260 መምለሲ ዘይብሉ መገዲ - Road with no U-turn

  Рет қаралды 7,047

NEGARIT @negarit

NEGARIT @negarit

Күн бұрын

Пікірлер: 72
@ddselam
@ddselam 11 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ሓው ሳልሕ፡ጽንዕት ይሃቦም ንስድርኡ፡ኣዕሩክ ማሓዙት፡ኩሉ ደላይቲ ፍትሕን ሰላምን። Thank you for your time,expertise, and wisdom to make your people aware.
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 11 ай бұрын
Great Saleh! Thank you! RIP to Tesfaldet.....
@berhaneniere7154
@berhaneniere7154 11 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ
@tekeaokbakristos9614
@tekeaokbakristos9614 11 ай бұрын
ሳሊህ ቃዲ ንስኻ ውን በለህ መስተዉዓሊ ለባም ኢኻ ንበረልና👍👍👍
@kudusanhabte3376
@kudusanhabte3376 11 ай бұрын
መመሊስካ ታሪኩ ክንገር ዝድነቅ ሰብ ፡ዝተጓዓዝኩሞ ናይ ቃልሲ ጉዕዞ ኣቓሊልካ ዝረኤ ኣይኮነን እሞ ኣጆካ ከይተሓለልካ ቀጽሎ ንስካዉን ኣብነት ቃልሲ ኢካ።
@woldegabrieltesfamariam5118
@woldegabrieltesfamariam5118 11 ай бұрын
I don't know him. But, what he has done for the Eritrean shall remain a standing monument. RIP.
@tutufet4843
@tutufet4843 11 ай бұрын
What do you mean by RIP. I think you yourself need to rest in peace. He is healthy and sharing amazing information every day.
@tutufet4843
@tutufet4843 11 ай бұрын
ዘይምኖ ዕላል(ትምህርቲ ). ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ክህበካ ይምነየልካ ኣነስ
@salehtaha826
@salehtaha826 11 ай бұрын
Life goes on big brother. May your friend RIP
@berekettsegay199
@berekettsegay199 11 ай бұрын
❤❤ተስ& ሳልሕ / አቶም ናብ ስልጥንቲ ዓለም ዘላለኹምና ስልጡናት ሙሁራት ደቂ ኤርትራ GodBless rip ን ተስ
@stellariesom8306
@stellariesom8306 11 ай бұрын
I believe you brother. .
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 11 ай бұрын
Mengeste Semayat yewares❤ Neseka wen SALIH keleka KEYHALEFKA KEBRI MESGANA NAAKA YIKUN. KULU TSEBUK SERAHKA , TSAEREKA, FIKRI N HAGERKA , HAGERAWENETKA HEJI B HIWET KELEkA, AFLETO NEHEBEKA ALENA.
@medhanietesfayohannes1554
@medhanietesfayohannes1554 11 ай бұрын
ጽንዓት ንኩልና ሓድጊ ተስ ናብ ሓርነት ዓንቢቡ ንህዝብና ከም ዝድብሶ ኣይጠራጠርን።
@NEGARIT
@NEGARIT 11 ай бұрын
ልክዕ
@hananahmed4168
@hananahmed4168 11 ай бұрын
May his soul rest in peace
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 11 ай бұрын
You will follow his soon
@mustafaomar3458
@mustafaomar3458 11 ай бұрын
الله يرحمه ويصبر اهله
@Abi-hero
@Abi-hero 11 ай бұрын
ደንበ ፍትሒ ዓቢ ሰብ ከሲርና .መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንተስፋልደት ጽንዓት ንቤተሰብ ቴስ። 🙏🙏🙏🙏🙏
@NEGARIT
@NEGARIT 11 ай бұрын
ዓቢ ክሳራ።
@Peac380
@Peac380 11 ай бұрын
RIP 🪦//My deepest condolences to his family, brothers, sisters and his friends, especially to Akhberet and his brother Kiflu as they are close cousins to him. Thank you brother Saleh Kadi for your help and support in memorial memorial of our deceased, the great man Tesfaldet Maharana who contributed and committed his life service for good deeds. We share our sadness and grief today and tomorrow for loosing him as a heroic man. Kind regards// HS
@Ayngage
@Ayngage 11 ай бұрын
R.I.P, WEDICLAASSAY, COMBONY, MODEL ELEMENTARY SCHOOL (MIDELAW MEMAHRAN)...KAB BETIMHRTI TEFEDISNA GEZAKHUM, ENDAALEM MEHARENA...CAREMELE...BISHKOTI...KABU HALIFU JUBANA MELINA ZEYDEGEM...!TIUM KEYBELNAYO TIUM HALIFU. "MENGSTE SEMAYAT YEWARSO!"
@berhanefesshaye1493
@berhanefesshaye1493 11 ай бұрын
👍
@nosacurry4257
@nosacurry4257 11 ай бұрын
Yes I remember that son of candy seller Doc Mussie Mesgena from Sweden
@zelalemmihretaab2477
@zelalemmihretaab2477 11 ай бұрын
May the Lord save his soul❤😂
@NEGARIT
@NEGARIT 11 ай бұрын
Indeed he will. He was a good person who lived a purposeful life and we know the good are rewarded. Thank you
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 11 ай бұрын
ኣነ ንኡሽተይ ከለኹ ከም ሓለዋት ገይረ ዝፈትዎ ሙቁር ጡኡም ሽኮር ኣይነበረን :: ብሓሙሽተ ሳንቲም 25 ሓለዋት ምስ ክልተ ሞቕሽሽ ድምር 27 ሓለያት ንገዝእ ነርና :: ወይ ድማ ብሓሙሽተ ሳንቲም 5 ገዘፍቲ ሓለዋት ንገዝእ ነርና :: ሓለዋት ሽኮርያዊ ኮይኑ ብጣዕሚ ጥዑም ሙቁር ቆልዑ ብጣዕሚ ዝፈትውዎ ከም ስሙ ሽኮር ኢዩ ነይሩ :: ሕጂ ሓለዋት ዘሎ ኣይመስለንን :: እንታይ ኢዩ ሓለዋት ዘይትፈልጡ እንተ ኣሊኹም ክትፈልጡ ኢለ ኢየ እዚ ዝጻሓፍኩዎ ምኽንያት ::
@ayobklerin5628
@ayobklerin5628 11 ай бұрын
ረሳሕ ጉሓፍ ፉንፉን ዓቅምካ ፍለጥ
@NEGARIT
@NEGARIT 11 ай бұрын
ከብቶም ናይ 3ይ ክፍሊ ዲኻ ወላ ካብቶም ሰነ ስርዓት ዘይተዓደሉ።
@ayobklerin5628
@ayobklerin5628 11 ай бұрын
@@NEGARIT ጉሓፍ እስካ ሕጂ ምሁርየ ዲካ ክትብል ዋላ ስነስርዓት ዘለካ ኣዋድቃ ፈረስ ኢካ እኮ ወዲቅካ ጌና ክትጓሓፍ ኢካ መስተማሰሊ
@fatmahhagus8730
@fatmahhagus8730 11 ай бұрын
ረቢ ኢማን ይሃብካ ዓርኪ ክከዳካ ቀሊል ኣይኮነን ጽንዓት ንስድራበቱን ንደላይ ሓቂን ይህብ
@Ali-horreAburus4823
@Ali-horreAburus4823 11 ай бұрын
"Dirab ahayuk edde yemeeten giti madaara fada." Afar Proverb.
@NEGARIT
@NEGARIT 11 ай бұрын
And it means what? Pls translate
@Ali-horreAburus4823
@Ali-horreAburus4823 11 ай бұрын
@@NEGARIT literally : "Returning the same Road you came lying is COMPLEX." Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe
@amareeyassu6332
@amareeyassu6332 11 ай бұрын
Wedi Mesgena said that
@NEGARIT
@NEGARIT 11 ай бұрын
Who is he and what did he say? Any relevance to the topic at hand?
@amareeyassu6332
@amareeyassu6332 11 ай бұрын
@@NEGARIT Wedi Sheyat Halewa was said by Wedi Mesgana the G13 flip flopper
@AlganeshFord
@AlganeshFord 11 ай бұрын
we paid for karamly
@NEGARIT
@NEGARIT 11 ай бұрын
Of course, it was not a charity
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 11 ай бұрын
ነታ ፦ መምለሲ ዘይብሉ መገዲ ትብል ፦ አርእስቲ እየ ፥ መኼዲ እንተ"ሎ መምለሲ አሎ ። ኢለ ጺሒፈ ኔረ፥ እምበር እቲ ካልእ ዝተባህለ አይሰማዕክዎን መስለኒ። ንቤተ ሰብ ጽንዓት ይሀብ ። ቡዙሕ ከአ ዘይምምድግጋሙ ሓዘንኩም አይትረስዑ ከይመስል ፧ ን ቤተሰብ እቲ ምድግጋምን ምዝካርን / ዝኽሪ ካልእ ከዘክርን ከስምዕን ዝለዝኽእል።
@NEGARIT
@NEGARIT 11 ай бұрын
ደሓን። ከይሰማዕካ ምምላስ እሞ ድማ በርእስቲ ኣይጽቡቅን እዩ። ሰሚዕካ ኣዋህሊልካ ዳኣ። 😀
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 11 ай бұрын
@@NEGARIT ሓቂ ትኽክል ። ሰሚዕካ ምምላስ እዩ ዝሓሸን ጽቡቕን ። ሰሚዕካ ን ምስማዕን ምስምማዕን እዩ ጽቡቕ ። It is good to be good listener. Even if necessary until to exhaustion of journalists ,opponents etc..
@MWeldey
@MWeldey 11 ай бұрын
ባባ ሳልሕ በቲ ተቕርቦ መደብ ኣዝየ የመስግነካ ? ኣብዚ ናይ ይቱብ መደብ ብብዝሒ ክትሰርሓሉ ይላበውካ መኽንያቱ ሓሰብቲን ለባማትን እንከለኹምና ብ ፍልጠት ዘይብሎምን ደፋራትን ከይፈተና ሰዓብቶም ኮይና ኣለና ! ብዝተኻእለ መደብካ ኣስፊሕካ ክትመጸና ይጽበ
@ayobklerin5628
@ayobklerin5628 11 ай бұрын
ሕነ ክትፈዲ ኢልካ ካብ ትጅምር ጸኒሑ ኣሎ ምስላጥ ስለ ዝኣበየካ መውእልካ ወዲቅካ ጌና ኣብ ሕነ ክትነብር ኢካ ብኡ ክትውድእ ኢካ ሓላሚ ጠንቋሊ
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 11 ай бұрын
ኣብ ምድሪ ሓበሻ ኤርትራውነት ዝብሃል ታሪኽ ወይ መንነት ኣይነበረን የለን ኣይክህሉን እዩ ድማ መንነትን ታሪኽን ህዝቢ ትግርኛ እትፍንፍን ኤርትራ መሰል ህዝቢ ትግርኛ ዘይተኽብር ኤርትራ ብሓዊ ክትነድድ ጥራይ ኣለዋ
@open795
@open795 11 ай бұрын
ኣብ ምድረ ሓበሻ እንታዋይነት ድኣ እዩ ነይሩ ትግራዋይነት ? በል ካብ በልካ እቲ ሕነ ክፍደ እዩ ። እቲ ሕነ ፡ ዝዓነወን ዝተደወነን መንነት ፡ ናብ ንቡር ምምላስ እዩ ግድን ።
@open795
@open795 11 ай бұрын
ኣብ ምድረ ሓበሻ እንታዋይነት ድኣ እዩ ነይሩ ትግራዋይነት ? በል ካብ በልካ እቲ ሕነ ክፍደ እዩ ። እቲ ሕነ ፡ ዝዓነወን ዝተደወነን መንነት ፡ ናብ ንቡር ምምላስ እዩ ግድን ።
@NEGARIT
@NEGARIT 11 ай бұрын
ኩሉ አብ ከባቢኻ ዘሎ ትነብረሉ ሃገር ውን ኣይነበረን። ምስ ኣስማቱ ኣይተፈጥረን። ብፈጣሪ ኣይተሰምየን። ኩሉ ድሒሩ በሰብ ዝተሰምየ እዩ። ሓበሻ ዝብል ሰም ውን ሰብ ዝፈጠሮ እዩ።
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 11 ай бұрын
@@open795 ኣብ ዞባ ማእከል ዘሎ ኮምሽታቶ ጥልያን ኤርትራውነት ኢጣልያኖ ንህዝቢ ትግርኛ ኣይታሪኽናን እዩ
@open795
@open795 11 ай бұрын
@@ደቀባትትግርኛ ፈገሪኖ no no ! ኣይትኾውንን እያ ።
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 11 ай бұрын
እዚ ኣብ ዞባ ማእከል ኣብ ሓማሴን ዘሎ ኮምሽታቶ ጥልያን ኤርትራውነት ንሕዳርብ መንነቶም ድዩ ታቦት ዘይብሉ ካቴድራለ ኣስመራ ኤርትራውነት ንራሻይዳ መንነቶም ድዩ ኣብ ሓማሴን ዘሎ ቺነማ ኢንፐሮ ነዚ ዝልፍልፍ ዘሎ ቀቢላ ቃዲ መንነቱ ድዩ ክክክክ ንህቢ ኦርቶደክስ ህዝቢ ትግርኛ ንቃሓ ቀቢላታት ኣብ ኣፍካ ክሸኑልካ
@husssa.1169
@husssa.1169 11 ай бұрын
አብ ኣፍ ሰብ ትሸኑ ዳኣ ሳሬት ዲኹም ፧?! ! 😅😅😅 ጥዑይ ነገር ክትጽሕፍ ዓቕሚ የብልካን ?
@NEGARIT
@NEGARIT 11 ай бұрын
ቀቢላ እንታይ ማለት’ዩ? ትርጉማ ክሳብ ትፈልጥ ሰቅ ይሕሸካ።🤮
@danielgherezghiher62
@danielgherezghiher62 11 ай бұрын
ዱኹም ሰብ እንኮ ዝክእላ ጸርፊ ጥራሕ እያ 😂
@محمدياسينمحمد-ل1غ
@محمدياسينمحمد-ل1غ 11 ай бұрын
ትግራዋይ ዕደ ድኣ ብመልክዕ ቤላሮባ( ቅያር) ካብ ጥግሪስ ብኣለክሳንደር ዘግረይት ንንጉስ ዋዜባ ብመልክዕ መቅሹሽ ዝተወፈኩም ፍጡራት እንዲኩም፣ ስቕ ድኣ በል ኣይተስሕቐና ክክክክ😂😂😂
@husssa.1169
@husssa.1169 11 ай бұрын
@@محمدياسينمحمد-ل1غ በጃኹም እዚ ዓሌታውነት ዘይትገድፍዎ ። ጽውጽዋይ ታሪኽ ገዲፍና ናይ ሕጂ ንግበር!
@rttr3992
@rttr3992 11 ай бұрын
Hegedef. 00000000000❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫❓❓❓❓❓❓❓❓❓❓❓
Thank you mommy 😊💝 #shorts
0:24
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 33 МЛН
УНО Реверс в Амонг Ас : игра на выбывание
0:19
Фани Хани
Рет қаралды 1,3 МЛН
"Идеальное" преступление
0:39
Кик Брейнс
Рет қаралды 1,4 МЛН
Awel said ኣወል ሲዕድ መልሲ ኣሎኒ!!
13:24
Meron Entertainment
Рет қаралды 4 М.
Eritrean TikTokers Deki Hambir (ደቂ ሓምቢር)
1:05:21
Korate10 Media
Рет қаралды 4,5 М.
Thank you mommy 😊💝 #shorts
0:24
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 33 МЛН