2009 ኣብ ዶብ

  Рет қаралды 13,360

Wolodoy Production

Wolodoy Production

Күн бұрын

#fnanappinfotech
#Mahderproduction
#neschneshtv
#Jstudio
#wolodoy production eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanews #eritreanfilm #eritreanmovie #eritreanbestguayla #hdmonanebarit #tigraynews #tigray #ethiopianmusic #ethiopianmovie.

Пікірлер
@awetkahsay9526
@awetkahsay9526 Жыл бұрын
ahhh🥺🥺🥺🥺😭😭
@michaletkesete7179
@michaletkesete7179 3 ай бұрын
Uufff💔💔
@DrarAnd
@DrarAnd Жыл бұрын
😢😢ኣህህህ
@wediakeleguzay4651
@wediakeleguzay4651 2 жыл бұрын
ኣሕ ሰንዓፈ ዓደይ 😭😭😭😭😭
@ሓዊእሱራት
@ሓዊእሱራት 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ:: ህዝቢ ታሪኹ ንኽፈልጥ ብእትገብሮ ጻዕሪ ክትምስገን ዝግባኣካን ካብቶም ኣለዉና ንብሎም ኤርትራውያን ውን ሓደ ኢኻ::🌹::
@nomore5845
@nomore5845 Жыл бұрын
ዘይጋታቱ ኣይብሃልን ጌጋ ብዜጋታቱ እዩ እቱይ ትኽክል። እታ "ዜ" ዘይ ብማለት እዩ እቱይ ጌጋ ነዙይ ዝመሳሰል ጌጋታት እውን እንኤ ዮሴፍ ኣብ ክንዲ ምጽሓፍ የስየፍ ብማለት ይጽሕፍዎ ጌጋ እዩ። ካኣይቲ ምሳሌ ኣዜብ ኣብ ክንዲ ምጽሓፍ ኣዝየብ ጌጋ እዩ። 🙏🏼✝️
@jb831
@jb831 2 жыл бұрын
Tega arkey btaemi eyu zehzin ab kebabin bshabya hiwetom ztekolbu menseyat eta ab serha kubo endareyet ktsegr 7 gize zharemuwa kea eske gele bel😭😭😭
@mezgebgergis5775
@mezgebgergis5775 2 жыл бұрын
ይበል ኣገላልጻ ላዛን ምሩጽ ቃላትን ዘይተጋነነ መረዳእታ ሓቀኛ ዛንታ ብምሃብካ ኣመስጊነካ ኣለኹሞ ቀጽለሉ ። ነዚ ሓቀኛ ምስክርነትካ Archive ግበሮ ። ጉናጉና መስሕብ በጻሕትና
@tesfahiwetalem2263
@tesfahiwetalem2263 2 жыл бұрын
bravo wedi rimey qexlo ajoka
@Yewhiney
@Yewhiney 9 ай бұрын
Eufffff ahwatey hmaq tesemieni maryamn meneseyat eirietra btaemi ahzinkumni tigraweyti eye gn eza tarik ms semaeku gn btaemi gerimni nbatey mqutstsar seine😭😭😭😭
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ 5 күн бұрын
ዋላ ኣነ ማርያምን😢💔
@kudusgezaei3299
@kudusgezaei3299 2 жыл бұрын
ኣሕ ህዝበይ ዝፈልጠሉ ዝሰኣነ ኣብ ገዛእ መሬትና ብሽበራን ራዕድን 🥹thanks tega arkey kemzi gerka bmkrabka
@edengrmay5826
@edengrmay5826 2 жыл бұрын
እውይ ነዚ ህሞት እዚ ምስ ዘከርክዎ ንብዓተይ ምቁጻር ሲኢነዮ ክገርመካ ኣነ እንዳዳሽም ዓደይ ኮይኑ ጉናጉና ዓዲሕማዩ ሽዑ መዓልቲ ዝገለጽካዮ ጋብር ዕመታዊ ኣውደኣመት ነይሩ ሙሉእ ማዓልቲ ገሊና ኣብሓደ ኣንጎሎ ናይ ደምበና ገሊና ኣብ ድሕሪ ጸግዒ ገዛና ኮይንና ክንበክን ክንጽልን ዊዒልና ሓማተይ ከሙኡውን ኣደይ ወላዲተይ ኣውዳኣመት ጋሻ ኮና መጺኣ ንብዓተን ገጸን ተሓጺቡ ዋይ ደቀይ እንዳበላ ኣነ'ውን ከሙኡ ድሕሪ ብዙሕ ቶኽሲ ካብ ስሚዒት ሕርቃን ዝተላዕለ ነቲ ሓደ ቶኪሶም ምስእውደቕዎ እውይ ደቂ ሓራም ኣውዲቖሞ ኢለ ዓው በልኩ በቲ ኣፈት ገዛና ድገሞም እቶም ካሎኦት'ውን እንዳበለ ተረና ወትሃደር ይሓልፍ ነበረ ዝበልክዎ ኩሉ ስለዝሰምዓኒ ንዒ'ስከ በለኒ ገጹ ኣሲሩ ኣነ ድማ ፍርሃት እንዳተሰማዕኒ ክድክዎ እንታይ ኢኺ ዝበልኪ ምስ በለኒ እንታይ ኢለዲየ ኢለ ከምብሓዱሽ ሕቶ ኣቕረብኩሉ ንሱ ድማ ባዕልኺ ትፈልጢ እንተሓተትኩኽስ ተመሊስኪ ትሓትኒ በለኒ ከሙኡ እንዳበለኒ ግን ንብዓል ኣደይን ካሎኦት ኣጋይሽን ያላ ኩሉኹም እተው ኢሉዎም ገዛ ኣትዮም'ም፡ብድሕሪኡ ንብዓት ሲዑርኒ ደጊሙ ዝበልክዮ እኮ ሰሚዐዮ'የ ግን' ኢሉ ስቕ በለ። ኣነ ድማ ደቂ ሓራም ኢለ ግን ንዓኣቶም ነቶም መንእሰያት እየ ፡ተሃሪሞም ክወድቁ ሓዘነይ ወይ ድማ ስሚዒተይ ክቃጻጸሮ ኣይካልኩን ግን ስግረዶብ ክኸዱ ኣይነበሮምን ስለዝበልኩ ንዓኣቶም'የ ደቂ ሓራም ዝበልኩ ምስበልክዎ ንሕናውን ኣሕዋትና ክንቀትል ጽቡቕ ኣይስማዕናን ሕድሪ ስዋኣት ረጊጾም ክኸዱ ሕልናና ኣየፍቅደልናን ክዲ እተዊ ገዛኺ ኢሉኒ ንብዓተይ እንዳደረዝኩ ኣራዊት በላዒሰብ ወሪድዎም ስዋት እንዳበልኩ ንዓኣቶም ዝጸረፍክዎ ብፍርሃት ናብዞም ብሉጻት ኣሕዋተይ ገምጢለዮ፡ገሊጽካ ኣይውዳእን ናይዞም ኣረመናውያን።ዝኸበርካ ኣቕራቢ ነዛ ሊንክ ጸቒጠ ምስ ሰማዕክዋ ዝተሰማዓኒ ስሚዒት ክገልጾ ኣይካልኩን እዘን ዝጽሕፈን ዘለኹ ብጭልፋ ቁንጣሮ ከማን እንዳ ነባዕኩየ ብፍላይ ነቲ ድምጺ ቶኽሲ ምስ ሰማዕክዎ.........ኡፍፍፍፍፍ ብዝኽነ ነዚ ዘቕረብካ ኣምልኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@KikeyNegasi
@KikeyNegasi Ай бұрын
እረ ናትካ ዛንታ ክስምዕ ከለኩ😢😢😢😢😢😢
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 2 жыл бұрын
ኣብዚ ዓዲ ጉና ጉና ብዙሕ ምስጢር'ዩ ተደፊኒ ዘሎ እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ'ዩ። ስለዚ እቶም ታሪኽ ትፈልጡ በጃኩም ኣቅልሕዎ ነቲሓቂ። እዞም ኣቅረብቲ ድማ ከምዚ ጌሮም መታን ከቅርቡልና።🙏
@sabakeshi8053
@sabakeshi8053 2 жыл бұрын
Btkkkl
@wedihaile7800
@wedihaile7800 2 жыл бұрын
ን ሓውና መንግስተ ስማያት የዋርሶ 🙏: : ካብ ዝገርመኩም ወርሒ 5 .2008 ብ ጉና ጉና ገይረ ናብ ሓደ ዕቢ ጎቦ ናብ ድይበ ካብ ስዓት 0100 ናይ ለይቲ ክሳብ ስዕት 0500 ኣብኡ ሓዲረ ናብ ስራዊት ኢትዪጽያ ስጊረ ኣምላክ ፈቂድለይ ብ ስላም ኢትዮጽያ ኣትየ : :
@mahariteklu1317
@mahariteklu1317 2 жыл бұрын
እዋይ እዛ ሃገር ኢዚኣ ንምኻኑ ሃገርና ዲያ ንምኻኑ ካብ ወዲ ዘግኣ ዘይ ወዲ ዘግኣ ዝኸብረላ እቶም ምእንትኣ ሂወት ዝኸፈሉ ግን ዘይከብሩላ ወያል ሃገር ኢያ በጃኻ
@dashimetayshow
@dashimetayshow 2 жыл бұрын
ሰላም ጻሓፊ እዚ ዛንታን ኣቕራብን ከመይ ትኸውኑ። እዚ ትገልጾ ዘለኻ ንክትሰምዖ ዘስካሕክሕ ዛንታ ሰሚዐዮ።ተወላዲ እንዳ ዳሽም ብምዃነይ ኣብዚ ምድርና ዝወርድ ግፍዒ ንክትገጾ ዘስካሕክሕ ምዃኑ ስለዝፈልጥ ኣዝዩ ሕማቕ ተሰሚዑኒ። ህዝብና ኣብ ከመይ ዝበለ ሽግር ጭቆናን ከም ዘሎ ይፈልጥ እኳ እንተ ኮንኩ እዚ ቪድዮ ምስ ሰማዕኩስ ግብረ እከይነት እዞም ርኹሳት ከም ሓዱሽ ኢዩ ቁልጭ ኢሉ ተራእዩኒ። ዘይተሰምዐ እምበር ዘይተገብረ የለን ኣብዚ ቦታ እዚ። ነዚ ብምቕራብካን ህዝብና ክፈልጦ ብምግባርካን ኣዝየ የመስግነካ። ተወሳኺ ሓሳብ ካኣ እታ እንዳ መስቀል ጉናጉና ናይ ኮኾባይ ጥራይ ምዃና ተስምዕ መግለጺትካ ፡ ናይ እንዳ ዳሽም ውን ምዃኑ እንተ ትገልጽ ዝያዳ ህዝቢ ነቲ ሓቃውነት ናይ እንዳ መስቀል ክፈልጥ ምኻኣለ። ምኽንያቱ "እቲ ኣብ ኤርትራ ብዕቤቱ ኣብ ቅድሚት ዝርከብ እንዳ መስቀል ጉናጉና ኣብ ውሽጢ ከርሲ ኮኾባይ " ከም ዝርከብ ኢይኻ ገሊጽካ ኣለኻ። እቲ ሓቂ ግን እቲ ገዳም ተደኲንዎ ዘሎ መሬት፡ ብዙርያኡ ኣብ ናይ እንዳ ዳሽም ኡ ዘሎ። ዋላ ዳኣ ኣብ መሬት እንዳ ዳሽም ይሃሉ እምበር ዋንነት እዚ ገዳም ግን ናይ ክልቲኡ ዓድታት ምዃኑ ርዱእ ኢዩ። ስለዚ ኣብታ ንእሽቶይ ትመስል ግን ካኣ መጋገይት ትኸውን መግለጺት ሂብካ ኣለኻ። ሕጂ ነታ ቪድዮ ክትእርማ ክኸብደካ ምዃኑ ፍሉጥ ኢዩ። ብትኽክል እዚ ዝብለካ ትኣምነሉን ትፈልጦን እንተ ኮንካ ግን ኣብቲ ቦታ ሪኢቶ ክትእርማ ትኽእል ኢይኻ። ካልእ እቲ ኮኾባይ ብምብራቕ ምስ እንዳ ዳሽምን ሞኖኽሰይቶን ትዳወብ ዝብል መግለጺ ገይጋ ኢዩ። ኮኾባይ ዝኾነ ይኹን ዘራኽብ መሬት ምስ ሞኖኽሰይቶ የብላን። ብምብራቕ ምስ እንዳ ዳሽም ጥራይ ኢያ ትዳወብ። ምናልባት እዚ ሓሳበይ ብምሃበይ ከም ድፍረት ከም ዘይትሪኦ ብምትእምማን ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ እሞ ጌጋ እንተ ኣለኒ ከም ኣሕውት ክትእርመኒ ይካኣል ኢዩ። ኣነ ውን ጌጋይ ንምእራም ድልዊ ኢየ። ሓውካ ምሕረተኣብ ሃይለ ( ወዲ ቐሺ) ዳሽመታይ ❗
@Hallo.7649
@Hallo.7649 2 жыл бұрын
🥴🤣🤣🤣🤣
@Tesfay-wr6qe
@Tesfay-wr6qe Жыл бұрын
ኣሕ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ 5 күн бұрын
🥺🥺
@habesha139
@habesha139 2 жыл бұрын
Rip😭😭😭
@Michael-sp8lv
@Michael-sp8lv 19 күн бұрын
ኣሕ ህዝበይ ኣብ ገዛእ መረበትካ እባ በዚ ጭካኒ ስርዓት ንውርደትን ሞትን ተፈረድካ
@habtomtsegay4494
@habtomtsegay4494 2 жыл бұрын
😥😥😥
@apromisinglifeትስፉዉናብራ
@apromisinglifeትስፉዉናብራ 2 жыл бұрын
😢🥹
@tsegaarefaine7676
@tsegaarefaine7676 2 жыл бұрын
😓😓😓😓😓
@tesgebreslasie7147
@tesgebreslasie7147 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ጋዜጠኛ ታሪኽ ምዝንታውካ ጽቡቕ እኻ ኣንተኾነ መኣረምታ ክኾነካ ኣበይ ከም ዝርከብ ብግቡእ ሓቲትካ ታሪኽ ምስናድ ጽቡቕዩ፡ እንዳዳሽም ዝርከበሉ ዓዲ እንበር ዝዳወበሉ ዓዲ ኣይኮነን።
@Wedisenafe-k8n
@Wedisenafe-k8n 17 күн бұрын
Aha way senafe adey b hgdef eba tewaridki sorry eritrea kbl eye
@wintanegasi3764
@wintanegasi3764 2 жыл бұрын
Senaufey ak 😭💔😭
@ጉስነት
@ጉስነት 2 жыл бұрын
ከማና ዝስቀ የለን ኣብዛ ኤርትራ ትባሃል ብጥሪትን ገዛናን ስድራናን መሬትን ኣዝርእትናንን ብዙሑ ሽግር ኣለና ነዚ ኩሉ ጸርይና ካኣ ንነብር ምስ ጎሮቤትና ደም ተኪሎምልና ናብ ኣስመራን ከረንን ባጽዕን ያሃድሙ ንሶም ዝተከልዎ ደም ንሕና ንክሕሶ።
@wintanegasi3764
@wintanegasi3764 2 жыл бұрын
@@ጉስነት Tekekl ziyday 😭😭😭
@ጉስነት
@ጉስነት 2 жыл бұрын
@@wintanegasi3764 ኣነ ማዓንጣይ እየ ዝኩምተር ዉንቱ ሓፍተይ ክንደይ የሕዋትና ብጠያይቲ ሻዕብያ ተቀቲሎም እዮም
@asmeretmehari611
@asmeretmehari611 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭
@weldebrukhadgu2248
@weldebrukhadgu2248 2 жыл бұрын
😢😢😢😢
@lemlemwoldeselassie1625
@lemlemwoldeselassie1625 Жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭
@milkyas0000
@milkyas0000 2 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
JESUS [Tigrinya (Eritrea)] 🎬
2:01:45
Jesus Film
Рет қаралды 2,3 МЛН
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 46( BY BRUNO )
47:48
Awra Tube
Рет қаралды 87 М.
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН