስትያን አስተውዕል።
@alonaeyob6648
@alonaeyob6648 8 күн бұрын
Yes ❤❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 7 күн бұрын
እስቲ እግዚአብሔር ምስቲ ህዝቢ ይኹን ግዜ ሪኦም ዘይኮነ ነገር እንዳልአላ ህዝብና እቲ ለባም ህዝቢ ከባእሱ አይኾኖሎምን ትእዝብቲ እዩ ትርፉ።
@MohammedZien-s6h
@MohammedZien-s6h 8 күн бұрын
ጉልባብ ገይረን እየን ናብ ክላስ ይአትዋ ነይረን ሕጂ እዩ ተኸልኪሉ እዞም ርእሰ መምህር ጌጋ ኢንፎርመሽን እዮም ዝህቡ ዘለው ይተአረሙ አብ ሕገ መንግስቲ ጉልባብ ወይ ሕጃብ ፍቁድ እዩ ናብ ደገ አይተተሓሕዝዎ ንስኹም ስለዝኸልከልኩም እዩ እቲሽግር ተፈጢሩ ዘሎ
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 8 күн бұрын
🙏🙏🙏
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 7 күн бұрын
ጥበብ ሚድያ ዓብይ ዕዩ ገዛ ንዓበይቲ ዓዲ ኣኽሱም ብልዝብ ክውዳእ እየ ዝምነ።ኣብይ ኣሕመድ ምስ ሓሻኽሩ ሕማቃት እስላም ተጋሩ እዩ ሽርሒ ዝፍሕስ ዘሎ ።ብኣግኡ መስመር ክሕዝ ክፃዓር ኣለዎ።
@RigbeSimret
@RigbeSimret 8 күн бұрын
ብዛዕባ አየናይ ሕገ መንግስቲ እዩ ትዛረብሉ ዘለኹም ? ናይ ኢትዩጵያ ሕገ መንግስቲ ዝብል ምስቲ ዩኒፎርም ዝመስል ጉልባብ ንኽገብራ ይፈቅድ እዩ ። እዚ መሰል ምሕታት እምበር አብ መንጎ ክርስትያን ሙስሊም ዘባእስ ነገር የብሉን።
@gojomogogo9141
@gojomogogo9141 8 күн бұрын
ናይ ኣክሱም ከተማ ነበርቲ ድኾኑ ናይ እስልምና እምነት ተኻተልቲ ድሌትይ ዕቅዲይ ተይኾነ እዚ ዓለማ እዚ ካብ ማዕኸል ዓዲ ድልኣኽ ደሎ ብኣክሱም ተምሃሮ ምኽንያት ብምግባር ሕያብ ገቢረን ትምሃሮ ሞስሊም ወለዲ ክመሃራ ደይፍቀድ ተኾይኑ ናይ ባዕልና ናይ ሞስልም ትምህርቲ ቤት ኣብ ከተማ ኣክሱም ክንሰርሕ የና ናብ ድብል ሰበብ ብምእታው ትምህርቲ ቤት ሞስልም ምስተኻፈተ ኣብ ውሽጡ መስገድአን ኢሎም ድማ መስግድ ክሰርሑለን ድትዓቀደ ተግባር ይኡ። ይኹን ድኣ እቶም ደቂ ዓዲ ድኾኑ ተኸኣኢሎም ድብዙሕ ኣዝማናት ብሓደ ድነበሩ ሞስልምይ ክርስትያንይ ተጋሩይ ሃም ደንባቶምይ ባላቶም ክፈትሕዎ ኣለዎም ።
@abebaviard60
@abebaviard60 8 күн бұрын
ናይ ውጪ መልእኽቲ ዘለዎ ይመሰል እቶም እሳላም ናይ ቱርኪን ናይ አረብ ሰኡዲ አእራብ አብ ኩሉ አዲ አሰላም ኽበዝሕ ይደፍአ እየን ዘለዋ እም ሐይማኖትና ኸጥፊኡ ዘተላአኹ ፀረ ክርሰቲያን ዝኾኑ ሰለዘለው ኽንጥንቀቅ አለና
@HewanMulubrhan
@HewanMulubrhan 8 күн бұрын
ilna eko ezi kalie aJenda zehaze merzam akayeda eyu:: tigray shiger enkebexha kulu gize aksum ab ayni mes aetewuwa eyom.
@HaregwiniGebrEgziabhr
@HaregwiniGebrEgziabhr 7 күн бұрын
እሰልምና በዘይ ሓሶትን ሰይፍን ገንዘብን ጠጠው ኢሉ ክከይድ ዘይክእል እምነት እዩ ደቂ ተዋህዶ ንንቃሕ ንንቃሕ ንንቃሕ ።
@AhmedMseid-cr2tx
@AhmedMseid-cr2tx 7 күн бұрын
ብኸዬ እድሜ ልክዕኩም ቆዝሙ ። ንህና አይንበክይን አይንቆዝምን ። አይንዋጋዕ ልመንት አልና ድካ የብልናን ዝቆሰለ የብልና አልሃምዲላላህ : : ቆዝሙ እዘኑ ሻማ አብር ሁሉም ህዳር ህዳር ህዳር ፤ ሻዕቢያ
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 8 күн бұрын
ሙስሊም ኣብ ትግራይ ብጣዕሚ ውሑድ እዩ። ከም ናተይ እምነት ከም ህጻን ቆልዓ ተቃበጠርናሎም እዩ ዘምሕረልና ከምቲ ወለድና ዘፅንሑልና። ዋላ ናብ ኣኽረርቲ ተዝልወጡ ንዓና ስግኣት ኣይኮኑን። ናይ መምህር ስዩም ዘረባ ብጣዕሚ ዝተኻበደ ኮይኑ ተሰሚዑኒ። ካብ መዓስ እዩ ክሳብ ክንድዚ "ተኻሳሒ"፡ " ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ ሕማቕ ሓደጋ ከንፀላሉ ዝገብር"፡ "ህዝቢ ነንባዕሉ ዘባእስ" ወዘተ ኢልካ ትዛረበሉ ጉዳይ ኮይኑ? ሒጃብ ክገብር እየ ዝበለት ትግበር ግደፍዋ፡ ከም ናይ ቀደመይ ዝበት ድማ ብዘይ ሕጃብ ትመሃር። ኣጀንዳ ክኾን ዘይግባእ ነገር 'ዩ። ጥበብ ሚድያ ብጣዕሚ ነመስግን፡ ነቶም ናይ ካሎት ቤት ትምህርትታት ርእሳነ መምህራን ውን ኣቕሪብኩም ክትሓቱልና ተስፋ ይገብር🙏🙏
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 күн бұрын
😂😂😂😂እንታይ ወይ መን ስለዝኾኑ ኢዬም ከም ህጻን ቆልዓ ክቃባጠረሎም ከም ሰቦም ተኸባቢሮም ይነብሩ ደቂ ዓይኒ መዓር ድዬም። ኣኽረርቲ ማለት ከ ትፈልጥዬ ዲኺ? ?ኣኽረርቲ ተኾይኖም ደኣ ንስኺ ኣበይ ክትሰፍሪ ዶ ሞስሊም ኢኺ።ምሽምሽቲ ገጽኪ ትርሓቅ ድርባይ።ተደሊኺ ንስኺ ንበይንኪ ኣብ ርእሰይ ሕርኡ በልዬም ከልቢ።
@SaymonGebreslase
@SaymonGebreslase 8 күн бұрын
ደደብ ኣይትኹን secularism should be maintained
@fsahafsaha2151
@fsahafsaha2151 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ትክክል ሓሳብ ❤, ኣብ ኣሜሪካ ኣዎሮፓን ስደተኛታት ኣስላም ተሸፋፊነን ገፈፍ ክብላ እናወዓላ ሕጃብ ይወገደልና ዘይበሉ.....ተጋሩ ግን ኣብ መረበተን ክኽልከላ ዓገብ ክበሃል ኣለዎ
@ሸዊትናይስገም
@ሸዊትናይስገም 6 күн бұрын
ደንቆሮ ድሕሪ ዚ እንታይ ይመጽእ ይርድኣኪ የለን በሃም መጽሓፍ ቅዱስ ውን ንእወ እወ ን ኣይፍል ከኣ ኣይፋል በሉ እንበር ካልእ ኣይትወስኹ እዩ ዝብል እንታይ ስለ ዝኾኑ ኢና ከም ቆልዓ ከንቃባጥረሎም ኣየ ትግርኛ በሃም መዓስ ኢኹም ካብ ኣምሰሉነት ክትወጽኡ ኣብ ዓለም ብሓቂ ንበር ኣምሶልነት ግደፍዎ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 6 күн бұрын
@@ሸዊትናይስገም ኣስላመይቲ ኢያ ፕሮፖጋንዳ ኢያ ትነዝሕ ደላ ዛ ጸላም ከልቢ ዓረብ።
@SamraGebru
@SamraGebru 8 күн бұрын
Noo not you too😢 modesty is what tewahedo preaches too!
@alemdesta4923
@alemdesta4923 7 күн бұрын
ህምምም!!! ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣኹስም ፡ ነተን ሕጃብ ተኸዲነን ዝማሃራ ዝነበራ ፡ ሙስሊም ኣዋልድ ተማሃሮኡ ፣ ብድንገት ንመሰለን ብምጥሓስ ፡ ሕጃበን ተኸዲነን ንኸይማሃራ ፡ ከምዝኸልከለ’ዩ ፡ እቲ ጉዳይ ፡ ብዓለም ብርኪ ፡ ዝተጋውሐ!!! እሞ ዳኣ ፡ ከም’ቲ ሕዪ ዝገለፅኩምልና ፡ ካብኮነ’ቲ ሓቂ ፣ ስለምንታይ ፡ ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣኹስም ኮነ ፡ ንኣኹስምን ንትግራይን ፣ ከም መ’ዳለውትን ተዳፋእቲ መሰልን : ኣምሲሉ ፡ ብኣሉታ ዝገልፅ ወረ ፣ ከም ባርዕ ፡ ብክልል ኮነ ፡ ብሃገርን ብዓለምለኸን ብርኪ ፡ እንትጓሃሃር ፣ ኸመይ ብእዋኑ ፡ እኹል መልስን መብርሂን ዘይተዋህበሉ?! ስለምንታይ ሱኽ ኢልኩም?!!!
@zemiabreha7090
@zemiabreha7090 8 күн бұрын
bmejemerya aslam nimtay eyom ab axum zelewu men eyu ke fekidilom zikone haymanot ab axum ayfkedin eyu silezi n aslam bkemey eyu tefekidwom bzikone buzuh kebeterter ayedilin eyu aynimharin ente eilen xbuk bmikixal balom kab jemeriwo kab axum kiwexu tiray eyu zelewom ente zey wexiyom gn xinihom kali kelieulu eyom aslam anxar axum eyom silezi bkiltuf bmela kab axum kisgogu tiray eyu zelewom eiti meftihi kea nisu tiray eyu
@TMan-u2i
@TMan-u2i 7 күн бұрын
b͟e͟l͟w͟o͟ m͟,
@GenetfshaTedla
@GenetfshaTedla 8 күн бұрын
ጥበብ ይብራህ ኣይ ኣብ ኣኽሱም እንዲኻ ተማሂርካ ወዲእኻ ከምኡ ከም ዝኾነ ትፈልጥ ዶ ኣይኮነን መ/ር ወርቅነህ ር/መምህርና ጫማና ኮንጎ ዩኒፎርምና ሓዳ ዓይነት ዶ ኣይኮነን ጥያቄኻ ከም ናይ ሕዚ ኣምሲልካ ትሓትት ዘለኻ ኮይኑ ተሰሚዕና።
@semharawi7607
@semharawi7607 7 күн бұрын
ሕጃብ ጌረን ምምሃረን ከመይ ጌሩ እዩ ንክልቲኡ ሃይማኖት ዘባእስ? ዘሕፍር መብርሂ ርእሰ መምህር
@fayruzbashir416
@fayruzbashir416 8 күн бұрын
እዚ መ\ህር ይሕሱ እዩ ዘሎ ብጀካ አብ ክንዳያ አብ ካልእ ቤት ትምህርት ሕጃብ ተኸልኪሉ አይፈልጥን
@elaela671
@elaela671 7 күн бұрын
Selamm memhrna እዚ ምኽንያት ሕጃብ ኣብ ኣክሱም መልክዑ ዝለወጥዎ ሰባት እቲ ናይ መቓብር ቦታን መስጊድን ኣብ ኣኽሱም ስለዝተኸልከሉ እዩ ። ኣነ ካብ ዝተኸታተልኩዎም ሞስሊማት ሓንቲ ካብ ለንደን ዘምዘም ትባሃል ኩልሻዕ ኣብ ዩቱዘብ ዱስከስ ትገብር እያ ብዛዕባ መስጊድን መቓብርን አብ2016ዓም እንተነኣሰ 2_3 ጊዜ ኣክሱም በፂሓ መፂኣ እያ። ስታሊን ገ/ስላሴ እውን ናብ ዓዲ ደዊለ ሓደ ዓብይ ኣቦ ረኺበ ሓቲተዮም ዝመለሱለይ ግን ሓንቲ ዘምዘም ትባሃል ካብ ጀርመን መፂኣ ሓዊ ለከኰሳትልና ኸይዳ እምበር ሞስሊም ክርስትያን ሰላም ኢና ነይርና ኢሎምኒ ኢሉ። እታ ዘምዘም ትባሃል ካብጀርመን ኣይኮነትን ብዝኾነ ኣቦታት ክትትል ክገብሩላ ይግባእ
@ነብሮ-ኀ4ቈ
@ነብሮ-ኀ4ቈ 8 күн бұрын
ከይትምልስሎ ሓንቲ ኣይገብሩን ኢዩም እቲአን ሕጃብ ክንገብር ኢለንን ተቓውሞ ዘበገሶ ዋላኣ ሕጃብ እንተ ኣቃረጳ ከይትመልስወን ዋላኣ ካብ ኣኽሱም ኣባርሩዎኦም ሕጂ ሕጃብ ጵባሕ መስጊድ ከሓቱ ደሊዮም እዮም ጸቕጢ ዝገብሩ ዘለው
@MohammedZien-s6h
@MohammedZien-s6h 8 күн бұрын
ናይ ፌደራል ትምህርቲ ምኒስተር ሕጊ ሕጃብ ይፍቀድ እዩ ዝብል ናይ ትግራይ ክልል ንበይና ሕጃብ ዝኽልክል ሕጊ አሎ ማለት ድዩ ? እዝይ ሃይማኖታዊ ጉዳይ ስለዝኾነ ኩሉ ሕድሕድ ቤት ትምህርቲ ከምድላዩ ሕጊ ብምፃእ ደስ እንተኢሉዎ ይፈቅድ ደስ እንተዘይኢልዎ ይኽልክል ማለት ድዩ ? አብቤት ትምህርቲ ቁርእን አምህሩና አይተባህለን እቶ ሕቶ ናይ መሰልሃይማኖት እዩ ::
@JohnTadese-k5h
@JohnTadese-k5h 5 күн бұрын
This information was disminted on time before Aksum people is black listed in all Ethiopian people since the city center Tourism.
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 7 күн бұрын
ግልጺ ዝኾነ መምርሓ እንተዘይሃልዩ እዩ ጸጋጩ እምበር ሕግን መምርሕን እንተተኸቲልኩም ግጭት ኣየምጽእን ። እዙይ ናይ ፖለታካ ኣጀንዳ ዘለዎ ስለ ዝኾነ ሙስሊም ወገናትና ከይደናገሩ ከስተውዕሉ ይግባእ ። ቅድሚ ክርስቲያንን ሙስሊምን ምዃና ተጋሩ ኢና ።
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 8 күн бұрын
Ezom hakoniti Christians people should mind their own affairs. They keep promoting hijab. Saudi ekan hijab nagedefuwo eyom. They pay them money to wear hijab.
@helenhelen1484
@helenhelen1484 7 күн бұрын
የሕጃብ ፖለቲካ ኣክሱም ላይ ሳምራቹው ይቀራል
@mass-media6445
@mass-media6445 8 күн бұрын
ትግራይ አብ ቅልውላውን ሕንፍሽፍን እትርከብ ዘላ ሓዊ ዝጽሕር ሰብ አይሳአንን እዩ።
@ramadanali4556
@ramadanali4556 7 күн бұрын
You should Invite Muslim leadership for an interview don't layer…..
@kedirmohammed1973
@kedirmohammed1973 7 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝሀዝን እዩ ሂጃብ መዘራረበ ከኸወን ። ሂጃብ ምግባር ሓድሽ አይኮነ ን ። ሂጃብና ጌርና ንምሓር ምባል ሸርሒ ኣይኮነን ። እቲ ሕቶ ንዘይምምለስ ዘይኮነ ሽም ኣይትሓብዎ ። መምርሒ ድማ ኣይክልክልን። እተን ተምሃሮ ብሽም ሴኩላሪዝም ሂጃብ ከይገብራ ምክልካል ጌጋ እዩ ። ሂጃብ ምግባር ንክልቲኡ ሃይማኖት የጋጭው እዩ ዝብል ጌጋ እዩ ።ኣብ ካሊእ ከባቢ ሂጃብ ጌረን እየን ዝመሓራ ንምንታይ ሐይማኖታት ዘይጋጨው ። ሓደገኛ ሕቶ እዩ ዝብል ጌጋ እዩ ። ኣተሓሳስባኩም አሰተካክሉ ። መኣዝ ኢኩም ካብ ድሕረት ትወጹ ። ቤት ትምህርቲ መርኣያ መሰል መክበሪ ክኸውን አለዎ ። ተጸቂጥኩም ነይርኩም እም ተጸቀጡ ሱቅ በሉ ምባል ጌጋ እዩ ። ሰለዚ ትሰርሕዎ ዘለኩም ግፍኢ ትክክል ኣይኮነን ። ሂጃብ ምግባር ንምንታይ ምስ ክርስትና ተታሓዝዎ ። ሂጃብ ምግባር ናይ ማርያም አከዳድና እዩ ። ንሕገ መንግስቲ ፈትሽዎ ።
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm 7 күн бұрын
ጌጋ ኣይብሎምን ቤት ትምህርቲ ዩኒፎርም ክህልው ኣለዎ ንኹሉ ሃይማኖት ብማዕረ ሃይማኖታዊ ኣከዳድና ክፍቀድ ኣይብሉን ናይ ኣስላም ጥራሕ ከይኮነ ናይ ክርስትያን እውን ኽርስትያናዊ ኣከዳድና እኮ ኣሎ ግን ካብ ቐደም ጀሚሩ ዋላ ክርስትያን ኣብ ቤት ትምህርቲ ሃይማኖታዊ ኣከዳድና ኣይፍቕድን ነይሩ ልክዕ ኢዩ ድማ እካ ደኣስ ንቐፃሊ ኣብ መንግስታዌ ቤት ዒዩ እውን ንጸጥታ ዘ አንቅፍ ኣከዳድና እውን ክስተኻኸል ይግባእ
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm 7 күн бұрын
ምኽንያቱ ዓዲ ናይ ሓባር ኢያ ተኾይኑ ድማ ብማዕረ ሕጊ ኣኽቢርና ንኽድ
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm 7 күн бұрын
ኣነ ኣፍቶም ኣመራርሓ ጉዳያት ኣስላም ትግራይ ክኾን ዘይግባእ ነገር ብሚድያ ንርእይ ኣለና ሃይማኖት ናይ ግልና ሃገር ናይ ሓባርና ኢያ እሞ ኣስላም ኣሕዋትና ኣስተውዕሉ ኣደዳ ጸላእቲ ከይንኸውን ፀላእቲ ትግራይ ንምክፍፋል እዋና ሀዚ ኢያ ኢሎም ይሰርሑ ኣለው ሕቶ ዋላዃ ተሃለወ ሀዚ ጊዚኡ ኣይኮነን ሀዚ ትግራይ ንምድካምን ንምብታንን ዝዓለመ ጥራሕ ኢዩ ሀዚ ዘይነበረ ሓዱሽ ሕቶ ዘልዕል ኢለ ብውልቀይ ይኣምን
@kedirmohammed1973
@kedirmohammed1973 7 күн бұрын
@MuluHailu-zd4tm እቲ ሕቶ ትክክል ድዩ ኣይኮን ምርኣይ አገዳሲ እዩ ። እቲ ሕቶ ትክክለኝ ሕቶ እዩ ። ንምንታይ ቅድም ኢሉ ዘይለዓል ዝብል ይለዓል ነይሩ ኮይኑ ግና ዝሰምዕ ሰለዘየለ እናተደፈነ መጺኡ እዩ ። ሰለዚ እቲ መፍትሒ ምትሕልላኽ ዘይኮነስ ምፍቃድ እዩ ። እንተዘይኮይኑ ናይ መሰል ሕቶ ሰለዝኮነ አየቋርጽን ። እቲ ጽቡቅ ዝኸውን ግና እቲ ናይ ቤት ትምህርቲ መሓበረሰብ ተዛትዩ መፍትሒ ክገብረሉ ኣለዎ ። ሂጃብ ምግባር ናይ ማንም መሰል ኣይትንክፍን ። ሓላፊ ሚ/ር ትምሕርቲ ተሓቲቱ ሓደ እዋን ሂጃብ ዝኽልክል ሕጊ የብልናን እዩ ኢሉ ።
@kedirmohammed1973
@kedirmohammed1973 7 күн бұрын
@@MuluHailu-zd4tm ናይ ክርስቲያን እምነት ይከደና ዝብል ተኮይኑ ተከዲነ ን የምጻኣ እንታይ ሽግር አለዎ ።ኮይኑ ግና ንቲ ዩኒፎርም ዝመሳሳል እዩ ክኸውን ዘለዎ ።
@awoiye5486
@awoiye5486 7 күн бұрын
*መጀምርታ ሕቶይ ንጥበብ ይብራህ ሚድያ እዘን ቆልዑት ጨጉረን ተተሸፈና ፀገም ኣለዎ ዶ ይብሉ ? *ሓንቲ ፅብቕቲ ሓሳብ ዝተዛረባ ንሕና ሕጊ መፈፀምቲ ድኣ እምበር ሕጊ መውፅእቲ ኣይኮንናን። *ቅድሚ ሕጂ ተኸዲነን ይመፃ እሞ ክኣትዋ ከለዋ የውፅኦኦ ኔረን ማለት እኮ ተገዲደን (ተዓሚፀን) ይኣትዋ ኔረን ማለት እዩ። *ካልኣይቲ ፅብቕቲ ሓሳብ እተን ሃይማኖታት ከይጋጨዋ ኢና ድምፅና ዓቂብና ዝበሎ'ዩ። ነገር ግን መራሕቲ ሃይማኖት ክርስትና እንታይ ኣእተዎም ኣብዚ ጉዳይ ጣልቃ ዝኣትዉ ? ማለተይ ሒጃብ ምኽዳንን ዘይምኽዳንን ትርጉሙ ስለዘይፈልጥዎ ማለተይ እየ። * እቲ ሕጊ ናይ 1995 ዓ/ም ዝብልዎ ዲና ክንግዛእ ዘለናስ ወይስ ናይ 2000 ዓ/ም ? * ዓባይ ክትፈልጥዋ ዘለኩም ኣሕዋት ጉልባብ ምኽዳን ሃይማኖታዊ ግደትኣ እዩ። ኣይትኽደንን እያ ማለት ድማ ኣይትምሃርን እያ ማለት እዩ። * ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ይንበር ።ቅድሚ 30 ዓመት ስለዘይነበረ ሕጂ ውን ኣይግበርን ኣይበሃልን። ክኸውን ዘለዎ ሕግን ሕግን መሰረት ብምግባር ብሕጊ ተቐይዱ መሰለን ክወሃባ ይግባእ። * ደጋዊ ሽፋን ኣለዎ ካብ ትብሉ ከምተን ካልኦት ከተማታት ትግራይ ዘይኮነሉ ምኽንያት እንታይ እዩ። * ብ2000 ዓ/ም ዝወፀ ሕጊ ንምንታይ 2017 ዓ/ም ትሓቱ ዝብል ዘረባ ካብ ር/መምህር ኣይፅበን። * እዚኣ እንተዘይተፈቒዳ ንሕና ንኸሶ ንጉዳያት እስልምና እዩ። ምኽንያቱ ናተይ መሰለይ ወለደይ'ውን ክውሱኑለይ ኣይፈቅድን። እዚ ዝብል ዘለኹ ኣሕዋት ክርስትያን ነተን ሙስሊም ኣደታት ጉልባብ ኣውጺኣ ዘይትመሃር ካብ እዚ ኹሉ ዕግርግር እንዳበላ ብምምዓድ የሰሓሕትአን ስለዘለዋ እየ። እዚ ተኸቲለን ጓለይ ጉልባብኪ ኣውፂኺ ተመሃሪ ዝበላ ወለዲ ኣለዋ። መልሲ ናይ ተመሃሪት ቆልዓ ዝነበርር ግን ኣደይ ንስኺ ስለዝበልክን ስለዝኸልከልክን ዝገብሮ ነገር ኣይኮነን እዚ ናይ ፈጣሪየይ ትእዛዝ እዩ ኢላታ። #ኣስምሩላ_ናይ_ፈጣሪ_ትእዛዘይ_እዩ። ጥቕልል ዝበለ መልክዑ ፅቡቕ ቃለ መሕትት ኔሩ። ከምዚ ዝበለ ፍትሓውነት ዘለዎ ቃለ መሕትት ነበርትዕ። መተ. እታ ናይ ዲላ ዝበልካያ ናይ ሒጃብ ዘይኮነ ናይ ኒቃብ ሕቶን ናይ ምምሳይ ( ኣምሲክን መፂኽን ) ዝብል ሕቶ ሙኻኑ ክእርመካ ይደሊ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ድማ ቅኑዕን ህዝቢ ትግራይ ውን ካብኡ ክመሃር ኣለዎ እምበር ክውገዝ የብሉን እብል። ክሳብ መፍትሒ ዝመፅእ ሕኢጃበን ጌረን ት/ተን ተተምሃራ ይሓይሽ። ሰላም ንትግራይ የቐንየልና።
@DeTe-u4f
@DeTe-u4f 7 күн бұрын
ነፀላ ኾነ ሕጃብ ተኸዲነን ዝአትዋ ኣጋላት ተምሃሮ ሪእና አይንፈልጥን ይፈቀደልና ምበላ ፅቡቅ ነይሩ
@hailemariamgidy180
@hailemariamgidy180 6 күн бұрын
እዛ ሕጃብ ኣጀንዳ ኾይና ዘላ ድሕሪ 1983 ዓም እዩ:: ማእከሎም ጨው በረንዳ ኣዲስ አበባ ዝገበሩ ደቂ ውቅሮ ኣብ 1986 መስቲ እግርግር ዝፈጠሩሉ ኢ ዋን ሓደ :: ናይ ደቕ ኣንስትዮ ድሌት ውን ኣይኾነን: ናብ ሃይማኖት ዝተኣታተወ ባሕሊ ዓረብ መንነቶም እዩ:: ኣጓላት ፋርስ /ኢራን ካብ ዝ መከራ ክወፃ መስዋእት ይክፍላ ኣለዋ:: ኣብ ኣዲስ አበባ ሕጃብ ዝኽደና ኣብ ወርሒ $100 አንዳተኸፈለን እዩ ነይሩ ምስተቑረጸ ኣብ ebc ዝቐረባ ከምዝ በለኦ ብዙሕ ሙስሊም ዘሎ መሲልካ ንምረኣይ እዩ:: ናይ ኣኽሱም ውን ብውልቂን ብስድራን ዝኽፈል ገንዘብ ብ ጭቡጥ ኣሎ ካብ ምህሮን ስብሰባን ዝተርፉ እዮም::
@Hassen-tu3hu
@Hassen-tu3hu 7 күн бұрын
መ/ር ስዩም ቅድም ክብል ሕቶ ከምዝነበረን እና ብስምምዕ ከም ዝተኸልከለ ብቅድሜኻ ዝነበረ ጉዳይ ትገልፅ መሊስካ ተላዒሉ ከምዘይፈልጥ ትገልፅ ቀፂሉ ብሕገመንግስቲ ዘይተኸልከለ መሰለን እናሃለወ በመንደርን ብወረዳን ስምምዕ ክጣሐስ ይኽእል ዶ ? ሕገ መንግስቲ ዝኽልክልን ዝፈቅድን አይበፅሐንን ንዝበልካዮ አምብብ ናብ ገዛኻ ክመፀልካ ትደሊ መ/ር ዘይግባእ
@ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ
@ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ 8 күн бұрын
ሓሳዊ ለክባጥ ኾይኑ አምበር ሕጃብ ከብ ቀደም ዝነበረ እዩ ሓድሸ ኣይኮነን ንፖለቲካ አጀንዳ ክተውዕልዎ ደሊኩም ዑሱባት
@anwarmohamed-aty
@anwarmohamed-aty 7 күн бұрын
ፍርድቤት ኸይዱ ከውግዖ እዩ
@tesfasnqey6690
@tesfasnqey6690 7 күн бұрын
ሓሳዊ መንከኣምነኩም።
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 8 күн бұрын
When Aksum people were slaughtered by Muslim from Eritrean munamir not one Muslim was killed. Probably they were helping them. Don’t trust Ethiopian Muslims. Tegaru Muslims if they think they’re Tigrayans they should stand with tigrayans.
@AlemAlem-om4xh
@AlemAlem-om4xh 7 күн бұрын
ተንኮልኩም ኣይብተኽን: ድቅሚ ኪናት ፅንተት ባዕልኹም ስልጣን እንተቡቅዑ ኣብዪ ፔንጠ ክገዝአካ ይመፅእ ኣሎ ተለዓሉ እንትብልኹም ህወሓት ወይ ሞት ኢልኩም ፔንጠማ ኣይገዝአናን በልኩም: ንጌታቸው መሪፆም እንተብቅዑ: ሓደ ግዜ ጌታቸው ፔንጠ ኮይኑ ሓደ ግዜ ብልፅግና ኮይኑ: ሓደ ግዜ ኣምሓራይ እዩ ካልእ ግዜ ኣስሊሙ እዩ : ሓደ ግዜ ሕጀብ ትብሉ ካሊእ ግዜ ካልእ ዕንክሊል ኢኹም ብነብስኹም: ሓደ ጉጅለ ካብ ትድግፉ ምስ መናብርትኹም ዝኾኑ ዘይትሳነዩ ግዳ ድሑራት ዘመንኩም ሙሉእ ናትና ጥራሕ ክትብሉ ድሕሪት ተሪፍኩም ካብ ድሕሪት ከሞ ናበይ
@tesfasnqey6690
@tesfasnqey6690 7 күн бұрын
ተማሃራይ ክትመስል ርእሲኻ ክትከፍት ኣለካ ደናቁር።ክርስትያን ከ ርእሳ ትክፈት ዝብል እትብል ንገርና ቐሺ በሃሊ።ወለዲ እናፋራርህካ ዝግበር የለን ጉሓፋት።
@khalidabdulkadir8638
@khalidabdulkadir8638 8 күн бұрын
ፍትሒ ለአክሱም ሙስሊም። መዓስ ኢኩም አስላም አሕዋትና ተክብሩዋም። ክብረት አይሃልኩም ዳአኒ።
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 7 күн бұрын
ፍትሒ ዝሳኣነ ሙስሉም ኣኽሱም የለን።ንወለድኹም ጠይቁ።
@abu.binadam6530
@abu.binadam6530 7 күн бұрын
እቲ ርእሰመምህር ብተወሰነ መልኬዑ መልሱ ርግእ ዝበለን ካፍቶም ሓደሓደ ኣክቲቪትን ዝሓሸ ይመስለኒ, እታ ናይ ፌደራል ት.ቢሮ ንኒዩኒፎርም ዝመስል ሒጃብ ወይ ፀጉሪ መሸፈኒ ጥራሕ ክትገብር ትኽእል እያ ዝብል ከመይ ኢኹም ትሪኡዋ ? መቸም ሃገር ኮይና ናይ ባዕልና ሕጊ ኣየውፃናን
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 7 күн бұрын
የዕራብ ሕጃብ ይገብራ እየን አብ ቤት ትምህርት ዉሸጢ ግን አይገብራን ሕቢ ቤት ትምህርት የክብራ አብዚ ሕዚ ሰዓት ገፀን ቀሊዔን ምካድ ጀሚረን አለዋ እና ኩሉ ብሕጊ ይንበር
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor 7 күн бұрын
ኣንቱም ሳባት ንምንታይ እሰልምና ንምጭቋን ምኽንያታት ምድርዳር ፠ተደልዩ ????
@mustafamohammedzein9610
@mustafamohammedzein9610 8 күн бұрын
መስቀልን. ማዕተብ ከ ትኽልክሉ ዶ. ድሑራት ዘልኣለም አብ ድንቁርና ትነብሩ. ትግራይ አብ ድቅድቅ. ፀልማት አእቲኹምዋ.
@ማማG-o3i
@ማማG-o3i 7 күн бұрын
ካባካ ዝደቆረ የለን ባንዳ ግን ሓማስየን ኢካ ትከውን
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm 7 күн бұрын
እብክስደን እኮ ዕንቂ ደርዲረን ይመሃራ ኣለዋ ኣስላም ዝኽልከል ነገር ምኽንያቱባ ፍለጡ
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm 7 күн бұрын
እብክስደን እኮ ዕንቂ ደርዲረን ይመሃራ ኣለዋ ኣስላም ዝኽልከል ነገር ምኽንያቱባ ፍለጡ
@jaf7752
@jaf7752 7 күн бұрын
ኣስላማይ ኣኽሱሲ ማዓስ እዩ ሙሰሊም ተኸቢሩ ዝፈልጥ ዕድሚኡ ሙሉእ እንዳፈረሐ ዝነበረ እዩ መስገዲ ቦታ እካ ዘይፈቀዱስ ኣብ ደገ ዘንካራትት ምምሕዳር ኣኽሱም ሕጃብ ውን ካብኡ ተፈልዩ ኣይረአን እዩ
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm 7 күн бұрын
ትግራዋይ ኣይትመስለንን ኣይተጣቑስ
@melatewe9704
@melatewe9704 5 күн бұрын
እዚ ሕዚ መፅዩ ብኣስላም ኣኽሱም ሕጃብ(መሸፈኒ ፀጉሪ)ኣመኻኒኻያ ንዉሑዳት ህወሓት ሰበስልጣናት ነበር ንምድሓንን እንተተኻኢሉ ሀገረ ኣግዝያን ምምስራት እዩ::
@axumsabeantube
@axumsabeantube 7 күн бұрын
ኳልኩሌሽ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ እንትፍሽል =============> ትግራይ እልፊ ጸገም ተሸኪማ፣ ኣስላም ኢና ንበዝሕ ኢሎም፣ ብመሸፈኒ ጨርቂ ሰልፊ ዝወጹ ኣስላም ትግራይ ዘሕዝን እዩ። ህዝቢ ትግራይ ተፈናቒሉ፣ ጥዑም ዝለመደ ገዝኡ ሓሪምዎ፣ 4 ዓመት ሙሉእ ብዘይስራሕ ብልመና እንዳተተኾበሉ ንሰን እውን እንተተረኺበን ብጨው በጽቢጹ እንዳተመገበ፣ ኣሽምበይ ከይሰራሕካ እንዳሰራሕና እውን ምምላእ ኣብዩና፣ ነዚ መከራ ዝጸግብ ዘሎ ኣብ ክንዲ ድምጺ ዝኾንዎ: - ኣብ ኣክሱም ብዘይመሸፈኒ ዝመሃራ ዝነበራ ኣስላም፣ ሕዚ ክንገብር ኢና ኢለን፣ ብመቐለን ኣዲስ ኣበባን ዝተሓብላ፣ ካብ መቐለ ብዝውውር ናብ ኣክሱም ዝኸዳ ክዕምጻ፣ ሸርዒያ ንምእውጅን እስላማዊት ትግራይ ንምግባር ብኳልኩሌሽን ንሕና ኢና ንበዝሕ፣ ልዕሊ ፍርቂ እታ ሃገር ኣስላም ኢና ንበዝሕ ዝብል ፈኸራ ከርእዩና ሰልፊ ተሰሊፎም። ነዙይ እውን እዩ ንዶ/ር Kiros Guesh ይለዓል፣ እገለ፣ እገሊት ይለዓሉ እንዳበሉ ዝቐነዩ። ስለምንታይ ሸርዒያ ዝእውጅ መምህር ክሰቕሉ ክምድቡ ስለ ዝደለዩ። እንኳዕ ተሰለፉ ፣ ጉዶም እንኳዕ ረአና፣ እንኳዕ ምስቶም ጀኖሳይደራት ኣስላም ክልላት ተሰሊፎም ወቑዑና፣ እንተዘይስለፉ ከመይ ጌርና ክንፈልጦም ኔርና። እተን ተምሃሮ ተፈተንቲ 12 ክፍሊ በዝሐን 17 ፎርም መሊአን እንዳሃለዋ፣ እንኳዕ 159 እየን በዝሐን ኢሎም ሓሰው። እንተዘይሕስው እዚ ሓቂ ኣበይ ምረኸብናዮ። ኣብ ፕሪፓራቶሪ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ኣክሱም ተምሃሮ በዝሒ 328 እዮም ኣብ 2ይ ብርኪቤት ት/ቲ ኣክሱም ተምሃሮ በዝሒ 437 እዮም። ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ 1ይ ሚኒሊክ 247 እዮም። ጠቕላላ 328+437+247= 1012 እዮም። ካብዚኦም 17 ኣዋልድ ኣስላም እየን። ፎርመን መሊአን እየን። ከይትኸዳ እንዳበልወን እምበር ሓደ ብሓደ እንዳኸዳ ይመሃራ እየን። ኣብ ሓደ ቤ/ት እኳ ንሕና ት/ቲ ኢና ንደሊ ሸርዕያኹም ኣይንደልን ኢለን ይመሃራ ኣለዋ። መሸፈኒ እውን ኣይገብራን ኔረን። ሚድያት ኣስላም ግን ብሓሶት 159 ተምሃሮ ንሃገራዊ ፈተና ከይመልኣ ተኸልኪለን ብሰንኪ መሸፈኒ ኢሎም። ንዓለም ኣደናጊሮም። ንክርስቲያን ኣደናጊሮም ሓሲዮም እዮም። ሕዚ ግን እቶም ክርስቲያን ኩሎም ነቲ ሕሶቶም ተረዲኦም እዮም። ኩነታት ኣክሱም እውን መሸፈኒ ገይረን ከምዘይመሃራ ዝነበራ ፈሊጦም እዮም። ብዛዕባ ሕጊ መሸፈኒ 2000 ዓ/ም ኢ/ያ እውን ናብ ትግራይ ወሪዱ ከይምዘይተራእየን ብሕጊ 1995 ዓ/ም ይግልገሉ ከምዘለውን ኩሉ ፈሺሉ እዩ። እታ ዕላማ ግን ሸርዒያ ምእዋጅን እስላማዊት ትግራይ ንምግባር ከምዝኾነ ኩሉ ብንቕሓት ይርድኣ ኣሎ። ግልጺ ገይሮም እዚኣ ደሊና እንተዝብሉ ኔሮም ምፈተናዮም ምተረዳዳእና ኔርና። ኩሉ ግን ብሓሰትን ሽርሕን ጀሚሮማ። ተፈጥራዊ ሕጊ ኣክሱም ብሸርዕያ ሕጊ ሱዑድያ ክቕየር ኣይከኣልን። ነጻነት ዝሃበት ኣክሱም ነጻነታ ኣይትነጥቅዋን። እዛ ቪድዮ ስምዕዋ እታ ዕላማ እዚኣ እያ። Share………………………………it
@RahwaGebremedhin-y5s
@RahwaGebremedhin-y5s 6 күн бұрын
Nisu iu iti haki izi rise memhir bitami tenkara Ina tsibuk kemhadiro zikil iu ni temharo siebu zihatit nimnty terfkum zibl memhir iu silzih hige denbi betmhrti ykeber
@mabRihit
@mabRihit 8 күн бұрын
❤❤❤❤
@besure6320
@besure6320 7 күн бұрын
ትፈልጡ ዶ ? ታሪኽ ከምዝፈልጦ ኣመንቲ ሙስሊም ትግራይ, ኣቦ ሓጎታቶም ተጋሩ ኣይነበሩን :: ኩሎ እስላማይ ካበይናይ ናይ ጎረቤታት ትግራይ ከምዝመጹ ኣእርዮም ይፈልጡ እዮም : እስላምይ ኣብትግራይ ዘሰፈረሉ እዋን, ድሕሪ ጣልያን ጽርግያ ሰሪሁ, ማካይን ምእታው ምስጀመራ ከተማታት ምስተሰርሓ እስላማይ ካብ ኤርትርያ : ዓፋር : ራያ : ብተፈላለየ እዋን ዝሰፈሩ ከዝኾኑ ዓበይቲ ዓዲ ይዛረቡ :: ስለዝኾነ እዩ ንትግራይ ዘግደሱ
@girmaykassa9483
@girmaykassa9483 8 күн бұрын
አፍተን ካልኦት ናይትግራይ /ትምህርቲ`ኸ እዚናሕጃብ ጉዳይ እንታይ ይመስል
@Tsegatesfay-v8p
@Tsegatesfay-v8p 8 күн бұрын
ኣብ ኣጉላዕ ትምህርት 10ይ ኣይገብራን ነይረን አብ ቦርሰአን ይሕዝኡ ክብ ግብ ቤት ትምህርት ምስ ወፃ ይገብራ ነይረን
@ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ
@ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ 8 күн бұрын
አታ ገደፉ ኣይታሓስው ሙስሊም ክርሰትያንን ኣይፈለጥን ነይሩ አብቲ ቤት ትምህርቲ አይበለን?😮አብየት ሓሶት አለም ገብረዋህድ ክንደይ ከፊሉኻ ከምዚ ኢልኻ ትሕሱ
@Ethiopianart
@Ethiopianart 7 күн бұрын
መስቀል ገይርካ ምእታው ከ ይፍቀድ ዶ ኮይኑ ክትቅላዕ አለዋ ኢልኩም ትከላኸሉ ናይ ሃይማኖት መራሕቲ ተባሂልኩም ገዲድኩምና አለኩም እዋይ ሕሶት ቀደም አብ አክሱም ጥራሕ እኮ እዩ ተከልኪሉ አብ ካልእ አይተከልከለን
UFC 287 : Перейра VS Адесанья 2
6:02
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 486 М.
She wanted to set me up #shorts by Tsuriki Show
0:56
Tsuriki Show
Рет қаралды 8 МЛН
УНО Реверс в Амонг Ас : игра на выбывание
0:19
Фани Хани
Рет қаралды 1,3 МЛН
"ዮሃነስ ወልደ ነጎድጓድ"
1:08:20
Tibeb Ybrah
Рет қаралды 197
መልሲ;- ንሕቶ ብዛዕባ "ኣከለ-ጉዛይ" ዝቐረበ;  1ይ ክፋል  ዕለት/6/ሰ/ነ2021/
58:03
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 26 М.
UFC 287 : Перейра VS Адесанья 2
6:02
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 486 М.