291: ህድእ ዶ ንበል ኣይፋል? - Shall we calm down or not? - هل نهدأ أم لا؟

  Рет қаралды 6,681

NEGARIT @negarit

NEGARIT @negarit

Күн бұрын

Eritrea, PFDJ, President Isaias Afwerki, the division among the people and a host of other anecdotal stories, the making of mattresses, calling for calm dialogue, initiatives to reconcile justly and with pride.
Fundraising for awate-negarit:
awate.com/plea...

Пікірлер: 92
@adamismail9137
@adamismail9137 10 сағат бұрын
ካብ ፕሬዚደንት ህዝባዊ ግንባር ኣቶ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ቀደም ቀቢጽና ! ካብ ህዝቢና ግን ብዙሕ ተስፋ ኒጺበ
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 6 сағат бұрын
** መንግስቲ እቲ ህግደፍ ባዕሉ ንኣይ ናይ ጣዕሳ ወረቀት ክሰደለይ አለዎ ... ** ኣላ መምህረይ ❤% ✅ ** ኣነ ድማ መንነት ዘይብሉ ሸይጣን ኣዲ ሓሎ ንኣይ መንነተይ ክሓተኒ አየፍቅደሉን ✅ ወ ደሓን'ካ 😅 you are the best 🌹
@NEGARIT
@NEGARIT 36 минут бұрын
ኣብኣ ርገጽ። ዘይተባረኸሎም ሓይሊ ሒዞም ሞኽ ኣቢሎምና
@s.oi.a220
@s.oi.a220 11 сағат бұрын
Mr Saleh welcome 🎉❤
@ابوهاشم-ت1غ
@ابوهاشم-ت1غ 11 сағат бұрын
دوله الاب لم تحضن الشعب الارتري اتمنى للشعب الارتري دوله الام حنينه
@WRM-i3m
@WRM-i3m 8 сағат бұрын
ኣቃራርባኻ ኣዝየ እየ ዝፈትዎ ከይለስለሰኸ ኣየናይ ምግቢ ናብ ከብዲ ይወርድ ኮይኑ፡ ሕጂ ካኣኒ ቃላት ክሳብ ናብ የእሙሮ ዝኣቱ ምግቢ ክሳብ ዝኾነ ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ ብወገነይ እሞ ቀጽሎ ዳኣኒ ኣያኒ ።
@YonasG
@YonasG 9 сағат бұрын
አነውን ንኤርትራ ክአቱ ተኾይነ ህግደፍ ናይቲ ኩሉ ገበናቱ ናይ ጣዕሳ ወረቀት ክልእኸለይ አለዎ። የግዳስ ካብ ሰይጣን ሰላም ምጽባይ ከም ማለት እዩ: ኢዱ ብደም ዝጠልቀየ ስርዓት ብጀካ ለኪሙና ምጥፋእ ካልእ ምርጫ የብሉን። God Save Eritrea & the poor Eritrean people!
@alulaweldemariam8795
@alulaweldemariam8795 8 сағат бұрын
Hindi tray zbanom kikedu kelewu Habesha ms kdanom nerom .weys Gelabya maletka u .Hindi 1942 ms England iyom metsiom
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ኣያና ወናኒ ነጋሪት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 4 сағат бұрын
ኩርኩር ሕወሓት ክርአየካ ከለኹ አታ ምስ መለስ ዕምኻ ዝተሳኣልካያ ስአሊ አያ ትዝከረኒ። አንቛዕ ካብ ዕድና ወጻአካልና።
@NEGARIT
@NEGARIT Сағат бұрын
እታ ምስ መንግስቱ ዝተሳኣልክዋ ኣይረአኻያን ዲኻ? ምስ ንሱ ውን ኣላትኒ። 3ይ ክፍሊ ስገራ ደሓር ተመለሰኒ
@zewdiebrhane4221
@zewdiebrhane4221 59 минут бұрын
​@@NEGARIT ድሓን እቶ! ንብዓለገ ዝግብኦ ስልማት ኣግዚምካዮ!
@brottekle5301
@brottekle5301 7 сағат бұрын
Always with Truth and Confidence. I LIKE YOUR NEWS
@almazberhe7957
@almazberhe7957 9 сағат бұрын
Hi Salhe hji feleteka wedi blocko eka malet eyu
@sahleabbe2681
@sahleabbe2681 5 сағат бұрын
ሃበስ ቀደስ። ህውተታ ይበሃል እዚ። ጉዕዞና ነዊሕ'ዶ ኢልካ ! ንስኻ ኣብ መጨረሽታ ከይበጻሕካ እርጋን ኣርኪቡካ ፡ሓሻካ። ንስኻ ወዲ ከማኻ ንዓዲ ኣቲኹም እተምጽእዎ ለውጢ የለን። እቶ ዝበለካ ከኣ የለን። ንኤርትራ ኣብቲ ዘለኻዮ እንተጸናሕካ ይሕሻ።
@NEGARIT
@NEGARIT 5 сағат бұрын
እወ፣ ኤርትራ ብኣፍካ ጥራሕ እያ ትዛረብ። ነምጽኦ አለናዶ የለን ደሐን ኤርትራ ንከምዚ ከማኻ እያ መሪጻ። መሰል እንታይ ምዃኑ ተማሃር፣ 3ያ ክፍሊ ሕለፍካያስ ነኸምዚ። መስኪናይ፣ ተማሂርካ ድንቁርና ዘወዲ እዩ ዝመስለካ
@michaelweldayghebremariam2560
@michaelweldayghebremariam2560 5 сағат бұрын
እዛ ናይ መምህር ሳልሕ ቻነልን ድሃይ ኤረትራን ብዙሓት ተኻታተልቲ ዘይብለንስ ደረጃ ንቅሓትን ድሌት ምህርቲን ባይታ ምዝባጡ ዶ የራጋግጸልካ። ሱዚኒኖ ምሳኻ ይሳማማዕ እየ። ናይ ነሽነሽ 200,000 ክበጽሕስ መዕቀኒኡ ድንቅርና ኮይኑ ይስማዓካ
@Salihcharles
@Salihcharles 6 сағат бұрын
እ ድሕሪ ስደት ምኻድክ ፍርናሽ ከም ዝራካ ኢካ ትነግረና ዘልኻ ድካምደክደክ ድሮ ረሲዓ ንእዲ ኣደካ ለኽባጥ
@NEGARIT
@NEGARIT 34 минут бұрын
የኸውን፣ ካባይ ካብ ባሃሊኡ ንላዕሊ ኢኻ ትፈልጥ
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 8 сағат бұрын
እወ ግን ቡዙሕ ከአ ነገራት ነገራትና ..ነብስና ተራና አሉታዊ ድዩ አንንታዊ ፖለቲካዊ ተቓውሞ ድዩ ዝኸውን ዘሎ ቡዙሕ ዘይምትዕብባይ ። ብውልቅኻ ወይ ብርግጽ እንታይ እዩ አጋጢሙካ ናይ ሚኒስተር አምባሳደር ስልጣን ዝተሓደገ እውን ቡዙሕ ከስተማስል የብሉን ወላ ብጌጋ ተአሲሩ ዝወጸ እውን ደሓን ሓሊፉ እዩ ዝብል ። ጅግና አሕመድ ናስር ጅግና መስፍን ሓጎስ ከማን ከምዚ ነብሶም ዘየተዓባበዩ ዓዶም እንተዝአትው/እንተዝምለሱ ኸአ መርሓባ አመት ዩ ኔሩ መስፍን እኳ አብ 2002 ሰጋእ መጋእ ኢሉ ኔሩ ግን አይተመለሰን ። ስለ"ዚስ አምባሳደር ሚኒስተር ነበር አቶ ሳልሕ እቲ አብ ገደም አዝማሪኖ ወይ ብስም አብታ ስም ብጅግና ዓዋተ ዝተሓንጠጠ አብ እቲ ዝበዝሕ በቲ Old software 00 Windows ስለ ዝኾነ ዳርጋ ተረሲዑ እዩ ሕጂ ግን እዚ ናይ ጣዕሳ ዝመስል አጆኻ It is regret if not confession ,but no need reconciliation . እቲ ምድጋፍ ምቅዋም ዝበሀል ፦ ሀገርን ህዝብን ዓድኻን ሀገር ንምምላስን ነጻ ንምውጻእን ካብ 1940+--1991 ዝተገብረ ፖለቲካውን ገድልን ድሕሪኡ ኸአ ሕጋዊ ዓለማዊ ንምግባር ረፈረንደምን ድሕሪኡ ብሩሕቕን ብጎረባብቲ ንዝቐጸለ ተጻብኦታት ንምብዳህን ሲ ምስ ምድጋፍን ዘየ ምድጋፍን ክምደብ የብሉን ፤ ዓድኻ ምኻድን ምብጻሕን ከአ ንዓድኻ እምበር ዝተሰከፈ ኢዱ ዝህበሉ አይኮነን ። እቲ ምንባርን ዝተረፎ ሂወቱ አብ ዘዝጠዓሞ ይንበር ። አብ አስመራ ድዩ አብ ደቀምሓረ አብ ከረን ደቀምሓረ ወይ አብ ሱዳን አብ ሱዑዲያ እስራኤል ሮማ ፍራንፈርት ስቶክሆልም ቶሮንቶ ወይ ዳላስ ወዘ ተረፈ ..። እንተተኻኢሉ ግን ዓድኻን ህዝብኻን ምርአይ ።
@wowo9142
@wowo9142 9 сағат бұрын
ሳልሕ ! ፍርናሽ ጡጥ ንጥዕና ፅቡቕ እዩ ኢሎም ኣቦይ ታደሰ ይዛረቡ ኔሮም፣ ፍርናሽ ስፖንጅ ደም ብዝሒ የምፅዕ እዩ ይብሉ ኔሮም ፣ ንሕና ከም ዱሙ Everady ታሻዓይ ክፍሊ ነቕ ኣይበልናን፣ ተማራሚርካ ሃብረና።
@samuelteferi-sg8gs
@samuelteferi-sg8gs 6 сағат бұрын
Well explanation aya saleh, I always learn something from you. 👍
@NEGARIT
@NEGARIT 34 минут бұрын
Glad to hear it. Thank you 🙏
@brottekle5301
@brottekle5301 6 сағат бұрын
Mehari welderufael Resah Bealege Nijigna Tegadelay ikha txaref zelokha. You yourself never know where from your self. RESAH. DEKI KEREN WAZA KEMZEIKONA HTET IKHA
@MeseretBitow
@MeseretBitow 53 минут бұрын
ሰላም መም ሳልሕ አዑዝብላህ ምነንሸይጣን እረጅም በል ህድእ ይሕሸና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ !!
@NEGARIT
@NEGARIT 41 минут бұрын
ሓቅኻ። ኢለ እንድየ ግን ምትኹታኽ በዚሑ።
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 10 сағат бұрын
Thank you, Saleh. You are right: never enter a jackal's hole.....
@0mohammed703
@0mohammed703 8 сағат бұрын
I recall when I was living in Addis as a university student, I was watching the types of aboy tadesse chanting loud while roaming around his neighborhoods. His chanting was FRASH ADASH.. FRASH ADASH in Amharic. FRASH ADASH NEGN... Trying to make business.Ironically in an area where FRASH is unique.
@daarit4069
@daarit4069 6 сағат бұрын
ህግደፍውያን ካብ ንቡር ወጺኦም ዓመታት ኢዮም ገሮም፣ ንሕና ከም ህዝቢ ክንቀብጽ ኣይከኣላናን። ኣወል ውን እዋኑ ኢዩ ንቅሩብ ጊዜ ወናኒ ሃገር ኮይኑ ይስምዖ ይኸውን፣ ግን ጊዜ ምስ ኣኸለ ከምቶም ዝሓለፉ ክጎሓፍ ኢዩ። don’t worry DIA knows how to use and throw when time is up.
@NEGARIT
@NEGARIT 5 сағат бұрын
እወ፣ ንዝሓለፈ ዘይምርሳዕ። አመል ምስ መግነዝ እዩ። የቀንየለይ
@salehtaha826
@salehtaha826 4 сағат бұрын
Keep the good job Estaz between us the only way is discussion and hope fully One Day things will change for the best insha Allah.
@davidharcot220
@davidharcot220 6 сағат бұрын
እወ ፍርናሽ መጀመርያ ሮጊድ ፍላፊ እዩ ኔሩ ደሓር ግን ምስ ደቀስካሉ ምስ ወለድካሉ ሓዳ ሓደ ግዜ ክሳብ ዓሰርተ ዝውለደሉ ፍርናሽ አሎ
@NEGARIT
@NEGARIT 5 сағат бұрын
12 ዝተወልዱሉ እፈልጥ እየ። ግን የናፍስዎ ነሮም
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 10 сағат бұрын
ሰላም ሳልሕ እንታይ ድኣ ጎቦ ጎቦ ጌርካያ 'ዛ ዘረባ። ፍርናሽ ትተርርን ትቐጥንን፡ ምንቅስቓስ (activity) ክበዝሓ ከሎ እዩ። ፍርናሽ ኤርትራ ከኣ ትረቅቕ ዘላ፡ ብ ረግጺን ቦክስን ምትህርራምን ደገፍትን ተቓወምቲን ዝበሃሉ ኤርትርውያን ምኽንያት እዩ።
@NEGARIT
@NEGARIT 6 сағат бұрын
Oh! Today you are very slow, I think you commented before having your coffee. The message was, 1) fight with whoever you want, just don’t piss on the mattresses. 2) if the sack is dirty, wash it, it old, replace it. Didn’t I say it becomes think with use? You forgot also the supporters and “opposition” fight among themselves-the punches come from many sides. Not a clean two side fight. Now have coffee, tell the house lady, it’s on me😃
@berekethaile5397
@berekethaile5397 2 сағат бұрын
ሰላም ሳልሕ ኣጆኻ ቐጽሎ ጥራሕ ንስኻ ዘይትጸዓድ ተባዕ ተቓላሳይ ኢኻ እሞ ቐጽሎ
@NEGARIT
@NEGARIT Сағат бұрын
ከማኻ ፈታዊ ዘለዎ ኣይጸዓድን እየ። የቀንየለይ
@semirtekle1014
@semirtekle1014 2 сағат бұрын
ሳልሕ ጁሃር እንታይ ኮይነ ዘይፈትወካ ትፍልጥ ዶ ን ከረና ናይ ሓባር ምግባርካ እዩ ከረን ናይ ትግረ እያ
@NEGARIT
@NEGARIT Сағат бұрын
ብወገን ብኣ ወራጃ ብዓለት ዝጭነቑ ዝጸልእዎ’ምበር ዝፈትውዎ ስለ ዘይብሎም ድዩ?
@abrahamabay4056
@abrahamabay4056 3 сағат бұрын
80% AB HUDUMO MENISEFU MAYISI IYU TUHUM DIKAS DEKISU ZIHADIR ITI HUDUMO ADARASH KULU ZEMALIE IYU AB ASIYA BA AFRICA AB ALLEM IWUN TEWEDADARI YEBULUN INTAY DIA RECHIBUWOM MEMIHIR BIZAYIBA AGINETIN FIRINASHIN MISALE AMISIYKA .
@gagahani
@gagahani 9 сағат бұрын
Xebuq serah Mr saleh qexelo
@Asawort
@Asawort 7 сағат бұрын
Marhaba ustaz salih
@tnsaietsion575
@tnsaietsion575 9 сағат бұрын
ሕቶ ።ባዐል ንስካ አወል ሲዒድ ወዘተ። ጀበርቲ።ካብ ትግራይ ወይ ሶማል ከምዝመፃኩም ።ንስኩም ትፍልጡ ንሕና ንፈልጥ..።ንመን ዳአ እዩ ቲ ምትላል ።ንፈጣሪ ? ? ?
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 8 сағат бұрын
Ety xegem niskatkom kabey kemzmexakom zeymeflatkom hahahaha.... ente keilkom abhagokom weydma nebotatkom nay amaxaxakom hetoto bejakatkom .
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 6 сағат бұрын
ወዲ ኣባት ጦር እቲ ምትላል ንዓኻ'ዩ ቀልጢፍካ ነታ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምካ ህደም 😅
@semiramusa3217
@semiramusa3217 6 сағат бұрын
አይትእቶ እቶ ንዓካ አይትምልከተካን ትልመን ደሐን ተፀበ ወይን ተሰኪማ ስጋብ ተምፃአካ 🤣🤣🤣🤣
@NEGARIT
@NEGARIT 5 сағат бұрын
ከምኣ ክገብር እየ😃
@AbelGebretinsae-md5of
@AbelGebretinsae-md5of Сағат бұрын
Ehi semira ita hager kabu nilali hager tbixhaik diya wela ita eritrea mefekeriti nay kurub sebat mesilieni
@adalvoice2
@adalvoice2 9 сағат бұрын
እቲ ጽቡቅ ነገር ኣባል ግብረ ሽበራ ሙኳንካ ዘይፈልጥ የለን ክክ...
@motivational6393
@motivational6393 8 сағат бұрын
Ajew jew wedi njes
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 6 сағат бұрын
ኢድ ናይ ወያነ ኣሎዎ ወስኸሉ ርዕሲ ኣካት - መኣስ ከማኻ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሙ ኾይኑ አይርዳኣካን እምበር ርስሓትካ'ዩ ድሓጽበልካ ዘሎ * ወሽላኽ ጥሪት ህግደፍ 👺
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 9 сағат бұрын
ሳሊሕ ገውሃር ተምበናይ መጺኻ ዶ ንጻድቓን ሕተት ኣማሓዳራ ተንበን ንክገብረካ ኣይተ ሳሊሕ ዓጃው ሳሊሕ ለቕወ !!!"
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 8 сағат бұрын
@usertimeNow Niskhak kabeye adekha ekha anta dekhala wedza nenay zmexe woxat tekebaleyt
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 8 сағат бұрын
@@jemalabdulkadir9141 ኣይተ ሓውኻ ዶ ኮይኑ ሳሊሕ ለቕወ ክልተክም ካብ ትግራይ ሎቖታ መለመኒ ሒዝክም ብስደት ኣብ ኤርትራ ዝመጸክም ኢኽም ኣንታ ኣባል ማሕበር ላማኖ ትግራይ !!!!
@NEGARIT
@NEGARIT 6 сағат бұрын
3ይ ክፍሊ? ነጊረካ እንድየ ግዲ!
@Peaceful8181
@Peaceful8181 5 сағат бұрын
አሰናይ ድሐን መጸእካ ሐው ዎ ሕሹም ሳልሕ ጆሀር🌹🙏
@NEGARIT
@NEGARIT 38 минут бұрын
ረቢ ሕሽመት ልወስከካ። አሰናይ ደሐን ጸናሕካ
@ukbayc
@ukbayc 3 сағат бұрын
ንሕና ኤርትራውያን ፍጹም ተቓወምቲ ውድባት ፍጹም የብልናን !!!! ልክዕ እዩ ጌጋ እዚ ኣሎ ኢሎም ክልፍልፉ ዝውዕሉ ከምዚ ንስኻ ትገብሮ ኣሎውና ጌጋታት ምጽብጻብ ግን ተቃዋማይ ማለት ፍጹም ኣየስምዕን እዩ!! ተቓዋማይ ወድብ ትብሎ ዘሎ ስርዓት እዚ እዩ መትከሉን ስልቱን ንሕና ከኣ እዚ እዩ ማትክልናን ስልትናን ዝብል እዩ !!! እቲ ዕርቒ ትብሎ ዘሎኻ መንግስቲ ኤርትራን ንኹሎም ገጌታ ዝጽብጽቡ ዕርቂ ንግበር ክብል ኣይኽእልን እዩ ጌጋታት ትጽብጽብ ነይርካ ኢሉ ዝተኣስረ ፍጹም ኣይሰማዕኩን ኣይረኣኹን ክልኣይ ኣብ ኣተዓባብያ ቆልዑ ወይ መንእሰያት እንተ ኾይኑ ኣነ ብዓይነይ ከይደ ስለ ዝዕዘቦ ኤርትራዊ ምኻነይ የኹርዓኒ ብጀካ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኩሉ ዓለም ንቤትምህርቲ ዘይኸፍል የሎን ኣብ ኤርትራ ግን ክሳብ ትምህርቶም ዝጭርሹ ናጻ እዮም ዝመሃሩ እዚ ከኣ ሐደ ካብቲ ዘኹርዕ ስርሐት መንግስትና እዩ እቲ ብቕዓት ተምሃሮ ኩሉ ዓለም ዝምስክሮ ዘሎ እዩ
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Сағат бұрын
ሳላ መንግስትና ሳላ ኢሳይያስ ወዲ በራድ ሓረስቶት አድና'ውን ማካሮኒ ዘሪዖም ብከሻሹ ይሓፍሱለው እዚ መሪሂነትና ከምዚ ከማኻ ዝኣምሰሉ ርእሲ ኣካት ውን ፈረስ ቀይሩ ካሮሳ ጌሩዎም ኣሎ ! ኩራዕ ብድንቁርናኻ ወዲ ኣባት ጦር 👺
@NEGARIT
@NEGARIT Сағат бұрын
እቶም ከምዘይ ከማኹም ኤርትራውያን ድማ ጃህራኹምን ትዕቢትኩምን ፍጊዕ ኢሉና።
@HagerawiSnit-eb7fz
@HagerawiSnit-eb7fz 7 сағат бұрын
እስኻሞ ምኣተኻያ ኔርካ ክክ
@NEGARIT
@NEGARIT 6 сағат бұрын
ዓሻ ድየ ለታይ!🤣
@YonasG
@YonasG 7 сағат бұрын
“Never underestimate the power of stupid people in large groups” George Carlin
@NEGARIT
@NEGARIT 7 сағат бұрын
Absolutely true. It’s crowd mentality. Here kzbin.info/www/bejne/n3nClqWtotKelcksi=6QOcBGupg0U5vSSu
@humedaukud6269
@humedaukud6269 3 сағат бұрын
شكرا الاستاذ صالح جوهر على هذا الفهم المتقدم الذي يعالج كثير من المفاهيم ❤🎉
@NEGARIT
@NEGARIT Сағат бұрын
تسلم ياغالي، انشاء الله أكون عند حسن ظنكم و دعواتكم
@AbelGebretinsae-md5of
@AbelGebretinsae-md5of Сағат бұрын
Awel sied biziridani amkari nay eseyas afworki koynu lo imber yemane Gebreab zelo aymesilini
@NEGARIT
@NEGARIT 39 минут бұрын
ትብልዶ? እንድዒ
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 2 сағат бұрын
ርሓቕ ፈትራኽ ጠራጢ
@NEGARIT
@NEGARIT Сағат бұрын
ኣይ ንስኻ ወላ 3ይ ክፍሊ ኣይበጻሕካ፣ መውዓል ሕጻናት?
@EphremMuhtsun
@EphremMuhtsun 3 сағат бұрын
You are talking about matraas the government in Eritrea is building a nation and transferring the power to the young generation Incas you haven’t noticed that
@NEGARIT
@NEGARIT Сағат бұрын
Really! Who is replacing NSU? But who would tell me? I am not in the mekhete groups
@quatt.w3141
@quatt.w3141 9 сағат бұрын
❤❤❤
@kingcobraredsea5722
@kingcobraredsea5722 9 сағат бұрын
Can you give class for seltene girmay
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 9 сағат бұрын
SELAM. AYTHAZELAY KULOM KZbinRAT DEGEFTI TEKAWEMTI BEHALTI? LEFLAFFI EYOM!
@AbelGebretinsae-md5of
@AbelGebretinsae-md5of Сағат бұрын
Memhir bejaka tegediska meliseley biflay abi mengisti eritrea wey ka higdef zikone zega kabi dege zikone sebi katu inte konu si yikireta kihatiti alewo you zibhal mengisti eritrea ke yikireta kihatit mesel yebulun diu koynu biflay tebedulu ziwexe nayzom kanza ke meni yisimayo imber awel sied abti media natu zizarebo nimengisti yikireta hatitika itu zibili ni mengisti eritrea ke yikireta kihatiti aymiliketon diu koynu misa algibi abile ke abi zikone embassy eritrea kitiatu ni eritrea inte koynika nay Tasa werket mila yubulika iza gini Why intay sile zigeberina you
@NEGARIT
@NEGARIT 42 минут бұрын
Mengisti w’sane yewesid eyyu gn ab fluT hggi ztenesreta-constitution zelewo, bet did zelewo, zqoXaXer zelewo entekhoynu. Shelel zbl hzbi rekhibu ember BaAlu Hggawi aykonen. Adjha m’etaw mesel eyyu wela mngisti kb bet fridi weXaee mesel k’khilkil zey Hggawi eyyu. Handle bet frdi yerkibelo mngsti nay hade wdib koynu nwdbawi XegEe kseriH gega eyyu. Kal”e ytref halewat essuratu zefeliT hzbi entay nblo?
@mohammedgumua
@mohammedgumua 7 сағат бұрын
الي أمام لك الاحترام والتقدير ❤❤❤❤❤❤❤
@NEGARIT
@NEGARIT 33 минут бұрын
احترام وتقدير متبادل. 🙏
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 5 сағат бұрын
don't worry you are the best.
@NEGARIT
@NEGARIT Сағат бұрын
Thank you dear. 🙏
@mehariwelderufael512
@mehariwelderufael512 7 сағат бұрын
ኣንታ ሽዩጥ ዓጋመ ኪድ ዳኣ ጉሃፍ ትግራዋይ ኢኻ ጥፋእ
@zigeredagebre5652
@zigeredagebre5652 4 сағат бұрын
Good job ❤🌿🩵💙
@NEGARIT
@NEGARIT Сағат бұрын
👍
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 10 сағат бұрын
Father salh with all respect I like to ask you a question I know it is nothing to do with your today topic so sorry ok my question is what do you think about this man called engineer suniman I found him submissive totally to the dictator more than the usual hgdf supporters in my opinion what do you think??
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 9 сағат бұрын
ANESS KEM SEB KEMAN AYKOTSERON EYE! ENTAY YIMESLEKA? MAITEMENAI.
@NEGARIT
@NEGARIT 7 сағат бұрын
Suniman? I don’t know that name or person. Sorry
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 7 сағат бұрын
@@Yacob-bn1jw yes very sad I don’t know some people thinks the evil dictator will stay forever they don’t know tomorrow is another day
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 7 сағат бұрын
@@NEGARIT if you don’t no problem 🙌
@haylesemere4285
@haylesemere4285 3 сағат бұрын
@NEGARIT
@NEGARIT Сағат бұрын
❤️
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 9 сағат бұрын
KULUKHUM KZbinRAT DEGEFTKHUM TEKAWEMTKHUM? HADE EKHUM! LEFLEFFTI:: KUMNGER ZEYBLKUM! ERITRA? BY ERITREANS IN ERITREA TO ERITREANS IN ERITREA 🇪🇷::
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 24 МЛН
LIFEHACK😳 Rate our backpacks 1-10 😜🔥🎒
00:13
Diana Belitskay
Рет қаралды 3,8 МЛН
The joker favorite#joker  #shorts
00:15
Untitled Joker
Рет қаралды 30 МЛН
Seminar by Eritrean President Isaias Afwerki - Part 1
2:42:01
Zantana Imaging
Рет қаралды 28 М.
ግራኝ አህመድ (Giragn Ahmed)
9:53
Awuga Media ( አውጋ ሚድያ)
Рет қаралды 2,1 М.
ኦሮማይ  ዘይተርፍ ኩናት ኣብ ቅድሜና
1:00:21
ADMAS FORUM
Рет қаралды 10 М.
EmbassyMedia - Interview with Shambel Digafe Abebe
1:30:17
Eritrea EmbassyMedia
Рет қаралды 47 М.
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 24 МЛН