2020 ኤርትራ ምህናጽ ኣባይቲ።

  Рет қаралды 67,086

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

Пікірлер: 160
@meksenab_bey_neney_akonens756
@meksenab_bey_neney_akonens756 Жыл бұрын
Wow🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alemabraha3268
@alemabraha3268 3 жыл бұрын
I proud of Eritreans People God bless Eritreans People 🙏🙏🙏
@ribka5027
@ribka5027 3 жыл бұрын
Love Eritrean & ERITREA✌✌✌✌🐪🧚‍♂️🧚‍♀️🧚‍♀️
@ribka5027
@ribka5027 3 жыл бұрын
It's fantastic topic.
@kisanet4715
@kisanet4715 3 жыл бұрын
ዋላ ኣብ ከተማ ቡዙሕ ተሰሪሑ ዩ ምስቲ ዝነበረና ወራር ❤🇪🇷❤🇪🇷
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 жыл бұрын
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ህዝበይ ምንግስተይ ኩሉ ክኽውንዩ
@mathu4616
@mathu4616 4 жыл бұрын
Okay Amlak ybelo!xbuq hasb eyu Amlak yagzokum kuburat Merahtna🇪🇷.
@redaeastbeha5034
@redaeastbeha5034 4 жыл бұрын
poor isayas Derg ass ideology sucker! poor propaganda!
@abe7478
@abe7478 4 жыл бұрын
erena.org/%e1%8a%a3%e1%89%a5-%e1%8b%88%e1%8c%bb%e1%8a%a2-%e1%88%83%e1%8c%88%e1%88%ab%e1%89%b5-%e1%8a%95%e1%8a%ae%e1%88%a8%e1%8a%93-%e1%8b%9d%e1%8b%8b%e1%8c%bd%e1%8a%a5-%e1%8b%98%e1%88%8e-%e1%8c%88%e1%8a%95/ It is a shame to depot the peoples money to Russia and china, Why?? did you ask this?
@نتتنمننن
@نتتنمننن 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷👍👍💯💯💯💯💯💕💕💕💕❤️🌺🌺💝💝💝💝💝💪✊😘😘😘🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💚☂️
@tbiru6175
@tbiru6175 3 жыл бұрын
@@redaeastbeha5034 the camel proudly walking the dogs .......
@natnaelokba5452
@natnaelokba5452 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@henokjapan2954
@henokjapan2954 2 жыл бұрын
2023 በጽሕና ማእስ
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 4 жыл бұрын
Welcome deki eri
@adhanomkahsay
@adhanomkahsay Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ merhaba halale meretna ❤❤❤❤❤❤
@belaygirma4485
@belaygirma4485 4 жыл бұрын
Bravo eleka aleku. Temam gerka aresasnom tesfa qorixom nzxenhu. Qdim nezom ab dege zelewu kea wesikela.
@davidw3565
@davidw3565 3 жыл бұрын
02/05/2021 ezen tblen zeleka gezawti abey besihen? dos kem kulu gizie shita may koinen?
@loveisone4240
@loveisone4240 8 ай бұрын
2024 ke
@yoditgebreselassie7671
@yoditgebreselassie7671 3 жыл бұрын
ናብ እቲ ትደሊዮን እትምነዮን ዕላማ ንምብጻሕ አበርቲዕኻ ምስራሕን ምጻዐርን ናይ ኤርትራውያን ጠባይን ባህርን እዩ ኢለ ክገልጾ ይፈቱ። ሕጂ ኸአ እዚ ኹሉ ንርእዬን ንሰምዖም ዘለና ዐበይቲ ፕላናት በቶም ዘይሕለሎም ጀጋኑ መራሕትና አብ መፈጸምትኡ ከምዝበጽሕ ሩጉጽ እዩ። ሐንቲ ነገር ግን እቶም ትጻረፉ አፍኩም እንተ ሐተምኩም ዝሐሸ ነይሩ። ዐወት ንሐፋሽ 🇪🇷
@michaelteklezghi2370
@michaelteklezghi2370 3 жыл бұрын
ዘይንሕለል ደገፍቲ ዓማጾ ረሲዕክላ
@yoditgebreselassie7671
@yoditgebreselassie7671 3 жыл бұрын
@@michaelteklezghi2370 have you seen the great plan in our country you should be so proud of our great leaders. What more do we need let’s support our country and our leaders in anyway we can. Long live to our great leaders. 🇪🇷💪🇪🇷
@natania553
@natania553 3 жыл бұрын
❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️ እዚ ወዲ ገርሰት እዩ ዝብሃል ናይ ብርዒ ስሙ ኣበይ ኣሎ ዝፈልጥ ሰብ ይንገረና ማለት ቦታ ኣይበልኩን ብሂወት ኣሎ'ዶ'ዩ ሕቶይ: ጠፊኡ ነዊሕ ኮይኑ
@begooddogood8334
@begooddogood8334 3 жыл бұрын
ኣይፈለጥካን ዲኻ?
@natania553
@natania553 3 жыл бұрын
@@begooddogood8334 : እሂ... ዋላ ሓደ ዝፈልጦ የብለይን ሓወይ ? እንታይ ድዩ ኮይኑ?
@sidralomi
@sidralomi 3 жыл бұрын
Bejakum eske b eseyas afewerki zifers enber zihnets aykihilun keman
@hiwetberhe3001
@hiwetberhe3001 3 жыл бұрын
simply embarrassing to say the least.
@wedimeakele2748
@wedimeakele2748 4 жыл бұрын
ኣታ ማይ አንዶ ገጭብዎ በስምኣብ ክብል አንታይ አዩ ዝብል ዘሎ፡ ጉሓፍ ገጽ ፋኛትራ
@natnaelokba5452
@natnaelokba5452 3 жыл бұрын
Junta shut up
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 4 жыл бұрын
ሕልምኹም ንኢትዮጵያ ትረብሓሉ መንገድታት ጥራይ ኢኹም ትሰርሑ ! ነቲ ካብ ኣስመራ- ዓዲ ተከለዛን - ከረን - ኣቝርደት - ተሰነይ ንምንታይ ብግቡእ ብዘመናዊ ደይስራሕ ?
@natnaelokba5452
@natnaelokba5452 2 жыл бұрын
@@tomasberhane2866 that is good. We can do it without being Expecting from ethiopian
@Asmerana
@Asmerana 3 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ : አቱም : ጀጋኑ : ናትኩምሲ : ንበይኑ'ዩ :: ሕጂ ኸአ : ሕድሪ : ስዋአትና : አብ : ተግባር : እንዳተራእየ : ጸባ : አስቲኹምና :: አንቱም ግሩማት : ፍጥረት : አጀኹም ቀጽልዎ: ዓይኒ እቶም : ሓሳዳት : ከአ : ይደፈን! Happy Birthday PIA! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mesfin5835
@mesfin5835 3 жыл бұрын
መን ኢኻ ንመን ኢኻ ወኪልካ ትህብ ዘለኻ። ሙእተዊ ዘይብሉ ሓቤራታት ክትከታተሎ አሸጋሪ እዪ
@michaelnegusse2652
@michaelnegusse2652 3 жыл бұрын
ናይ ኣባይቲ ንዉልቃውያን ኣውፈርቲ ምስ መንግስታዊ ሽርክነትብምዉህሃድ ብዘይ ዉዓል ሕደር ፍታሕ ክርከበሉ ይግባእ:ዓቕሚ ኣይኮነን እቲ ሽግር ግሉጽነት ብመንግስቲ ኤርትራ ዘይምህላው ዩ ::
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 4 жыл бұрын
Tim bel hasawi feshkual Bsenki quwinat weyane geletat aytbel tgray wun ko dhri ezi kulu tblo zeleka yom meabilom, eritrea gn bsenki eseyasn degeftun abzi wedika,dehar bzaeba dobn esuratnan kuwamnan zeytzareb haki ente halika hasawi hadami
@basiliosissack6154
@basiliosissack6154 4 жыл бұрын
emo abzye aleme aynberkan. Eritrea abe mntay kmzenbert
@hermon455
@hermon455 4 жыл бұрын
Ksab hjiii hlmi alekum meas ekum ktbaraberuu
@begooddogood8334
@begooddogood8334 4 жыл бұрын
መታለልቲ ዓመት መጸ ዘይትግበር ተስፋን መብጻዓን አንታ እዝግሄር ፍርሁ ዕድሚኦም ምሉእ ተቓሊሶም እህህ እናበሉ ሬሶኦም ካብ ገዛ ክራይ'ዩ ናብ ናይ ዘልአለም መዕረፊኡ ክኸይድ ንርእዮ ዘለና::
@eritrea6062
@eritrea6062 4 жыл бұрын
Enjera egzabiher blae ezom hasewtiy hsurat 30 aemet ab hagreseb semay eyu geza kiray metaleltiy edmiom menawihtiy.
@beesea216
@beesea216 4 жыл бұрын
ዓለም ብምልእታ ገዛ ክራይ እያ እታ ሰላም ዝከላእኩምና ይገድድ።
@EMATUBE768
@EMATUBE768 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ግን ከሓተካ አበይ ኮንካ ኢካ ክንድዚ ዓፈርፈር ትብል ዘለካ እቲ ስራሕከ መን ይሰርሖ ወይ ካአ ብወድያመን ጉልበት እዩ ክትነግረኒ ይደሊ አለኩ please okay
@tbiru6175
@tbiru6175 3 жыл бұрын
Z only thing they need from is 2 keep ur mouth shut do not distract o/a Show us how u do it.
@tedroszegherghish9062
@tedroszegherghish9062 3 жыл бұрын
ብመን ክስራሕ ንዓኻ ዝምልከት ኣይኮነን።ሰብ የብላን ኤርትራ ኢሎም ዝወረሩ ሓሳዳት ከማኻ ስግርመርብ ጎረቤት ዝደምሰሱ ንኤርትራ ክሃጽዋ ሙኻኖም ኣይትዘንግዕ !
@EMATUBE768
@EMATUBE768 3 жыл бұрын
@@tedroszegherghish9062 ስቅበል ሓሳዊ ንስካከ አበዴከ ኮንካ ዲካ ትዛረብ ዘለካ ጎሓፍ
@rusomberhe7092
@rusomberhe7092 3 жыл бұрын
Hawna Tzarebo zeleka ka sbuk entekone . Kab hawelri gele tbl netom zelewu Zeyyekberkas Netom zmetu. Sgtir kblukas kemziyu. Hzbi enatfaeka hayliseb delika.
@teklenara9386
@teklenara9386 Жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ሱቅ ዘይትብሉ ኣባይቲ ሐርኢ ተመን ኮይኑ ኣሎ ክንደይ መንበሪ ክስርሐላ ዝከፈለት ንመንግስቲ ቁርጢም ኣብሎሞ ሱቅ እሎም ኣለዉ በጃኩም ሕማም ሰብ ኣይቲተንክዩ ገልኣ መይታ ገልኣ ስንክላ መዓስ እዮም ክቅመጥሉ ኣብ መቃብር ኮይኖም በጃኩም ሕጅ 2023ኮይኑ ኣሎ እስካ ተዛረብ ዘለካ 2020እካ ሱቅ ምባል ክኣልዎ መን ከብድኩም ረግጽኩም ዓመታት ትቆጽሩ ገንዘብ ህዝቢ ውልቀ ሰብ የታልል እንበር መንግስቲ ከታሊል ተራእዩ ኣይፈልጥን ምክንያቱ መንግስቲ ንህዝቢ ከይውጻዕ ከይብደል ዝሑሉ ስለዝኮነ ህዝቢ ዲማ ኣምኑ ገንዘቡ ህብዎ ሕጅ ግን ህጥም እሉ ኣሎ በጃኩም ኣቁሳል ህዝቢ ኣይትጉድኡ ኣይተታልሉ ሱቅ ምረጹ። ከምቲ መንግስቲ ቁርጢም ኣብሉ ሱቅ እሉ ዘሎ።
@niyatkidane4139
@niyatkidane4139 3 жыл бұрын
ኣበይ ኣሎ ደኣ እቲ ቅድሚ ዓመት ክስራሕ ዝበልክሞ ሕጂ 🙄
@maednme4657
@maednme4657 3 жыл бұрын
እሞኸ 2021 ተወዲኣስ ዝገበርክሞ ነገር የለን። ኣታ ታይ ኢዮም ፕሮጀክትኹም ጥራይ ዲኹም ትነግሩና ብፕራችቲካል ደኣ ዘይትኽእልዋ ። ፎእ
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 4 жыл бұрын
ግድን እንበር ጉዕዞና ዘሰናክለና የልን
@gchi9955
@gchi9955 4 жыл бұрын
ካብ ሐሶት ምልፍላፍ .መሰል ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ቁዋም ሀገር አብ ተግባር ይውዓል .ን 30 ዓመታት ናይ ምትላል ይአክል .
@abe7478
@abe7478 4 жыл бұрын
erena.org/%e1%8a%a3%e1%89%a5-%e1%8b%88%e1%8c%bb%e1%8a%a2-%e1%88%83%e1%8c%88%e1%88%ab%e1%89%b5-%e1%8a%95%e1%8a%ae%e1%88%a8%e1%8a%93-%e1%8b%9d%e1%8b%8b%e1%8c%bd%e1%8a%a5-%e1%8b%98%e1%88%8e-%e1%8c%88%e1%8a%95/ It is very sad to read such kind of news, it shameful of HGDF, but why are they depoting the peoples money to russia and china? Why? we are very weak, have fear to fight them??
@abrahamteklay6553
@abrahamteklay6553 3 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ዝምነዮ'ዩ። እንታይ ሱቅ ኢልካ ክቡር ክቡር እንዳበልካ ከምዚ ንሱ በይኑ ዝዓይ ተምስሎ. ህዝቢ ኤርትራ ከምዚ ሓሶት ዝመልኦ ልብወለድ ሰልችይዎ, ኣይተጣቅእ። 2020 ዓለም ብቅልውላው ትሳቀየሉ ኣብ ዘላ ግዜ, ከመይ ኢሉ'ዩ ኢሳያስ ሃገር ክሓንጽ? ፈቲካ ጸሊእካ መንግስቲ ኤርትራ ንኤርትራ ክገብረላ ኣይክእልን'ዩ። ብብልሽውና ተጨማሊቁ'ዩ። ኣብ 2020 ክንዲ ምዕቡል ኤርፖርት ድህነጽ, ኣብ ደየለ ሓሸውየ ምስ ኢትዮጵያ ዝምድና ፈጢሩ እታ ዝነበረት ኤርፖርት ኣንያ። ።። ሓሳብካን ምኞትካን ጽቡቅ ኔሩ, ግን እንታይ እሞ ዘይጠቅም መንግስቲ ሂዝና ።
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 4 жыл бұрын
ኣንታ ክንደይ ትሕሱ ኢኻ ! ዓይኒ መን ኢኻ ከተዕውር። ኣብ ገጠራት ኤርትራውያን ኣብ ገዛእ ትውልዲ ዓዶም ነቲ ደሞም ዝከፈልሉ መሬቶም እነሆ ንሰላሳ ዓመታት ተኸልኪሎም ኣለዉ። ኣብ ኣስመራ ኣባይቲ ክንሰርሕ ክበሃል ከሎ ነቶም ካብ ፈቐዶ ኩርንዓት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ተዓጪቖም ዘለዉ ኣባይቲ ክንሰርሓሎም ክብል ከሎ፡ ነቶም ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዘለዉ ሓረስቶ መሬቶም መንዚዑ ኣባይቲ ክሰርሓሎም ማለት እዩ። እዚ ከኣ ንህዝቢ ከባቢ ኣስመራ ዘለዋ ዓድታት ካብ ዓዶም ጉሒፍካ ምድርባይ ስለ ዝተደልየ እዩ። መንግስቲ ሓቂ እንተልይዎ እቶም ኣብ ኣስመራ ተዓጪቖም ዘለዉ ኣብ ዐዓዶም ከይዶም ገዛ ክሰርሑ ኣለዎም። ነቶም ቀዋሚ ስራሕ ዘለዎም ከኣ ኣብ ማእከል ኣስመራ ዘለዉ ኣባብይቲ ኣፍሪስካ ከምዚ ናይ ሰምበል እንዳኮርያ ሰሪሑ ፍታሕ ክገብር ኣለዎ።
@falazaki
@falazaki 3 жыл бұрын
2021 teweda bro hgi ka ahhh
@kemmenbibu4161
@kemmenbibu4161 3 жыл бұрын
ሕልሚ ካብ ስውእ ዑቕባጋብር ዘይርድኦ መራሒ ወይውን ተጋዳላይ አሎ ማለት እዩ።ንገዛኢ ስርዓት ምብራር ጥራይ ዝጽበ ዝነበረ ። ምህናጽ ምምሃር ሓድሽን ምሁርን ሰራዊት መራሒ ምምራጽን ካልእን አብ ኤርትራ አየድልን እዩ ንምንታይ ናይ ምዕራባውያን ሓሳብ ነተግብር ።ካብ ብትራክተር ብብዕራይ ምሕራስ ካብ ርሻናት አጓዱ ካብ ጽጋብ ጥምየት ካብ ነጻ ምዕጻው ብሉጽ እዩ።
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 3 жыл бұрын
Hasawi esub 2021 alena eti ametat zeyatu dyu zmeslekum amet amet hasot fo dmxi keyrka zereba aboka tdegm
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 4 жыл бұрын
ኣዬ ዘይህከየኩም፣20 ዓመት መግለጺ ፣20 ዓመት እምኒለና፣ወርቂለና ቤንዚን ኣለና ፣ላም ኣለኝ በሰማይ ወተቷን እማላይ፣ ንቢሻ ዝኸውን ሓይሊ ኤለክትሪክ ግን ኣሎ፣ምሽዶ።ጸዓት ኣድላዬ ምዃኑ ኣብ ቃሩራ ዘሎ ኤርትራዊ ከማን ይፍልጦዩምግላጽ ኣየድልየካንዩ፣ስራሕ ስርሑ መግለጺ ተነፉሑዩ ሰብ ።
@A.A.A551
@A.A.A551 4 жыл бұрын
Hray prezidenti medere mebre isaias nay degam kaset dika wala zeyle aytnbb.
@عدووديمدهنبرادإريتريا
@عدووديمدهنبرادإريتريا 3 жыл бұрын
ኣይሰርሕን ኢዩ ስእሊ ጥራይ ኢዩ
@binyamkifle7720
@binyamkifle7720 4 жыл бұрын
Papa galo.
@yonasberhane6836
@yonasberhane6836 4 жыл бұрын
Zteserehe abayti yefrusu ember entay khanxu hasawi jasus nkalka belo ezi naena aytnegrenan eka .
@abe7478
@abe7478 4 жыл бұрын
erena.org/%e1%8a%a3%e1%89%a5-%e1%8b%88%e1%8c%bb%e1%8a%a2-%e1%88%83%e1%8c%88%e1%88%ab%e1%89%b5-%e1%8a%95%e1%8a%ae%e1%88%a8%e1%8a%93-%e1%8b%9d%e1%8b%8b%e1%8c%bd%e1%8a%a5-%e1%8b%98%e1%88%8e-%e1%8c%88%e1%8a%95/ It is very shameful to read like this news, but why are they depoting the peoples money to russia and china?? Why? becuase we have fear of them, we don't ask them???
@habtomtes8975
@habtomtes8975 4 жыл бұрын
ኣንታ ንዚ ሰብ ቤተሰብ የብሉን ድዩ ማጮሎት ዘይ ወስድዎ
@ከረንሰንሒት
@ከረንሰንሒት 4 жыл бұрын
kkkkkkkkk ስብ የብሉን
@hailegebreyohannes9155
@hailegebreyohannes9155 4 жыл бұрын
ታይ ኮን እዩ ሽግሩ ዜጋታት ዘፈረዩዎ ሃፈቲ መንበሪ ኣባይቲ መህናፆም ታይ ኮን እዩ ቸግሩ ዜጋታት ብነፃነት ሃፍቲ ናይ ምፍራይ መብቶም ዝክልከሉሉ አረ ብዙሕ እንታይ ኮን ችግሩ ንስኹም ምስ ካልኦት ሃገራት ሰላማዊ ርክብ እናገበርኩም ኣበ ዓለም ለኸ ንግዲ ተሳተፍቲ እንተኾንኩም ዓለም ሪሒቓ ከይዳ አላ ዓለመ ሪሒቃ ዝኸደት ድማ ኣምባ ገነን መነግስቲ ስለዘለዋ ዘይኮነ ኩሎም ስራሕቲ ብዲሞክራሲ ከትፍፅም ብምኽኣላን ምዃኑ ብመጀመረያ ደረጃ ክትኣምኑ ክትክእሉ ኣለኩም ።
@SB10889
@SB10889 2 жыл бұрын
Entay serihu ab heterat??🤔 kndey tihsu
@robielberhe8083
@robielberhe8083 4 жыл бұрын
Yeshq tray ezi tzarebo zeleka qurub zeythafr hade kubur nayhanti Hager tblo netom zerhom zelo hzbi bxbuq ma zmerh tray ika tegadilom naxnet zemxu ab gudgad enda yeetewes kid drbay ileka aleku mnbar hanti eya
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 4 жыл бұрын
ዉይ አታ ጽቡቅ ገዛ ተረአኹስ ንስኻ ዲኻ ገጽካ ትርሐቅ
@abe7478
@abe7478 4 жыл бұрын
erena.org/%e1%8a%a3%e1%89%a5-%e1%8b%88%e1%8c%bb%e1%8a%a2-%e1%88%83%e1%8c%88%e1%88%ab%e1%89%b5-%e1%8a%95%e1%8a%ae%e1%88%a8%e1%8a%93-%e1%8b%9d%e1%8b%8b%e1%8c%bd%e1%8a%a5-%e1%8b%98%e1%88%8e-%e1%8c%88%e1%8a%95/ It is a shame to depot peoples money to Russia and china, but why????
@debraiandehanes9356
@debraiandehanes9356 3 жыл бұрын
በቕሊ ትወልደሉ ግዜ ከተርኢዩና ንጽበ::
@yonasberhane1254
@yonasberhane1254 3 жыл бұрын
Ezi tiblo zeleka normal kulu seb kihasbo zikiel kelil guday eyu abzi zemen ezi
@abelotube5864
@abelotube5864 3 жыл бұрын
ካብ ትግራይ ዝሰቅቁሞ ማሽነሪታት እዮም መህፈሮ ንውልድውን አይትጠቅሙም
@alibakil1816
@alibakil1816 3 жыл бұрын
ለለ ትግርኛ ታማሃር ሰብ ክርዳኣካ ቆማል።
@عدووديمدهنبرادإريتريا
@عدووديمدهنبرادإريتريا 3 жыл бұрын
ኣበይ ደኣ ኣሎ ናይ ስእሊ ጥራይ።
@dawitghebremeskel4404
@dawitghebremeskel4404 4 жыл бұрын
ኩርምታ ምስተወድዐ ጮማ እንታይ የእብስ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 4 жыл бұрын
ጤሳታት ኣብ ኩሉ ኤርትራ ካብ ዝዕደል ነዊሕ ግዜ ሓልፉ እዩ። እዚ ካኣ እቲ ዝተዓደል ሰብ እዩ ዝሰርሖ፡ እዚ ስለምንታይ ዘይፍቀድ? ብ1997 ቦንድስ ተዓዲሉ ስለምንታይ ዘይተወደአ? እቲ ዓበይትን ገፊሕን ሓገራዊ ህንጻ ክስራሕ እዚ ትብሎ ዘለኻ ነገራት ከድሊ ምዃኑ ፍሉጥ እዩ፡፡ ስለዚ ብፍላይ እቲ ውልቃዊ ጢሳታት በቲ ፕላን መሰረት ክስራሕ ዘፍቀድ፡፡ ብ2018 ምኒስተር ወለኪኤ ኣብራሃ፡ ህንጻ ኣብ ግጥራትን፡ ሓውሲ ከተማታትን ተወዲኡ ስራሕ ተፈቒዱ ኣሎ፡፡ ኣብ ከተማታት ካኣ ኣብ መስርሕ ኣሎ፡ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ካኣ ክፍቀድ እዩ ኢሉስ፡ ገለ ስድራ ቤታት ጤሳታተን ክሰርሓን ተስፋ ተጌሩን ነይሩ፡ ሑጻ ግን ፍጹም ተኸልኪሉ፡፡ እዚ ካኣ ጸብሒ ብዘይ እንጀራ ማለት እዩ። ሑጻስ ስለምንታይ ይኽልከል? ሳኣን ገዛ ዘይምህላው፡ ኣብ ደገ ዝነብሩ ስድራ'ቤታት'ኮ፡ ናይ ሆቴላትን ናይ ነፈርትን ክብርታት ምስ ናይ ካለኦት ዓድታት ዋጋታት እንዳ ኣነጻጸሩ ናብ ሃገሮም ምኻድ ኣቋሪጾም ናብ ካልእ ሃገራት ንዕረፍቲ ዝኸዱ ዘለዉሑዳት ኣይኮኑን፡፡ እዚ'ኮ ንሃገር ቀሊል ክሳራ ኣይኮነን፡፡ ንኣብነት ፕሮጀክት 2013 ኣብ ክልተ ዓመት ክውዳእ ተባሂሉ ክንደይ ሰብ ተጓይዩ ገንዘብ ተኸፊሉ፡ 7 ዓመቱ ሒዙ ኣሎ፡፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ገዛ ጸገም ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ዘሎ፡፡ ጤሳ ኻብ ዝዕደል ክንደይ ኮይኑ ኣሎ? ሎሚ ዳርጋ ኩሉ ሰብ፡ ብፍላይ ካኣ መንእሰ ካብ ደገ ንዓዱ ምኻድ ጨሪሱ ኣቋሪጽዎ እዩ፡፡ ስለዚ ገለ ፍታሕ ክናደ ኣለዎ
@ghrmaytesfay7414
@ghrmaytesfay7414 4 жыл бұрын
ልክባት
@ወዲ78ኣስመራ
@ወዲ78ኣስመራ 4 жыл бұрын
Haswei hasawei nay alem geza enda afresu geza kihanxeu ezi demecha hizbi eritrea
@aronaronhail2516
@aronaronhail2516 3 жыл бұрын
Helmi derho
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 4 жыл бұрын
ኣብ ኣፍሪቃ ከም መንግስቲ ኤርትራ ገይሩ ንህንጸት ሃገር ወይህንጸት ከባቢና ገይሩ ዝምነ መንግስቲ የሎን ክብሃል ይከኣል።ግን ን ኣስታት፡(30) ዓመት ዝዓነወት ሃገር ንምሕዳስን፡ምህናጽን እናሰራሕና ገበርቲ እከይ ከኣ ኩናት ዘይሓሰብናዮ ኣብ 1998 ወያነ ኩናት ከፊቶምልና።እቲ ዝተረፈ ዓመት ከኣ ኣይሰላም ኣይኩናት ኮለል ከቡሉና ጸኒሖም።ንሕና ኤርትራውያን ከምቶም ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ሰማይ ጠቀስ ገዛውቲ ምስራሕ ጠፊእና ኣይኮነን።ግን ሃገር ክንካላከልን፡ሃገር ከነውሕስን ዝተከፍለ መዋእትን፡ግዜን መወዳእታ የብሉን።ሕጅ ከኣ ጸገም የብሉን፡ከምቲ ፕረስደንቲ ኢሰያስ ዝበሎ ኣብ interviwe ዝኮነ ኤርትራዊ ኣብ ሰለተ ባታ ማለት ኣብ ቆሎ፡ከበሳ፡ኣብ ገማግም ኣብ ዝደለዮ ክሰፍርን፡ገዛውቲ ክሰርሕ ከም ድላዩ ይኽእል ኢዩ።ስለዚ ዝኮነ ኤርትራዊ ብገዛ ይኩን ብባታ ክሽገርን፡ክስእን ኣይንደልዮን ኢና።ምክንያቱ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ስለ ዝኮነት።
@ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ
@ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ 4 жыл бұрын
ምፍራስ ወይ ምህናጽ ክክክ ወይ ጉድ
@binyamkifle7720
@binyamkifle7720 4 жыл бұрын
Hasawi lekbat
@awethaile1412
@awethaile1412 3 жыл бұрын
Hawey natey kab qerb Elektrik gele yelen enda belka nebseka teschu leli kulu amelak zehabeka tshay aleka solar zeytegeber haqi ente haliyouka qedamay alem teazeb abeta qurub zelatom nay tshay geze kemey yetkomela kaleay keas xrgeya kalen tebel hageru kehanx zekel schbab menesey gele abe sedet gele abe maeserti derbikas hager kethenex
@lifea6071
@lifea6071 4 жыл бұрын
Hasawi
@geneamha7584
@geneamha7584 3 жыл бұрын
Antem ztrserhe Tefrusu!!!!
@eritreanvibes9176
@eritreanvibes9176 3 жыл бұрын
Kem hager darga n 30 amet Eritrea tihalmo eyu kitihnex hzba kkesn selam ksefna gn kab amlak ena nxbeyo ember nhna kulna deka nzareb do nhanx, etom zserhu ztgbru zhanxu s halifomla eyom neza hager.
@kemkedemeyye5945
@kemkedemeyye5945 4 жыл бұрын
blash kabukums bhiji dea neana zkowen mengsti nrekb nkewen enber
@rimey8334
@rimey8334 3 жыл бұрын
Atum Bzi Atikum Na ERITREA des zeyblekum Tekoynu zeytwexu Ezi Netom Nhugernan Nmengstnan ndgf MEAD eyu wuxu
@niguseabrha681
@niguseabrha681 3 жыл бұрын
Hgdf lair
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 3 жыл бұрын
Kkkkk መራሂ ኢርትራ ዲኣ ካብ መዐስ ገዛውቲ ይሀንጽ የፍርስ ኢምበር ዝተሀንጸ ኢናፍረሰስ ይሀንጽ ትብሉ ኪዱ ዐሻኩም ድለዩ መን ኪአምነኩም ሰጣውንቲ ኢሰያስ ዘለዎ ሀገር ምህናጽ የለ ምዕባለ የለ በጀካ ምብራስ ኣምላክ ዲኣ ናይ ኢዱ ይሀቦ ሰይጣን
@mass-media6445
@mass-media6445 4 жыл бұрын
መን ከ ክቕመጦ እዩ ሰብ ዘየለ 70 % አብ ስደት ዓለም ተዘሪኡ ዘሎ ህዝቢ ኤሪትራ ከላም ፋርቕ ዓጀውጀው ምባል እዩ
@gomesta9113
@gomesta9113 4 жыл бұрын
aaaaaaaaaaaaaaaa aaaaaaaaaaaaa aaaaaaaaaa why he talks like he owen the country. even the president dosent speak like this.
@eritrea6062
@eritrea6062 4 жыл бұрын
Antum yehwatey hasot ekayu zizareb zelo kemey geru bitk btik abilu kzareb aqmiy seb yhatit ybil yebariruwo zeykonun zelewu Eritreawi menawihi eyu metaleliy.
@begooddogood8334
@begooddogood8334 3 жыл бұрын
Ched lokmax ab bayta zelo haki tezreb Aytserhu aytesrhu lekametkum temxae.
@yonasgebremichael745
@yonasgebremichael745 4 жыл бұрын
ተፍርሱ እምበር ንስኩም ደኣ እንታይ ክትሰርሑ
@fkriuemnetey4994
@fkriuemnetey4994 4 жыл бұрын
Kenelkiselkum do ey ey ey
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 3 жыл бұрын
Abayti menaxie yetrfna lemdnayo hzbi zeserho mefrasi ke akmi dyu sinu
@ራእሲወልደሚካኤልሰለሙን
@ራእሲወልደሚካኤልሰለሙን 4 жыл бұрын
ጥንቃቓ ኣብ ሜረት ናይ ደቀባት፡ብፍላይ ኣብ ኣስመራን ካሎኦት ዓበይቲ ከተማታት ዘለዋ ዓድታት፡ብዘይ ሜሬት ክብረት የለን፡ካብ ወያነ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዓድታት ዝገበሮን ዘጋጠሞን መንግስቲ ኤርትራ ዉን ክማሃር ኣለዎ።
@jossykennedy7406
@jossykennedy7406 3 жыл бұрын
Eritrea 50 amet ab hwket zneberet bzuh aynxbeyn ena malet entay malet eyu kab naxnet sgab hji bgbue teserihu dyu dkmetna aynshefn hzbna cab alem zhameke eyu ktblo tkiel eka mnm fetera zeyblu miebale cab 1 seb eyu zjmr nhna gn mengsti kenemarr trah nnebr eti calie kea kurub eka entekone hji zsrah zelo ms alem zeytkeyd plan eyu Eritrea ab alem zeytwedader ketema eya tkewn zela calie kea engeeners, embresa,,,,, ab adna kndey genzeb yetrfu ember bzaeba xbake ayegedsomn eyu ezi kea eti ziabeye shgr eyu hxr bzbele complete nay menfes lewti yedlyena alo eza biaf mnm keyserahka kab alem zbelexna ena sheytanawit mebegesit eya mo btegbar neree
@user-kr7rq5cv2p
@user-kr7rq5cv2p 3 жыл бұрын
Tegbar zbhal yelen. Mulu idmiom kentu mebtsiatatn zeyele hlmi derhon kzarebu iyom knebru. Sebey kndey chekek ila zhanetseto gezawiti indaafresu si hiji blaili koynom nhna nezi tsehem abayti knfetho ina yibluna. Sik ilka tseweta iu izi. Ab zeyele fantasia iyom atiom zelewu. This is pure propaganda.
@መርሃዊኣብርሃም
@መርሃዊኣብርሃም 4 жыл бұрын
ጅስ ድያብሎስ
@tesfaygirmai5219
@tesfaygirmai5219 4 жыл бұрын
Layers
@zerietghile1667
@zerietghile1667 3 жыл бұрын
Not far Eri...
@yonasberhane1254
@yonasberhane1254 3 жыл бұрын
Kab sudan kab ethiopia hayli eletrik ayedliyenan eyu kab red sea kingebro nikiel ena bro
@yaf8034
@yaf8034 3 жыл бұрын
Sebey kab sudan kab ethiopia eko b trhu ayhbukan eyom ktkeflelu eka eko.
@user-kr7rq5cv2p
@user-kr7rq5cv2p 3 жыл бұрын
imo haye inhelka golgol inhelka bahri. Tserih kea timesl
@rufaelrafae3724
@rufaelrafae3724 4 жыл бұрын
ውካርያ ኢካ ንስካ ኣይትሓፍርን ዲካ ሰነፍ ኢለካ ኣለኩ ዘይከውን ዛረባ ትዛረብ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 жыл бұрын
ሀሀሀሀ ሕጂ ድኣ ጁንታ ጸኒታ ሰላም ተረኺቡ እዩ ጌና ኤርትራ ድሕሪ ሕጂ ዝሕዛ ኣይትረክብን እያ ጽንዓት ይሀብካ ሕርርርር ዶ ኢልካ game over digital
@Ninotes17
@Ninotes17 4 жыл бұрын
Higdef kelo xibake nay eritrea zixibe entehalyu lewah tiray eu
@Finesekidazu
@Finesekidazu 3 жыл бұрын
መሳኪን ኩሉ ግዜ ግንሰርሕ ኢና እምበር ሰሪሕና ኢልኩ ዘይትፈልጡ ጠላማት
@dani92853
@dani92853 4 жыл бұрын
ሓሳዊ መን ፍለጥ ኢሉካ ከዛብ
@ተስፋኩሉ-ሐ2አ
@ተስፋኩሉ-ሐ2አ 3 жыл бұрын
መዋእሎም ክሕስዉ
@abrahamzeray2020
@abrahamzeray2020 3 жыл бұрын
Lokmax hasawi men flet elka ab zeytfelto tehteftf
@ተወልደነጋሲ
@ተወልደነጋሲ 3 жыл бұрын
Eko 2021tevexihu entay ti hasot tesebilkum du wedey bae
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 4 жыл бұрын
ፋብሪካ ክተክል ሓሲብካ ፡መገዲ ባቡር ክትሰርሕ፡ባቡራት ከምቲ ጣልያን ዝሰርሖ ፡ክትሰርሕ ምሽ፡ሎሚ ኢኹም ትሓስቡ ፡በቃ።ከምተወሳኺ ጽዓት ክትከል ፡። ሓድሽ መንግስቲ ኢኹም ትጅምሩ ዘለኹም። እቲ ኣረጊት መንግስቲ ንኤርትራ ዘዕነዋ ናበይ ከይዱ። እዚ ኩሉ ትብሎዘለኻ ብተደጋጋሚ ተነጊሩ ተገሊጹ ፡ክትሰምዖ ዘረብርብ መግለጺታትዩ፡እናረሳዕኩሞ ወይ ህዝቢ ኣይዝክሮንዩ ኢልኩሚኹም ፡ኩሉ ንዝክሮ ኢና። መከፋገሊ ናይ ዓሳ ን ኤርትራ ናብ ናብ 3 መቒልኩም ክሳብ ተሰነይን ከባቢኡን ዓስ ንምክፍፋል መዝሓሊ ዓስ መኻዚኖ ተሰሪሑ ፡ግን ዓሳ ዘይብሉ መኻዚኖ፡እቲ ህዝቢ ተጸብዩ ብተስፋ ክነቅጽ ጌርኩሞዎ፡ንትምህርቲ ፓይለት ልዕሊ 10 ዓመታት ኣናተፋሕሱ ክጽበዩ ተጌሩ ፡ እንተጠፍኡ ኢሳያስ ተጸብዩ ኣይጥፍኡን ብፕራይቨት ፓይለት ከምዝምረቑ ተጌሩ ኣብቲ መዓልቲ ምርቓ ኢሳያስ ባህ ከይበሎ ነቲ ሜዳልያ ኣብ ደረቶም ይጥቀዓሎም ኔሩ፡።ተመረቕቲ ብስነስርዕት ሰላምታ እናሃብዎ ኣየቕልበሎምን ኔሩ ዘሕዝን ፍጻመዩ ኔሩ። ስለዚ ሎሚ ከምዚ ክንገብር ኢና ተበልኩም ዝኣምነኩም የለን ።ሰውን ማምን ቀብሮ ነው። ክንደይ ዓመታት ሓሊፉ ከም ሓድሽ መንግስቲ ሕጂ ኣብ ዕራርቦ ን ስራሕ ንዕጠቕ ኣለና ትብልዎ ለኹም ።እቲ ናብ ኢትዮጵያ ዝወድ መንገዲ ባዕሉ ኢሳያስ እናተቖጻጸሮ ከምዝውዳእ ፍሉጥዪ እንተ ትኻልእ መመላእታ ሞ ቅጭጭእኳ ኣይብ ሎ።
@kinfeasefa5680
@kinfeasefa5680 3 жыл бұрын
Antum sebat men eyu khafrlom enberke zhaseb yemro alwo deyu wdza gohaf
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 4 жыл бұрын
Eway khsu bejaka hatyatyu zeytdegmo iaytzareb do blae trekbelu eika. Egzeo mharena krstot. Eahhhh matonela yntebka leklaki wahid.
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 4 жыл бұрын
ክንደይ ኣባይቲ ፣፣ ኣበይ መዓስ ይጅምር ፣ መዓስ ይውዳእ፣ክንደይ ባጀት፣ ካበይ ዝተረኽበ ባጀት፣ ተሰሊዑሉ ፣ፕላን ፕሮግራም የለን በቃ ፣ገና ብሕጂዩ ክጽናዕ ።ገና መንከምዝሰርሖ ገና ኣይተፈልጠን።ተዘይሞይትክን ጥዕናለክን።እዚ ዝበሃል ዘሎ ንዝመጽእ 30 ዓምት ከማን ኣይውዳእን ።ካብ ዓቕምኹም ንላዕሊዩ፣ንተስፋ ጊዜ መዓደጊ፣ሰብ ከምዝህከዮ ዋላ ካባኻትኩም ዘስተብህል የለን፣ፈሊጡዝደቀሰ ኣይሰምዕንዩ። ዝመጽእ ወለዶታት በቲ ዝመጽእ መንግስቲ ዝስራሕ ናይ ነዊሕ ፕላን ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ንህዝቢ ከምዘይፈልጥን ከምዘይርዳእን ምቑጻር ጥራሕ ዘይኮነ ንዕቀትዩ። ንሰብ ብተስፋ ንምእሳር ጥራሕዩ ። ክንገብር ኢና ተኾሊፍናምበር ብዋአያነ፣ሲ ኣይ ኤ ፣ ኣሜሪካ፣ኸጠር፣በቃ ።ኣብ ዝመጽእ 5 ዓመት ብጭብጢ እንታይ ክስራሕዩ ዘይትፈልጥ ተዀንካ ምግላጽ ግደፎ ።እዚ ትዛረቦ ዘለኻ ቅድሜኻ ዝነበሩ ተዛሪቦሞ ንስኻ ደጋጊምካ ተዛሪብካዮ ።ሰብ ረብሪቡ። ምናልባት ኣብ መፋርቕ 2020 ወ ምናልባት ኣብ 2021 ወይ ኣብዝመጽእ ክሳብ 3 ዓመት ናይግድን ክጅመር ኣለዎ ።ኤለትሪክ ስለዘየሎ ፣ስሚንቶ ኣለና፣ዓሳ ኣለና ግን ከንበልዕ ወያነ ፣ኣሜሪካ ሓሲዶምና ፣ኣይ ኣይበጃኹም ስርሑ ወይ ኣይትዛረቡ።ስቕ ጥዑም።2021 ጽባሕያ ሎሚ ትዛረቦ ዘለኻ መግለጺታት ጽባሕ መዐዘቢኻዩ።ወይ መን ይፈልጥ ምስመን ከምዝኾነ ዘይፍለጥ ውግእ ህሩግ ይብልሞ ኩሉ መሊስካ ካብ ባዶ ይጅመር ።ኣምላኽ ንኤርትራን ህዝባን ይሓሉምበር ካብሰብሲ ኦሮማይ።
@godislove9571
@godislove9571 4 жыл бұрын
Kubur hizbey abkindi tibil kubur president tibil bejaka mis hizibika kun dahar keyetaseka
@dawitghebremeskel4404
@dawitghebremeskel4404 4 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ መብፀእ ስልችዎ እዩ
@xebuq1238
@xebuq1238 4 жыл бұрын
Aytihasw
@mikeb2979
@mikeb2979 4 жыл бұрын
Zearkey ezi himket nay mengisti eyu
@arkobkobayent6797
@arkobkobayent6797 4 жыл бұрын
Piss off. Esseyas esseyas tray. Entay gebari u isseyas kab xbuku hmaku zeybezhn.
@hanibalgebar9535
@hanibalgebar9535 3 жыл бұрын
ኢሰያስ ዳኣ የፍርስ ኢንበር ይሰርሕ ድዩ
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 3 жыл бұрын
ዓድና መበቆልናዩ! እቲ መሬት ናይቶም ተወላዶ ዓዲ እዩ። ንሰላሳ ዓመታት ኣብ መቦቆል ዓድና ገዛ ከይንሰርሕ ዝኸልከለና መንግስቲ እዩ። መንግስቲ መሰልና ነፊጉና እዩ። ብድሕሪ ሕጂ ውን መንግስቲ ዝበለ እንተ በለ ዝኣምኖ የብሉን። ሕጂ ሱቕ ኢልካ ሃለውለው ኣይትበል።
@teamefessahaye6382
@teamefessahaye6382 4 жыл бұрын
አስከ ስቅበል በጃካ ካብ ባሃሊኡስ ደጋኒኡ ከምዚ አልና ዳኣ አድሜና ሙሉእ ጸሚምና አና ዝሃወይ
@zuurmenkaee2826
@zuurmenkaee2826 4 жыл бұрын
Ezi kulu megzaeti's wala hanti tbeb wey keelet standard zhalewe tmhrti keyhazkum. ygerm eu IQ natkum btaemi thut eu.
@medatekia1295
@medatekia1295 3 жыл бұрын
🤦🤦 ayooo
@GoogleUser-xd5fi
@GoogleUser-xd5fi 3 жыл бұрын
Fake fake fake!
EMN - ህዝብን ሰራዊትን - Eritrean Media Network
59:49
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 15 М.
The Ultimate Sausage Prank! Watch Their Reactions 😂🌭 #Unexpected
00:17
La La Life Shorts
Рет қаралды 9 МЛН
One day.. 🙌
00:33
Celine Dept
Рет қаралды 52 МЛН
The Ultimate Sausage Prank! Watch Their Reactions 😂🌭 #Unexpected
00:17
La La Life Shorts
Рет қаралды 9 МЛН