2 January 2025

  Рет қаралды 4,369

ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ=  Way of Light Media Network

ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 137
@negassih6042
@negassih6042 3 күн бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ከምዚ ከማኹም ዝኣመሰሉ ኣቦታት ኣብዚ ናይ ፈተና ግዜ ዝሃበና ኣሜን:: ኣገልግሎትኩም እግዚአብሔር ይባርኽ ብፁእ ኣቦና ኣባ ሰላማ ኣሜን::
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት 3 күн бұрын
❤🙏
@atsedefiseha4129
@atsedefiseha4129 Күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብፁዕ ወቅዱስ ኣባ ሰላማ❤❤❤
@Petruspetrus1
@Petruspetrus1 3 күн бұрын
ብጹኡ ኣቦና ብጣዓሚ ፅቡቅ ጌርኹም ገሊጽኺሞ ልቦና ይሀቦም ቃለሕይወት የስምዓልና🙏🙏🙏
@zewdudesalegn-pj1qt
@zewdudesalegn-pj1qt 3 күн бұрын
አበት ኢሚነቲት ኢበር አዉዚ ታአይ አፆኦ thank you so much
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 3 күн бұрын
ብሓቂ ብጹእ ኣቦና ጽቡቅ ገይሮም ገሊፀምዎ እዮም ኣነ ውን ናፀሓፍኩ ቀንዲ እቲ ዝገርም ግን ድሒሩ ዘሎ ኣጀንዳ ከይተረድኡ ክርስቲያን ኢና ዝብሉ እዮም ናተማጎቱ ቀንዮም የመና ገሪሙኒ
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 Күн бұрын
አሜን አሜን ብጹዕ አቦና በረከትኩም ይሕደረና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tibletsmerso9794
@tibletsmerso9794 3 күн бұрын
ክቡር አባሰላማ ነዊሒ ዕደመን ጥዕና እግዚአብሄር ይሃበልና ቃለሂወተ የስመዐልና
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 3 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኽቡር ኣቦና ናይ ብሓቂ ትሕቲ እግዚኣብሄር ሕቡናት ኢና ብኦኦም ብዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ቓለ ሂይወት የስመዐልና
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 3 күн бұрын
እግዝኣብሔር የክብረለይ ኣቦና ቁዱስ መብርሂ ስለ ዝሀብኩምና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AbbyTesfay
@AbbyTesfay Күн бұрын
አሜን እድመነ ጥእናነ ዩሀበልና። ❤❤❤❤❤❤
@gualtigray6579
@gualtigray6579 2 күн бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏 ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃነልና🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@zewdudesalegn-pj1qt
@zewdudesalegn-pj1qt 3 күн бұрын
አሜን አባና ቃለህወቲ የስመዕና እዚጋአቢሔር ዕዲመን ጢዕና የቢዘኃልኩም ብፅዑ አቦና መተካአታ ቁዲስ ኒሙሴ ኢኹም ኒስርኤል ኒሙሴ ዘሀቦም ኒትግራይ ነዓኹም ዘሀበና ተመስገን
@rahwara2651
@rahwara2651 2 күн бұрын
❤❤❤ ኩቡርና ብፁዕ ኣቦና በረከትኩም ይብፃሓና ንበሩልና ኣሜን
@MsiganaNiamilak
@MsiganaNiamilak Күн бұрын
ብጹእአቦናዕድመንጥዕናንይሃበልናቃለህይወትየስመዐልና አሜን(3)❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@EeseraAdeyWejerate
@EeseraAdeyWejerate 2 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ በፅእ አቦና ሓቂ እዩ አሕዋተይ ነሲተዉዕል ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ብጣዕም ዘሕዝን እዩ ብከባብያዊነት ጀምሮም ዘይሰሞሮሎም ለለ ብዝ ጀምሮም እንመን እዮም ነሰተዉዕሎም እዞም ሰባት እዝኦም ህዝብ ሰላም ከይነብሪ ዝሕንፉሺ እዮም ጠጠዉ ንበልሞ ንሕሰብ እታ ሓቂ ክንፈልጣ ኢና ካብኡ ድማ አቦታቲና ዉን ዝብልና ንሰማዕ ምኽሪ ወላዲኻ ሰንቅ ሂወት እዩ ሞ ሰላም ከምናይ ቀደምና ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን ብፅእ አቦና በረክቶም ይሕደረና አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏❤
@زينب-ث4ج6ش
@زينب-ث4ج6ش 3 күн бұрын
እ/ሄር ምሕረቱ ይላእከል ከቡር ኣበና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤
@GenetWsillasie
@GenetWsillasie Күн бұрын
ማርያም ፅዮን ምስ ፅላታ ምስ ወዳ ሒዝና ኣይነሕልፎም ዕእተን ኣንስቲ ኣስላም ኣቭ ጦርነትም ይፃርፋ ነይረን ንደና ማርዮም ኣደይ ከይቀረየ ግን ባዕላ ትፅረገልና ኣሜን ግዜ ረኺብና እንዳበሉ ምቅማጥ ኣስንኤሙና ፈጣሪ ይፍርደሎም ጉዳማት ሰባት መሲሎምና ምሶኦም ንነበር ነይርና
@ጥዕናጸጋእዩ2126
@ጥዕናጸጋእዩ2126 21 сағат бұрын
ብሓቂ ብጹእ አቦና አቡነ ሰላማ ቃል ሂወት የስማዓልና አቦና ፡ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ ፡ ግና ብጹእ አቦና እዚ ነገር ከምቲ መጽሓፍ ቅዱስና ዝብሎ ምቹእ ግዜ ይጽበ ነበረ ዝብሎ ( ንይሁዳ ) ነታ መስጊድን ምስልምና መሪሕነት አብ አክሱም ፅዮን ንምግባር ዝተደጎለ ሓሳብ ምቹእ ግዜ ሕጂ እያ እታ ግዜ ኢሎም ዝተዳለዉ አካላት ብውሽጥን ብማእከል ሃገርን ዝተመደበ እዩ ብጹእ አቦና ፡ ሕጂ አብ ቅልውላው ኣሎ እቲ ህዝቢ እሞ ሕቶና ብፍርሓት ሕራይ ክብሉና እዮም ኢሎም እዮም አበጊሶሞ ዘለዉ እሞ ንህዝቢ ክነቅሕ ብግቡእ ብሰበኻ ወንጌል ደረጃ ናብ ህዝቢ ክበጽሕ ክስራሕ ኣለዎ ብጹእ አቦና ። ሓባራዊ መልሲ ብጹአን አቦታትና የድልየና እዩ ፡ እዚ ህዝቢ ብመከራ ሰልችዎ እዩ እሞ ንሃይማነቱ ሕጂ ግዲ አይገብርን እዩ ኢሎም ( ሕማቅ ቀመር ቀሚሮም ተዳልዮም ዘለዉ እዩ ) ስለዚ ብጹእ አቦና ንህዝቢ እቲ ግዝታዊ መንግስቲ ስሩ ናብ ማእከል ሃገር ሰዲዱ ስለ ዘሎ ጥንቃቀ የድሊ እዩ መንእሰያት ቤተ ክርስትያ ሕጂ ብወንጌ መርበብ ክትሕዞም ዝግባእ ፡ ብዙሕ ትጽቢትን እምነትን አለና አባኹምን አብ ኩሎም ብጹአን አቦታትና ፡ አብቲ ዝግናሕ ግዜ አቦታትና መራሕቲ ስልጣናት መንግስቲ ይገንሑ ስልጣንኹም ብግቡእ ክፈልጥዎ ይግባእ ። ብራኬኹም ይሕደረኒ ብጹእ አቦና ኣብ ጸሎትኹም ሕሰቡኒ ኣሜን ።
@MohdDanish-gy9vi
@MohdDanish-gy9vi Күн бұрын
ኣሜን ክብርት ይሃበልና ኣቦና
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 3 күн бұрын
ብጹእ ኣቦና ቃለ ሂወት የሰመዐልና❤🙏 ትክክል እዩ ኣብ ኣክሱም ግን መሰጊድ ዝባሃል ኣይንፈቂዲን።44👈☝
@Liya-p8r
@Liya-p8r 22 сағат бұрын
እውነት ናብ ልብና ይምለሰና ንቃሕ ህዝብ ክርስትያን ❤❤❤
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 2 күн бұрын
ቃለ ሂወት ነቦና አቡነ ሰላማ 🙏
@mussiegebrekidan7857
@mussiegebrekidan7857 2 күн бұрын
ቅድሚ ሕጂ ዘይፍቀዶም ምኻኑ ኢንዳፈለጡ ንምንታይ ኢዮም ዘዕገርግሮም ዘሎ።
@Gisansa
@Gisansa Күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልውልና ክቡር ኣቦና
@destagebrehiwot4556
@destagebrehiwot4556 Күн бұрын
❤❤❤💛💛👍👍
@MeashoAlebachew
@MeashoAlebachew Күн бұрын
ዘዕግብ መልሲ እግዚአብሄር የሃበልና አቦና።
@SamuelHaile-n1q
@SamuelHaile-n1q Күн бұрын
አቦና ሰላም አግዝአብሄር የሐልወልና አምን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@milliontareke6728
@milliontareke6728 3 күн бұрын
❤❤❤ thanks Father Bless
@negistieteklue5971
@negistieteklue5971 2 күн бұрын
እድመን ጥዔናን ያሀቦም አቦና አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@isrelking6008
@isrelking6008 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤አቦና ቀ ቃለሂወት የስመዓልና ክቡር አቦና ለባም እግዚአቢሔር ያሐግዝኩም አቦና❤❤❤❤❤❤❤❤
@rigbeasefa6164
@rigbeasefa6164 3 күн бұрын
ቡፅእ ኣቦና ቃለ ሂወትየሰመዐልና ኣምላክ ይሓጊዘና አብልዕሊ ቆሲሊ ቆሰሊ ዚፈጥሩ ዘለዉ ፈታሪ ልቦና ያሃቦም
@app9839
@app9839 2 күн бұрын
ክብረት ያሃበልና ክቡር አቦና አሜን
@MengstuTomas
@MengstuTomas 3 күн бұрын
ሰላም ከመይ ውዒልኩም አቡነ ሰላማ እቲ ነገር አንፈቱ ናብ ካርእ መንገዲ ኢዩ ዝኸድ ዘሎ ስለዚ አቦታትና አብ ዘመንኩም ዝኾነይኹን ከይትፈቅዱ አብ አኹሱም ዝኾነ መስጊድ ናይ ጴንጴ ካቶሊክ የለን ኢዩ ስለዚ አቦታትና ሕይ አይፍቅድን ኢዩ በሉ ከይትፈቅዱ አነ አይፈቅድን ኢየ ብወገነይ አጽኒዕኹም ሓዙና ዝኾነይኾን
@aishaais8070
@aishaais8070 2 күн бұрын
ቡፁእ አቦና ባርኾትኹም ይብፀሐና
@tirhaswelu
@tirhaswelu 3 күн бұрын
Kale hiwet ysmeana kubur Abona ✝️💒🌼🌺🌸☘️🌿🌻🍀💐🙏👏✝️💒🌼🌸☘️💐
@tenamichael7395
@tenamichael7395 16 сағат бұрын
Kibure Abonaa more blessings 🙌 🙏 Amen
@asefumunasie2998
@asefumunasie2998 2 күн бұрын
አቦና እዚ ጉዳይ ፀላእትና ክፈላልዩና ምእንታን ኮነ ኢሎም ዝፈጠርዎ መቀፀልታ እዛ ናይሎምቅነ ካልአይ ጎስጎስ ፀለመ ሕዝቢ ትግራይ ዝጀመርዎ ሽርሒ እዩ። ክስታናይን አስላማይን አብትግራይ ብሓባር ንበልዕ ንሰቲ አብ ደስታናን ሓዘናን ራቢርና ንሕጎስን ንሓዝንን እምበር ፅልኢ የለን። ፍሉጥዩ ፀለመዩ። ሕዝቢ ትግራይ አስተውዕል መሳርሒ ፀላእቲ አይትኩን ይብል። ክብሪ ይሃበልና አቦና።
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 2 күн бұрын
ትኽክል🙏
@enatgebregiorgis9420
@enatgebregiorgis9420 2 күн бұрын
ብፁእ አቦና ብደንቢ ጌይሮም ገሊፆምልና አለዉ ከምዚ ተዘይተነጊሪዎምካሊእ ቀስ እናበሉ እናካበዱ ነገር ምቁስቋስ ንምቅፃል እዩ አብ መከራና ዘይወዳእና ኮነ ኢልካ ህዉከት የህዝን ጎይታና አይርስአናን
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 3 күн бұрын
God bless Abotatna Tigaray, God bless people Tigray 🙏 Amen Amen 🙏 🙌 Amen
@AbrahamGebremedhn-r2i
@AbrahamGebremedhn-r2i 3 күн бұрын
ብጽእ አቦና አብነሳላማ ቃለ ህይወት የስመአልና ትውዳእ
@Meki-wy1jp
@Meki-wy1jp 3 күн бұрын
😢😢😢 ንለብም ንንቃሕ ገደፉ ተጣዒስካ ዘይምለስ ከይገጥመና
@MeazaTehaye
@MeazaTehaye 2 күн бұрын
Edmen tenan yhabkum kubur abona 🎉❤🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 күн бұрын
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Uaye. ⛪😢🙏
@AberaAtaklti-tf7hn
@AberaAtaklti-tf7hn Күн бұрын
ክብሪ ኣለና አቦና!!!
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 3 күн бұрын
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤❤
@LetinaMesifi
@LetinaMesifi 2 күн бұрын
Kemakum yebzhalna haki yberte❤
@フリーダム-o2n
@フリーダム-o2n 3 күн бұрын
God bless you Dear father💓💓💯💯🙏🙏🙏
@Zerabruk-t2m
@Zerabruk-t2m 3 күн бұрын
Amen Amen. Thank you Abona.
@trhasbeyene4509
@trhasbeyene4509 3 күн бұрын
ቃለሂወት የስመዓልና ብፅእ እቦና
@selamgebre4802
@selamgebre4802 Күн бұрын
Hatsur ngberelu axum kem meka medina ytahatser t ketema kabu bdenbiyi ndekna hgiyi ywutsa mulu alem orthodox yetsdko tarikna
@sunrise3179
@sunrise3179 3 күн бұрын
ኦ ህዝበይ እዞም ኣቦ ኩሉ ህዝቢ ክስዕቦም ይግባእ..... ኣስላም ናይ ትግራይ ግን መሳሪሒ ናይ ጸላኢ ኢዮም ኣግዜ ሰላም ክስርሓሎም ይግባእ....
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam 2 күн бұрын
ብጹእ አቦና ዝኮነ ይኪን ኪፊቀድ የብሉን ከሞታ ዝነበረታ ከም ቅድሚሕጂ ይኩን
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 күн бұрын
berketkum. yedarena. Kubur. Abona. Auneselama. Selama. ⛪🙏🙏🙏❤️✔️❤️✔️
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 3 күн бұрын
Few people who are need reasonable they're not loyalty those laire people. Because of the fewer who are resist from every one so don't worry all of you together peace of, don't panic Aboy.God bless people innocent Christian orthodox tewahedo and God beside of the honestly. Amen Amen 🙏 🙌
@ferewoyanitsegazeab7631
@ferewoyanitsegazeab7631 3 күн бұрын
ዝብሎ አለኒ ፣ ቅዱሰ ወ ብፁእ ፣ ሰላማ ፣ እተን ኽርሰቲያን ዝብሃላ አዋልድ ትግራይ ኸሸፈና እዩ ዝግባእ እኮ ፣ አይኮነን አሰላም ተጋሩ እቱ ኽፉእ ውጉዝ ብመፅሓፍ ቅዱሰ ኽልኩል ዝኾነ ሰረ ጌርካ ምኻድ ኸም ንቡር ምርአይ ሰለምንታይ እዩ ዓገብ ኸባሃል ዘይግብኦ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 2 күн бұрын
አበይናኣ ናይ መፅሐፍ ቅድስ ምዕራፍ ትብል ከምኣ ?
@samrigaltigray6853
@samrigaltigray6853 2 күн бұрын
​@@goesaroundcomesaround«1ይ ቆሮንቶስ 11÷6 ሰበይቲ ዘይትጕልበብ እንተ ኾይና ግና፥ ፀጕራ ትላፀ ወይ ትቑረፅ። ንሰበይቲ፥ ምቝራፅ ወይ ምልፃይ ፀጕራ ዘነውራ እንተ ኾይኑ ትጐልበብ።»
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 2 күн бұрын
🙏🙏🙏
@TsigeHaylu-jy1zk
@TsigeHaylu-jy1zk 3 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏 ❤❤❤❤
@gideyabraha3922
@gideyabraha3922 2 күн бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 3 күн бұрын
Thank you our father.
@hwjshu3727
@hwjshu3727 3 күн бұрын
❤🤲🤲🤲🤲👏👏💐💐🌿🌿💒💒💒🙏
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 3 күн бұрын
ክቡር ኣቦና ሊቀ ጳጳስ ኣባ ሰላማ ቃለ ሂወት የስመዓልና ! ህዝቢ ትግራይ ብእምነት ይኹን ብዞባ ዘይካፋፈል ጀግና ህዝቢ ሓድነቱ ንምፍትታን ናይ ብልፅግና ስርዓት ተለኣኣኺ ዠኾነ ናይ "ኢትየዮጵያ ናይ እስልምና ጉባኤ" ዝተባህለ ፋሽሽት አብይ አህመድ ዝአዘዞ ዝፍፅም ጦርነት ቀስቃሲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈፀመ ዘርኢ ምፅናት ካፍቶም ዝተሓባበሩ ውዳበታት ሓደ እዩ:: ብዝፈፀሞ ጌጉኡ ክናሳሕን ክእረምን እንዳተገበኦ ከይኣፃረየ ክሕሱን ከወንጅልን ፀደፍደፍ ኢሉ::
@LetinaAsfwa
@LetinaAsfwa 3 күн бұрын
Amlak yhalwelna❤❤❤❤
@DestaYbrah-tj5kf
@DestaYbrah-tj5kf 3 күн бұрын
Long live for all our Holly father s, I thanks you, and others,
@salamplplp
@salamplplp 2 күн бұрын
👌👌👌
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 күн бұрын
አንጩዋ ዓንዴል ንአንጭዋ ገዛ ተውፂአ እዩ እቲ ብገለ አስላም ተጋሩ ዝፍፀም ዘሎ
@AskaleweynGeza
@AskaleweynGeza 3 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@mizanarefane9818
@mizanarefane9818 3 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤ thanks 👍 father.
@HusenAnwar-h5w
@HusenAnwar-h5w 2 күн бұрын
ሽፍን በል
@rosahaile445
@rosahaile445 3 күн бұрын
Thanks ❤❤❤
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 2 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@tsegaygebrewahd6883
@tsegaygebrewahd6883 3 күн бұрын
noting new they always take chance when Tigray weak time ...i see so many time they change they colors 😕our beloved father you all ways on the front our father lord protect you.🙏
@MohdDanish-gy9vi
@MohdDanish-gy9vi Күн бұрын
ትጋሩባ እዝሚድየ ንምንታይ ኢና ሳብስክራይብ ዘይትገብርዎ
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 3 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@SamuelHaile-n1q
@SamuelHaile-n1q Күн бұрын
አስላም አሕዋትና ልቢ ግበሩ እዚ ቦለቲካ ሐጺር ግዜ እዩ ዝጸንሕ ግን ምስ አካልኩም ዝኸነ አሕዋትኩም ለቢአይተሕዝዩ ጸቡቅ አይ ኽነን አይንተዐዛዘብ።
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 3 күн бұрын
Just pray that complain Trump, we Don't need worry about It. We respect our father 🙏 🤲
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 күн бұрын
Tekekel. Eyu. Kubur. Abona. Bereketkum. yedarena. ☝️😢🙏
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 3 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@TsigeHaylu-jy1zk
@TsigeHaylu-jy1zk 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@menbereberhe9318
@menbereberhe9318 2 күн бұрын
👏🏽👏🏽👏🏽🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mizanarefane9818
@mizanarefane9818 3 күн бұрын
Long live holly father.
@atsedefiseha4129
@atsedefiseha4129 3 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@HappyBlackberries-hd8hb
@HappyBlackberries-hd8hb 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@billengebrehiwot1917
@billengebrehiwot1917 3 күн бұрын
❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤🎉
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 3 күн бұрын
መጀመርያ: ሕዳር ጽዮን እዩ ኔሩ:: ንስክላ ብተአምር ፈሺሉ:: ስለዚ ብኻልእ መንገዲ ይፍተን አሎ:: አበገስቲ: ባዕሎም ምስላጥ ዝአበዮም ክርስትያን እዮም:: እቲ ፍታሕ: አጀንዳ ምቅያር ወይ ግዜያዊ ፍታሕ ጌርካ አጀንዳ: ምዕጻው:: ቤት ምኽሪ ዝበሃል አጀንዳ ጥራሕ ክድፈአሉ አለዎ::
@ተመስገንአምላኬ-ከ7አ
@ተመስገንአምላኬ-ከ7አ 3 күн бұрын
❤❤❤❤⛪⛪🙏🙏🙏
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 3 күн бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲💯💯💯💯💯🌿🌿🌿🌿🌿🌺🌺🌺🌺🌺🌺
@ZenawiTadis
@ZenawiTadis Күн бұрын
ቅዱስ ሓሳብ ኩለና ባሓንሳብ ኢና ንነብር
@NaodNaod-vq5tl
@NaodNaod-vq5tl 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@sabatadesse2597
@sabatadesse2597 3 күн бұрын
❤❤
@AbrahamGebremedhn-r2i
@AbrahamGebremedhn-r2i 3 күн бұрын
እማነም እዮም ብጽእ አቦና አብነ ሰላማ ዞም ረሰሐት ክረስትያን ኢና በሐልቲ ግን መአተብ ዘአሰሩ አምሰልቲ ምስእስላም ሐደኮነም ዘኮነ ዘረባ ዘመሐላልፉ ዘለው ክረስትያን መሰልቲ ንጠቀቀም
@አቤጓልትግራይ-70
@አቤጓልትግራይ-70 3 күн бұрын
💛💛💛💛❤❤❤❤💛🙏🙏🙏🙏
@እዝራዩቱብ
@እዝራዩቱብ 3 күн бұрын
😢😢😢😢😢❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 күн бұрын
ተጋሩ ምሕፈርቲ ገዛኹም ዘይትዕብዩ ሕማቓት ሰባት ኢኹም ነዚ ዩትዩብ ሳዓብቲ
@haftayteka6287
@haftayteka6287 Күн бұрын
ሙስሊም ተጋሩ ነበርቲ ኣክሱም ኣበይ ኸይደን ድኣ እየን ክመሃራ? ሒጃባ ክትገብር እያ። ትምህርታ'ውን ክትምሃር እያ። ትግራይ ናይ ኹሉ ትግራዋይ እያ።
@AzebMehoni
@AzebMehoni 3 күн бұрын
💗💗💗😪😪🙏🙏🙏🤲🤲
@ZenawiTadis
@ZenawiTadis Күн бұрын
ዳግማዊት ኢየሩሳሌም አክሱም
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 3 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲💯💯💯💯🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@selamgebre4802
@selamgebre4802 Күн бұрын
Aba n maryam tsiyon ahlifna n haba tsolot ytawej suba tetahizu tsolot mhlela ytazez ngo ngo mhlela n 2 semun suba ygeber kabu tselatiyi tsiyon selam hayliyin nrekb
@maereg7308
@maereg7308 3 күн бұрын
Share share share for everyone wake up orthodox
@funny100video
@funny100video 17 сағат бұрын
ግደፋ ለብሙ አይትሃሱዉ
2 January 2025
42:37
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 1,7 М.
"ኣደ ስውእቲ ኮይነ ቃል ስውኣት ከይተልዕሊ ተባሂለ!"
50:54
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 18 М.
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
ዘየቋረፀ በደል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ! ብብፁዕ ኣቡነ ሰላማ @FnoteBirhanMediaNetwork
27:02
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 6 М.