2ይ ክፋል መደብ ምስ ኦፐረተር ወዲ ፍላንሳን ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ቺናን ዝነበረ ተጋዳላይ ሃብቶም

  Рет қаралды 47,535

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 129
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow Жыл бұрын
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇 donorbox.org/tefetawi-talkshow
@sursura826
@sursura826 Жыл бұрын
NEWS lomi kab khartum kab kinat hadimom ni kesela zmlesu zneberu Eritrawiyan sidetenatat kebabi 5(five ) mekayn b sriat hgdef techewiyom n eritrea tewesidom alewu Seltene hawey kab kartum nab kalie ketematat sudan zhadmu zelewu keychwyu please post gbera
@sursura826
@sursura826 Жыл бұрын
@@Only-true91 entay dea tshki dahan diki sis Azeb, suk elka aysehakin eyu b ahwatki aytlagexi ab rieski key mexeki hmak neger.
@Anxarhasot
@Anxarhasot Жыл бұрын
Tefa hawey ezi tewelde adhanom zebhal bekerba zefelto selzekonku kehberka kerkbeka
@TesfaTeklu
@TesfaTeklu Жыл бұрын
ሰልጠነ ከምዚ ጌርካ ኣባላት ቀይሕ ዕምባባ ኣምጺእካ ምዝርራብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ። እዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ተጋደልቲ ብዙሕ ምስጢር ዮም ዝፈልጡ። ቀጽሎ። ጽቡቕ ጌርካ ምሕታቶም እኳ ጽቡቕ እንተኾነ ግን ክትሓቶም ከለኻ neutral ክትከውን ይግባእ። ማለት እቲ ንዓኻ ብዛዕባ ተጋደልቲ ዘለካ ርድኢት ኣብኦም impose ክትገብሮ ኣይትፈትን። ከም ጋዜጠኛ neutral ክትከውን ፈትን። ጽብቕ መግለጺ ተጋዳላይ ሃብቶም።
@HermonTsegezab
@HermonTsegezab 6 ай бұрын
ጽቡቕ አተሐሳስባ ምስኦም ኢዩ ዘሎ እቲ ምስጢር ንዕእም ክትመስል አለካ
@yemanenegash3694
@yemanenegash3694 Жыл бұрын
Habtom thank you for your service. I’m very proud of you, and you are very honest.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Жыл бұрын
ኣገዳሲ ታሪኻዊ ትምህርቲ። Thank you.
@abebaabraha726
@abebaabraha726 Жыл бұрын
ዝረኣናዮ ኣየዛርበና በለት ጉቡጥሽ 😢😢
@rozinahadgembes7036
@rozinahadgembes7036 Жыл бұрын
Meriyam Asrest memhrna niyra ab betmherte sewra ab zeyro ni abahagoy kimlalu ele ey zena ka mesay neyra
@dawitseyoum7463
@dawitseyoum7463 Жыл бұрын
ክቡር ሐው ሀብቶም/ሰልጠነ ብሉጽ መሃራዊን ሐባራዊን ኣቅርቦት👍👍👍
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 Жыл бұрын
Thanks good brother...
@heidshop4103
@heidshop4103 Жыл бұрын
ሰልጠነ ኣነክብለካ ዝደሊ ብቲ ትገብሮ ንጥፈታት መደባት ሕማቕ ኣይኮነን ግን ንህግደፍ ብዘለካ ጽልኢ ክትብል ንዝሓለፈ ታሪኽ ጅግንነት ኣቦታትካ ኣዴታትካን ከተናሹ ኣይግባእን ኒሩ በቲተርእዮ ዘይሓላፍነታዊ ጸርፍን ምቁንጻብን ዋጋ ከኽፍለታ ስለዝኽእል ደጊካ ሕሰበሉ ፡ንህግደፍ ድላይካ በሎ ንታሪኽ ገድልን መስዋእትን ግን ንብዙሕ ሰብ ትጉሂ ኣለኻ። ን ተጋዳላይ ሃብቶም ግን የምአስግኖ ብጣዕሚ ልዙብን ሓቀኛን ብምዃኑ።
@romahagos2615
@romahagos2615 Жыл бұрын
Thank you ayana habtom and seltene
@april-yq4uv
@april-yq4uv Жыл бұрын
Tefetawi and all selam ..GBU ALL Seltene sultun kem shimu. .you are so lucky ..beka ab ALEM keloka xedikika , also it's a blessing for all your families...our future president. ..
@tsehayetesfatsion5382
@tsehayetesfatsion5382 Жыл бұрын
Zweale zbehal kemzi u hatati dma zero nabey tesgl aleka ayfeltn sle zemxakalna gn thank you
@mihreteabmichael1125
@mihreteabmichael1125 Жыл бұрын
Alright Amlak fithi yhabka
@miletebahta7184
@miletebahta7184 Жыл бұрын
ሰልጠነ ሓደሓደ ግዜ ተስግል ኣለኻ ንዝነገሩኻ ተመሊስካ ትሓቶም ኣለኻ ፕሊስ ጽን ኢልካ ስምዓዮም ዲስትራክት ትገብሮም ኣለኻ ንዓና ከኣ እቲ ታሪኽ ይቆራረጸና ኣሎ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ቅጽሎ
@GayimAsefa
@GayimAsefa Жыл бұрын
ምዝላቅ ማለት ምህዳም ማለት አይኮነን ብወታደራዊ ቃላት ምምዕርራይ እንደገና ንምውዳብ ሞራል ናይሰራዊት ንዘዘይምንካእ ትጥቀመሉ ቃላት እዩ
@hagoskefali-jj8ft
@hagoskefali-jj8ft Жыл бұрын
ሰላም ሰልተነ ሓወይ በጃኻ ንሃብቶም ብዛዕባ ተስፋልደት ምስግና ንእሰያስ ወዲ ፍላንሳ ወዲ ዓዱ ታሪኹ ተገዲስካ ሕተተልና
@heidshop4103
@heidshop4103 Жыл бұрын
እዞም ተምጽኦም ተጋደልቲ እቲ ታሪኽ ሒዞሞ ንኸይቅበሩ ኢሎም እምበር ነቲ ንስኻ ተእዮ ናይ ህጻንነት ጠባይ ተጻዊሮም ሓሳባቶም ክገልጹ ምኽኣሎም ክድነቑ ይግብኦም።
@abitifili3597
@abitifili3597 Жыл бұрын
😅
@adhanomghebreab3276
@adhanomghebreab3276 Жыл бұрын
Wedi Hakari azika Donkoro eka. Seb nikithatit bikiat yebilkan
@gimjaamare509
@gimjaamare509 Жыл бұрын
Thanks TEFETAWI Tegadelti almost all but few were terrified by Esayas and were killers. Eritreans are now like them.
@tesfamariamabreha9670
@tesfamariamabreha9670 10 ай бұрын
@hagosminia6431
@hagosminia6431 Жыл бұрын
Thanks ♥️
@mihreteabmichael1125
@mihreteabmichael1125 Жыл бұрын
Both of you God bless you
@semerebelay3059
@semerebelay3059 Жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ሃብቶም ብመጀመርታ ድሙቅ ሰላምታ ተቐበል. ጽቡቕ ደስ ዝብል መግለጺ. ኣብታ ብዛዕባ ወድ ወልኣብ ዝሃብካያ መግለጺ ንእሽቶይ ክውስኸልካ መብርሂ ክገብረላ, ወዲ ወልደኣብ. ምሉእ ሽሙ ታደሰ ወልደኣብ ( ወድ ወልደኣብ) ይበሃል.. ኣብ ሕክምና ክፍለ ሰራዊት 96 ሓላፊ ምምሕዳር እዩ ነይሩ..ታደሰ ወልደኣብ ገዲም ተጋዳላይን ካብቶም ብትምህርቲ ሕክምና ሓያላት በላሕትን ሰባት ሓደ እዩ., ሕክምና ክፍለ ሰራዊት 96 ድሕሪ ናደው ምፍራስ 1988 ኣብ ክልተ ቦታ እዩ ተኸፊሉ. እቲ ሓደ ጨንፈር ኣብ ሂካኖ ክኸውን እንከሎ እቲ ሓደ ጨንፈር ኣብ ኣፍዓበት እዩ ነይሩ., ናይታ ጨንፈር ኣብ ኣፍዓበት ዝነበረት ኣሃዱ መዲካን ሰርጂካልን ምምሕዳር ላዕለዋይ ሓላፊ እዩ ነይሩ, ንዓይ ውን ሓላፊየይን ኣባል ሕክምና ናይቲ ኣሃዱ ስለዝነበርኩን. ኣብ ወርሒ 10 /1988 ኣብ ኣፍዓበት ኣብ ዝነበርናሉ. ብሃንደበት ተሰዊሩ ጠፊኡ . ፍሉጥ ሰብ ብምዃኑ ኩሉ ሰብ ይሓተሉ ነይሩ. መልሲ ግን ተቐይሩ ዝብል ነበረ., ሰበይቱ ውን ተጋደሊት ሊያ ኣብ ጥቓና ኣብ ኣፍዓበት ናይቲ ክ/ሰራዊት ኣባል ቁጠባ ኢያ ነይራ. ተቐይሩ ኢሎማ.ካልእ ትፈልጦ ነገር ኣይነበራን. ኣነ ውን ብግርናይ ወዲ ወልደኣብ ኣበይ ተቐይሩ ኢለ ሓቲተያ ንልያ ሰበይቱ. ክሳብ ሕጂ ኣበይ ከም ዝተመደበ ኣይነገርኑን ኢላትኒ. ታደሰ ከም ዝተቐየረ ምበር ከም ዝተቐትለ ቀንጻሊት ሕብእቲ ሰልፊ ከምዝነበረት ኣፍልጦ ኣይነበረንን. ድሕሪ ናጽነት ሓደ ብቐረባ ሓላፊየይ ዝነበረ ሕጂ ኮረኔል ኮይኑ ኣዛዚ ብርጌድ ኣብ ሰራዊት ክሳብ 2000 ግንባር ዝነበረ. ብኣጋ ጣሚ ኣብ ኣስመራ ንራኸብ ብሻሂ ዝተጀመረ ዕላል ድራር ሓደ ሓደ ቢራ እንዳበልና ኣማሲና. መቸም ዕላል ተጋዳላይ ምስ ተራኸበ ኩናትን መስዋእቲ እዩ.. ታደሰ ወዲ ወልደኣብ ናበይ እዩ ተቐይሩ ምስ በልኩዎ ኣብ ኣፍዓበት እንድዮም ኣጸጊዖሞ. ድሕሪ ናጽነት ተሰዊኡ ኢሎም ንስድራቤቱ ነጊሮሞም.፣ ወይ ጉድ, ሃብቶም ሓወይ ወድ ወልደኣብ ኣብ ዛራ ዘይኮነስ ኣብ ኣፍዓበት እዩ ተጨውዩ ተቐቲሉ ኢለ ክእርመካ ብትሖትና ይሓትት. ስለቲ ተባዕ መግለጺኻ የመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ። ሰራዊት
@tekestetekleab7606
@tekestetekleab7606 Жыл бұрын
This man is very balanced and credited.
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Жыл бұрын
እዌ ክልተ ነገር ሐደ ቀጭሕሩም አይነበረን ምባሉ ተጋግዩ እዌ ካብ ወዲ ፍላንሳ ብቀረባ ቻይና ጸግኢ እዩ ኔሩ እምበርከ ቻይና ኮምሽነር ወዲ ፍላናሳ ይኹን እምበር ተኣማኒ ቻይና & ሚኪኤል ወዲ ዬኋንስ ኮምሽነር ቦጦሎኒ ከሎ ድፍእ አይፈልጣን ናቅፍ ምስ ቻይና ለቅባጥ እዩ ዝውእል ቤትጽሕፈት ቦጦሎኒ ወዲ ተኸስተ ጥራሕ ዝነበር ትሪኦ።።
@emakifle
@emakifle Жыл бұрын
ክቡር ሓው ሃብቶም ብመጀመርያ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ከመስግነካ ይፈቱ። ወዲ ሰሎሙን ከም ሓላፊ ስለያን ዝነበሮ ግሪጭት ምስ ወዲ ፍላንሳ፤ እድ ክህሉዎ ዶ ይኽእል ኣብ ሞት ወዲ ፍላንሳ? እስከ ገለ በለና ብዛዕባ ተስፋልደት ኦፐሬተር ናይ እሰያስ ዝነበረ።
@binibinbuniam9451
@binibinbuniam9451 Жыл бұрын
ሰልጠነ ብዛዕባ፡ኮነረል ስርናይ።አስኪ ሕተቶ ኒ ሃብቶም
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
03 መቦቆላ ኣብ ህዝቢ ካርነሺም ተወሊዳ ኣብ ሳህል ዝኣበየት ፥ኣብ ኣስመራ ምስኣተወት ተምርአያ ኣብ ኩሉ ኣሪትራን ኣብ ወጻአን ዝኣምበበት፥ካሳብ ህጂ ተስፋህፍህ ዘላ ሃደገኛ መርዚ ቫይረስ ናይ ኢሰያስ አያ፥
@merhawi.tesfagergsh669
@merhawi.tesfagergsh669 Жыл бұрын
Giana ketesfahif eya kiab hangolka dzereka wedi amenzra
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 Жыл бұрын
እዋይ ታደሰ ወልደኣብ ኣፍዓበት ወይ ሕዳይ ኣሕቂቖሞ ናይ ቦጠለኒና ሓኪም ኔሩ ምቕሉል ርህሩህ ኔሩ👍👏👌👌
@abitifili3597
@abitifili3597 Жыл бұрын
ሰልጠነ ጻዕራም ኢኻ ቐጽሎ : ግን ሕቶ ትደጋግም ኾንካ ተኺኢልካ ኣምሓይሽ ተዘይ ተኻኢሉ ግን ንፍዕ ሓታታይ ሃሰስ በል!
@aronberhane6179
@aronberhane6179 Жыл бұрын
Thanks Habtiom good Job
@danielberhane7488
@danielberhane7488 Жыл бұрын
ሰልጠነ - ነቲ ከይሓተትካዮ ኣቐዲሙ ዝገለጾ ነገር ደጊምካ ምሕታትሲ ፣ ሰኣን ጽን ኢልካ ምስማዕ ድዩ ወይስ ግድን ክትሓትት ስለ ዘለካ ኢኻ? ወዲ ሰብ እኮ ፈላጥ ኮይኑ ኣይውለድንዩ የግዳስ ካብ ጌጋታቱዩ ዝመሃር ተፈታዊ። ጽን ኢልካ ምስማዕ ልመድ። ተወልደ የቐንየልና ነት ቅኑዕ መግለጺኻ።
@samirawiwedikeshi3161
@samirawiwedikeshi3161 Жыл бұрын
Selam selam seltene mis gasha bitaemi xibuk sirh u Etom nay silya wedi filansa kisiwae kelo zineberu asimatom eba hiteto hij ke ab mintay dereja sirah alewu?
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 9 ай бұрын
Ata baelom eyom ketilemo
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ሰላም ሰልጠነ ፡ ነዚ ምስ ተጋዳላይ ራድዮ ኦፐረይተር ነበር ኣቶ ሃብቶም እትገብሮ ዘለኻ ተኸታታሊ መደባት ብተመስጦ እከታተሎ ኣለኹ። ካብቲ ንተዘክሮታተይ ዝኾርኮሖ ብዛዕባ ኣቶ ተወልደ ኣድሓኖም እዩ። ንሻዕብያ ራሕሪሖም ካብ ዝኣተዉ ብወገነይ እቶም ክልተ ደፋራትን ተባዓትን ተኽለ ዓደን ፣ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ዝነበረ ፡ ከምኡውን እዚ ሎሚ ዚዝከር ዘሎ ኣቶ ተወልደ ኣድሓኖምን እዩ። እዚኣቶም ብፍላይ ነዚ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ተፈጢሩ ዘሎ ኣዝዩ መወዳደርቲ ዘይብሉ ጨፍላቕን መላኽን ስርዓት ፡ ናብ ኤርትራ ከይስዕርር ብዓንተቡኡ ንህዝቢ ኤርትራ ከጠንቅቑ ካብ ዝፈተኑ ግን ሰማዒ ዝሰኣኑ ሰባት እዮም። ከምቶም ካለኦት ተጋደልቲ እዞም ክልተን መሰልቶምን ፣ ደሓር ምስ ወግሐ ክነርክበሉ ኢና ፡ ኣይበሉን። ተባዕ ስጕምቲ ወሲዶም ብጋህዲ ንስርዓት ኢሳያስ ክኹንንዎ መሪጾም። ስለዚ ፡ ብዛዕባ ትብዓትን ድፍረትን ናይዞም ክልተ ፡ ፍሉይ መደብ ምስ ነበር መታዓቢቶም መማህርቶም መቃልስቶም ንህዝቢ ኣቕርብ። ቀደም ኣብ ራድዮ ኣስመራ ኣቶ ተወልደ ኣድሓኖም ካብ ዝበሎ ንብዙሓት ሰባት ዘገረመ ንመጀመርያ ግዜ ህዝቢ ኤርትራ ዝሰምዖ ከምዚ ይብል ፣ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ጉጅለኡን ነቶም ንሓቀኛ ቃልሲ እተሰልፉ ኣሸሓት ተጋደልቲ ዝቕትልን ዘሕቅቕን ዘሎ ኣድሓርሓሪ ዕሱብ ናይ ኣሜሪካ እዩ። ብፍላይ ብስም ኣባላት መንካዕ እናበላ ንብዙሓት ንጹሃት ተጋደልቲ ብፍላይ ንደቂ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ዝኣሰረን ዝቐተለን እዩ። ካልእ ብዙሕ ኣብ ገድሊ ዝግበር ዝነበረ ግፍዕታት ኣጋሊጹ ፡ እዚ ቃልሲ ከንቱን ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሕማቕ ዓዘቕቲ ከምዘእትዎ ብዓንተቡ ኣጠንቂቑ ኔሩ እዩ። ካብ ዝገርመካ ራድዮ ናይ ኣስመራ ነቲ ናይ ተወልደ ኣድሓኖም ዳርጋ ብምልኡ ከም ዘለዎ ሳንሱር ከይገበሩን ከይደምሰሱን እዮም ንመጀመርያ ግዜ ኣቕሪቦሞ። ኣብቲ መልእኽቱ ከምዚ ካለኦት ዝገብርዎ ወንበዴ ወይ ሺፍታ እናበለ ዘይኮነ ተገደልቲ እናበለ እዩ ዘቕርቦ ኔሩ። ብፖለቲካን ብናይ መደረ ክእለቱን ንነዊሕ ግዜ እተጋደለ ካድረ ወይ መምህር እዩ ዝጥዕም።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Жыл бұрын
እዚ ወዲ ግርም ጌሮ ዝፈልጦ ስለምንታይ እዩ ቀጭሕሩም አይነበረን ዝብል ደሎ።ገሪሚኒ እንታይ ማለት እዩ።?
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
@@toyotaw2500 ሓደ ናይ ቀደም ተጋዳላይ ምናልባት ኣቶ ወልደማርያም ኣብርሃም ይመስለኒ ፡ ኣብ ሰልጠነ ሸው ቅድሚ ቁሩብ ኣዋርሕ ዝቐረበ ፡ ኣብ መጀመርያ 1970ታት ሓንቲ ኢሳያስ ዝሕዛ ጂ3 ዝዓይነታ ቅጭሕርሙ ኔራ ክብል ሰሚዐ ኣለኹ። ካልእ ውን ድምጺ ኣልቦ ወይ ሳይለንሰር ዝለገበሉ ብረት ኔርዎም እዩ። ምናልባት ኣብ ዝመጽእ ንካለኦት ሓቲቱ ነዚኣ ይእርማ ይኸውን እዩ።
@romahagos2615
@romahagos2615 Жыл бұрын
21:00 petros solomun si nay eidu u rekibu thank you habtom ka kemezi eilka bzaeba iseyas Teweldebrhan zgelxkalna btemi eye zemesgneka edmen tenan yhabka ftari
@tigstiweldemicheal3288
@tigstiweldemicheal3288 Жыл бұрын
Takk seltene hawuna. Nhaftom knsbeyeo kenina.
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 Жыл бұрын
ብሓቂ ወርሒ 7 1990ግንባር ደቀምሓረ ትውረ ኔራ ተኣሲሩ ሓቅኻ ታንከኛታት ብዙሓት ከሲርና ኣዘኻኺርካና👌👌
@ttek9180
@ttek9180 Жыл бұрын
ተወልደ አድሐኖም ናብ ሱዳን ኢዩ አትዩ። አብ ከሰላ ከአ ሸፋቱ ሻዕብያ ቀቲሎሞ። አባል እታ ሕብእቲ ሻዕብያ ሰልፊ ብምንባሩ ሚስጢር ከውጽእ ኢዩ ዝብል ፍርሂ'ውን ኔርዎም ይኸውን ዝብሉ አለዉ።
@senayzemen2226
@senayzemen2226 Жыл бұрын
ኣየ ኣበሓጎይ ኣዴኻ ደርሆ ተሰኪማ ናብ ቻይና ትኸይድ ኔራ ቀቅድሚ ምውጻእካ።
@abitifili3597
@abitifili3597 Жыл бұрын
ሓቓ ወዳ ኣድሒና
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 Жыл бұрын
ተወልደ ኣድሓኖም ወዲ ሰገነይቲ እዩ ሓደ ወዱ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣሎ
@TesfaTeklu
@TesfaTeklu Жыл бұрын
ሃብቶም ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ። ኣብዛ ናይ 85 ፍሽለት ዝበልካያ ካልኣይካ ኦፐሬተር መን ይባሃል ኔሩ? ሃብተማርያም ዝበሃል ምሳኻ ኔሩዶ ይኸውን? እንተ ኔሩ ብኸመይ ትገልጾ?
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 Жыл бұрын
እዋይ ኣዘኪርካኒ ብታባ ፍኒክ ማእከል ግንባር ፈንጢሶም ካብ ሩባ ዓዋን ደብረሳላ ዛሕዛሕ ኢልና ይዝከረኒ።👍👌🙏🏿🙏🏿
@miletebahta7184
@miletebahta7184 Жыл бұрын
በጃኻ ባዕልኻ ምጺእካ ተመክሮኻ ግልጸልና ኢ ታሪኽ ሙሉእ ክኾውን ንሱ እጃሙ የበርክት ኣሎ ንስኻውን ስዓቦ ሓደራ❤️🙏🙏🙏
@merhawimengsteab1070
@merhawimengsteab1070 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@danieltewelde1512
@danieltewelde1512 Жыл бұрын
ብዓል ሚኪኤለ ተወልደ ኦፕረተር ዝነበረ ምሳኻ ዝነበሩ ኣብ ፍራንስ ኣለዉ
@ghebrhiwetdebesay922
@ghebrhiwetdebesay922 9 ай бұрын
ዘይ ኣምን ስለዝኾነ ብተንኮሉ ይኾውን በይኑ ክበልዕ ዘይክእል
@tesfayarays5390
@tesfayarays5390 Жыл бұрын
Eti medeb tsebuk endyu seltene gn eti htotatka mermera nay police tmslo aleka kurb kab bal hanok ER sat temhar thtna sorry about that.
@tedrosmengstab8599
@tedrosmengstab8599 Жыл бұрын
Bravo xbk agalalxa habtoma
@AteshmGonetz-mk3lg
@AteshmGonetz-mk3lg Жыл бұрын
እታ ሃለው ባሕሪ ትብል ጽሕፍቲ አንብባ በሎ፡፡
@Hosaena806
@Hosaena806 Жыл бұрын
Eritrawi mukan wey Eritrawi simiet mntsbraq ab Eritrea n abi hadega eyu zewdiqeka 💔 mikniatu eti wana azazi kem zbelo eta meriet ab zeyterkubuwa bota kisekla eye 💔 elu neyru 💔 kab mejemeria kesab mewedaeta ezia eya eta tiezaz. Astewiel ata seb eye tibl 💔 merietka zeykone neti seb eyu zsego zelo 💔
@Wediali-c9q
@Wediali-c9q 11 ай бұрын
Mejemeta seltene hawena selam bemkexal seltene hawey bezeba nay wedi felansa zebela teyet ko kab ruhuken kereba fulut yu
@mihreteabmichael1125
@mihreteabmichael1125 Жыл бұрын
Polis azazi birgade 87, Kifle serawit 61 Aziu chekan mukuh eu neyru. Netom merahti botoleni fetfet yeblom neyru. Darga bihaylu eu neyru, nay gusti eu neyru
@letishtewelde2945
@letishtewelde2945 Жыл бұрын
Selte hwey ahah helifatni lemi mshet Aboy brged 58 neru Kehi wekea wedi teare zbeh hteteley eba selte hewey ❤️‍🩹❤️‍🩹💕💕💕💕💕
@gamingwithme6795
@gamingwithme6795 Жыл бұрын
Wey qeyahti Embaba Deqemhare 😢 😢 😢
@tigrayadijeganu7208
@tigrayadijeganu7208 Жыл бұрын
nay betros selomon opreter aye alu ztezarebe ab paltokk yasin kcha ayu ati trwasaay kab trondaheim norway
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 Жыл бұрын
ተወልደ ኣድሓኖም ደቁ ኣብ England ኣለዉ ::
@mikimeharena9722
@mikimeharena9722 Жыл бұрын
Beynu kbele aydeln zeykones keyketlwo smi gerom ferihu eu nsu smi geru sebat yqetl neru endiu zwure
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын
Kay ydangruka nhebtom tray tewekes bzuht temekro sle zelwo kaleot kzarebu aytxeb
@ErnestuChecvera
@ErnestuChecvera 2 ай бұрын
Nezi megsti tseli enayo elka zey nutsur zereba mzrab targum yeblun halafnetawi. Zereba mzrab xubuq EYU. Wetehader konka abau entenerka ztegebre .shtara..ugeber Wala. Bi aynka neti sgumti aytrayo ms.gzen temekuro.ktgmgm.zeykal aykonen
@kubromtesfay9399
@kubromtesfay9399 Жыл бұрын
Demxi.albo.gerom.yom.teti.lemo.u.zebehal
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын
Kesla ei xbuk aleka hai AB germen nerwo nabe kkeyd zhesebe AB kesela soriba teketilu we di adhenom nerna
@chrismaryo8494
@chrismaryo8494 Жыл бұрын
Seltene beti natka azerariiba, episodes wala ayaregen keman kkk
@senayzemen2226
@senayzemen2226 Жыл бұрын
እዋይ ውርደት ጀጋኑኻ ዶ ወደይ ከምዚ ጌርካ ተሕስር ኢኻ ወደይ።
@abitifili3597
@abitifili3597 Жыл бұрын
ሸፋቱኻ ዶ ወላ ጀጋኑኻ ?
@gamingwithme6795
@gamingwithme6795 Жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@michaelfetawidequ8683
@michaelfetawidequ8683 Жыл бұрын
Seltene please htotatka adalikan tedalikan mxae Btaemi eyom aklenatat ezom temxeom sebat Smeetka tekoxaxirka zeytdelyo melsi kmexaka kemzkeel kea ktfelit aleka
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын
Kb NY heli gemirka ksab nay betoleni Mot alo ezi natey eilka hezo kb merh brged nlali Mot yelen anxr Esu entekonka bmistr tmewt
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Жыл бұрын
ሰባት ስለ ሰባት ዝና እንተ ሰበኹ እንታይ ረብሓ ኣለዎም?:መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል 👉ኩሉ ሰብ ከም ሳዕሪ ዩ:ኩሉ ክብሩ ድማ ከም ዕበባ ሳሪ ዩ:እቲ ሳሪ ይነቅጽ እቲ ዕበባ እውን ይረግፍ:ቃል እግዚኣብርሄር ግና ንዘለኣለም ይነብር:ነዓኹም ዝተነገረኩም ቃል ከኣ እዚ ዩ የብል:ስለዚ እዚ ቃል ዝተባህለ የሱስ ክርስቶስ ዩ:ከምኡ ከኣ መጽሓፍ ቅዱስ የሱስ ክርስቶስ ሂወት ሰብ ከም ዝኾነ የዛረበና ዩ:ስለዚ ንየሱስ ክርስቶስ ተቐበሉ ሕጂ::John 1 (ትግ) - ዮሃንስ 12: 👉ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።John 1 (ትግ) - ዮሃንስ 3: 👉ብእኡ ዅሉ ዀነ፡ ካብቲ ዝዀነ ዘበለ ድማ ብዘይ ብእኡ ዝዀነ የልቦን። 4: 👉ህይወት ኣብኡ ነበረት፡ እታ ህይወት ከኣ ብርሃን ሰብ ነበረት።Acts 4 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ 12:👉ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን። From Jesus christ👇 Don't go left or right👉👂 Say always Jesus christ is Lord,
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ብኣኻስ ሰቢኽካስ ጸዲቕካ ኢኻ ካን እዚ እግዚሄርሲ ከም ሰብ ዝጥበር ጌርካዮ። እምነት ብንጽህና ውሽጥኻ እዩ ዝፍጸም ብዘረባን ስብከትን ኣይኮነን።
@tigstiweldemicheal3288
@tigstiweldemicheal3288 Жыл бұрын
Daniel gidey amlak neti haki haki bel neti giga bel ybl.
@alazarhaylemicael8192
@alazarhaylemicael8192 Жыл бұрын
I love Habtom.thanks Seltene and Habtom.
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 2 ай бұрын
Ata seltene ketelti nerom ewe ezom kulom shaebiya eya atfiatom mekniyatu eseyas nsu eyu srhu
@MulugetaGirmay-s7p
@MulugetaGirmay-s7p 11 ай бұрын
ከም ሰብ ከዳዕ ኢካ ንህዝባዊ ግምባር ዘይ ናቱ ትህቦ ኣለካ ። ባዓል ዱኩም ታሪክ ኢካ
@fp6521
@fp6521 Жыл бұрын
Tewelde adhanom ab kerala testing nsu bhlikobter gesture amexad akasilu
@dehabamine2322
@dehabamine2322 Жыл бұрын
Slemintay eyom ezom jeganu tegadelti ms ezi resah xere hizbin tarikhn Eritrea zizarebu ayrideanin. Nyow beluwo nezi seltene zibluwo weyane.
@asmerethaile8989
@asmerethaile8989 Жыл бұрын
ቻይና ድኣ ኣስመሮም ነጋሽ ሓው ንደሳለኛ ነጋሽ ናይ ብሽክሌታ ሓላፊ ኮይኑ ዘሎ
@hagosaeyob2361
@hagosaeyob2361 Жыл бұрын
Egbet
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 Жыл бұрын
We don’t have had good History for younger generations. Very sad. Unbelievable. To dismiss Eritrean people. How to give everything. To one person. One person. I’m confused as the same times I do t understand. Wayyyyyy ???🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌸🌸🌸anyway. ?
@zewdishiko
@zewdishiko Жыл бұрын
What is your problem? He is speaking the true history.
@jackinoassefa8817
@jackinoassefa8817 Жыл бұрын
can you please stop talking history of EPLF and shabia. It wouldn't help for our change regime change in Eritrea. Talk about current situations
@bereketdesta2593
@bereketdesta2593 Жыл бұрын
I agree .
@MedhanieSegen
@MedhanieSegen 10 ай бұрын
ኣገዳሰ ታሪኻዊ
@petrosmebrahtu2
@petrosmebrahtu2 Жыл бұрын
Enda Dukan nay You tube kerakbeka eyu Hawna.
@nomore5845
@nomore5845 Жыл бұрын
ኣብ ኹናት ትስዊኦም ይብሃል ድማ ንባዕሉ ዝጽንቶም ናስዉኣ ምዕልቲ ይኽብር ዝሕዝንእንደገና ዝድንጹ ነዙይ እቱይናሕይዚ ወለዶ ካም ና ልግጫ ምዕልቲ ስዉኣት እናትብሃለ ገንዘብ እንትውጽኡ ነቱይ ስድርኡ ዝጽነቶሎም።🙉🙉🙉🙉 መግለጫ የግነዮ ታብዝትስውኡ ንክጽህንቱ ናብ ኩናት ዝኣጎቶም እንትልይዓለሙ ንሕጻውንቲ..። ናነገር ሽስዕውያ ድማኒ ኣዝልቅ ህድማ መስዋእት መቅተልቲ ንከረድእ ክፍትን እቱይ ሕማም ሻዕውያ ኣብ ኣእምሮ ገና ኣሎ ቀንዖም ነይቀንዑ ሕማሕ ሻዕውያ ዝተነኽፉ መድሓኒት ነይግነዮም። ነገረልኽፈት ሻዕውያ ዛይፍወስ ኻብ ኻንሰር መንሽሮ ዝትልኽፉ እዮም። BRAIN 🧠 CANCER SHABIA BRAIN 🧠 WASHED, ROBOTS 🤖 WALKINGV DEAD 💀 ☠️
@majijuju834
@majijuju834 Жыл бұрын
Seltene medebka xibuk ekua tekone hitotatka gina btaemi hade hade gzie kabaka zeyxibeyo ykoneni alo azaribom aythawikom
@abebaabraha726
@abebaabraha726 Жыл бұрын
😢😢😢😢😢
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 Жыл бұрын
ብዘይ ታዕሊም ብረት ኣታዃኹሳ ከይማሃርካ ኣብ ውግእ 400 ዝኾኑ ደቂ 14 ዓመት ቆልዑ ዘስደምም እዩ።
@mogosabraham6892
@mogosabraham6892 Жыл бұрын
Ata segab hejei nebseka ayfeletkan
@zewdishiko
@zewdishiko Жыл бұрын
Go see to the first interview .
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ኢሳያስ ብጀካ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ሃገር ናይ ምምራሕ ድሌት ወይ ዓቕሚ የብሉን። ቡዙሕ ደም ስለ ዘፍሰሰ ግን ሎሚ ከም ናይ ጭራ ነብሪ ምሓዝ ኮይኑዎ ብፍርሒን ራዕድን እዩ ዝሳቐ ዘሎ። ንሕና ከኣ ጣቋ ከም ዘለዎ ሰብ ንዘዝሰርሖ ተዋስኦታት ክንዕዘብን ክንትንትንን ተራባሪብና
@tigstiweldemicheal3288
@tigstiweldemicheal3288 Жыл бұрын
Petros selemun .btami rugum eiyu neyru.mknyatu yemane teklegerhsh awun geliswo neyru.
@romahagos2615
@romahagos2615 Жыл бұрын
Entay xubuk emo rekibu shinuwa alo
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ቀልዲ ሂወት ኣሪትራውያን ህጻውንቲ ቆልኡ ከይኣለምካ ናብ ሃዊ ኩናት? አዚ ዘርሃልካ ብሺም ነጻነት ደቂ ስባት ከምዝጠፍኡ ምግባር ፥ ኣነ ዝገርመኒ ምጽብባቅ ገድሊ ህግ ጂግና ህግ ከምዚ ዶ ከምዚ አቶም ህግ ብማአዶ ዝፈልጥዋ ከም ሃገራዊ ሃርነት ዝቃልስ ዉዱብ ገሮም ከቃናጂውዋ ፥ክትሪኢ ከለካ፥ኩናት ዘይዋኣለ ይሃጥር ከምዝተባህለ፥ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ሱፐር ሃገራውያን ደንበ አንስሳ፥ቀይህ ክዳን ባንደራ ተጠቅሊሎም፥ህግ ዝብሉን ተደሚርና ተሃዊስና ዝብሉ፥ደቂ ማይ ጠላሚት፥ድህሪ አዚ ፋሺስት ስርኣት ከ አንታይ ክብሉ ይኮኑ? ዝብል አቲ ቁስሊ ህዝቡ ዘህሞ ወገን ዝሃቶ ጉዳይ አዩ ፥አዞም ህልና ኣልቦ ህውስዋስ፥ደቃሉ ከምኣመሎም፥ዋአ ኣይተረዳኣናን ነሩ፥ደይ ሃገርና ስለ አንፈቱ ኢና ፥ወዘተ አቲ ሎክሞኛ ባህሪያቶም ክሳብ ማአሙቅ ግብኣት ሂወቶም ዘይቅየር ባህሪያት ክህደት ከም ዉሪሻ ዝሃዝዎ አዩ ፥
@kristofferanderson
@kristofferanderson Жыл бұрын
Ab war moytu eyu zebahal mesweti n spiritual teray u zebel yemslni ane haw seltene
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 Жыл бұрын
ተዓወት ኮርዒዳ ወዲ ኤረ።
@senayzemen2226
@senayzemen2226 Жыл бұрын
ወዙዑና ኢልኩም ብረበሻ ወጺእኩም ኣይንመሃርን ኢልኩም ሕጂ ግን ድላይካ ከተጸልም ትኽእል ኢኻ ኣንታ መንጸርጸሪ ጠባይካ ሓሪኢ ኢዩ።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын
Hebtom xbuk aleka btbat glexo agudilkalu slezleka kab zgemrkayo sgab mexerehta glexo nhna bflay bdhrit nbxotna edtewkana atinamo Anka tarikna tehbia ayterefe kltekum dew belu tarik ktgelxu
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын
Seltene nheaby xbuk gerka felitkayom aleka nzgebrwo geben ezom tegadelti khebawo eyom zkalesu AB meda mistr ente awxikako trhen eka seb atemote seb ymexa eyom zamunu
@GayimAsefa
@GayimAsefa Жыл бұрын
ክቡር ሐውና ሰልጠነ እንስኻ ኩሉ ነገር ቀዲሚካ እኻ ኩሉ ኩነታት ተረዲኢካ እንደገና መሪር ፅሊኢት አብ ልዕሊ ሻዕብያ ከምዘለካ ርድእ እዩ ካሊእ ብዛዕባ መንነት ብዛዕባ ሕውነት ህዝቢ ትግራይን ህዝበ ኤርትራን አፀቢካ ስለ ተቐንቅን ደጋፊ ወያነ መሲሉ እዩ ዝረኤዮም አብ ሚድያኻ ደጋፊ ሻአዕብያ ክመፅእ ይኽእል እና ከም ጋዜጠኛ ከይተናደድካ ወይ ዓፈንካ ብሳሐቅ አተአናግዶም
@isaachagos7956
@isaachagos7956 Жыл бұрын
FOR EXAMPLE TEKIE KESHI BRIGADE 8 BOTOLENI 1
@germaiberhe635
@germaiberhe635 Жыл бұрын
ደቂ ክቡራትን ክቡራንን ሰላምታና ይብጻሕኩም። ፈይፈይ
@fanialgebreslase5635
@fanialgebreslase5635 Жыл бұрын
Sheytene
@wolduyohannes2969
@wolduyohannes2969 Жыл бұрын
Hayle mogos
@nevergiveupchange3466
@nevergiveupchange3466 Жыл бұрын
ንሐደ ዋላ ሐንቲ ኣፍልጥ ታሪክ ናይ ኤርትራ ዘይብሉ ሰብ ከምዚ ኢልኪ ናይ ሐደ ጅግና አያና ኢሰያስ ፍላንሳ ታሪክ ምዝራብካ ቅቡል ኮይኑ ኣይስምዓንን ምክንያቱ እዚ ሰብ ታሪክ ኣያታትና ከቆናፅብን ከናሹን ዝውዕል ሰብ እዩ
@alazardawit5850
@alazardawit5850 Жыл бұрын
Selam seltun fars
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын
Mnsaheb kunat Kay kefetka bota zey tameka etekoynu b zey wge tensahb wge mstekefte emo defianaka hedimkas anshibkaaybhln blka malay mshb bkunat mdfae kea mhdam
@danielberhane7488
@danielberhane7488 Жыл бұрын
ካን ቅንጪ-ሕርሙ ኢልካያ? ወይ መከራ - ዕጭ-ሕርሙ እስከ በል።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ኣብ ኤክስፖ ቻይና ንውጩ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ቀጥቂጥዎ
@simonablel9453
@simonablel9453 Жыл бұрын
Meas tay ms gebero?
@me-msd9407
@me-msd9407 Жыл бұрын
😂😂😂😂 ኣይትሓሱ እስከ
@bereketyshaq4904
@bereketyshaq4904 Жыл бұрын
ነጎድጋድ ዝኮነ ሓሶት፡ ብዘረባ ድዩ ወላ ብቦኩስ
@wolduyohannes2969
@wolduyohannes2969 Жыл бұрын
Wedi mogos
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,6 МЛН
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 33 МЛН
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 12 МЛН
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18
لماذا تحريرها كلها ممكن؟ - بودكاست مع تميم
3:46:56
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,6 МЛН