2 of 3 መልሲ ንሕቶታትኩም ካብ ነብይ የማነ ካልኣይይ ክፋል

  Рет қаралды 8,187

CJFAN MINISTRY

CJFAN MINISTRY

Күн бұрын

Пікірлер: 62
@meronhaile7625
@meronhaile7625 Жыл бұрын
ነብይ የማነ ኣብ ቀጻሊ ብቀጥታ ሕቶታት ክምልስ እዩ ዘለና ሕቶ ኣዳሊና ሓበሬታ ምስ ወጸ ክንሳተፍ ክንሓትት ንኽእል ኢና። ተባረኹ
@fretachannel
@fretachannel Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይገስጽኩም ጥፍኣት ሃገር ትጽበዩ። ዓመጽቲ ስርዓት ኢትዮጲያ ዘይናቶም ዝምነዩ ዓመጽኛታት ንዕኦም ንስሓ ስበኸሎም የማነ። ትምኒትካን ስሚዒትካን ዝሃበካ ራእይ ርእስኻ እምበር እግዚኣብሄር ኣይልኣኸካን ኣይተዛረበካ። ንንስሓ ዝበቕዕ ፍረ ይሃብካ
@et7705
@et7705 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ I love you life change interviews god blasé you :
@lizabella6318
@lizabella6318 Жыл бұрын
Thank you Prophet for everything, we love you somuch, we give Glory to the Lord Jesus Christ for Your life. So annointed Prophet of God.
@tuk7777
@tuk7777 Жыл бұрын
🙏Thank you God for giving us prophet Yemane🙏, Only God's child can have this level of understanding and wisdom 💙💙💙💙💙💙💙
@efremhaile5766
@efremhaile5766 8 ай бұрын
ትኽክል ብሩኽ
@Jesusfirstlove777
@Jesusfirstlove777 Жыл бұрын
Brhan hibna goyta jesus bhaki brhan alem ekum nskum kibehal ab gbri goyta ab aboy gilxi rieya neay brhan kiberh zgbereni jesus nezi burk qbue aboy mis habeni eyu tebarek daddy bruk thank you jesus❤❤❤❤
@freebythebloodofjesus8373
@freebythebloodofjesus8373 Жыл бұрын
ደስ ዝብል ቃለ- መሕትት እግዝኣቢሄር ይባርኽኻ ፕሮፌት የማነ ኣብታ እግዝኣቢሄር እንድዩ ልቢ ፈጢሩ፡ ከመይ ሰብ ተሓታቲ ይኸውን ልቡ ብምትራሩን ምልስላሱን ትብል ሕቶ ፕሮፌት እኳ መሊስዋ እንተኾነ ኣብ መክብብ 7፥29 ጽቡቕ ጌራ ትገልጻ እያ እግዚኣብሄር ክፈጥረና ከሎ ቅኑዓት ጌሩ ከም ዝፈጠረና
@liyawoldye9161
@liyawoldye9161 Жыл бұрын
We love you more Prophet Yemane. Thank you again.❤❤❤❤❤
@berekettadele5763
@berekettadele5763 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ behaqi hiwet zilwut timhrti biqelil zeyrkeb Unqi qail amlak nimehar alona.Gbu Daddy nska behaqi nay amlak seb eka tsega amlak yibzhalka bidem yesus teshefen .
@yonaskalab5098
@yonaskalab5098 Жыл бұрын
Just Wow As usual Wonderful revelation Always something to learn from My great Prophet Yeman May the Lord bless you with many blessings to you and your Ministry. GBU My great Prophet Yeman ❤❤❤
@awetkifle9642
@awetkifle9642 Жыл бұрын
Goyta ybarkka phrophet wowww memelisu xegeu yebzehalka. God Bless you more ❤❤
@ermijesus4493
@ermijesus4493 Жыл бұрын
ኣየወ ዓፈል እንዳ በለዐ ዝተሸወደ ህዝቢ ምሊኡ ኣሎ ምሕረት ይግብር ኣምላኽ፡
@felekhajarukhteleyi.8841
@felekhajarukhteleyi.8841 Жыл бұрын
Amlak xegiu yebzhalka bruk kab zelekhayo nilaeli wuxae bhayli bteamir betom qeneat aytitehas you are blessed prophet ❤❤❤❤
@lydiatedros4564
@lydiatedros4564 Жыл бұрын
Goyta ybarek sle prophet Yemane. Plz ndelyeka ena newih ayttfeana bzuhat sebat nxbeyeka alena mo plz kekeltiefka dea tmrttatka keytekelkelka afsselna.
@desatweldemariam8410
@desatweldemariam8410 Жыл бұрын
You are so blessed man of God love you ❤
@zebibghirmay6445
@zebibghirmay6445 Жыл бұрын
Wawwwwww Thankyou Jesus for such amazing GIFT to us 🥰❤👏👏👏. Daddeyyy HYAB ❤💐 tsega Goyta Yesus ybzhalka aske bel kabzi nlali antelos, 🤔
@filmonabraham5508
@filmonabraham5508 Жыл бұрын
God bless you daddy ❤❤❤
@berekettadele5763
@berekettadele5763 Жыл бұрын
Praise the lord jesus Gbu Daddy & Cjfan media
@eyobtesfamariam919
@eyobtesfamariam919 Жыл бұрын
Thanks Jesus Christ and God bless you Meron
@habenfantay1146
@habenfantay1146 6 ай бұрын
ፍርዲ ካብ ምድሪ ተፈሊና ኣብ ሰማይ ኬድና ኣይኮን ዝወሃበና። ፍርዲ ክርስቶስ ዳግማይ ምስ ተገለፀ ኣብዚ ኣብ ምድሪ እዩ ዝጅምር። ኣብ ራእይ 22፥12 "እንሆ፡ ቀልጢፈ እመጽእ አሎኹ፡ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ኽፈድዮ ኸኣ፡ ዓስበይ ምሳይ እዩ።" ወንጌል ዮውሃንስ 5፥28-29 “ኣብ መቓብር ዘለዉ ኹላቶም ድምፁ ዝሰምዑላ ስዓት ክትመፅእ እያ ሰናይ ዝገበረ ናብ ትንሳኤ ህይወት እኩይ ዝገበሩ ኸኣ ናብ ትንሳኤ ፍርዲ ኽወፁ እዮም እሞ በዚ ኣይትደነቑ” ምሳሌ 11፥31 “እንሆ እቲ ፃዲቕሲ ኢዱ ኣብ ምድሪ ይፍደ እቲ ረሲእን ሓጥአን ደኣ ኽንደይ ዝገደደ” ከመይ ኢሉ ፍርዲ ኣብ ምድሪ ይወሃብ ኢልካ ትሓስብ ትኸውን 1) ብግዜ ኖህ ጥፋት ማይ ኣይሂ ኣብዚ ኣብ ምድሪ እዩ ነይሩ 2) ብግዜ ሎጥ እቲ ሓዊ ንሓጢኣን ዝበልዖም ኣብዚ ኣብ ምድሪ እዩ መዝሙረ ዳዊት 96፥12-13 “ይመፅእ ንምድሪ ኽፈርድ ይመፅእ ንዓለም ብፅድቂ ነህዛብ ብሓቂ ኽፈርድ እዩ እሞ መሮርን ኣብኡ ዘሎ ኹሉን ባህ ይበሎም ሽዑ ኸላቶም ኣእዋም ዱር ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ዕልል ክብሉ እዮም” ራእይ 20፥8-9 “እቶም ኣብ ኣርባዕተ መኣዝን ምድሪ ዝነብሩ ኣህዛብ ንጎግን ማጎግን ክስሕቶም ንውግእውን ምእንቲ ኽእክቦም ክወፅእ እዩ ቁፅሮም ድማ ከም ሑፃ ባሕሪ እዩ። ኣብ ልዕሊ እቲ ግፍሒ ምድሪ ኸኣ ወፁ ንሰፈር እቶም ቅዱሳትን ነታ ፍቅርቲ ኸተማን ድማ ከበቡ። ካብ ሰማይ ከኣ ሓዊ ወሪዱ በልዖም” ብሓፈሻ ኣብ ሰማይ ኣይኮን እቲ ፍርዲ ዝወሃብ ኣብዚ ኣብ ምድሪ እዩ። ጎይታ ዳግማይ እንትግለፅ ፃድቃን ሽዑ እዮም ናብ ሰማይ ዝኸዱ። ብርግፅ ንመርኣያ ዝኾኑ ካብታ ብግዜ ኖህ ዝነበረት ቅድሚ ማይ ኣይሂ ዓለም ንሄኖክ ብኣካል እግዚኣብሄር ናብ ሰማይ ወሲዱዎ፣ ካብታ ናይ ብሉይ ኪዳን ሓፈሻዊት ዓለም ንኤልያስ ብኣካል እግዚኣብሄር ናብ ሰማይ ወሲዱዎ/ ካብ ሞይቶም ዝነበሩ ድማ ካብ መቃብር ብትንሳኤ ዝተወሰዱ ሙሴን እቶም ክርስቶስ ኣብ መስቀል ህይወቱ ኣሕሊፉ እንትህብ ካብ መቓብር ተንሲኦም ናብታ ሓዳስ እየሩሳሌም ዝኣተዉን እምበር ካብዞም ልዕል ክብል ዘገለፅኩዎም ወፃኢ ወላ ሓደ ናብ ሰማይ ዝኸደ የለን። ዳዊት ዝኣክል ፃዲቕ ሰብ እግዚኣብሄር ከም ልበይ ዝበሎ ሞይቱ ተቐቢሩ ኮይኑ ግና ናብ ሰማይ ኣይከደን ይብል ቃል ኣምላኽ ግብሪ ሃወርያት 2፥29-35። ስለዚ ብዜካ እቶም ኣብ ሰማይ ዘለዉ ገሊኦም ብህይወት እንዳሃለው ብኣካል ዝተወሰዱን ገሊኦም ድማ ካብ ሞት ተንስኦም ብኣካል ናብ ሰማይ ዝተወሰዱን ናይ ዝተረፈ ሰብኣዊ ዘርኢ ኩሉ ናይ መወዳእታ ፍርዲ ገና ኣይተወሃበን። ብሱሩ እውን ኣብ ሞት ውሽጢ ፍርዲ የለን ዕረፍቲ እምበር። ቃል ኣምላኽ ፈለማ ሞት ድሕሪኡ ውን ፍርዲ ክብል እንከሎ ምስ እትመውት ንስሃ የለን ቀፃሊ ዝትግበር ፍርዲ እዩ ክብል እዩ ዝምህር እምበር ምስ ሞትካ ብቐጥታ ናብ ፍርዲ ትኣቱ ኣይበለን። ናይ መወዳእታ ፍርዲ ንሰብ ጥራሕ ዘይኮነስ ነቶም ዝወደቑ መላእኽትን ንሰይጣንን ሓዊሱ ዝተመደበሉ ጊዜ ኣለዎ እምበር ገና ኣይተጀመረን መክብብ 3፡17 “ኣነ ብልበይ ኩሉ ነገር ንኩሉ ተግባርን ኣብቲ ዝተመደበሉ ጊዜ እዩ ዝፍፀም እሞ ኣምላኽ ነቲ ፃድቅን ነቲ እኩይን ክፈርዶም እዩ በልኩ፡፡” መልእኽቲ ይሁዳ 6 “ነቶም ሰፈሮም ዝሓደጉ እምበር መዓርጎም ዘይሓለዉ መላእኽቲ እኳ ብናይ ዘለኣለም መቓውሕ ደኣ ትሕቲ ፀልማት ነቲ ፍርዲ እታ ዓባይ መዓልቲ ዓቚርዎም ኣሎ” ንተወሳኺ መረዳእታ ማቴዎስ 10፥15፣ ግብሪ ሃወርያት 24፥25
@tsegatewolde7592
@tsegatewolde7592 Жыл бұрын
Prophet yemane Thanks ❤❤❤
@musazghimusie6002
@musazghimusie6002 Жыл бұрын
God bless you all burukat ❤❤❤❤❤
@letinaansera
@letinaansera Жыл бұрын
❤❤❤
@destadesta5130
@destadesta5130 Жыл бұрын
Welcome ❤🎉🎉🎉
@goitommeasho2469
@goitommeasho2469 Жыл бұрын
ሰማዕቲ ብጥንቓቐ ስምዕዎ ንኩሉ ኣሜን ኣይንበል ንመርምር ንመርምር
@meronhaile7625
@meronhaile7625 Жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ኣሜን ዘየብል ጌጋ እንተ ኣሎ ዘይተካፍለና ብሩኽ ?
@henoktesfai6806
@henoktesfai6806 Жыл бұрын
Tsebok hasab eyu eti tebelo neger gen beyenay meleki wey dema feletet ena nemerrmero resu zekale chalenge eyu. Gele gen kebel bezaba memermar. Memermar entay malet eyu elena ente hatetena Memeremar metsenati mewesad malet eyu. Selezi nezi zeakel feletet Kab amelak teray eka temeremeru emo selezi hewetena ab amelak nemelesa emo sheo men mekano temeheretu kea nay men mekano kenemeremer akeme yehelewena bezuh geze amelak seb yetese emo nehena kea ab kale godayena netseneh emo. Eti zetesea seb neti zetewahabo temehereti nab public mes sededo kenemeremer negoye gega, beyenay feletet ab zemen goyta yesus kemeo eyu agatemu kelete sebat enbear alewo betekese meseret nerayum Luke 2 ትግ - ሉቃስ 22-24: ከምቲ ሕጊ መሴ፡ መዓልትታት ምንጻሆም ምስ መልኣ፡ -- ከምቲ ኣብ ሕጊ እግዚኣብሄር፥ ማሕጸን ወላዲቱ ዝኸፈተ ዘበለ ተባዕታይ ንእግዚኣብሄር እተቐደሰ ይብሃል፡ ኢሉ እተጻሕፈ፡ -- ከምቲ ኣብ ሕጊ እግዚኣብሄር እተባህለ ኸኣ፡ ክልተ ባሬቶ ወይስ ክልተ ጫጩት ርግቢ መስዋእቲ ምእንቲ ኺህቡ፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኬቝምዎ ናብ የሩሳሌም ወሰድዎ። 25: እንሆ ድማ፡ ኣብ የሩሳሌም ስምኦን ዚብሃል ሰብኣይ ነበረ። እዚ ሰብኣይ እዚ ጻድቕ፡ ንኣምላኽ ዚፈርህ፡ ምጽንናዕ እስራኤል ዚጽበ ነበረ፡ መንፈስ ቅዱስ ድማ ነበሮ። 26: ነቲ ቕቡእ እግዚኣብሄር ከይረአዮ፡ ሞት ከም ዘይርኢ ድማ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ተገሊጽሉ ነበረ። 27: ብመንፈስ ከኣ ናብ ቤተ መቕደስ መጸ። ነቲ የሱስ ሕጻን፡ ወለዱ ኸም ልማድ ሕጊ ኺገብሩሉ ምስ ኣእተውዎ፡ 28: ንሱ ድማ ኣብ ኢዱ ሐቘፎ፡ ንኣምላኽውን ኣመስገነ እሞ፥ ከምዝይ በለ፡ Luke 2 ትግ - ሉቃስ 36: ካብ ወገን ኣሴር ድማ ሃና፡ ጓል ፋኑኤል፡ ንሳ ኣዝያ ዝኣረገት ነብዪት ነበረት። - ካብ ድንግልናኣ ሒዛ ምስ ሰብኣያ ሾብዓተ ዓመት ገበረት። 37: ንሳ ሰማንያን ኣርባዕተን ዓመት ዝዕድሚኣ መበለት እያ። - ካብ ቤተ መቕደስ ከይወጸት፡ ብጾምን ብጸሎትን ለይትን መዓልትን ንኣምላኽ ተገልግል ነበረት። 38: ንሳውን ሽዑ ናብኡ መጺኣ ንኣምላኽ ኣመስገነቶ። ነቶም ምድሓን የሩሳሌም ዚጽበዩ ዅሎም ከኣ ብዛዕባኡ ተዛረበቶም። John 8 ትግ - ዮሃንስ 19: ስለዚ ኸኣ፡ ኣቦኻኸ ኣበይ አሎ፡ በልዎ። የሱስ ድማ፡ ንኣይ ወይስ ነቦይ ኣይትፈልጡን ኢኹም። ንኣይ እንተ ትፈልጡኒ ግና፡ ነቦይውን ምፈለጥኩምዎ ኔርኩም፡ ኢሉ መለሰ። John 8 ትግ - ዮሃንስ 41: ንስኻትኩምሲ ግብሪ ኣቦኹም ደኣ ትገብሩ አሎኹም፡ በሎም። ንሳቶም፥ ንሕናስ ካብ ምንዝርና ኣይተወለድናን። ሓደ ኣቦ አሎና፡ ንሱ ኸኣ ኣምላኽ እዩ፡ በልዎ። 42: የሱስ በሎም፥ ኣነ ኻብ ኣምላኽ እየ ዝወጻእኩን ዝመጻእኩን እሞ፡ ንሱ ደኣ ልኢኹኒ እዩ እምበር፡ ባዕለይ ኣይመጻእኩን፡ ስለዚ ኣቦኹም ኣምላኽ እንተ ዚኸውንሲ፡ ንኣይ መፍቀርኩምኒ ኔርኩም። 43: ስለምንታይከ ኢኹም ዘረባይ ዘይተስተውዕሉ፡ ቃለይ ክትሰምዑ ስለ ዘይኰነልኩም እዩ። 44: ንስኻትኩም ካብቲ ኣቦኹም ድያብሎስ ኢኹም፡ እታ ትምኒት ኣቦኹም ክትገብሩውን ትደልዩ አሎኹም። ንሱ ኻብ መጀመርያ ቐታል ነፍሲ እዩ፡ ሓቂ ኣብኡ ስለ ዜልቦውን ኣብ ሓቂ ኣይጸንዔን። ሐሶት ኪዛረብ ከሎ፡ ካብ ርእሱ እዩ ዚዛረብ። ሓሳዊ እዩ እሞ፡ ንሓሶትውን ኣቦኣ እዩ። John 10 ትግ - ዮሃንስ 24: ሽዑ ኣይሁድ ኣኽበብዎ እሞ፥ ክሳዕ መኣዝከ ኢኻ ላሕ እተብለና፡ ንስኻ ክርስቶስ እንተ ዄንካ፡ ኣግሂድካ ንገረና፡ በልዎ። 25: የሱስ መለሰሎም፥ ነጊረኩም ኣይኣመንኩምን። እዚ ብስም ኣቦይ ዝገብሮ ዘሎኹ ግብርታት ይምስክረለይ አሎ። 26: ንስኻትኩም ግና፡ ከምቲ ዝበልኩኹም፡ ካብተን ኣባጊዔይ ስለ ዘይኰንኩም፡ ኣይትኣምኑን ኢኹም። 27: እተን ኣባጊዔይ ግና ድምጼይ ይሰምዓ፡ ኣነ ኸኣ ኤለልየን፡ ንሳተንውን ይስዕባኒ።
@jesussaves8022
@jesussaves8022 3 ай бұрын
Ezi seb mdhankumn ab goyta zelekum mennet kmntlekum kurub terifuwo alo.😢
@magsuhshsy
@magsuhshsy Жыл бұрын
Ata buruknn👌👌👌👌👌
@fioriweldai0947
@fioriweldai0947 Жыл бұрын
wow I proud of you prophet መሳጢ ቃል መሕተት God bless u❤❤❤
@OgbaiZera
@OgbaiZera Жыл бұрын
ሰላም ነብዪ የማነ፡ እቶም ኣብ መዓልቲ ፍርዲ ንጽድቂ ዝብቕዑ ኣብ ገነት ኣብታ ንደቂ ኣዳም ክነብርዋ ዝትፈጥረትዶ ኣይኮኑን፡ ናብታ ጥንታዊት ገነት ዝነብሩ? ናብ ሰማይ ዝዓርጉ እቶም ኣብ ሰማያት ክነብሩ ዝተፈጥሩ ጥራይዶ ኣይኮኑን? ኣግልግሎትኩም ይባረክ ጎይታ።
@eyobtesfamariam919
@eyobtesfamariam919 Жыл бұрын
አወ ንክርስቶስ የሱስ ከም ናግሊ መዲሃኒ አንተ ተቀቢልካዮ/ተቀቢልኪዮ ኣብ ገነት ትነብሩ የቀንየለይ
@meronhaile7625
@meronhaile7625 Жыл бұрын
ነብይ የማነ ኣብ ቀጻሊ ብቀጥታ ሕቶታት ክምልስ እዩ ዘለና ሕቶ ኣዳሊና ሓበሬታ ምስ ወጸ ክንሳተፍ ክንሓትት ንኽእል ኢና። ተባረኹ
@magsuhshsy
@magsuhshsy Жыл бұрын
Jegna ❤️❤️❤️
@filmonpetros6733
@filmonpetros6733 Жыл бұрын
selam neakum ab semay mskedna melkiena aykyern eyu kemta ab mdri znebernaya ena tbl hasab ab mewadaeta part 2 kemey eya dea zeytebrhalna malet seb ab mdri kelo bzuh aynet melkie eyu zkeyayer emo ayenay melkie eyu ab semay zkxl tebareki
@meronhaile7625
@meronhaile7625 Жыл бұрын
ነብይ የማነ ኣብ ቀጻሊ ብቀጥታ ሕቶታት ክምልስ እዩ ዘለና ሕቶ ኣዳሊና ሓበሬታ ምስ ወጸ ክንሳተፍ ክንሓትት ንኽእል ኢና። ተባረኹ
@antonyoyosef5451
@antonyoyosef5451 11 ай бұрын
ኣይ እታ ብጸጋ ኢና ድሒና ትብል ሲ ኣብ ሰማይ ምስከድና እያ ትበርሃልና እንታይ ዓይነት ሃለውለው ትምህርቲ እዩ ወደይ ሕጂ በሪህልና ኣሎ ኣቶ የማነ ካበይ ኢኻ ተምጽኦ እዚ ሃተውተው ትምህርቲ ኣይርደኣንን እዩ ምሕረት የውርደልካ።
@Jesusfirstlove777
@Jesusfirstlove777 2 ай бұрын
ብሩክ ሓወይ ነቢ የማነ ናይ የሱስ ነቢ እዩ,ክትሓቶ ትክእል ኢካ ንየሱስ ካብ የሱስ እዩ ዘምጽኦ እቲ ትምህርቲ,ተባረክ,ይእምሮይ ክፈተለይ በሎ ፈሪሳውያን ንየሱስ ከምኡ እዮም ዘይርድእዎ ኔሮም,ንዘይርደኣና ናብ ፍርዲ ኣይንእቶ ብሩክ ተቀዳዲምና,ንፈሪሳውያን ኣይጠቀመን ብሩክ
@messiah7043
@messiah7043 Жыл бұрын
Ata hawina geza rdiet aleka bible mnbab trah zeykone menfesu kigelxelka xeli
@meronhaile7625
@meronhaile7625 Жыл бұрын
ዝተጋገዮ በቲ ቅኑዕ ምርዳእ ዘይተብርሃልና እሞ መን ከም ዝተጋገየ ግልጺ ክኸውን ንኩልና ።
@freebythebloodofjesus8373
@freebythebloodofjesus8373 Жыл бұрын
ኣብታ ብመንፈስ ምጽላይ ዝብል ሕቶ ኣለኒ ኣብ ሮሜ 8 ክንጽሊ ከለና መንፈስ ቅዱስ ንድኻምና ይድግፎ ኣብ ክንዳና ኮይኑ ይጽሊ ዩ ዝብል
@henoktesfai6806
@henoktesfai6806 Жыл бұрын
Selam neaki yekon. Ezean tekise aseteneteneyen 1 Corinthians 2 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ 10: እቲ መንፈስ ግና መዓሙቚ ኣምላኽ እኳ ኸይተረፈ ንዂሉ ይምርምር እዩ እሞ፡ ንኣና ኣምላኽ ብመንፈሱ ገይሩ ገለጸልና። 11: እቲ ኣብኡ ዘሎ መንፈስ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ኣብ ሰብ ዘሎ ነገር ዚፈልጥከ እንታዋይ ሰብ እዩ፧ ከምኡውን መንፈስ ኣምላኽ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ነቲ ኣብ ኣምላኽ ዘሎ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን። Romans 8 ትግ - ሮሜ 26: መንፈስ ድማ ከምኡ ንድኻምና ይድግፎ እዩ። ከመይ ጌርና ኽንጽሊ ኸም ዚግብኣና፡ ኣይንፈልጥን ኢና፡ ስለዚ እቲ መንፈስ ባዕሉ እዩ ብዘይንገር እህህታ ዚልምነልና። 27: እቲ ልቢ ዚምርምር፡ ንሱ ምእንቲ እቶም ቅዱሳን ከም ፍቓድ ኣምላኽ ገይሩ ይልምን እዩ እሞ፡ ነቲ ሓሳብ መንፈስውን እንታይ ምዃኑ ይፈልጦ እዩ። 2.serah menefeskedu entay eyu elewo goyeta yesus John 16 ትግ - ዮሃንስ 8: ንሱ ምስ መጸ ኸኣ፡ ንዓለም ብዛዕባ ሓጢኣትን ብዛዕባ ጽድቅን ብዛዕባ ፍርድን ኪረትዓ እዩ። 9: ብዛዕባ ሓጢኣት፥ ብኣይ ስለ ዘይኣመኑ። 10: ብዛዕባ ጽድቂ፥ ናብ ኣቦይ እኸይድ አሎኹ እሞ፡ ደጊም ኣይትርእዩንን። 11: ብዛዕባ ፍርዲ ኸኣ፥ ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ ስለ እተፈርዶ። 12: ዝነግረኩም ብዙሕ ካልእ ዘረባ ገና አሎኒ፡ ግናኸ ሕጂ ኽትጾርዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም። 13: እቲ መንፈስ ሓቂ ምስ መጸ ግና፡ ንሱ ዝሰምዖ ዘበለ እዩ ዚዛረብ እምበር፡ ካብ ርእሱ ኣይዛረብን እዩ እሞ፡ ንሱ ነቲ ዚመጽእ ኬፍልጠኩም፡ ናብ ኵሉ ሓቂውን ኪመርሓኩም እዩ። John 16 ትግ - ዮሃንስ 14: ንሱ ኻባይ ኪወስድን ኪነግረኩምን እዩ እሞ፡ ንኣይ ኬኽብረኒ እዩ። 15: እቲ ናይ ኣቦ ዘበለ ዅሉ ናተይ እዩ። ስለዚ እየ፥ ካባይ ወሲዱ ኺነግረኩም እዩ፡ ዝበልኩ።
@CjfanMinistry
@CjfanMinistry Жыл бұрын
ንዝህልወኩም ተወሳኺ ሕቶ ነብይ የማነ ኣብ ቀጻሊ ብቀጥታ ሕቶ ሰባት ክምልስ እዩ። ሕቶና ነዳሊ ሓበሬታ ኣብ ዝወጸሊ ከይሓልፈና Follow Cjfan ministry. CJFAN MINISTRY MEDIA DEPARTMENT
@Jesusfirstlove777
@Jesusfirstlove777 2 ай бұрын
ሻሎም ብሩክ ሓወይ ,መንፈስ እዩ ዝብል,መንፈስ ማለት ከኣ ውሽጣዊ ሰብና ይጽሊ እዩ,,ብስጋዊ ንገብሮ ጌጋ ንሱ ናብ ኣምላክ ይጽሊ እዩ,ክንናገፍ,ናብ መንፈስ ቅዱስ መንፈስና ይጽሊ,መንፈስ ቅዱስ ደኣ ኣምላክ እምድዩ ናብ መን ክጽሊ ,ውሽጣዊ ሰብናዩ ዝጽሊ ናብ ኣምላክ መንፈስ ቅዱስ ብሩክ ,ኣምላክዶ ይጽሊ እዩ ,፡ጌጋ ተረዲ እካያ ኣለካ ተባረክomans 8 ትግ - ሮሜ 26: መንፈስ ድማ ከምኡ ንድኻምና ይድግፎ እዩ። ከመይ ጌርና ኽንጽሊ ኸም ዚግብኣና፡ ኣይንፈልጥን ኢና፡ ስለዚ እቲ መንፈስ ባዕሉ እዩ ብዘይንገር እህህታ ዚልምነልና።
@MilenFiiseehaa-fl9rx
@MilenFiiseehaa-fl9rx Жыл бұрын
Yeman hawena goyta yebarka xegiu yebizahalika bexelot degifen hadash nebes y
@magsuhshsy
@magsuhshsy Жыл бұрын
Ajoki berkity goyta alo meskiy
@mulualemtesfamariam6264
@mulualemtesfamariam6264 Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ ንኹልና ። ብመንፈስ ምጽላይ ን ብመንፈስ ቅዱስ ምጽላይን ክልተ በበይኑ እዩ ። # ብመንፈሰይ ክጽሊ / ብመንፈስ ምጽላይ / ማለት ብሓቂ ተኣሚነ ሓጥያተይን ንብ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝቕበሎ ጸሎት ።ማለት እዩ ። እቶም ናብ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝጽልዩስ ብሓቅን ብመንፈስን ከም ዝብለና ቃል ኣምላኽ እዩ ። # ብመንፈስ ቅዱስ ምጽላይ ዝብል ግን ጌጋ ኣጠቓቕማ ቃል እዩ ። ክቡር ነቢ የማነ ሓውና ኣነ ክፈልጥ ኣሎኒ ወይ ናይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቅቡኣት ንዝበልካዮ ሓሳብ ግን "" ኣባት ነብሲ "" ዝብል ኣባሃህላ ኦርቶዶክስ ዓይነት ኮይኑ ። ጌጋ እዩ ። ነፍሲ-ወከፍ "" ብሓቂ ዳግም ተወልደ "' ክርስቲያን ' ብመንፈስ ኮይኑ ' ብናይ ኣደ ብቋንቁኡ : ብመንፈሳዊ ቋንቋ ን ከም ዝጽልን ቃል ኣምላኽ ይምህረና እዩ ' ነቢ ጆሽዋ ' ዝሃበና መድገምያ ብስም እየሱስ ናይ እምነት ኣቦና ሚሂሩናን ክንጽልየሉ'ውን ሂቡና እዩ ።
@THOM645
@THOM645 Жыл бұрын
ኦ ናይ ኣምላክ ሰብ ኣነ ሓደ ኣዝዩ ህጹጽ መንፈሳዊ ረዴት የድልየኒ ኣሎ ልክዕ ከምዚ ዝበልካዮ መንፈሰይ ናብ ድላዩ ከይዕንድር ኢሉ ክድሚ ሰለስተ ዓመት ዝተቀበልክዎ ማዕቀብ ኣሎ እቲ ማዕቀብ ክሳብ ሎሚ ኣሎ ፡ መሪርኒ ሓደ ግዜ ን ኣምላኽ ብ ወግዒ ጸሪፈዮ ሃንደበት ለይቲ ደቂሰ ከለኩ እቲ ዝብሎ ዝነበርኩ ጸርፍታት ብ ሕልሚ ርኣክዋ ነብሰይ እሞ ብርቱዕ ቁጥዐ ዝመልአ ድምጺ ከምዚ በለኒ ስማዕ እንዶ ንስካ ባዕልካ ዘምጻእካዮ ነገር ኢሉ ገና ዘረብኡ ከይወድአ ኣብ ውሽጠይ ኣቦ ተቆጢዑ ናባይ ከም ዝመጸ ዝኮነ ነገረይ ከልጢፉ ተረድአ እሞ ኡይይይይ ኣቦይ እወ ሓቅኻ ግን ይቅሬታ ኣይትጥፍኣኒ በልክዎ ከቢድድድ ስንባድ ኔሩ ኣቦ ድማ ቀልጢፉ ድምጹ ኣቋረጸ ኣኡፍፍፍ ኢለ ኣተንፈስኩ ዋው የሱስ ግን ቀጥታ ድሕርታ ድምጺ ከምዚ በለኒ ሱቅ ኢልካ ናብ ሰማይ ጠምት ሓሙሽተ ነገራት ሒዘ ይመጽእ ኣለኩ ዝብል ድምጺ ናብ ሰማይ ጠመትኩ ብ ምስሊ ዓቢ ደበና ክርስቶስ ኣብ ፈረስ ተወጢሑ ዘርኢ ምስሊ ርኣኹ ኣብ ናይ ማይክሮ ሰከንድ ግዜ ግን ዝኮነ ነገረይ ን ላዕሊ ተመርቀፈ እሞ ኣካለይ ሃሰስ ኢለ ርኣኩ ብ ፍጹም ዘይፈልጦ ሰብነት ነርኒ ፍልልዩ ከምዚ ናይ ዳኮርሶ ብሽክለታን ሓጺን ብሽክለታን እይነት ኣዝዩ ሶፍት ሰብነት ነርኒ እቲ ናይ ምንጣቅ ፍጥነት ኣብ ሞንጎ የሱስ ኣብ ኣየራት ስለ ዝመጸ ጠጠው በለ ዓይኑ ጓሕሪ ይመስል ነበረ እሞ ፈራህኩ ግን ኣዳዉ ዘርጊሑ ፍሽክ ክብለኒ ምስ ጀመረ ተረጋጋእኩ ኣብታ ንሱ ረጊጽዋ ዝነበረ ደበና ምስ በጻሕኩ ድማ በቃ ከምቲ ብ ግዜ ቁልዕነትካ ዝስመዐካ ዓይነት ነጻነት ተሰማዓኒ እዚ ነገር ኣዝየ ይናፍቆ ግን በቃ እንሀለኩ ኣብዚ ስጋ ሱቅ ኢልካ በቃ ሓንሳብ ገለ ሃንሳብ ናብቲ ናብዚ ይብል ኦ ናይ ኣምላክ ሰብ በጃካ ምስ እዚ የሱስ እዚ ብ መንፈሰይ ኩሉ ምዓልቲ ክረክቦ ክክእል ምእንቲ በጃካ ርከበኒ እሞ ኦን ላይን ጸሊየለይ ፕሊሥሥሥሥሥሥስ
@CjfanMinistry
@CjfanMinistry Жыл бұрын
ናይ ኣምላኽ ሰብ ክጽልየልካ እየ ኢልካ ኣሎ ብሩኽ ሰብ ኣጆኻ። CJFAN MINISTRY MEDIA DEPARTMENT
@Jesusfirstlove777
@Jesusfirstlove777 Жыл бұрын
Bruk hawey tebarek selam amlak misaka ykun Facebook natika gdefelna eka bruk wey natey kihebka habtomcjfan
@yordanostsegay3984
@yordanostsegay3984 Жыл бұрын
Mstwal zhabe amlak ymesgen
@KaliebMulue
@KaliebMulue Жыл бұрын
ማቴዎስ 12 (Matthew) 26፤ ሰይጣን ንሰይጣን ካብ ዜውጽኦ፡ ንሓድሕዱ ተፋላለየ፡ እታ መንግስቲ ደኣኸ ኸመይ ኢላ ትቐውም፧ 27፤ ኣነ ነጋንንቲ ብብኤል-ዜቡል ዘውጽኦም ካብ ኰንኩ፡ ደቅኹም ደኣ ብመን የውጽእዎም ኣለዉ፧ ስለዚ ንሳቶም ፈራዶኹም ኪዀኑ እዮም።
@jesussaves8022
@jesussaves8022 3 ай бұрын
Ane eye menfeska zkeftelka bmenefs ktxli elka zereba alo??? Wey hizbi amlak mexaweti koinka nab goytaka temeles
@adiamnegasi8437
@adiamnegasi8437 Жыл бұрын
አቲ ዘጉህየኒ ነገር ሰብ ኣብትሕቲ ኩቅጸር ከይክእል መርገም እንዳ ነበረ ብውልቅን ኣብ ሓዳርን ኣብ ስድራን እልፊ ጋዕ ገልጠም እንዳ ሓለፈ ሂወቱን ሓዳሩን ስድሩኡን ከስተካክል ዘይክእል ሲ ኣነ ጎይታ ምስ ተቀበልኩ ተናጊፈ የ ምንጋፍ ሕጂ ኣየድልየንን ዩ ይብል ብፍላይ ኤርትራዊ ብድንቁርና ሰይጣን ደፊንዎ መን ምካንካን ኣበይ ኣለኻን ክትኮኖ ዝግበኣካን ክትኮኖ ዘይብልካን ብትክክል መንነትካ ዘይትፈልጥን ብጣዕሚ ዩ ዘጉህየኒ
@jesussaves8022
@jesussaves8022 3 ай бұрын
Tgage aleka dkam dkam ena belka amsilka hatyat kone elom zgberu agelgleti hkofuwom aytbel.. kns'hu alewom ktbl keman tbeat yeblkan,, nay bluy kidan hluf eyu nay beal Samson , nay hadish kidan seabti ena nkal amlak kea leali manm neazez, tenesah kal amlak tewawika seb aytetfe..1 Corinthians 5 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ 11: ሕጂ ግና ምስ ሓደ ሓው ዚብሃል እሞ ኣመንዝራ፡ ወይስ ስሱዕ፡ ወይስ መምለኽ ጣኦት፡ ወይስ ተጻራፊ፡ ወይስ ሰካር፡ ወይስ ዘራፊ እንተ ዀይኑ፡ ምስኡ ኸይትጽምበሩ፡ ምስ እዚ ኸምዚ ዝበለ ከቶ ኸይትበልዑ፡ ጽሒፈልኩም ኣሎኹ። 12: ነቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ምፍራደይሲ እንታይ ገዲሱኒ እዩ፧ ነቶም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ እትፈርዱ ግዳ ንስኻትኩምዶ ኣይኰንኩምን፧ 13: ነቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ግና ኣምላኽ ኪፈርዶም እዩ። ነቲ እኩይ ካባኻትኩም ኣውጽእዎ።
@tsegehanafessehaie1508
@tsegehanafessehaie1508 Жыл бұрын
Passerat koynom kfue nay seb pasterat koynom wudket seb zmneyu kndey kkonu ilom? Alewke?
@meronhaile7625
@meronhaile7625 Жыл бұрын
መሊኦም ብኣፎም ስለ ዘይበልዎ የለው ኣይንበል ክንደይ ቸርች ገዲፎም ገዛ ኮፍ ዝበሉ ኣለው ምስ ኣምላኽ ዝተቀያየሙ ዶ ይመለካ? ኩሎም ኣይኮኑን ብፓስተራት ዘጎድኡ ብርግጽ ድኻም ኣሎ ግን ብግልና ንፈልጦም ግዳያት ኣለው
@angosomsium7575
@angosomsium7575 Жыл бұрын
Pastor ye kibl ykiel eyu. Nebyi Eye mibal gin Gega (wrong.
@CjfanMinistry
@CjfanMinistry Жыл бұрын
በየናይ መርትዖ ? ኣብርህ ኣብለልና እስኪ ብሩኽ።CJFAN MINISTRY MEDIA DEPARTMENT
@lizabella6318
@lizabella6318 Жыл бұрын
Blessed brother, Why is it wrong, it's biblical, the Lord Jesus Christ gave not only Pastors to the church but, Apostles, evangelists, Pastors and teachers to equip us... Ephesians 4(11-13), read it then You will find your answer there. Also, if the pastors can say they are Pastors why not the prophets, It's God who gave them the annointing to become Pastors, Prophets, teachers, evangelists and Apostles so don't make it complicated it's written in Ephesians 4 clearly. God bless you
How Strong is Tin Foil? 💪
00:25
Brianna
Рет қаралды 62 МЛН
бабл ти гель для душа // Eva mash
01:00
EVA mash
Рет қаралды 7 МЛН
ሰማያት ብነብይ የማነ
38:45
CJFAN MINISTRY
Рет қаралды 10 М.
የሚጣፍጥ ቃል
18:05
Freegift71
Рет қаралды 2,5 М.